Тёмный

''ኣዝዮም ሒደት ጥራሕ'ዮም ዝድሕኑ'' ምስክርነት መንግስተ-ሰማይ ሃዋርያ ንያንጎ 

SEMAY TV
Подписаться 51 тыс.
Просмотров 33 тыс.
50% 1

Contact us: tvsemay@gmail.com

Кино

Опубликовано:

 

9 янв 2020

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 81   
@nejatjemalsalvationinchris3045
@nejatjemalsalvationinchris3045 4 года назад
ዎ የሱስ በሓቂ ምሕረት ግበረልና ካብ ህልዉናካ ወጻእይ ምድላይና ነዓይ ግን መንፈስካ ይሕሸኒ እስካ ኢካ ስልማተይ የሱሰይ ቴዲይ ሓውይ ከኣ ጎይታ ይባርካ ትማሊ ሮቡዕ ብዛዕባ በተክርስትያን ብምልኮ ጣቆት ተጎቢጣ ካብ ኣምላክ ኣብ ረብሓ ርእሳ ከም ትጎይ ዘላ ክንዘራረብ ኣምሲና ሂጂ ምስ ሰማዕክዋ ብጣሚ ልበይ ነዲዱኒ ብንብዓት ሰሚዕዮ እዚ ምስክርነት
@wediasmara6578
@wediasmara6578 4 года назад
Hakiki diki aslamayti neyrki
@agaposnt6673
@agaposnt6673 4 года назад
,ን ምጽኣት ክርስቶስ ድልው ዝኾነ ሂወት ክህልወና ጎይታ ብጸግኡ ይደግፈና። bless u tedy hawey
@user-xi1sx7st4s
@user-xi1sx7st4s 6 месяцев назад
ሀተፍተፍ ኢዩ እዚ ፡ ካብ ጽውጽዋይ ናይ ኦርቶዶክስ አይሓይሽን ኢዩ ግዜኩም ፡ ወንጌል ስበኩሉ ፡ ቃል አምላክ ምሃርሉ ።ንኣብነት ከምቲ ካብ ኣስመራ ተላኢኩሉክም ክትፍንዉዎ ዝቀነኩም ትምህርቲ።ወድሓንኩም መንፈሳዊ ቆልዑት ኣይትኹኑ።
@yonasabraham1868
@yonasabraham1868 4 года назад
የሰው ልጅ በንሰሃ እስከተመለሰ ድረስ ይድናል ቅዱስ ቃሉ እንደዛ ነው የሚነግረን"ወደ ግራ የሚወስደው መንገድ ሰፊ ነው በዛም የሚገቡት ብዙዎች ናቸው ወደ ቀኝ የሚወስደው ጠባብና በሱም የሚገቡት ጥቂት ናቸው"ብሎ የሚነግረን ሲሆን እንደነዚህ አይነት ሃሰተኛ ነብዮች ግን ሰውን ያደናግሩታል ያሉት እነሱ የሚሉትን ከመስማት ቅዱስ ቃሉን ማንበብና ማወቅ ከምንም በላይ ነው ስለዚህ ሁልጊዜ ቅዱስ ቃሉን ማንበብ ያለብን እላለሁኝ አንተ ተኝተህ ያለህ ንቃ እንደዚሁም ቅዱስ ቃሉ ምን ይላል"ማንም እንዳያስታችሁ ተጠንቀቁ"የሚለን ሲሆን ፈጣሪ ሁልጊዜ በቸርነቱ ይጠብቀን
@user-st8kh3ex3y
@user-st8kh3ex3y 4 года назад
ኣምላከይ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና☝☝☝
@HelengalJesus
@HelengalJesus 4 года назад
God bless you my brother this is haki eu tabarki 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@freweyiniyohanns6164
@freweyiniyohanns6164 4 года назад
እግዚአብሔር ይባርክህ በትክክል ወደ እግዚአብሔር መመለስ አለብን የመዝሙረን ሊንክ ላክልን
@user-bx2cw1kv9i
@user-bx2cw1kv9i 4 года назад
እግዝአቢሄር ይመስገን ነዚ ክንሰምዕ ዝፈቀደልና ተባረክ ብሩክ
@berekettadele5763
@berekettadele5763 4 года назад
God bless you Tedi hawey .
@mkieleteklay4203
@mkieleteklay4203 4 года назад
Thanks barikay hawey
@weinitekle6791
@weinitekle6791 4 года назад
Ihmmmm 🙏 haki behaki 🙏, Goyeta Yesus Christos medhanina Yebarkum semay TV, Ezgabher Amelak 🙏 Haki meglaxatu Yebzhalkum.
@helenkahsay4257
@helenkahsay4257 4 года назад
Ohh God please give us your mercy!
@esayas833
@esayas833 4 года назад
Mehert yweedlkum neza program and netom endasoseo nefetari zmesgenu zemslom Enty aynt defara ekom Ezggio meharana y zebele Be gega meskernt tetefeo zelkom
@lidiaabrham4866
@lidiaabrham4866 4 года назад
ኣብይ መልዕኽቲ እዩ ዘመንካ ይባረኽ!!!!!!!!
@rigeatbrhane1494
@rigeatbrhane1494 4 года назад
Oh my God lord help us to walk in righteousness.
@meazawoldezion9638
@meazawoldezion9638 4 года назад
GOD bless you my beloved brother in CHRIST
@Luna23official
@Luna23official Год назад
God bless you
@maryhabtab755
@maryhabtab755 4 года назад
Thanks God bless you Taddy
@shalomnazrawit536
@shalomnazrawit536 4 года назад
ወንጌል ዮሃንስ 10 1፤ እቲ ናብ ደምበ ኣባጊዕ ብኣፍ ደገ ዘይኣቱ፡ ብኻልእ ወገን ዚሐኵር፡ ንሱ ሰራቕን ጕሒላን ከም ዝዀነ፡ ብሓቂ፡ ብሓቂ እብለኩም አሎኹ። ....., 5፤ ድምጺ ኻልእ ዘይፈልጣ ስለ ዝዀና፡ ንኻልእ፡ ካብኡ ይገልባ እምበር፡ ኣይስዕባኦን እየን።🤔
@abebaberhane2676
@abebaberhane2676 4 года назад
Goyta ybareka nberkt konne Ted
@meharikebede980
@meharikebede980 4 года назад
Oooo amlaky mhretka abzhelna . Tebark
@henokasfhajl4919
@henokasfhajl4919 4 года назад
Than k Semay tv aziu agedsi temhert
@misganatesfe2708
@misganatesfe2708 4 года назад
God bless you tedi hawey
@raenasweet
@raenasweet 4 года назад
Oh My God have mercy O Lord It is so scary God please forgive our sins
@Jossiblessed
@Jossiblessed 4 года назад
ተዲ ብሩኽ ጎይታ የሱስ ይባርኽካ ንስኻ ብሩኽ ኢኻ። ሕቶ ግና ኣላትኒ። ኣነንን ንስኻን ንጽበያ ዘሎና መንግስተ ሰማይ ከመይ ዓይነት ድያ ? # ሰብ ዝረኣያ ብዓይኑ ብእዝኑ ዲና ንጽበ ዘሎና? ቃል ኣምላኽ ዝብለና ግና ከምዚ እዩ። 1ይ ቆረንቶስ 2 (1 Corinthians) 9፤ ግናኸ ከምቲ ጽሑፍ፡ እቲ ዓይኒ ዘይረኣየቶ እዝኒ ኸኣ ዘይሰምዓቶ ኣብ ልቢ ሰብ ድማ ዘይተሐስበ፡ ኣምላኽ ነቶም ዜፍቅርዎ ኣዳለወሎም፡ ዚብል፡ ስለዚ ዝኾነ ሰብ ነታ ንዓይ ዝዳለዋ ዝረኣያ የልቦን ።ኩሉ እቲ ምስክርነት ጽቡቅ እንከሎ ግና ብጥንቃቀ ይሓይሽ ይብል ተባረኽለይ
@Neguseermias
@Neguseermias 4 года назад
1ይ ቆረንቶስ 2 (1 Corinthians) 9፤ ግናኸ ከምቲ ጽሑፍ፡ እቲ ዓይኒ ዘይረኣየቶ እዝኒ ኸኣ ዘይሰምዓቶ ኣብ ልቢ ሰብ ድማ ዘይተሐስበ፡ ኣምላኽ ነቶም ዜፍቅርዎ ኣዳለወሎም፡ ዚብል፡ 10፤ እቲ መንፈስ ግና መዓሙቚ ኣምላኽ እኳ ኸይተረፈ ንዂሉ ይምርምር እዩ እሞ፡ ንኣና ኣምላኽ ብመንፈሱ ገይሩ ገለጸልና። ስላም ንዓካ ይኩን ብረክ ሓውይ አዚ ጥቅሲ ክሳብ ምውዳአታ ኣይንብብካይን አቲ ጽሕፋት ክም ዝብልዎ ዘብል ዛሎ እብ ብሉይ ኪደን አዩ ምስጥር ንይሩ ምክንይቱ ኣብ ብልይ ኪዳን ዝንብሩ ንብያት ይንብይዎ ነየሮም ግን አንታይ ምካኑ ኣይትግልጽልምን ኣብ ሓድሽ ኪዳን ግን ምስጢር ዘብሃል የለን ኩሉ ምስጢር ኣምልክ ብመንፊሱ ጋየሩ ግልጽልና ብምንፍሱ ግይሩ ግልጸልና አዩ ዝብል ።
@Wede-Mezmur
@Wede-Mezmur 4 года назад
@@Neguseermias ብርግጽ ከምዚ ትብሎ ዘሎኻ ብዛዕባ እቶም ኣብ ብሉይ ኪዳን ዘለዉ ሽፉን ነይሩ እዩ እቲ ኣምላኽ ንደቂ ሰባት ዘዳለዎ፡ ግናኸ እቲ ጳውሎስ ምድጋሙ ኣብ ግምት ዘየእቶኻያ፡ ኣምላኽ ነቶም ዘፍቅርዎ ዘዳለወሎም እትብል ሓረግ፡ ምስታ ጐይታ ዝበላ ኣየተሓሓዝካያን። “ከይደ ስፍራ ምስ ኣዳለኹልኩም፡ ኣብቲ ኣነ ዘሎኽዎ ንስኻትኩምውን ኣብኡ ምእንቲ ኽትኰኑስ፡ ተመሊሰ ኽመጽእ እየ እሞ ናባይ ክወስደኩም እየ።” - ወንጌል ዮሐንስ 14፡3 ጐይታ ዝበሎ ስፍራ ምስ ኣዳሎኹልኩም፡ ስለዚ ኣይተዳለወን ዘሎ ግናኸ ኣብ መስርሕ፡ ብድሕሪኡ መታን ኣብቲ ንሱ ዘለዎ ክንህሉ ተመሊሱ ክወስደና ኪመጽእ እዩ። ስለዚ እዚ ሰብ ዝብሎ ዘሎ ኣምላኽ ከም ዘየርኣዮ ብርግጽ ክነግረላ እኽእል እየ። ብኸምዚ ሰብ ክምለስ መደብ ኣምላኽ ከም ዘይኰነ፡ ነዚ ኽፍሊ ርኣዮ። ወንጌል ሉቃስ 16 ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯ ³⁰ ንሱ ኸኣ፥ ኣይኰነን፡ ኣቦይ ኣብርሃም፡ ካብ ምዉታት ሓደ እንተ ኸዶምሲ፡ ኪንስሑ እዮም፡ በሎ። ³¹ ንሱ ድማ፥ ንሙሴን ነብያትን እንተ ዘይሰምዕዎምሲ፡ ካብ ምዉታት ሓደ እንተ ተንስኤውን፡ ከቶ ኣይኣምኑን እዮም፡ በሎ። እምብኣር እቲ ኈይታ ዜዳልዎ ዘሎ ነቶም ዜፍቅርዎ፡ ሕጂ'ውን ንማንም ኣይተገልጸን እሞ ብኸምዚ ኣይትታለል፡ የግዳስ ብዓውደ ንባብ ክትርድኦ ምፍታንካ ከይነኣድኩኻ ኣይሓልፍን። ኣምላኽ ይባርኽኩም!
@jesuswept998
@jesuswept998 3 года назад
እዛ ጥቕሲ ብዙሕ ሰብ ብዛዕባ ቲ ገና ዘይረኣናዮ ገነት ያ ትመስሎም ቀስ ኢልና እንተኣንቢብናያ ግን ብዛዕባ ቲ ኣብ መስቀል ዝተሰቅለ ምእንታና ዝተዋረደ ወሃቢ ሂወት ዝኮነ ጎይታናን መድሓኒናን የሱስ ክርስቶስ ያ ትገልጽ ማለት ንሱ ዩ ቲ ክብሪ ኣምላክ
@wasenambye8394
@wasenambye8394 4 года назад
God blesyou amen off god
@mussietewelde1476
@mussietewelde1476 4 года назад
Amlak mihret yigberelkum kulu ti mskrnet ms qal amlak zey sane koynu. Mot Goita si n kilite Sebat kab 100 zeyedhn diu....n shetan Kibri zhb wey zeksb mskrnet. Seb mdhanu keyfelete zgoaz ente koynu dia entay yifeliyo kab haimanot. Teneshu.... Please aredadiakum qehiru N seb bfqri amlak ember b mfrirah aytedhnon eka
@Wede-Mezmur
@Wede-Mezmur 4 года назад
ሙሴ ሓወይ፡ ቅኑዕ ኣሎኻ፡ እዚ ሓው፡ ሓው ክብሎ እኳ የጸግመኒ እዩ፡ ሰባት ቪድዮታቱ ክርእዩሉ እምበር፡ ፋዕራ ስሕተት ምህሮ እኳ የብሉን! እምበር እዚ ኣገባብ ምስክርነት እዚ ካብ ቃል ኣምላኽ ኣዝዩ ዝረሓቐ፡ ሰባት ኣብ ክንዲ ንቓል ኣምላኽ ኣሚኖም ብጽድቅን ቅድስናን ክመላለሱ ንቓል ኣምላኽ መምርሒ ህይወቶም ዝገብሩ፡ በዚን ወዲ ኸምዝን ራዕዲ ሕዝዎም ኣብ ሓጢኣት ኪጸንዑ ዚገብር ምስክርነት ኬናግፎም ኣይክእልን እዩ። ወንጌል ሉቃስ 16 ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯ ³⁰ ንሱ ኸኣ፥ ኣይኰነን፡ ኣቦይ ኣብርሃም፡ ካብ ምዉታት ሓደ እንተ ኸዶምሲ፡ ኪንስሑ እዮም፡ በሎ። ³¹ ንሱ ድማ፥ ንሙሴን ነብያትን እንተ ዘይሰምዕዎምሲ፡ ካብ ምዉታት ሓደ እንተ ተንስኤውን፡ ከቶ ኣይኣምኑን እዮም፡ በሎ። ዜናግፍ ሓይሊ ኣብቲ መንፈስን ህይወትን ዝዀነ ቃል ኣምላኽ እምበር ኣብ ከምዚ ጽውጽዋያት ምስ ቃል ኣምላኽ ዝቃረን ኣይኰነን።
@juletabrhem6249
@juletabrhem6249 4 года назад
ኣዝዩ ዘገርም እዚ ጻኦት ዝብሎ ሲ ብዙህ ብዙህ ብዙህ ዘሎ ኣብ ሂወትና . ...ናይብሀቂ ኣቢ ትምህርቲ የቀኒልና ተባረክ ተዲ ኣጆካ በርትእ ዝሀወይ
@misganatesfe2708
@misganatesfe2708 4 года назад
Glory To God
@selamsenai2090
@selamsenai2090 Год назад
ጎይታ❤ዓቢ ኢካ 😭
@emmanuljosshua5605
@emmanuljosshua5605 4 года назад
Tediy hawey tebarek.EZA siol gn btamiy eya tefrhany.
@yosiefsahle8016
@yosiefsahle8016 4 года назад
God bless you tedi
@conscienceisfreedom4968
@conscienceisfreedom4968 4 года назад
ከምዚ ሕልሚ ማንም ሰብ ከሓልም ይክእል እዩ
@adhanettesfa7449
@adhanettesfa7449 4 года назад
Tebarek brother ezi nay gizyu dewl eye
@namikonijo834
@namikonijo834 4 года назад
woooo,eysusyyy xegaka abzahalna merchana kexbek goyta yebareka tedi hawena
@markotom4082
@markotom4082 4 года назад
Tebareki Teddy way
@roxyjones9081
@roxyjones9081 4 года назад
GBU brother thinks
@millitekeste1720
@millitekeste1720 4 года назад
Thankyou blessed
@luwamyitbarek265
@luwamyitbarek265 4 года назад
Gytia yebtika bruk hawing, Ezra ki Klunia Christian enia neblie nebsina knftishe Kim’s zelina eyu, it’s time to wake up from our sleep, We should realize that our lord and saviour Jesus Christ will come back soon. So brothers and sisters we should be ready and clean from our sin by his blood!! Bless you
@ABRAM-ni1og
@ABRAM-ni1og 4 года назад
Amen amen amen
@lucihabte5790
@lucihabte5790 4 года назад
Bless u tedi
@user-ik1yb5vm2j
@user-ik1yb5vm2j 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@folifoley8701
@folifoley8701 4 года назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@kerentsaeda7585
@kerentsaeda7585 4 года назад
eti zgeremeni.1. (kulu Seb nab cherch ente mexe bereketey trah deliyu u ) .2. Kulu akaydana kubul enzey koynu ab kdmi amlak ( kenae amlak u ) amlakna (bbahriu kenae amlak ) shim kem zelewo abi tmhrti hallelujah ::
@bokretesfayshow6490
@bokretesfayshow6490 4 года назад
Tebarek tedi
@hbaryagabr7320
@hbaryagabr7320 4 года назад
ተባረኽ ቴዲ መቸም ብዙሕ ሕቶ የልዕለልካ ምድሓና ብፀጋ አምላክ እንተኾይኑ ክርትያን ካብ ንበሃል 2% እንተኾይኑ ዝድሕን ምስ ቃል አምላኽ ዶ አይጋጮን?
@emmanuljosshua5605
@emmanuljosshua5605 4 года назад
Bruk hawey /habtey mdgana wela bexega ykun men eye eu etiy hto frdiy bgdiy eu. Mhret trah nlemn.kabaka/ki Belixe maletey aykonen be krstos love u.
@yordagebre1651
@yordagebre1651 4 года назад
H Baryagabr hakka hawey mo msabnaa Nkontu u 😭😭😭😭 Ane bwegeney Ayamnelunn ye Kab Kalu wexaee u zii.
@almazmurphy6582
@almazmurphy6582 4 года назад
God bless you my brother I have a question why this Pastor need to go to Ashland can God reveal himself in Cameron ?
@zelalemamare3032
@zelalemamare3032 4 года назад
Wawww ygerm eyu eza tksi namenti eya tetsahifa slezi azina nab amlak mkrab khshena eyu tsbuk mskrnet tedi buruk ማቴዎስ 7 (Matthew) 13-14፤ እታ ናብ ጥፍኣት እትወስድ ደገ ርሕብቲ፡ መገዳውን ገፋሕ እያ፡ እቶም ብእኣ ዚኣትዉ ድማ ብዙሓት እዮም። እታ ናብ ህይወት እትወስድ ደገ ግና ጸባብ፡ መገዳውን ቀጣን እያ፡ እቶም ዚረኽብዋ ኸኣ ሒደት እዩም እሞ፡ በታ ጸባብ ደገ እተዉ።
@user-ik1yb5vm2j
@user-ik1yb5vm2j 4 года назад
ኣምላክ ምሳኻ ይኹን ባሓቂ ሓዚነ
@furtunayemane8783
@furtunayemane8783 4 года назад
Bezaeba enetaye hazinka
@selammedhinay9704
@selammedhinay9704 3 года назад
ናይ ባሓቂ ደሕዝን እዩ
@asmehope7604
@asmehope7604 4 года назад
ተባረኽ ቴዲ ሓውና ንስኻ በረኸትና ኢኻ::
@selamzeray1436
@selamzeray1436 4 года назад
Waww amlak ybarkka tedi hawey
@Nebyat564
@Nebyat564 2 года назад
Bkrstos zelo kulu eyu zdhn
@godislove5557
@godislove5557 4 года назад
ምስክርነት ሰብ ንቅበል እንተ ደኣ ኮይናስ ምስክርነት ኣምላክ ካብኡ ይበልጽ ። ቴዲ ትጋገ ከም ዘለኻ ጥራይ ክሕብረካ እደሊ ።
@yordagebre1651
@yordagebre1651 4 года назад
Yemane Samuel hkkaka 😭😭😭😭😭😭
@yonasabrha1223
@yonasabrha1223 5 месяцев назад
ኣነ ብዙሕ ኣይግደሰሉን አየ ኒረ አዚ ሰማይ በጺሕና ዝብሉ። ነዚ ግን አንድዒ ኣሚነዮ
@mamamama990
@mamamama990 4 года назад
ሰማይ ቲቪ ኣይትጋገዩ :ራእይ የውሃን ኣንብቡ :ራእይ የውሃን ንኸንቱ ኣይተጻሕፈን ::ብዛዕባ ኩነታት ዓለምን መስርሕ መንግስተሰማይን: ማቴዎስ ምዕራፍ 24 እኹል እዩ ::ንሰብ ኣይተጋግዩ ካብ እቶም ሓሰውቲ ነብያት ከይትኾኑ ውን ርእስኹም ሓልዉ ::ቃል ኣምላኽ ከምዘለዎ ዓቕርብዎ ንሱ እኹል እዩ ::ሓደሰብ ከምዚ ርእዩ ሓደሰብ ከብዚ እንበልኩም ካብ ቃል ኣምላኽ ወጻኢ ኣይትዛረቡ ::
@user-ik1yb5vm2j
@user-ik1yb5vm2j 4 года назад
እዚ መዝሙር ናይ ፖስተራት ድዩ
@okbaygoitom7697
@okbaygoitom7697 4 года назад
ኣብ ናጀርያ ካሜሮን እንዳበካ ትዛረብ ኣለካ ብከመይ ኢካ ረኪብካዮም ጽውጽዋይ ከም ሓቂ ጌርካ ኣየቅርቦ
@mhrettsegai9812
@mhrettsegai9812 3 года назад
Eway bejakum eske ezi ab mexhaf kdus zeyele aytemxiu ezi men koynu eyu ms goyta kem seb normal zzarareb.eti zhasbo eyu zzareb zelo ewa'e bejakum wengel sbeku seb kal amlak kenbib xelot kgebir knasah mharu. zhalemwo niana mengsti semay ayetwenan eyu.b'goyta ziamene kulu nay zelialem hiwet yrekib bejakum seb kemey geru ydhin meskru ewa'e normal koynu beka bhlmi ms amlak mielal wey guddddddd amlakey mhretka awrdelna
@danielyohanes6651
@danielyohanes6651 4 года назад
እዚ ናይ ሰይጣን ወይ ናይ ሰብ ድራማ እዩ ፡ ናብ ቃል ኣምላኽ ንመለስ።
@yordagebre1651
@yordagebre1651 4 года назад
daniel yohanes seb lomi Akndi kalu damnn Xwxwayy Nay Sebat Yamnn 😭😭😭😭😭zehznn u.
@miliondebesay292
@miliondebesay292 3 года назад
Ortodox and chatolic islam From satan no from god
@antonyoyosef5451
@antonyoyosef5451 4 года назад
Btaemi tehznu nezi halewlew mzrgahkum ember do amenti ekum nmukanu ? Meskinay hzbi tsawetlu alekum nonsense
@metkelzerai2510
@metkelzerai2510 3 года назад
Hade eko b krstos yesus entehaliyu konene yebilun Rome 8:1 and 2 korontos 5:17 Ezi Mihiron misikirinet kab musen buluy kidan welahniti fililiy ayirekebikulun. Please upgrade your self and stop condemning Christian. Kubur waga eyu tekefililina
@user-he7hv4ry7s
@user-he7hv4ry7s 4 года назад
እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሕረት የውርደልኩም ኣሕዋተይ በቃ ጽንጽዋይ መላእክት ኣየማልዱን ኢዮም ናበልኩም ሎሚ ብዙሕ ሰብ ክገድፈኩም ምስ ጀመረ ሕጂ መላእክቲ ተራኪበ አረ እግዚኣብሄር ምእንቲ ቅዱስ ስሙ ኢሉ ይቅረ ይበለልኩም ምበር ከተማ እግዚኣብሄር ሲ ሓንቲ ኢያ፡
@frezghibelay258
@frezghibelay258 4 года назад
Mengste Semay Teatue zelo
@ghebrielabrham7727
@ghebrielabrham7727 4 года назад
Amlak ymharena ab betu alena endabelna keyniwetsie amlikona kontu keykewin mistiwalna ykifet tebareku
@mesfenabraha89
@mesfenabraha89 4 года назад
ምድሓን ብኻልእ የለን ኣብ ትሕቲ ሰማይ ክንድሕነሉ ዝተዋህበና ሽም የሱስ
@mesfenabraha89
@mesfenabraha89 4 года назад
ምድሓን ብእምነት ዩ ብስራሕ አኣይኮነን
@user-he7hv4ry7s
@user-he7hv4ry7s 4 года назад
Mesfun Abraha ሓወይ ወይ ሓብተይ ከምዚ ትብሎ ዘለካ ድሕነት ብምእማን ጥራይ ኢዩ ኢልካ ምድምዳም ፍጹም ጥፍኣት ኢዩ ብኢየሱስ ክርስቶስ ምእማን ናይ ዘልኣለም ሂወት ኣለዎ ቃሉ ኢዩ ወ/የ 6፥47 ነገር ግን ኣሚነ ኣለኩ ሞ ናይ ዘልኣለም ሂወት ኣለኒ ኢለ እቲ ንሱ ዝብለኒ ዘይገብር ተኾይነ ወይ ውን እቲ ንሱ ዝእዝዞ ዘይነተግብሮ እንተተኮይና ካብ ኣጋንንቲ ዘፍሊ የብልናን ምክንያቱ ኣብ ያዕቆብ 2፥18--24 ንስኻስ ኣምላክ ሓደ በይኑ ከም ዝኾነ ትኣምን ኣለኻ፡ ጽቡቕ ኣጋንንቲ ውን ይኣምኑን ይርዕዱን ኢዮም፡ ግናኸ ኣታ ዓሻ ሰብ እምነት ብዘይ ግብሪ ፍረ ዘይብላ ምዃና ክትፈልጥ ዶ ትደሊ ኢኻ፡ ኣብርሃም ኣቦና ነቲ ሓደ ወዱ ኣብ መሰውዒ ምስ ኣቕረቦ ዶ እምነት ምስ ግብሪ ኮይና ከም ዝዓየየት ፡ ከምኡ ውን ብግብሪ ጌይራ ምልኣት ከም ዝረኸበት ትሪኢ ኣሎኻ፡ እቲ ኣብርሃም ንኣምላኽ ኣመኖ ጽድቂ ኮይኑ ውን ተቖጽረሉ ዝብል ቃል ቅዱስ መጽሓፍ ተፈጸመ። ያዕቆብ 2፥17 ውን እምነት ምግባር እንተዘይብላስ ንርእሳ ምውትቲ ኢያ። እቶም ናፈለጥኩም ብግዝያዊ ረብሓ ዘልኣለማዊ ጸልማት ትመርጹ ዘለኹም ምስትውዓሉ ይስደደልኩም። እቲ ኣዝዩ ዘሕዝን ግና እቶም እትስዕብዎም ዘለኹም ኢዩ ከም ይሁዳ ኤሳውን ብገንዘብን ከብድኹምን ንኣምላኽኩም ትሸጡ ኣለኹም ኣይ ብስጋኹም ረቢሕኩም ኣይ ምስ ኣምላኽኩም ነቢርኩም ኩሉ ሓዲግ ኮይኑ ናብራኹም በጃኩም ቁሩብ ተበራበሩ። ኣምላኽ ኣይጥበርን ኢዩ ገላትያ 5 እስከ ክሓተኩም እቶም ትስዕብዎም ዘለኹም 1) ስጋይ ዘይበልዕ ደመይ ዘይሰቲ ናይ ዘልኣለም ሂወት የብሉን ወንጌል የውሃንስ 6፥53 ይብል ቅዱስ ቃሉ ኣበይ ኬድኩም ቅዱስ ስጋኡን ክቡር ደሙን ትወስዱ? 2) ወንጌል ቅዱስ ማቴዎስ 10፥ 41 ዘሎ ቃል ትኣምንሉ ዶ? እወ ተኾይኑ ንምንታይ ዘይተተግብርዎ? ንምንታይ ከ ምግባር ኣየድልን ኢዩ ትብሉ? 3) እምነት ጥራይ ዘድሕን ተኾይኑ ንምንታይ ቅዱስ ጳውሎስ ኣብ 2ይ ቆረ 13፥5 ኣብ እምነት ምህላውኩምን ዘይምህላውኩምን ክትርድኡ ገዛእ ርእስኹም መርምሩ ከምኡ ውን ፈትኑ። ይብለና ሓንሳብ ተኣሚና ንምንታይ ኢሉ ኣብ እምነት ምህላውና ክንምርምር ተጻሒፉልና? 4) እዚ ትክተልዎ ዘለኹም ናይ ማርቲን ሉተር እምነት መዓስ ተመስሪቱ ? ክትምልሱለይ ይጽበ እግዚኣብሄር ኣምላክ ምስትውዓሉን ጥበቡን ይዓድለና ኣሜን
@user-vk1pf3dc8g
@user-vk1pf3dc8g 4 года назад
ካን ሃዋርያት ሐሲሮም ዝኾነ ዕዋላ ብካሜራ ሲስተም አቃናቢርኻ ጥንቆላን መዳናገሪ ቃላት ተጠቂምካ ሐዋርያት እዚ ሀንጀማ ከብዱ ናይ በላዕቲ ገዚፍ ክዳኑን ሰዓቱን ዘብለጭልጭ ባዓል ሎቃምጽ ቢንጠ ስገዱ ሸይጣዉንቲ መናፋቃን ዓዋሉ መምዝመጸ ንፈሱ አየደንቅን እዩ ናይ አቦታትኩም እምነት ደርቢኹም አብ ጭንቀት ተሸሚምኩም መጻወቲ ጦንቃሎ ኹኑ።
Далее
ጉድ ስማዕ
Просмотров 1,3 тыс.
Я, ЕСЛИ БЫ ПОПАЛА В ДОРАМУ
1:00
Просмотров 468 тыс.
Кто сможет полить огород ?
0:30