Тёмный

"ኣያ ስኢንና ኣያ ኮይንኩምና!" - ብዘይጠዋሪ በይኖም ተሪፎም ዝነበሩ 6 ዕሸላት 

Wushatena Media
Подписаться 124 тыс.
Просмотров 13 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

26 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 372   
@waskan8288
@waskan8288 7 часов назад
አረ ተጋሩ ሚድያታትና ነዕቢ
@FreTube-b9c
@FreTube-b9c 5 часов назад
ክንሸንፍ እኾ
@Mekelle_shkor
@Mekelle_shkor 6 часов назад
ዋው ተመስገን ዘውፃእክሞ ይተክአልኩም ከምዚ ገይርኹም ዘሐጎስክሞም ብር ትብሉ ትሓጎሱ ሰላምን ፍቅርን የውርደልና❤💛🇪🇷✝️👏
@your1773
@your1773 5 часов назад
❤❤🙏❤
@BdMs-ci3dp
@BdMs-ci3dp 3 часа назад
❤❤❤
@Azmra-ye6bd
@Azmra-ye6bd 2 часа назад
❤❤🙏
@FreTube-b9c
@FreTube-b9c 5 часов назад
መምህር በጃኻ ንዛ ህጻን ማህጸና ዝሓመመት ሕክምና ክትረአ ግበር ደሓር ዓብይ ጸገም ከይፈጥረላ ብገናኣ ኸምትረአ ግበር በጃካ ሓደራ ።
@TsgeredaS.M
@TsgeredaS.M 2 часа назад
ማርያምን 👌🥲🥲
@AlganeshTekulu
@AlganeshTekulu 7 часов назад
ብጣዕሚ እዩ ንቁሕ እት ንእሽተይ ቆልዓ ዝሓወይ
@Rockofliberty-lv1jw
@Rockofliberty-lv1jw 6 часов назад
ኩሎም ተኣምር ዝኾኑ ቆልዑ...
@BdMs-ci3dp
@BdMs-ci3dp 3 часа назад
​@@Rockofliberty-lv1jw❤
@elsatkleytuber2720
@elsatkleytuber2720 3 часа назад
ሳብሰክራይብ ግበሩለይ
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
ሞይቱ ነሩ ዝትስእ ሎሚ ሪኢና ዶ በልካ ማዓረይ እግዚአብሔር ምሳኩም ይኩን ዞም ሓተይ ❤❤❤
@AlganeshTekulu
@AlganeshTekulu 7 часов назад
እት መምርህር ኣብ ጎኖም ዘሎ እዉን ብጣዕሚ ክብር ይሃቦ🙏🙏🙏🙏
@regberegbe9767
@regberegbe9767 6 часов назад
ተዓዲልኩም ትህቡ ሂወትን ሰላምን ምስ ወሃብቲ እዩ።❤
@FreTube-b9c
@FreTube-b9c 5 часов назад
ኣብዚሑ ይሃብኹም ኣትም ሰብኣዊ ሕልና ትውንኑ ኣሕዋትና 🇪🇷 የቀንየልና ❤❤🤲
@selamyamenemh1100
@selamyamenemh1100 8 часов назад
ተመሰገን መምህር ሙሉ ሓወይ ሰዶር ሚድያ እውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ እቶም ዝተሕገዙ ኣሕዋተይ ቃላት የበለይን እግዚኣብሔር አሎ 👌☝️
@AasZzx-pv6lx
@AasZzx-pv6lx 8 часов назад
❤❤❤❤🤲🤲🤲🤲👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@elsatkleytuber2720
@elsatkleytuber2720 3 часа назад
ሳብሰክራይብ ግበሩለይ አሕዋት
@zewdugalwembrttgray9281
@zewdugalwembrttgray9281 5 часов назад
ተመስገን ሙሉ ሓወይ ልብና ተፀጊኑ ደስ ኢሉና አብ ገዳም ሚድያ ዘለው አብ 7ተቋም ቆልዓ ተጋዳላይ ካብዚ ኩሉ ሓዊ ወፅኡ ንዕረፍቲ አብ ዝኸደሉ ሓደጋ ገዛ ፀቂጥዎም አቦኦምን እናኦምን ብቅፅበት ሲኢኖም አብ ማይዳ ወዲቆም አለው አብ እንትጮ ከትሪኦም
@elsatkleytuber2720
@elsatkleytuber2720 3 часа назад
ሳብሰክራይብ ግበሩለይ
@TesfitMhreteab
@TesfitMhreteab 7 часов назад
ተመስገን ኣምላክ አስራኤል ብጣዓሚ ደስ አሎን ሕጀ አልልልልልልል ናይዚ ቆላዕ ዘረባስ ባይታ ዘይዓልብ ኣይከኣልኩን ብታሓጋስ ኣቤት ዘቨን ፍታን ዝኮነ ዘበን በሉ ኣጆኩም ኣነ አረትራዊ አየ ግና ናይዚ መምህር ዕደመን ጥዕናንን ይሃብካ ❤❤❤❤
@elsatkleytuber2720
@elsatkleytuber2720 3 часа назад
ሳብሰክራይብ ግበሩለይ
@مبرتاثيوبيا
@مبرتاثيوبيا 4 часа назад
ኣቱም ኣብዚ ዝተዋፈርኹም ኩሉኹም ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix 5 часов назад
እግዚአብሔር አምላክ ብዝወፀ ይተከአልኩም ክብራት ኣሕዋተይ ግን ቅድሚ ገዛ ምስራሕስ እታ ንእሽተይ ቆላዓ ክትሕከም ነይሩዋ❤
@MkCf-bl1bo
@MkCf-bl1bo 6 часов назад
መምህር ሙሉ ብጣዕሚ ምስገና ይግበአካ
@frehiwetbaraku6246
@frehiwetbaraku6246 6 часов назад
እንቋዕ ንብርሃነ መስቀል ብሰላም ብደስታ አብጸሐኩም አብጸሐና ብሓቂ ታሕጓስም የንብዕ እዩ እኮ ብታሕጓስ ነቢዕ እግዚአብሔር አምላክ ብዝወጸ ይታከአልኩም ኩብራተይ አሕዋተይ እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕብኩም
@elsatkleytuber2720
@elsatkleytuber2720 3 часа назад
ሳብሰክራይብ ግበሩለይ❤❤
@avg4628
@avg4628 5 часов назад
ገይረ ሕጕስ ዝበልኵ ናይ ሓጎስ ንብዓት ክጥዕም❤
@dgdffvryfgh4483
@dgdffvryfgh4483 8 часов назад
ወሃብቲ ላሃብኩም ንበሩ ሙሉየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@አዲስአለም-ዠ2ቸ
@አዲስአለም-ዠ2ቸ 6 часов назад
ዋይ በሪሁ ሓወይ ካብ ሞቋዲሾ ብጣዕሚ ተሓጒሰ
@BerhanaBayraoma
@BerhanaBayraoma 7 часов назад
ተመስገን ፈጣሪ ኣሰይ ዕልልልልል ኣሰይ ዕልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤
@GebrekidanFitwi
@GebrekidanFitwi 6 часов назад
ስልክኻ ኩሉ ጊዜ ዘርገሓዮ!!
@YySs-qx9wi
@YySs-qx9wi 7 часов назад
ብፅወፀ ይተካእልኩም ፈጠሪ 😔♥️🙏
@ተመሲገንአምላክየ
@ተመሲገንአምላክየ 4 часа назад
እግዚአብሔር ኣምላክ ብዝወፀ ይተክአልኹ ኣዋትና❤❤❤❤❤
@NoraA-d5z
@NoraA-d5z 7 часов назад
ተመሰገን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@Samerr8samerra
@Samerr8samerra 9 часов назад
መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ፈጣረ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@CvhHbvxdh
@CvhHbvxdh Час назад
ኣሰይ ተመስገን ኣምላክ❤❤❤❤🙏🙏🙏👏👏👏💒💒💒💐💐💐💐
@DyanaDiyana
@DyanaDiyana 6 часов назад
እልልል በስምኣብ 😢😢ሓጎስና ወሰን የብሉን 😊😮😢❤❤❤❤
@ffbh9535
@ffbh9535 53 минуты назад
ብምንታይ ቃላት እና እሞ ክንገልፀኩም መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤እዞም ቆልዑ ልቦኖኦም ትሕትነኦም ደስ ክብሉ ኣብዝለዓለ ደረጃ የብፅሕኩም❤❤❤❤❤ንዝሃብኩም ከዓ ኣምላክ ኣብዝሑ ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@FanielAmanuel
@FanielAmanuel 6 часов назад
❤❤❤❤❤❤ኣሰይ ዞም ህዋተይ ኢጋ ሓጎሶኩም❤❤❤❤❤
@mokiyeandom6485
@mokiyeandom6485 6 часов назад
መምህረይ ኣቦ ድኻታት 💙💙💙💙💙
@ብልፅቲሄዋን
@ብልፅቲሄዋን 5 часов назад
ተመስገን ዞምኣሕዋተይ ዝሓገዝኩምውን እግዚአብሔር ብበረከት ይምልአልኩም ❤❤❤❤
@Jayed-he3bf
@Jayed-he3bf 6 часов назад
ተመስገን ኣይካእልኩን😢😢❤❤
@ፍሩት-ሰ8ኸ
@ፍሩት-ሰ8ኸ 4 часа назад
እዚ ህፃን ቆልዓ ምስዓበየ መራሒ ክከውንዩ ንቁሕ ❤❤❤
@elsatkleytuber2720
@elsatkleytuber2720 3 часа назад
ሳብሰክራይብ ግበሩለይ
@SalmaSndayo-kn3cl
@SalmaSndayo-kn3cl 7 часов назад
ተመሰገን ኣምላክ❤❤❤❤❤
@FreTube-b9c
@FreTube-b9c 5 часов назад
ተመስገን ❤️🤲 እዞም ቆለዑስ ህጻውንቲ እናሃለዉስ ልቦናኦም ትሕትናኦም ዝገርም እዩ ኣቱም ዝሃብኹም እግዚአብሔር ዕጽፊ ገይሩ ህሃብኹም❤️❤️🤲🤲
@elsatkleytuber2720
@elsatkleytuber2720 3 часа назад
ሳብሰክራይብ ግበሩለይ
@EyasuTsegay-v1v
@EyasuTsegay-v1v 6 часов назад
Enkae des belekum zom dekey netom zhagezkum kea amlak yhagzkum🎉😢
@ሰላምሰላም-ዐ8ኸ
@ሰላምሰላም-ዐ8ኸ 5 часов назад
ኣቦ ዉፅዓት ባቢተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህር ምሉ ንበረልና❤❤❤❤
@KomuJizsan
@KomuJizsan 4 часа назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦ ፁጉማት መምህር ሙሉ ሉኡኽ ናይ ፈጣሪ🕊🕊🕊🤲🤲🤲❤❤❤❤
@ساره-ث6ب3ق
@ساره-ث6ب3ق 6 часов назад
ተመስገን ኣምላኽ እንኳዕ ደስበለኩም ዞም ኣሕዋተይ❤ መምህር ሙሉ ኣቦ ውፅዓት እግዚኣብሔር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ🙏🙏💘 ኣቱም ሓገዝቲ ድማ ፈጣሪ ኣብዚሑ ይሃብኩም ብዘውፃእኹምዎ ይተክአልኩም🙏🙏🙏❤
@elsatkleytuber2720
@elsatkleytuber2720 3 часа назад
ሳብሰክራይብ ግበሩለይ
@علمعلم-ذ4ص
@علمعلم-ذ4ص 5 часов назад
ብዝወፀ ይተከአልኩም ኣሕዋተይ መምህር ሙሉ እውን እግዚኣብሄር ኣምላኽ ድኻምካ ይርአየልካ ብሓቂ ዘሐጉስ ስራሕ ግን ዝተርኣየኒ ክዛረብ ሳዶር ሚድያ ብድሕሬኻ ከይዱ ክሕግዞም ከሎ ብመምህር ሙሉ ሓውና ተሓጊዝኩም ናበለ ክዛረብ ከሎ ደስ ይበለካ መምህር ሙሉ ሓወይ ደኣ ታይ ኮይንኩም ሓንቲ ሓፍትና ብበርሀ ወይ ብሳዶር ሚድያ ሊኢኻ ኔራ ክትብል ኔሩካ እታ ብኻልእ መንገዲ ትብል ደጋጊምካያ ግን ምስ ይቅርታ ኩለኹም ንህዝቢ ስለ ዝኾንኩም ተደጋገፉ❤❤❤🙏🙏🙏 ርሑስ ብርሃነ መስቀል ይግበረልና
@elsatkleytuber2720
@elsatkleytuber2720 3 часа назад
ሳብሰክራይብ ግበሩለይ
@DdgDdgcdvfbfgr-jg7es
@DdgDdgcdvfbfgr-jg7es 5 часов назад
አረ ዘለዎም ልቦና ዘም ዕሸላት ብዝወፀ ይተክኣልኩም መምህረይ ኣቦ ፅጉማት❤
@haftomkidane
@haftomkidane 6 часов назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ንዝሃቦ ፈጣሪ ይሃቦ እዩ ሞ ፈጣሪ ገንዘብኩም ባሪኹ ቀዲሱ ይሃብኩም ❤
@elsatkleytuber2720
@elsatkleytuber2720 3 часа назад
ሳብሰክራይብ ግበሩለይ
@ፍረኃልትግራይ
@ፍረኃልትግራይ Час назад
ኣሰይ ኣሰይ 🙏🙏🙏
@nrhrb3886
@nrhrb3886 4 часа назад
ኣሰይ ደሰ ባሃልቲ መምህር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤❤
@mebrihitkidanu16
@mebrihitkidanu16 5 часов назад
ተባረኩ ፅብቅ ተግባር🙏🙏🙏
@ድግልማርያምኣደይ
@ድግልማርያምኣደይ 5 часов назад
ብልወፀ ይተከእልኩም ኣሕዋተይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ❤❤
@MelatAskal
@MelatAskal 5 часов назад
መምህር ሙሉ እንካዓ ብሰላም መፃኣኻልናኣ❤❤❤❤❤
@Acnt12
@Acnt12 Час назад
Bank account eba xahafulina 😢😢😢😢
@ليلى-ص9و
@ليلى-ص9و 5 часов назад
ተመስገን😢❤❤
@brijap5171
@brijap5171 6 часов назад
ዋዉዉዉ ተመስገን መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክንደይ ደስ ይብል❤🌿
@elsatkleytuber2720
@elsatkleytuber2720 3 часа назад
ሳብሰክራይብ ግበሩለይ
@ninilove4964
@ninilove4964 4 часа назад
ኣብዚኣ ዝሓገዘስ ተባሪኹ ርሑስ መስቀል
@titichannel8465
@titichannel8465 8 часов назад
ተመሰገን❤❤❤
@solomonbeyen5747
@solomonbeyen5747 6 часов назад
Temesgen edimen tienan yhabikum zihagozikumom des zibil hagezikum ayfeleyom ahiwateyyyyy🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@jamioj7497
@jamioj7497 6 часов назад
ተመስገን አምላኬ ብሓቅ ደስትአይ ምቆፅፃር አቡይን አነስ ብሓቅ ሓበን ደስታ ይስምዓካ ብሃምዚ ብደገኛታት ለገስት አሕዋት እግዚአብሔር አምላክ ብድወፅአ ይተክአልኹም መዝገብኻ አብ ዘለው ልብኻ አቡኡ አሎ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ተመስገን ብጣዕም ደስ ብሉን ❤❤❤❤❤❤❤❤
@elsatkleytuber2720
@elsatkleytuber2720 3 часа назад
ሳብሰክራይብ ግበሩለይ
@BerhanaBayraoma
@BerhanaBayraoma 7 часов назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤
@HelpmeMyGod-k9c
@HelpmeMyGod-k9c 4 часа назад
ተመስገን ኣምላክ ኣሕዋተይ ማዓረይ😢❤ መምህር ሙሉ ፈጣሪ ምሉእ ዕድመን ጢዕናን ይሃብካ ንዋሃብቲ ኣሕዋተና ካዓ እግዚአብሔር ኣምላክ ዓስብኩም ይክፈልኩም❤❤❤
@elsatkleytuber2720
@elsatkleytuber2720 3 часа назад
ሳብሰክራይብ ግበሩለይ
@AbiGaltigray-ce3yt
@AbiGaltigray-ce3yt 4 часа назад
ንወሃብቲ እግዚአብሔር ዕፅፊ ዓፃፀፍ ጌሩ ይሃብኩም መምህር ሙሉዋይ ኣቦ ውፁዓት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤💛❤💛❤👏👏
@elsatkleytuber2720
@elsatkleytuber2720 3 часа назад
ሳብሰክራይብ ግበሩለይ
@abrhetabay6417
@abrhetabay6417 5 часов назад
ብፁዕ ዘይሌቡ ላዕለ ነዳይ ወምስኪን እምዕለት እኪት ያድኅኖ እግዚአብሔር መዝ/ዳዊትምዕራፍ 40-1ንውሀብቲ እግዚአብሔር ይሀቦም መምህር ሙሉ ፀጉኡ የብዝሐልካ ።
@BdMs-ci3dp
@BdMs-ci3dp 3 часа назад
አሜን አሜን አሜን
@elsatkleytuber2720
@elsatkleytuber2720 3 часа назад
ሳብሰክራይብ ግበሩለይ
@elsatkleytuber2720
@elsatkleytuber2720 3 часа назад
ሳብሰክራይብ ግበሩለይ
@ፍሩት-ሰ8ኸ
@ፍሩት-ሰ8ኸ 4 часа назад
መምህረይ ርሑስ በዓል መስቀል❤❤❤ አብ ሙጉላት ጥቃ ማይ ዓለቅቲ ሰራዊት ትግራይ ምስ ጥንስቲ ሰበይቱ ገዛ ፀቂጥዎም ዝሞቱ 😢 ዓሰርተ ስድራ አብሓያል ፀገም አለዎ በይዛካ ብፅሐሎም ገዳም ሚድያ ፖሲትዎ አሎ 😢🎉🎉🎉🎉
@elsatkleytuber2720
@elsatkleytuber2720 3 часа назад
ሳብሰክራይብ ግበሩለይ
@wxKGebrehiwet
@wxKGebrehiwet 6 часов назад
ልቦና ናይ ዝቆልዓ ክፅብቅ❤።ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ እነይ።መምህረይ መምህር ሰናይ ሓሳብን ግብርን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ንዝሃብኩም ፈጣሪ ይደልበልኩም።ትምህርቶም ክነፍዑ ሓግዞም መምህረይ።ኣብ ባህሎምን ክብርታቶምን ንፉዓት ክኮኑ ኣለዎም።
@elsatkleytuber2720
@elsatkleytuber2720 3 часа назад
ሳብሰክራይብ ግበሩለይ
@AbiGaltigray-ce3yt
@AbiGaltigray-ce3yt 4 часа назад
ዝህፃን ትዘረብኡ 😢ዊይ ቃደማኩም ህፃውንቲ ዘይመስሉ ዝበሰሉ ዕሸላተይ ጊዜ ዘራይ
@elsatkleytuber2720
@elsatkleytuber2720 3 часа назад
ሳብሰክራይብ ግበሩለይ
@TayeTessema-cs5lr
@TayeTessema-cs5lr 6 часов назад
መምህር ሙሉ እግዚአብሄር ምሳኻ እዩ እቱ ትኸፍሎ ዘለኻ መስዋእቲ ማዕረ የብሉን ክብርን ምስጋናን ክቡር ሓው
@elsatkleytuber2720
@elsatkleytuber2720 2 часа назад
ሳብሰክራይብ ግበሩለይ
@Sara1234-c2v
@Sara1234-c2v Час назад
ተመስገን ብዝወፀ ይተክኣልኩም ንለገስቲ መምህረይ ለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦ ዉፁዕ❤❤❤❤❤❤❤❤
@mehariokbagebriel3955
@mehariokbagebriel3955 8 часов назад
Mesakin fetari edmen tenan yehabkum kemzi kolea ezi ane Abi seb keman kendzi lebona yeblun eway ezom nay kedem weldnina seyab aytxewae lebam xewae kiblu kemey ziblwo lebona eyu fetari adilwo anta ezi kolea belu fetari kea xilaluyenbrelkum Kab hawkum delay selam feqri Eritreawi Mehari
@DfUf-ut9fi
@DfUf-ut9fi 7 часов назад
ተመሰግን አምላክ🙏
@mebrahtutsegay986
@mebrahtutsegay986 5 часов назад
መምህር እቲ በዕራይ ደኣ ካለአይ እንተትገብሩሉ ጽቡቅ ነይሩ.
@elsatkleytuber2720
@elsatkleytuber2720 2 часа назад
ሳብሰክራይብ ግበሩለይ
@flfu5333
@flfu5333 8 часов назад
ተመሰገን እምላክ❤❤❤❤
@Oppoa18-g6p
@Oppoa18-g6p 8 часов назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ኣማኒኤልመንግስቱ
@ኣማኒኤልመንግስቱ 7 часов назад
ተመስገን 🙏🙏🙏
@AlganeshTekulu
@AlganeshTekulu 7 часов назад
ተመስገን ጎይታይ ነዚ ብርሃን እዙይ ዘርኣካዮም ዝሓገዝኩም እዉን ብዝወፀ ይተካኣልኩም 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@hthf454
@hthf454 38 минут назад
ተመሰገን ዞም ቆልዑ ክነቁሑ እግዜኣቢሄር ኣምላክ ኣብዝልዓለ ደረጃ የብፅሕኩሙ 😘♥️
@SmSa-z5b
@SmSa-z5b 7 часов назад
ተመስገን❤❤❤❤❤
@salamsalam-z8b
@salamsalam-z8b 6 часов назад
ተመስገን
@SgSh-u4o
@SgSh-u4o 51 минуту назад
ኣቤት ናይዚ ቆላዓ ቃላት ካብድካ የበላዓካ እፍፍ እግዛቤሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃቡኩም ዝሃቡኩም ፈጣሪ ስደትኩም የሕፀረልኩም አሕዋተይ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@ssll7812
@ssll7812 2 часа назад
ብኡነት መምህር ሙሉ ትፍለ ኢካ እግዚአብሔር ዘላኣለም ብርሃን ይኩን ናብራካ ❤❤❤❤
@wskn7283
@wskn7283 7 часов назад
ተመስገን ❤
@FhfHht
@FhfHht 2 часа назад
ኡፍፍፍፍፍፍ 😥ተመስገን እንታይ ይስኣኖ ፈጣሪ ቃደማኩም ብትሓጋስ ነብ ዐ 😥ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እዞም ኣሕዋተይ 👏❤️❤️❤️❤️❤️
@switi.galshre
@switi.galshre 29 минут назад
እዞም ቆልዑ ኑሮ ናይ ገጠር አይክእልወን አብ ከተማ ገዛ ይገዝአዮም ትብሉ👏❤❤❤❤
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452 58 минут назад
እግዚኣብሔር ኣምላክ ይመስገን ንዋሃብቲ እግዚኣብሔር ዓስብኩም ይሃብኩም❤❤❤
@የቅድሰትአርሴማልጅ
እንኳዕ ደሰ በለና ተመሰገን ብዝወፀ ይተከልኩም እግዚአብሔር አምላክመ ምህር ዕድመን ጥዕና ይሃብካ
@tdfhoney9161
@tdfhoney9161 2 часа назад
እልልልልል ከመይ ዝበሉ ብሩካት አእምሮ ዘለዎም ህጻናት እዩም እንካዕ አርሃወልኩም ዞም ደቀይ
@Wezamteklay-l7c
@Wezamteklay-l7c 3 часа назад
ዋይ ወደይ ኣዛራርባኡ ናይ ቆልዓ ዘይመስል አፍፍፍ ሙሉኡ ሓጎስ ይግበረልኩም ንዋሃብቲ ፈጣሪ የብዘሐልኩም 🙏
@FiriHadad
@FiriHadad 3 часа назад
አቱም ተናገርት ትግርኛ ከምዝ እናተሓጋገዝናስ ንመረሕት ክንብል ንዋዳእ አለና አሕዋት ከለና😢
@ኤፋይቱብ
@ኤፋይቱብ 2 часа назад
አሜን አሜን አሜን እንኳዕ ኣሕቢሩ አብፀሐና መምህረይ ኣቦ ኩሉ እግዚአብሔር ዓስብካ ዕፅፊ ገይሩ ይፍደካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ዝሓገዝኩም ኣሕዋትና ብዝወፀአ ይተከአልኩም 🙏🙏❤❤🎉🎉🎉🎉
@UgS-k5u
@UgS-k5u 2 часа назад
ተመስገን አምላክ ብዝወፀ ይተከኤልኩም ኩሉኩ አሕዋት
@ቅዱስሚካኤልኣቦይ
ኣምላከ ቅዱሳን ኣብ ዓምደ ወርቁ ይፅሓፈልኩም ጎተተይ❤
@መንነተይእዩክብረተይ
ዝመተ ሰብ ደጊሙ ክፍጠር ሪእና መዓረይ❤🙏 ኣብዚ ዝተሳተፍኩም ተዓዲልኩም💚
@Hareg675
@Hareg675 Час назад
ዓቅሚ ሲኢና ዋላ እንተ ዘይሓገዝና ብዞም እግዚአብሔር ዝሓረዮም ሕጉስስ ኢልና ብዝወፀ ይተክእ ሓሳብ ልብኹም የስምረልኩም 🤲 ኣሜን መምህረይ እንቋዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ሓይልኹም ሓይሊ ሓፂንን ይኹንን መምህረይ✝️🙏
@rughbsnsngusbsj6668
@rughbsnsngusbsj6668 2 часа назад
ተመሰገን አምላክ ብዝወጸ ይተካአልኩም የሕዋተይ❤
@abdelletifMohammed
@abdelletifMohammed 3 часа назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህር ሙሉ ፈጣሪ ከም ሽምካ ምሉእ የትሕዝካ ብደቅኻ ተሓጎስ ፡ ኣድናቂኻ ካብ ሃገረ ኤርትራ 👏👏👏👍😍
@ተመስገንኣምላክ-ጰ2ኈ
ተመስገን ኣምላክይ ብዝወፀ ይተከአልክም ኣሕዋተይ
@ቅዱስሚካኤልኣቦይ
ኣሰይይይይይይይ እንኳዕ ደስስስስ በለኩም ኣሰይይይይይይይእንኳዕደስስስስበለኩምዞመሓተይ
@ቃንዛኣለኒቃንዛህዝበ-ወ1አ
ተመስገን ብዝወፀ ይተከአልኩም ብሓቂ ክንደይ ደስ ይብል❤
@regberegbe9767
@regberegbe9767 6 часов назад
መምህረይ መፃሓፍቲ ድማ ሸው ኣብልሎም ንሱ ክልውጦም እዩ ።
@ጓልተዋህዶ
@ጓልተዋህዶ 6 часов назад
ተመስገን ፈጣሪ❤ ብዝወፀ ይተክኣልኩም❤❤❤
@hdhs335
@hdhs335 6 часов назад
dekey😭🙏
@behta9729
@behta9729 7 часов назад
ተመስገን ፈጣሪ እድመን ጥእናን ያሃብኩም❤❤
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 6 часов назад
መምህር ሙሉ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤
@MoloNes-u7s
@MoloNes-u7s 7 часов назад
እግዚአብሔር ይመስገን ስለሁሉም ነገር❤❤😂😢😢😢😢
@SsWw-e6w
@SsWw-e6w 7 часов назад
መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ፈጣረ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@uutgmf0gy921
@uutgmf0gy921 4 часа назад
እንኳዕ ልባዓ መስቀል አብፀሐኩም❤❤❤❤❤
Далее
Dr Naeena CPT program
2:34:45
Просмотров 836