Тёмный

ኣያ ዘርኣብሩኽን ለምለም ዓይነይን - ቀዛሕታ Kezahta 

ቀዛሕታ Kezahta
Подписаться 121 тыс.
Просмотров 54 тыс.
50% 1

ኣያ ዘርኣብሩኽን ለምለም ዓይነይን ዝሰርሑዋ ምልክታ

Развлечения

Опубликовано:

 

8 сен 2019

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 56   
@gshgdudg2013
@gshgdudg2013 3 года назад
ኣያ ዘብረኣብሩክ ኩሉ የጥዕመልም
@user-cr9ot5bu3f
@user-cr9ot5bu3f 4 года назад
yamrr
@rozaroz6871
@rozaroz6871 4 года назад
Woww btami eye zfotwekum ketslulu
@RstiAbotatey19
@RstiAbotatey19 4 года назад
በጃኹም እባ ኣድረሶም ተለፎኖም ተሓባበሩና በጃኹም በጃኹም
@user-fw2tx1cd9k
@user-fw2tx1cd9k 4 года назад
እንካዕ ኣብፀሐኩም ንሓዱሽ ዓመት
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 4 года назад
ፍትወት ኣግርጪው ደቂ ዓባይ ትግራይ ወለላ😘😘😍😍😘😚😚😚😘😍
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 4 года назад
ብመድሓኒ ዓለም ሹም ፀዊዕኻ ናብ ፀበል ድኣ ነገሩ ኹሉ ናይ እግዚኣቢሔር ነብረት ናይ ፈጣሪ ጥበብ እዩ ደቂ ዓበይቲ ምዓር ግን ብኸንቲ ብፈጣሪ ሹም ኣይፅዋዕን ምኽንያቱም ናይ ጎይታ ሹም ኽቡር ስለዝኾነ ወለላተይ ኣብዘድሊ ዓብዩይ ነገር ናይ ፈጣሪኻ ሹም ምልዓል ፅቡቅ እዩ ምምሓል ግን ነውሪ እዩ እናም ኩሉ ነገር እናመዛዘንኩም ብሓጎስ ንኽተቅርቡልና ብትሕትና ብኣኽብሮት ክሓተኩም እፈቱ ደቂ ዓበይቲ ማዓር ፀባ ወለላተይ ፍትውውው እየ ዘብለኩም ደቂ ትግራይ ወለላ 😍😘😚😚😚😘😘😘
@yordigaltigrayselammskulu2399
@yordigaltigrayselammskulu2399 4 года назад
Welcome deki tigray marey btaemi eye zfetwekum 💓💓💓💓🇻🇳🇻🇳
@Hana-sb5ws
@Hana-sb5ws 4 года назад
አቤት ክፈትወኹም አቦዋይ ዘብራአሩክ አደወይ ለምለም ♥
@wedigash1917
@wedigash1917 4 года назад
Entay eu ezi tigerna du ezi
@teklayteame9575
@teklayteame9575 4 года назад
ፅቡቅ ከምኡ ገይርኩም አስርሕዎም እቶም መናእሰይ
@yffhff3701
@yffhff3701 4 года назад
ሽኮርት እሰይ እሓወተይ ማዓርይ
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 4 года назад
ሓሪፍ መግለፂ ሓሪፍ መፍለጢ
@user-jr8gj4hk6d
@user-jr8gj4hk6d 4 года назад
ዋውውው ደስ ይብል
@zenebugebrekidan
@zenebugebrekidan 4 года назад
ንመፅእ ኢና ገና ተይበላዕናይ አስናና ተወዲኡ ኒኦም መፍትሒ ተግነና💗
@user-oy2su2zn6u
@user-oy2su2zn6u 4 года назад
ዘረኣብሩከይ ቆፃሪ እንጀራ ለምለም ዓይነይ ፈታዊት ደቃ ሰላኩም ይብዛሕ ።ብቻ ናይ ኣምላክ ቃል ብዓፀበን ቀለለን ኣብ ዘይቦትኡ ኣይንጠቀም።ከም መናፍቃን ኮፍ በሉ ተትውሃሉ ኣሜን ደው በሉ ተትውሃሉ ኣሜን ኣይንኩን 😎
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 4 года назад
ዋውውውው ደቂ ዓበይቲ መኸየፍቲ ወለላተይ ትግራይ ወለላይ😘😘😚😘😍😍😘😚😚
@ttsalon8106
@ttsalon8106 4 года назад
ይበል ይበል ብቓንቓካ እማ ዋላ ተለይሓመምኩለ ክከድ እየ
@genetgeryeiamproudoftigray3032
@genetgeryeiamproudoftigray3032 4 года назад
ዘብርኣቡሩክ ዓይነይ ለምለም ዓይነይ ክፈትየኩም ኣነስ
@user-yv2cs8ml7k
@user-yv2cs8ml7k 4 года назад
ፍሉይ ሕክምና ሰነ ናይና እዛም ጅጋኑ በጣዕመ ዘፋትወከም አሕዋትና
@fikirabrham6191
@fikirabrham6191 4 года назад
ኣታ ረአዩለይ እዞም መቅሰናት ለምለም ዓይነይን ኣቶ ዘብርኣብሩክን ኣቱምሰባት ላይክ በሉሎይ
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 4 года назад
🌹🌻🌹🕊💐🕊󡸭🌻🌻🌻🌹🌹🌹🌼🌼🌼 ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይኹነልና 2012 ዓ.ም ኣሜን ፫:: 🎆🎇💦☔☔☂🍇🍇🍇🍇 ❤❤❤❤እንቋዕ ብሓባር ኣብፀሐና /ኣብፀሐኩም ኣምላኽና ንዘመን መለወጢ ክብሪ ምስጋና ይግበአካ እወ ብሓቂ ብሰማይን ብምድሪ ክብሪ እና ምስጋና ይግበአካ ኣቦይ እዝጊ ጎይታናን ኣምላኽና ::!!! ኣሜን ኣሜን ኣሜን :::!!!!!! 🕊🕊🕊🕊🕊🌹🌹🌹🌻🌺 ❤💛💚💛❤💐🌿💐🌻💐🌼🕊 እንቋዕ ኣብፀሐኪ ትግራይ ዓደይ ወለላ:::!!! እንቋዕ ኣብፀሐኪ ኤርትራ ኣሕዋትና እና ኢትዮጲያ ሃገርና እና መላእ ኣፍሪካ ኣሃጉርና እና መላእ ዓለም ኩሉ እንቋዕ ብሰላም ኣብፀሐኩም /ኣብፀሐና ናይ ኣምላኽ ምሕረትን ፍቅርን በረኸትን ሹሻይ ኩሉ ኣይፈለየኩም :::!!! እንቋዕ ኣብፀሐኪ ናይ ተዋሕዶ ኦርቶዶክስ ቤተኽርስትያን❤👐🏼! እንቋዕ ኣብፀሐኪ ሰንበት ት/ቤት! ተዋሕዶ ኦርቶዶክስ❤! እንቋዕ ኣብፀሐኪ ማሕበረይ❤! እንቋዕ ኣብፀሐኩም ኣቦታትናን እነታትናን ❤! እንቋዕ ኣብፀሐክን ኣሓትና❤! እንቋዕ ኣብፀሐኩም ኣሕዋትና❤! እንቋዕ ኣብፀሐኩም ጎሬበትና ጎራብትና❤! እንቋዕ ኣብፀሐኩም መተዓቢተይን ምሓዙተይን ኣዕርክተይን (ዕቡነይን) ዕቡነታተይን❤! እንቋዕ ኣብፀሐኩም ናይ ስደት ኣቦታተይን እና እነታተይን❤! እንቋዕ ኣብፀሐኩም ኣብ ስደት ዘለኹም ኩልኹም ኣሕዋትና❤! እንቋዕ ኣብፀሐኩም ህዝበይ ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ዘለኹም❤! እንቋዕ ኣብፀሐኩም ህዝበይን ወገነይን ኣብ ዓዲ ዘለኹም እና ኣብ ስደት ዘለኹም ኩሉ❤! እንቋዕ ኣብፀሐኪ ትግራይ ወለላ❤! እንቋዕ ኣብፀሐኩም ሓበሻ ብምልኩ❤! እንቋዕ ኣብፀሐኩም ኢትዮጵያውያን ኩልኹም እፈትወኩም እየ ደቂ ኣዳም ዘርኢ ብምልኡ ሰናይ ንዓኹም❤! ዘጥፋኽዋ ዝበደልኩኹም ነገር ተሃልዩ ይቅሬታ ግበሩለይ ቤተሰበይ ይኹን ህዝበይ እና ኩሉ ሰብ ( ዘጥፋኽዎ ነገር የለን ክብል ኣይክእልን! ክህሉ ስለዝኽእል) ሰብ እየ እሞ ክሰሓሓት እኽእል እየ ሰብ ኮይኑ ዘይሳሓት ዘየጥፍእ የለን ፈጣሪ ጥራሕ እዩ ፍፁም❤❤❤ ፈጣሪና ልብናን ኣንፂሁ ናብ ፅድቂ መንገዲ ይምረሐና ኣሜን ፫:::!!!❤❤ ❤ እንቋዕ ን 2012 ሓዱሽ ዓመት ብዓል ብሓባር ኣብፀሐና:::!!! ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ብዓል ርሑስ ዓውደዓመት ይግበረልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን::::!!! 🕊ቁልፊ❤ 🐠񢩁ልፊ🗝ፍቅሪ❤🤷‍♂❤🕊ምኽብባር 🕊🕊❤Hppy New year❤🕊 🕊❤2012 Tigray Adena ***❤!!!!!!:::: Happy new year Ereatra gorebetena *** Happy new year 2012 Ethiopia hagerena *** :::!!!! Happy new year 2012 Afreka Ahagurna ***!!! Happy new year to all the World ***!!!!:::: God bless to all the World and the Earth Amen 3::::!!!
@frejohn9107
@frejohn9107 4 года назад
💕💕💕💕
@ttyegaltigraymareywellagri20
@ttyegaltigraymareywellagri20 4 года назад
😍😍😍😍😍
@israelisrael3670
@israelisrael3670 3 года назад
😍
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 4 года назад
I LOVE YOU TIGRAY SWEET LOVE:::::!!!!
@musiedawit4169
@musiedawit4169 4 года назад
well
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 4 года назад
እዚ ሓሪመፍ መፍለጢ ተመቺኒ ኣሎ ይመቼኹም ይመችወኩም ይኸይፍኩም 😍😘😚😎😚😘
@user-ot8xz9vy3j
@user-ot8xz9vy3j 4 года назад
ዋይ ኣነለ ገሪ እሙን ዝተለቐቐ መሲሉኒ
@user-ii3dk5ko5i
@user-ii3dk5ko5i 4 года назад
አታ ዕልልልልልልል ዶ ክብል ዋው ታዓዊትልና ሰናን ሰብ አይርከብን ማለት እዩ አብ ትግራይና😉 በሉ ይመችኩም እዳ ዘብራአብሩክ ዓይነይ
@t.t.d1161
@t.t.d1161 4 года назад
ኣብ መቐለ ድዩ ኣብ ዓድግራት
@samrawithalefom3913
@samrawithalefom3913 4 года назад
ደስ በሃልቲ
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 4 года назад
እንቋዕ ንሓዱሽ ዓመት ን 2012 ዓ.ም ብሰላም ብሰናይ ብሓባር ኣብፀሐና ኣሜን ፫ ::::::::!!!!!!! 🀠🌹🌻🌹🕊💐🕊󡸭🌻🌻🌻🌹🌹🌹🌼🌼🌼 ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይኹነልና 2012 ዓ.ም 🎆🎇💦☔☔☂🍇🍇🍇🍇 ❤❤❤❤እንቋዕ ብሓባር ኣብፀሐና /ኣብፀሐኩም ኣምላኽና ንዘመን መለወጢ ክብሪ ምስጋና ይግበአካ እወ ብሓቂ ብሰማይን ብምድሪ ክብሪ እና ምስጋና ይግበአካ ኣቦይ እዝጊ ጎይታናን ኣምላኽና ::!!! ኣሜን ኣሜን ኣሜን :::!!!!!! ብፅድቂ መንገዲ ይምረሐና ኣሜን ፫፡፡፡!!!
@monamanoo3856
@monamanoo3856 4 года назад
መፃእኩ አተን ኣስናነይ ሲቁለን እንድዮን መፂኣ ከስተካክል እየ
@rahel6463
@rahel6463 4 года назад
ንፉዓት ከምዚ ዳአ ፅቡቅ ዓድኩም አልሙዑ ናይና
@zd6493
@zd6493 4 года назад
ሙቹዋት፣ፍጥረት
@user-gb6zc1to6p
@user-gb6zc1to6p 4 года назад
ኣያ ዘብረኣብሩክ እረ መድሃንየ አለም ኣይትብሉ ናይ ኣምላክም ብኮንቱ፡ኣይትፀዕ እዩ እሞ! በቲኣን በቲኣን ትሓይክ ኣላ ክክክክክክክክክክክ)" ድስ ስብል እስፖንሰር ደቂ ዓበይቲ"!
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 4 года назад
🌻 🌻 🌻 🌻 💒🌾🌿☘🌻🌾 💒🌾🌿 🌻 🌻 🌻 🌻 እንቋዕ ንሓዱሽ ዓመት 2012 ዓ.ም ብሰላም ብሓጎ ብሓባር ኣብፀሐና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፫ ::!!!🌻🌾 ✝💒🌾🌿 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 ርሑስ ዓውደ ዓመት የይግበረልና ጎይታና ኣቦይ እዝጊ ኣሜን ፫:::!!!!!! 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 💒🌾🌿☘🌻🌾 💒🌾🌿 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይኹነልና ኣሜን ፫::::!!! ዘመነ ሓጎስ ዘመነ ሰላም ዘመነ መበቆሊ ፍሬ ዘመነ ራህዋ ዘመነ ሰናይ ዘመነ ለምለም ዘመነ ብርሃን ዘመነ ጥበብ ዘመነ ዓርስኻ ኣልሽካ ምርካብ ይግበረልና ንኹልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፫ ::::!!! ደቂ ትግራይ ወለላተይ ፍትውውውውውውውው ተፈተውተይ ምሩፃት መሐጎሲ ህዝቦም መኹሪዒ ትግራዮም ኣስስስስሰየ ደቂ ትግራይ ወለላተይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🍇🍇🍇✝✝✝✝❤❤❤❤🍇🍇🍇☂☂☂🍇🍇🍇❤❤❤❤❤ ትግራይ ወለላ ልዑል እግዚኣቢሔር ኣዝዩ ይሓልወኩም ኣዝዩ ይባርኩም ደቂ ትግራይ ምዓር!!! እመቤትና ፅዮን ማርያም ቅድስቲ ድንግል ኣዝያ ትሓልወኩም ኣዝያ ትባርኩም ኩልሻዕ ብቅድመኹም ትቅደመልኩም ብኣማላድነታ ብፆሎታ ብጡዑም ፍቅራ ብሰላምዋ ብበረኸታ ብረዲኤታ ኹሉ ኣይትፈለየኩም ንኹልና ኣይትፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ::::!!!! ንኹሉ ዓለም ዙርያ ኹሉ ሰላም ሰናይን ይግበረልና ልዑል እግዚኣቢሔር ኣሜን ኣሜ ኣሜን::❤💛💛💛🌻🌹🌼💐💐💐💐💐::!!!
@heretheret6450
@heretheret6450 4 года назад
አታ ረኣዩለይ ክክክክክክ ኣቱም መቅሰናት አቶ ዘብረኣብርኩን ለምለም ዓይነይን
@alishaalisha6141
@alishaalisha6141 4 года назад
BELU AB ADNA METSINA KNHKEM TEMESGEN ASNANA AB ADI AREB TEBORBIRU TEWEDIU YBEL KULU AB ADKA EYU GRM
@maremalfahmy6858
@maremalfahmy6858 3 года назад
Kkkkkkk😄😃😀💙💚💛🧡❤❤
@henyemu6044
@henyemu6044 4 года назад
ክክክክክክ
@user-df7jp2gs7q
@user-df7jp2gs7q 4 года назад
ክክክ ቤላ
@aymenawet334
@aymenawet334 4 года назад
Kkkk Aboy zerabruk Nay hmamey Thakem Baley ksedelka Eiye Genzeb xegem yeblun
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 4 года назад
መፍለጢ/ማስታወቂ/ ማስታወቅያ ወዘተ ትግርኛ
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 4 года назад
እንቋዕ ንሓዱሽ ዓመት 2012 ዓ.ም ብሰላም ብሓጎ ብሓባር ኣብፀሐና ኣሜን ኣሜን ኣሜን::!!!🌻🌾 ✝💒🌾🌿 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻🍇❤❤❤❤❤❤ 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻🌻🌻🌻🌻🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌻🌻🌻🌻🌻🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌼🌼🌼🌸🌺🌺🌸🌺🌺🌸🌺🌼🌼🌼🌼🌼🌾🌾🌾🌾🌼🌼💐💐💐🌷🌷🌷🌷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌻🌻🌻🌻🌻🌹🌹🌹🌹🌻🐉🕊🐉🕊 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻🌹🌹🌹🌹🌹🌹 🌻💙💙💙💛💛💛💙💛💛💛💛❤❤❤❤💛💛💛❤❤💚💜💙💖💖💖❣💛🧡❤❤❤❤❤🧡💛💛💛❤❤💛💛💛🌸🌸🌺🌺🌺🌺 💒🌾🌿☘🌻🌾 💒🌾🌿 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 💒🌾🌿☘🌻🌾 💒🌾🌿 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 💒🌾🌿☘🌻🌾 💒🌾🌿 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌼🌼🌼🌼🌼🌼 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 🌻 ርሑስ ዓውደ ዓመት ይግበረልና ጎይታና ኣቦይ እዝጊ ኣሜን ፫:::!!!!!!
@netsanetkidu5086
@netsanetkidu5086 4 года назад
ዘመን ዝጠለቦም ናዉቲ ሕክምና ዝወነነ ፉሉይ ሕክምና ስኒ ቤLa
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 4 года назад
Netsanet Kidu: ቤላ ሓሪፍ
@sarakuwait9764
@sarakuwait9764 4 года назад
ሓደ ስን ንምትኻል ክንደይ እዩ ዋግኡ
@tedroshagos6297
@tedroshagos6297 4 года назад
kkkkk
@habesha7947
@habesha7947 4 года назад
Kkkkk kekemt do kekemt eye
@user-iq5xd1sf6m
@user-iq5xd1sf6m 4 года назад
😁😁😁😁😁😁😁
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 4 года назад
ከምዚ ዓይነት መፍለጢ ክበዝሕ ኣለዎ ብቋንቋና!!!!
@unfuckyourself9081
@unfuckyourself9081 4 года назад
ክክክ ከቐምጥ ዶ ክቕመጥየ ዘርኣብሩኽ ጤባ ሎምስ እባ ጅባኻ ፈቲሕኻ
@hadasshshay1107
@hadasshshay1107 4 года назад
ንስኻትም እውን ቤላ ኢኹም
Далее
Не поймаю говоришь? ;)
0:55
Просмотров 7 млн