Тёмный

ኣዱሊስ ሜድያ © ዕላል ፌቡ ምስ ስድራቤት ጸሊም ኮኾብና ካልኣይ ክፋል 

ADULIS MEDIA
Подписаться 35 тыс.
Просмотров 117 тыс.
50% 1

ኣዱሊስ ሜድያ © ዕላል ምስ ስድራቤት የማነ ገብረሚካኤል (ባርያ) ካልኣይ ክፋል
ዝቐርቡ ትሕዝቶታት
* ፈቡ ሾው
* ታሪኽ ዕዉታት ሰባት
* ኣዘናጋዕቲ መደባት
* ሓንጎልና ዝፍትሹ ትሕዝቶታት
* ስፖርታዊ ዜናታትን ካልእን

Развлечения

Опубликовано:

 

27 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 398   
@jonhagis9331
@jonhagis9331 4 года назад
ጀምዓ ዶክተር ንሃቦ ምዓርግ ካብ ሎሚ ምሳይ ዝሰማማዕ👍👍👍👍👈
@ermiashabtemariam4511
@ermiashabtemariam4511 4 года назад
❤️❤️❤️👍👍👍👍
@nebsyalkulki9674
@nebsyalkulki9674 4 года назад
Yewehdo keman
@mikeweldu8116
@mikeweldu8116 4 года назад
ንባርያ ዶክተር ዛኢንጅነር ኣይበቕዖን ዩ፡ ኣነ ምስ ፍሒራ ተሰማሚዐ ኣለኹ።ባርያ ማለት"ቅርሲ"ወይ "ግምጃ" ማለት ዩ።
@neverevergiveup6057
@neverevergiveup6057 4 года назад
Trah elka
@michaelyohannes3689
@michaelyohannes3689 2 года назад
Right bro ካብ ሎሚ ንኔው Docter የማነ ባርያ ኢልና ኢና ክንጽውዖ ዘለና
@mosstekle9935
@mosstekle9935 4 года назад
ነዚ ኣይንፈልጦ ኣይንጥይቆ ፑሽኪን ዝበሃል ሰብኣይ ኣውሪድና ሓወልቲ(የማነ) ንስቀል ትብሉ ኢድካ ሓፍ ኣብል ።
@hiwetgerea1718
@hiwetgerea1718 4 года назад
Teglxu alo reywo tarik
@mosstekle9935
@mosstekle9935 4 года назад
@@hiwetgerea1718 ወላ ኣገለጽ እንበር ፑሽኪን እንታይ ካ ይብጸሓካ? ንህዝቢ ኤርትራ ከ እንታይ ጌርሉ ?
@maryyemane7571
@maryyemane7571 4 года назад
Behaki bischking kiwerdi alewo gexo terhaki etay kuynu eu eba awo dewi elu sebi rebischu eku kkkk
@maryyemane7571
@maryyemane7571 4 года назад
Sawa dey werdea keman Bischkin etay kiya alewo kkk
@hiyabelkessete3496
@hiyabelkessete3496 4 года назад
ብሓቂ ይገርመካ ዩ ናይ ልበይ ተዛርብካዮ ኤርትራና ንባዕዲዊያን እያ ታኽብር ንወደባት ግን በገዛ መሬት ስደተኛ እያ ትገብሮ
@nolawi30com88
@nolawi30com88 4 года назад
ዋይ ትሕቲና ዘለዎም ስድራቤት ኣምላኽ ሰላማ ይህብኩም።በርትዑ
@goytomrostom5579
@goytomrostom5579 4 года назад
🥇🎖🥇🙏
@user-df7je3dc1j
@user-df7je3dc1j 4 года назад
Yemane Barya zifetu like 👈
@mussiemebrahtu30
@mussiemebrahtu30 4 года назад
ስድራ እቲ ጸሊም ኣልማዝ ኣፍሪቃዊ የማነ ባርያ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣለካ።ኣቦ ድካታት ኮታስ ኣቦ ህዝቢ ኤርትራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡራት ስድራይ ፌቡ ከኣ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነኪ thanks
@Mikimiki-tx4ql
@Mikimiki-tx4ql 4 года назад
ኩቡር ስነ ጥበባዊ ኔፍስሄር ኣቦና የማነ ገብረሚካኤል ባርያ ኣቦ ውጽዓት ገባሪ ጽቡቅ ደላይ ሰላም አግዚኣብሄር ኣምላክ ኣብ ገነቱ የንብርካ
@nevergiveup5690
@nevergiveup5690 4 года назад
ስድራ ለዋህ የማነ ባርያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ!!!
@aemabest1264
@aemabest1264 4 года назад
ንብዓተይ ክቆጻጸሮ ኣይክኣልኩን, ብጣሚ ቡሩካት ስድራቤት ኣለውዎ ኣምልኽ ዓድመን ጣናን ይሃብኩም.
@genetteklemengesha9164
@genetteklemengesha9164 4 года назад
Brukat sdra gn keia zkoreru koynom tesemieomuni. bflay twedu kzareb kelo nbiatey kkotsatsero iaykeialkun. ETI TSELIM KOKOB TEFIEUNA. Ternafi, ialayi kuluuuuu korirna
@user-pp6uj1tn8s
@user-pp6uj1tn8s 4 года назад
ቴሌፎኖም ግን ግደፉልና ገለ ሓገዛት ክንገብረሎም
@sunlightfessehaie5929
@sunlightfessehaie5929 4 года назад
ባሕሪ ዝብል ቆልዓ ኣብ ቃታ , hej if y want to help him ,zemen is in Grikland 💞,can y help him ,
@nahomgbremariam268
@nahomgbremariam268 4 года назад
ፌቡ ሽኮር ናይ ልበይ ትረኽብያ ኣለኺ ቀጽልዮ ብፍላይ ከኣ ናይ ባርያ ከምዚ ጌርኪ ምቅራብኪ ፈቴኪ ክመውት
@filomnyohannese9288
@filomnyohannese9288 4 года назад
wela ane
@marsamanuel6502
@marsamanuel6502 4 года назад
ኣንቱም ሰባት እዚ ዓቢ ወዱ ሕማቕ ኣሎ ።ኣጆኻ እስከ
@gaimkobrum3394
@gaimkobrum3394 4 года назад
ይገርመካ አየ ኣናክማን ገሪምኒ ኣሎ
@teditedi9423
@teditedi9423 4 года назад
Mestewali eka ane keman kemu kbl xenihe
@abielki9532
@abielki9532 4 года назад
ደስ ዘቢል መደብ ኣለኩ፡ ከም ርእቶ ግን ፈቡ ትብል ዘላ ኣብ ዊሱን ግዜ ምስ ዝከዊን ደስ ምበለና
@tommygebar1930
@tommygebar1930 4 года назад
ኣቤት ትሕትና ክቡራት ስድራቤት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።ድሕሪ 23 ዓመት ከመኡ ጌርኪ ኣብ መደብኪ ምምጻእኪ ክብሪ ይሰማዕኪ።ካልኦት ሰባት ዘይገበርዎ ብሓቂ ንስኪ ምግባርኪ ዕድመ ይሃብኪ።
@ERI-hl1lo
@ERI-hl1lo 4 года назад
ኣይ ግዜ ኣይሓገዘን ፍቕርን ስኒትን ኣብ ሃገርና ይበንን ኣሎ ፡ኩቡራት ስድራ የማነ ባርያ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልኩም።
@fiyorihabte2637
@fiyorihabte2637 4 года назад
ኣድሊስ መየድያ ስድራበት ፉቱዉ ድምጻዊና ነፈስሄሪ የማነ መቅራብኩም የመስግነኩም ፈየበነ ግን ናዩ ኣኪብሮት አጻዋዉዓ ባባ የማነ አንዳበሊኪ ደሳ ምበለን ኣብ ቀጻሊ ስራሕኩም ከማነ ከምኡ ከምት ማማ ሓረግ ዘበሊኪያ ዝያዳ መቀረት ዪሂልዎ ኣጆኩም አንዳ ተኣራምናኣብ ቀጻሊ
@jonhagis9331
@jonhagis9331 4 года назад
ስድራ ዶክተር የማነ ንበሩለይ
@blackstar7660
@blackstar7660 4 года назад
ኣዱሊስ ሜድያ ጽቡቕ ስራሕ ቀጽልዎ፡ በጃኹም ኣብቲ ናይ ቀደም ስነ ጥበባውያን ኣድህቡ ኣዝዮም ብሉጻትን ንፉዓትን ጥበቦም ከየዕለሉና ይኸዱና ኣለዉ። እቲ ረባሺ ሙዚቃ ኣብ ፍርቂ ፍርቂ ተእትዉዎ ዘለኹም ግን ኣትሕትዎ ወይ ኣይትግበርሉ ማለት እቲ ፌቡ ሾው ዝብል ዘሎ።
@berie6325
@berie6325 4 года назад
ኣሰይ#መንከም Yemane Barya ወሊዱ ኣሰይ ኣሰይ ካብ ልቢ ታሓጉሰ። ኣሰይ ኣሰይ ጽቡቓት ፋምሊ!!! #Yemane Barya ዘመን ተቐይርካኒ ስደተኛ ኮይነ ብስክፍታ ዝነብር ክሳደይ ኣድኒነ ካሓተካ'የ ኣነ መልሰለይ ዘመን ስለምንታይ ከሊኢኻኒ ስኒት ፍቅሪ ሓበን፡,.... #የማነ ገ/ምካኤል ባርያ ኣነ ወዲ 24 ዕድመ ኢየ ካብ ሃገረይ ካብ ዝወጽእ ካኣ 5 ዓመት ጌረ ኣለኹ። ኣብ ስደት ኣብ ሃገረ#ሆላንድ ይነብር ኣለኹ። #በቃ እንድዒ ናይ ባባ የማነ ጸሊም ኮኾም ደርፊ ክሰምዕ ከለኹ የስተማስል ይባሳጮ በቃ ነዚ ሕጂ ንነብሮ ዘለና ሂወት፡ ዋላ ንብሕጂ 20 & 30 & ወዘተ ዓመታት ኢዩ ደሪፍልና። በቃ ልዕሊ ዕድመይ ዝኾነ ደርፊ እሞ ካኣ ኣብዚ 21 ክፍለ ዘመን ናዓና ዝውክል ደርፊ ብምኻኑ #ቃላት ይሓጽረኒ ኢዩ ን'ባባ የማነ ባርያ ክገልጽ። ሰብ እንዳ በልዎ፡#ነቢ ዳኣ ከይነብር ተጣራጢረ''ኮ ቡኡነት። ጽቡቓት#ፋምሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚ ኣብሔር°!!!
@mestewegd2756
@mestewegd2756 4 года назад
Waar woon jij?
@merihmusgun5190
@merihmusgun5190 4 года назад
Berei Berei bro Ane keman ab hollandi eye zinebir chinket gele aytibel bejaka 🙏🙏🙏
@berie6325
@berie6325 4 года назад
@@merihmusgun5190 Okay bro.❤ ❤ Thank you ka👈🙏🙏🙏🙏🙏
@merihmusgun5190
@merihmusgun5190 4 года назад
Berei Berei zikone hageze ente deilka kea bro wedi musgun elka fb rikebini profiel kea tiksi alewa qalika nimengedey birhan u tibel kinmead ena
@seareandemeskel553
@seareandemeskel553 4 года назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ፡ባርያ።
@senaymillion8919
@senaymillion8919 4 года назад
የማነ ማለት ወላ ሓደ ኪገልጾ ዘይኪእል ስሚዒት ዝገደፈልና እይ በቃ ባርያ ማለትሲ እንታይ እሞ ኪንብል ኢና ኣቦ ህዝቢ እዩ
@yelowbelay8540
@yelowbelay8540 4 года назад
እዋይ እዚ ቆልዓ ክበልሕ ክንዲ ኣቡኡ ዝኸውን ውሉድ የለን ጌጋ ይኽላኣላይ ንስኻ ግን ናይ ኣቦኻ ኣይክትስእንን ኢኻ ማዕሊን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ነዛ ህድእትን ግርምቲን ስድራ ካኣ እግዛኣ ቢሄር ይባርኽ ኣሜን !ጋዜጠኛ ካኣ ብሓቂ ንፍዕቲ ኣድኒቐኪ ተባረኺ !
@habtabhagos7756
@habtabhagos7756 4 года назад
ፌቡ ብመጀመርታ ኣብ ስራሕኪ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኪ ፡ብምቅጻል ንሙሉእ ስድራበት ስውእ ጸልም ኮኮብ የማነ ገብረምኬል ድምጾም ብምስማዕና ኣዚና ኢንዳ መስገና ፡ንሙልኦም ስድራ ኢድመን ተናን ይሃብኩም ፈታሪ !!!። ፌቡ ተለፎን ተሓባበርና
@ADULISMEDIA
@ADULISMEDIA 4 года назад
Fikad kab sidrabet hatitna kinekirbelkum ena
@habtabhagos7756
@habtabhagos7756 4 года назад
ኣብ መሰጀረይ ስደድለይይይ ፌቡ
@user-kt8wb1fr1g
@user-kt8wb1fr1g 4 года назад
ዋው ፈቡ ብጣዕሚ ዓቢ ስራሕ ሰሪሕኪ የቀንየልና🙏🙏🙏.
@habtaitesfagaber6905
@habtaitesfagaber6905 4 года назад
ሰላም ንዓኺ ፌብ ሓፍትና ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መደብ ቀጺለ መንከም ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና ፌቡ ሓፍተይ ሕቶ ኣላትኒ ዘመን ወዶም ኣበይ ድዪ ዘሎ ኣብዚኣ አባ መልስለይ ኣበይ ከም ዘሎን ተሌፎንን በጃኺ
@sunlightfessehaie5929
@sunlightfessehaie5929 4 года назад
ገለ አባ ንግበር hej he is in Grikland 💞
@hevennatey417
@hevennatey417 4 года назад
ትሕትናኩም ዘለዎም ዞም ስድራ የመስግነኩም ካልእ ኣበይ ኣለኩም የማየ ለዋህ የማነ ሓጊዝና ንደገ ንኪንእቱ ተሐባቢርና ትብሉ ንኹሉኩም ኢሪትራዊያን ሞ ኣዲኡ ንየማነ ባሪያ ሐገዝ ትሓትት ኣላሞ ሀየ ኢደይ ኢድካ ንበል ኣደ ብሂወት ከላ ቀሲና ትህደር ንተዝሐባበር
@zehayezeray6652
@zehayezeray6652 4 года назад
alekhu misakha
@gdhdjhdjjx3516
@gdhdjhdjjx3516 4 года назад
ፍቡ ድምጺ ብጣዕሚ ትሕት ኣሎ። እተቅሪብዪ ዘለኪ ዕጉባትና ቀጽልሉ ኣጆኪ
@merryyemane3817
@merryyemane3817 4 года назад
Edmen tanan yhabkum family king of Eritrean music
@leleygilay3002
@leleygilay3002 4 года назад
ፌቡ መደብኪ ጹቡቅ ነይሩ ናይ ሬክላም ድምጺ ብጣዕሚ በርቲዑ ዳሓራይ ካኣ በዚሑ ብዝኮነ ጹቡቅ መደብ ቀጸልዮ
@behabelomhagos9075
@behabelomhagos9075 3 года назад
Nabraham afewerki sdrau bhiwet endhr halyom koynon keqrbena btehtena yhatt
@habenhaben2045
@habenhaben2045 4 года назад
des kblu famili edmen tenan yhabkum fetari
@mikeweldu8116
@mikeweldu8116 4 года назад
መንከም ብጣዕሚ ንፉዕ ኣጆኻ ኣብ ኣሰር ኣቦኻ ንኸስ።ናይ ምዝራብን ምግላጽን ክእለቱን ዓቕሙን ከማን ንፉዕ ደስ ይብለካ። እንተ ሰነድ እሞ ናይ ኣዲኡ ወሲዱ ይመስለኒ ምዝራብ ከማን ጸጊምዎ።ክክክ ጽቡቕ መግለጺ ፍሒራ።ናይ ብሓቂ ባርያ"ቅርሲ ወይ ግምጃ"ናይ ኤርትራን ህዝባን ኢዩ።
@dubatop7581
@dubatop7581 4 года назад
Thanks febu ...god job🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌿🌿🌿♥️♥️♥️♥️
@user-zo3jc8iz2s
@user-zo3jc8iz2s 4 года назад
ፌቡ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ናባኪ ብዛዕባ ማማ ኣዜብ ነቲ ሓደ ቆልዓ ጥራይ ይሓግዝዎ ኢለን ሞ እስኪ ኣብርህልና ከመይ ዝወጸ ወዱ ስለዘሎ ድዩ ።
@mestewegd2756
@mestewegd2756 4 года назад
Nay bhaki xbkti hto
@yosinatey939
@yosinatey939 4 года назад
Yea zemen wedi yemane ab Greek alo ente zeytegagye .
@sunlightfessehaie5929
@sunlightfessehaie5929 4 года назад
ተስፋገብሪኤል ኣባተ ዘርእሰናይ , h
@sunlightfessehaie5929
@sunlightfessehaie5929 4 года назад
ተስፋገብሪኤል ኣባተ ዘርእሰናይ , zemen is in Grikland if y want to help him💞
@user-zo3jc8iz2s
@user-zo3jc8iz2s 4 года назад
@@sunlightfessehaie5929 ክብረት ይሃበለይ ሓወይ
@godislove6876
@godislove6876 4 года назад
ናይ ብሓቂ ደስ ዘብሉ ስድራ ናይ ብሃር የማነ ገብረምካኤል ፡ ፌቡ ክኣ ጽቡቕ ስራሕ፡ ኣብቲ ናይ ስም ኣጻዋውዓ ግን ዓገብ ኣብ ቅድሚ ወላዲቱን፡ብዓልቲ ቤቱን ከምኡ ውን ደቁን ፡ መንከም የማነ፡ሰነድ የማነ ፡ ዘመን የማነ ፡ክትብሊ ይግባእ፡ንኽብርን ማዕርግን፡ ብዝተረፈ ጽቡቕ ስራሕ ፡ኣብ ቀጻሊ ክኣ ፈቲሽኩም ከተቕርቡልና ንላቦ ።
@adakashay6058
@adakashay6058 4 года назад
Our Legend one and only he gave us a legacy's he was everything humanitarians and hero.
@Amanuel.Kidane12345
@Amanuel.Kidane12345 4 года назад
ፌቩ ሕጂ ውን ኣይትኣረምክን ኣብ ገዝኡ ወይ ኣብ ቅድሚ ኣድኡ ንሰብ ብሳጉኡ ኣይዝረብን ኢዩ።እዚ ኩላትና ክንምሃረሉ ይግባእ ኣደ ንወዳ ብሳጉኡ ክጽዋዕ ፍጹም ኣይትቅበሎን ኢያ።
@tsbuqgbernmennmanm5900
@tsbuqgbernmennmanm5900 4 года назад
@Manuel kidane Ita barya tbl Saga ayfetwean dyen adieu nKing yemane ?weys bhafeshawu IKA adetat bsaga kxwae wuluden aytfetwan iyen maletka eyu?
@asmeragijiret6756
@asmeragijiret6756 4 года назад
አብ ሓድ ማዓልቲ ዝተቀድሕ ቪድዮ ምኮኑ እባ አስተባህለሉ bro
@Amanuel.Kidane12345
@Amanuel.Kidane12345 4 года назад
@@tsbuqgbernmennmanm5900 ዝኮነት ኣደ ወዳ ብሳጉኡ ክጽዋዕ ኣይትፈቱን ኢያ፧
@asmeragijiret6756
@asmeragijiret6756 4 года назад
@@Amanuel.Kidane12345 ሓበሪታካ አማሓላሊፍካላ ስለ ዘለካ ካልእ ተማሳሳሊ ስራሕ ክትስርሕ ከላ ክትማሃረሉ እያ bro
@user-hy6kh6px3n
@user-hy6kh6px3n 4 года назад
Amanuel Kidane ናይ ብሓቂ ነውሪ እንድዩ'ኸ ዘየዕበየና ባሕሊ ዝገረመኒ ክኣ ንዝናኣዱ ጥራይ Like ምሃቦም ካብቲ ዝገረመኒ ፡ እንዳ ባሃር የማነ ገብረምካኤል ክኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ።
@asmeralove4327
@asmeralove4327 4 года назад
Negus medrek barya 🤴 menkem ajika Amlak meska eyu nekulu sedra edemn tenan yehbkmu ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@semeremadhanie4521
@semeremadhanie4521 4 года назад
ስድራ ቤት ክብር ስነ ጥበባዊ የማነ ባርያ ዕድመንን ጥዕናንን ይሃብክምም ፈጣሪ♥️♥️♥️♥️♥️
@Agheb123
@Agheb123 4 года назад
HAREGU SHIKOOR GOITA TEBAI, HIJI IKWA ASMARA METSIE KEYRAAKUKI KEYKEYD KAL TKUNENI, ADE YEMANE KAA KULU GHIZIE KRIEN ZBGHEN ZNEBERKU SLE ZKONA HIJI MS METSAKU NYEMANE HAWNA ZWELEDET MAHTSEN EWN ADE YEMANE KRIEN, HAREGU SHIKOOR MS DEKIKN DEKIDEKIKN KREKI IYE AMORE. BSELAM YERAKBENA!
@asmireyyyy5669
@asmireyyyy5669 4 года назад
Thanks febu በዚ ኣጋጣሚ ንስድራ የማነ ብዝኮነ አጋጣሚ ዝሕገዝሉ መደብ ይታሓዝ እዞም ኣብ ኤሮጳ አሜርካ ዘለኩም ስነጥበባዌን ኤርትራ ዝካአለኩም ግበሩ ብሓፈሻ ህዝቢ ። ካልእ እቶም ናርያ ኣብ ዝብጻሕ ዘብጻሃኩም ሰባት ነብስኩም ሕኸኩ ኤርትራዉነት ምትሕግጋዝ ኢዩ እሞ ሃየ.......
@hadishangosom
@hadishangosom 4 года назад
Thanks more Adulis Medea
@kij435
@kij435 4 года назад
#dislike ጌርካ ዘለኻ ዓባይ ዓብይቶ ኢድካ ጥዕምቶ ተሓዝካ ። ደገፍቲ ባርያ#like
@yoniforo3060
@yoniforo3060 4 года назад
ሓወይ ናተይ ካብ ዘይምፍላጥ like ግበሩ dislike ዝገብሩ እውን ኣለዉ ኣይትሓዘሎም
@mossboss7995
@mossboss7995 4 года назад
ን ባርያ dislike ዝገብር ደኣ ኢዱ አንበር ትቆረጽ ፡፨፨፨
@sanireynatey2537
@sanireynatey2537 4 года назад
@@ADULISMEDIA beka ab kndi senay hasab thasbu amawil tetrus nskum ka tragemu alekum wey gud tbl Rodio
@alazark7105
@alazark7105 4 года назад
መዓት ወረ መዓት ወረ wala kale yhazom. Entay ybehalu eziom. B Yemane emo keymetsuna
@semeretesfaghabir186
@semeretesfaghabir186 4 года назад
@@ADULISMEDIA wanatat kolikum himak tizarebu eway nskums
@abel8236
@abel8236 4 года назад
Fabu xelime kokob Elkes nkberi shemu Yemane barya ktgbriya nreki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️💖💖💖💖💖
@amasjohnn1111
@amasjohnn1111 4 года назад
ኣንታ እዞም ዲስ ላይክ ዝገበርኩም ከመይ ኢድኩም ትቆረጽ ለመንቲ 😪 እሞ ኸኣ ኣብ ናይ ባርያ 🙏❤🙏 Rip our legend 🙏
@lliveforyou4618
@lliveforyou4618 4 года назад
29.49 nice work 😍❤💋
@daniEL-qp8ml
@daniEL-qp8ml 4 года назад
yemane barya kokob eritrea 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fanueltekleab7185
@fanueltekleab7185 4 года назад
ኩሉ ዘርባኣ ክንደይ ይሕጉሰካ ንክዕ ኣባያየይ ክይና ትስምዓኒ
@mikeweldu8116
@mikeweldu8116 4 года назад
እዉይ እዘን ኣደ ብኡነት ዕላለን ክጥዕም። እንቋዕ ድሃይክን ሰማዕና። ዕድመን ጥዕናን ይሃበን።!
@user-yz4hz9pq1s
@user-yz4hz9pq1s 4 года назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ስድራበት እቲ ኮኮብ ኣቦናን ሓውናን ባርያ፡ ንባርያ ንክትገልጾስ መግለጺ የብሉን ብኩሉ ሙሉእ ንመንከም ከኣ ከምናይ ኣብኡ ስራሕ ሒዙ ክመጸና ንጽበዮ ፈቡ ከኣ ጽቡቅ ስራሕ Thanks.
@acapellaacapella5115
@acapellaacapella5115 4 года назад
Mamma Azeb Yemane He is Hero we love him .
@hennybany
@hennybany 4 года назад
Thank you Adulis media and febu show.
@bitwededabrhajgnajneral265
@bitwededabrhajgnajneral265 4 года назад
Enkea bselam mexeakum nay kubur seb sdra
@samuelgebrezge4453
@samuelgebrezge4453 4 года назад
Bejakum interview ketgeberu kelkum kemzsema gebruo please makrfon
@mbrhtomtmelso258
@mbrhtomtmelso258 4 года назад
men kem yemane 🇪🇷 💔 ajka gen tnkek bel 🎸🎸🎸🎸🎸🎸🎸🎸🎸🎸🎸🎸
@zebibberhane615
@zebibberhane615 4 года назад
Ohhhhh Iam Happy menkemey congru kola welidka enkae hagosekum Family black star yemane ghbremcheal nzkri menkem esmen tenan yhabo fetari menkemey ms kulom sdrabetka edmen tenan yhabkum fetari
@AriAri-rb4oi
@AriAri-rb4oi Год назад
Beautiful interview, beautiful family. God bless you you all. 🇪🇷🙏🇪🇷💕💐💐💐💐💐
@mehratmehrat6628
@mehratmehrat6628 4 года назад
I love barya kubur artist drar ezini 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤✌✌✌
@aronchanel127
@aronchanel127 4 года назад
Baba barya wardya Hager ♥️♥️♥️♥️👍
@mariemebrahtu801
@mariemebrahtu801 4 года назад
ተዓወት ፍሒራ ቅርሲዩ ናይ ባሓቂ
@user-hn6qx2mq5b
@user-hn6qx2mq5b 4 года назад
I appreciate you adulis Medea.
@lovelove-rn4pc
@lovelove-rn4pc 4 года назад
King of Music we love you forever Rip
@efremtesfay3710
@efremtesfay3710 4 года назад
Bayra the great
@user-vo3mq7zw1r
@user-vo3mq7zw1r 4 года назад
Barya malet abo dikatat & legend artist !
@maranatamaranata9274
@maranatamaranata9274 4 года назад
Yaaa Febu Baba yemane beli Barya Barya aytbeli
@berieeriboy1641
@berieeriboy1641 4 года назад
I’m proud of you febu haftey love you yemane barya family respect zelewom geza hafarat des kbluka mkurat
@tl2254
@tl2254 4 года назад
Thank you 🙏🏿! eseyas gen xbuk ayfetun u tetenkeku kulom esu u atifiom
@hagosminia6431
@hagosminia6431 4 года назад
Yemane malat beqa🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 reste in peace ajoka ka menkem. Adulis media thanks 😘
@ilove_you_ereyyyyy1997
@ilove_you_ereyyyyy1997 4 года назад
ብድካሜ የቐኔልና ፌቡ ሓፍተይ
@user-wd4vt5hk6x
@user-wd4vt5hk6x 4 года назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ስድራ የማነ ባርያ ሽኩራን ፉርቲ ንኣማን ሓምድ ባ በጃኺ ኣቅርብልና ?
@abrhamberhe6671
@abrhamberhe6671 4 года назад
ውውው ብጣዕሚ ደስ ዚብል ዩ
@Sabasabina2-
@Sabasabina2- 4 года назад
እንቃዕ ዳሓን መጻኩም ♥️
@pacKing-wj8sw
@pacKing-wj8sw 4 года назад
Febu haftey Egezabeheri Amlak edmen tenan yhbeley fetari Ayana Yemane Barya ke Amlak ab Genet ynbreka
@mebriyeabraham4822
@mebriyeabraham4822 4 года назад
Bariya our legend!!!!
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 4 года назад
Mkura sdra barya brukatt edmen teinan xibuk gber nmen nmanm ybhal ajokum deki barya❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹
@user-nb8uk4bp7z
@user-nb8uk4bp7z 4 года назад
ኣነስ ልዕሊ እቲ እተርቪ እቲ ኣብ ኮሞት ዝጻሓፍ ዞሎ ምስ ኣበብክዎ ነቢዐ ኩሎም ዝጽሕፍዎ ዘለዉ ከብድካ ዝበልዕ ንብዓት እዳ ነባዕኩ ይጽሕፍ ኣለኩ
@wedimaryam15
@wedimaryam15 2 года назад
ኣብ ግዜ ናይ ዶክተር የማነ ባርያ ዘይምፍጣረይ ማራ የ ዝሓዝን😭ናይ ብሓቂ ብታሪኽ ኢና ንፈልጦ ን የማነ ግን ክሳብ ሕጂ ምሳና ዘሎ ኮይኑ ይስማዓና ናይ ብሓቂ ቅርሲ ዩ የማነ😭🇪🇷our black diamond rest in peace🇪🇷🇪🇷👈👈👈
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 3 года назад
ብሓቂ የማነ ባርያ ንዘልኣለም ህያው እዩ።
@lwamabrham4658
@lwamabrham4658 4 года назад
Menkem ajoka zhawey kexlo Bravo 🙌
@asmeralove4327
@asmeralove4327 4 года назад
Febu betamı nefetı kemzı gırkı zeqrbklna sedra king 👑 Eritrea God bless you febu shikor
@dannynini1832
@dannynini1832 4 года назад
Super keep going 😍😍😍😘🇪🇷 !!
@habenhaile3047
@habenhaile3047 4 года назад
የማነ በሊ ኣብ ቅዳሚ ወላዲቲ ጽቡቁ ከይኖ ኣይስማዓንን ባርይ ምባል
@diegefahrlichengangesterba8896
@diegefahrlichengangesterba8896 3 года назад
Habibi tarik hiwet nay barya semaya ab jostudio adom eyu adi barya etom sedra yefeltu eyom gina xibuk alka nesa win abzihato
@tesfaygyesus7034
@tesfaygyesus7034 Год назад
Barya tserfi Aykonen Adom eyu Emba barya
@jagarjag2743
@jagarjag2743 3 года назад
Selam kulatkum deki eri 🇪🇷 febu shukor Thank u mes kulatom mesarhtki btaemi des zbl eyu gex nfetwom sdra yemane bariya zerakina
@fekrenegasi64
@fekrenegasi64 4 года назад
yemane barya aymoten lewhatun fkrun eu meytu..... ayeeee brya mejahari aykenen etki serawitna mxwei selam eu eti elamana
@habeshahomestead779
@habeshahomestead779 4 года назад
Eritreans mother are all the same.... they r so honest my God.
@tesfujohannes7638
@tesfujohannes7638 4 года назад
Fabu thanks more well done
@edentekeste6703
@edentekeste6703 4 года назад
Wawwww Sdra yemane barya Amlak msakum ykun
@samuelmahari5444
@samuelmahari5444 4 года назад
Ajoka kenxbeyka ena zhawey Aythmeq 🇪🇷💪✌️🙏😍💯
@yonasyoni6474
@yonasyoni6474 4 года назад
Thanks
@Robelgoitom-bf5oy
@Robelgoitom-bf5oy 3 месяца назад
ብሉጽ ስራሐ
@tesfaeyasnkeyabrish7844
@tesfaeyasnkeyabrish7844 4 года назад
Kbri ne sdrabet yemane barya🙏🙏🙏
@yonasalem696
@yonasalem696 4 года назад
Dehay zemen wedi barya Abey u zelo
@JESUS-711
@JESUS-711 4 года назад
Abe Greek alo elomo
@mussieberhane6085
@mussieberhane6085 4 года назад
Yemane is the black diamond 💍✅
@febenefren3648
@febenefren3648 4 года назад
ዋውውው ፈበን ሐብተይ👍👍👍👍👍👍
@eruyekibretey606
@eruyekibretey606 4 года назад
Adulis entertainment! Febu megemeria n sedrabet Abi senetibebena sewue yemane barya bmkirabki nemesgin! Abin zeniadin hasab. Kem rieto gin Eti ab mengo zemetsie mesegageri bezihu rebashi koinu. Nketsali ab gimet yietwewo. Thank you.
@hagereyhagersemaatat4355
@hagereyhagersemaatat4355 4 года назад
Barya kokob africa dequ kea nay barya kwersu tesfa ngebr ❤👍❤🇪🇷
@rahsiteklay4867
@rahsiteklay4867 4 года назад
Xbuk adulis media
@lavitamaiko4157
@lavitamaiko4157 4 года назад
King Yemane Barya Nay jeganu Jegna 🙏🙏🙏
@ibuasli3488
@ibuasli3488 4 года назад
Xubuq like Gin ezi febuuuu zibil zelo agduluwo
@biniamtesfazghi8181
@biniamtesfazghi8181 4 года назад
Good job Adulis Media
@lidiagebreyewhanes8789
@lidiagebreyewhanes8789 4 года назад
Selamin qsanetin in sdrabet Drr Yemane ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@godislove1767
@godislove1767 4 года назад
I have seen him Once in my life was blessed day rest in peace always in our heart legend
@wedytewelde7446
@wedytewelde7446 4 года назад
ኮመንት ጽሃፎ ትብሉ ሃከይ ። ንምንታይ እታ ልቢ ፈላሊኮም like ትገብሩ
@eyasukidane4465
@eyasukidane4465 4 года назад
እቲ ፌቡ ዝብል ሌክራምሲ;ረቢሽና በቃ:ኣብ ሞንጎ እንዳኣተወ!!
Далее
ЭТОТ ПЕНЁК ИЗ PLANTS VS ZOMBIES - ИМБА!
00:48
РУБИН - ЗЕНИТ: ВСЕ ГОЛЫ
01:03
Просмотров 178 тыс.
I only teach well, why am I a victim
0:42
Просмотров 7 млн
İnside out Balloon game
0:18
Просмотров 13 млн