Тёмный

ኣገልጋሊ ወንጌል፡ ኣባል ፖለቲካዊ ሰልፊ ክኸውን ይኽእል ድዩ፧ 

SElam Show - ሰላም ሾው
Подписаться 4,7 тыс.
Просмотров 1,4 тыс.
50% 1

Well come to 'The Selam Show' one of the Popular show hosted by Selam Sebhat, airing each Saturday & Sunday at 11:00 a.m. in Eritrean/Ethiopia Time on Maezer TV, You tube, Facebook.
The objective of this channel is to Educate, Empowering, Motivate and give awareness to my fellow HABESHA community both in Spiritual and moral aspect of life journey.
Follow me instagram @ / selam_show
Follow me in twitter@ / showselam
Follow me in facebook@ / the-selam-show
" IF YOU WONT TO WALK FAST, WALK ALONE.
IF YOU WONT TO WALK FAR, WALK TOGETHER."
African proverb
Lets walk together!

Опубликовано:

 

2 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 19   
@ruth2653
@ruth2653 8 часов назад
Pastor Daniel Gbu blessed 😇 🙏😇🙌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷God bless Eritrea.
@paulosgebremariam6213
@paulosgebremariam6213 21 час назад
ኣቦታትና ፓስተር ዳኒኤልን መጋቢ ዑቅባ ስላሰን ኣምላኽ ይባርኩም ወሕሉል ምኽሪ
@jesusislordrishan6595
@jesusislordrishan6595 17 часов назад
ስለ ሃገርካ ጸሊ ስለ ኤርትራ ጸሊ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ካብ ምስሉይነት ንውጻእ
@weynits571
@weynits571 17 часов назад
ane hito alni niwxue af kinkonelus bikemyn abeyn begakum nexurlna❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉Berketna ekum zebnkum ybarek❤🎉❤
@weynits571
@weynits571 17 часов назад
selamn xega AMLAKN yebzhalkum brukat abotatn p Daniel hawey megabi uqbit hawey agelgalit Selam hafteyt❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉aglglotkum ybarek❤
@jesusislordrishan6595
@jesusislordrishan6595 17 часов назад
ጎይታ ከይፈለጡ ከመይ ጌሮም ፍትሒ ከውጽ ኡ ትጽበዮም
@jesusislordrishan6595
@jesusislordrishan6595 17 часов назад
ጎይታ ክንቅበል ከለና እቲ ንኾዶ መገዲ ክኑን ምዃኑ ንርጊሮና ድዮም ተመሊስና ወይስ ብፍቕሪ ብትሕትና ብጸሎት ደጊፎም ኣረዲኦምና ኮኒኖምና ድና ተመሊስና ወይስ ብፍቕሪ ተረቲዕና
@Bitew12
@Bitew12 17 часов назад
selam yehiwat , kab mislunet wexiekum amenti protestant bisenki dictator iseyas abotatna bizey firdi teasirom keluw aff konkum kindi tizarebu halewlew tiblu seb hilna kunu . mogos yihayish kabakum neti haki yizareb alo .
@jesusislordrishan6595
@jesusislordrishan6595 17 часов назад
ሕቶ ንፓስተር ዕቕቢት ቤተክርስትያን ኣንጻር ዓመጽ ደው ክትብል ከላ ድምጻ ተስምዓሉ መን እዩ። ድምጺ ዝሰምዕ ከ መንዩ? ፍትሒ ደኣ እወ የለን ግን መን ዩ ፍትሒ ከውጸኣልካ
@tewolde8400
@tewolde8400 16 часов назад
Pastor Daniel ብዝአዕባ:Eriteria sanction ጽቡቅ:መልሲ: ንህዝቢ:ዝሐሊ: Pastor ከማኻ: ዝበሉ: ሐቀኛ:ናይ: አምላኽ:ሰባት: ይብዝሑልna:ጎይታ:ይባርኽካ: ዑቅባ:ስላሴ: ገና:ኣብናይ:ስጋ: እዩ :ዘሎ: መንፈስካ :አምላኽ: ይግዝአዮ:ብዙሕ:ካብ: አምላኽ: አይትርሐቅ:ካብ: ብዐል:Pastor Daniel ተምሀር please 🙏Glory to our God🙏
@senitgbrehawariat6710
@senitgbrehawariat6710 15 часов назад
ንህዝቢ ጸሊ እዩ ዝብል ንኣምላክ ዘይፈልጥ መንግስቲ ዓማጺ እዩ ትብል ኣለካ ንሱ ንኣምላክ ኣይፈልጦን እዩ ንስካ ግን ወንጌል ምስባክ እዩ ዘጸብቀልካ ካባካ ዝጽበ ህዝቢ ወንጌል እዩ በጃኩም ነቶም ትቓዎሙ ኣገልገልቲ ንቤት ኣምላክ ተጽሩፉ ኣለኩም
@evangelizethem1826
@evangelizethem1826 7 часов назад
ብቀዳምነት ሰላም ሓብትና ዓብይ ነገር ኢኪ ጌርኪ። ተባረኺ። ብምቅጻል ፓስተት በላይ ስለ ጌጋ መንግስቲ ተዛሪቡ ዘይፈልጥ ክነሱ እዛረብ ምባሉ፥ ግብዝነት ወይ ሓሶት እያ። ብካል ወገን ድማ "ንስካ ተዛሪብካ ኣይተዛሪብካ እቲ መንግስቲ ዝገብሮ ጌጋ ሰብ ይፈልጦ እዩ" ክብል ተዛሪቡ፡። ንሕና ንሓደ ዓማጺ፥ ዓመጽ ትግበር ኣለካ እንብሎ እቲ ሰብ ስለ ዘይፈልጦ ንከነፍል ጦ ድዩ ? ኖ ኣይኾነን ነቲ ሰብ ዝፈልጦ ዓመጽ ደው ንከነብሎ፥ ጸቅጢ ንከንብረሉ እና ንዛረብ። ብኣባሃህላ ፓስተር በላይ ነቲ ዓማጺ መንግስቲ ኣይትግንሕዎ ኣይትቃወምዎ ብዛዕቡኡ ኣይትዛረቡ ይብለና ኣሎ። በዚ ድማ ፓስተር በላይ ምሉእ ብምሉእ ደጋፊ ዓማጺ ስርዓት ምኹኑ ንርዳእ። ምስዚ ውን " ንከይዛረብ ገለ ገለ ዝሕዘካ ኩነታት ኣሎ" ምባሉ ፓስተር በላይ ኣንጻር ናይቲ መንግስቲ ንከይዛረብ ዝተኣሰረሉ ጉዳይ ከም ዘሎ ብንጹር ትርዳእ። ግን ፓስተር ዳንኤል ንዓመጽ ዓመጽ ከይብል ነቲ ኣሲርዎ ዘሎ ኩነታት ዘይኮነስ ንሓቂ ቃል ኣምላኽ ክግዛእ ነይርዎ። ኣገልጋሊ ኣምላኽ ንኩነታት ናይቲ ዓማጺ ስርዓት ዘይኾነስ ነቲ ልዕሊ ኩሉ ኩነታትና ዝኾነ ቃል ኣምላኽ ክግዛእ ኣለዎ። ከመይሲ ቃል ኣምላኽ ብኩነታት ዘይሽረፍ ጸኒዑ ዝነብር ዘልኣለማውን ዘይለዋወጥን ስለ ዝኾነ። እዚ ፓስተር ዝተዛረቦ እታ ቃል ኣምላኽ "ብግዚኡን ብዘይግዚኡን ግናሕ" ዝበሎ ዝጥሕስ ብምዃኑ ፓስተር በላይ ንኩነታት እቲ ዓማጺ ስርዓት እምበር ንቃል ኣምላኽ ዘየቀድም ሰብ ምዃኑ ብንጹር ትርዳእ። ፓስተር በላይ እቲ ኣገልግሎቱ፦" ንኩነታት ዓማጺ ስርዓት ማእከል ዝገበረ እምበር ንኣምላኽን ንቃል ኣምላኽን ማእከል ዝገበረ ኣገልግሎት ከመዘይብሉ ትርዳእ። ንቃል ኣምላኽ ዘየቀድም ፥ ንቃሉ ደው ዘይብልን ድማ ክምህረና፥ ክጓስየካ ኣይንፈቅድን ኢና። ከመይሲ ናይ ኩነታት እምበር ናይ ተግባር ሰብ ስለ ዘይኾነ። ናይ እቁባይ ግና ምሉእ ብምሉእ ንጹርን ቅብልን
@eyobfissahaye4948
@eyobfissahaye4948 12 часов назад
እግዚኣብሔር ይባርኹኩም ፓር ዳኒኤል፡ ፓር ዑቕቢት!!!! ከም ናይ ወንጌል ኣገልገልቲ ከመይ ጌርና ወንጌል ነስፍሕ እዩ እቲ ሕቶ እሞ!!!! ብስንኽና እትን እዝን ምእንቲ ከይንዕቅፎም ነታ ሓቒ ሓቒ ንበላ ነቲ ሓሶት ድማ ሓሶት ንበሎ!!!! ብኸምዚ ኣብ ቅድሚ ኩሉ ሞገስ ንረክብ!!!! ንማንም ድማ ኣይንዕንቕፍን!!!! ተባረኹ!!!!!
@henokokubat2573
@henokokubat2573 17 часов назад
It's Babilica to be voice for voiceless
@henokokubat2573
@henokokubat2573 17 часов назад
Justice starts from the church.
@samiabdu3877
@samiabdu3877 8 часов назад
God bless u all ❤❤❤
@elsaghebreyohannes1696
@elsaghebreyohannes1696 3 часа назад
ንምንታይ እዮ ፖስተር ዳኒ ንዕቁቢት ንኤርትራ ኽወስደካ እዬ እልዎ???? I didn’t understand
@ዓንሰባ
@ዓንሰባ 6 минут назад
😂😂😂😂ከም ዶክተር ፓስተር ክፍሉን ብጾቱን ኣብ ኮንተነራት ማይ ስርውስን ዓዲ ኣበይቶን የእትየ ከም ሳምና ከሕቅቀካ እየ ማለቱ ዩ 😂😂
Далее
НОВАЯ "БУХАНКА" 2024. ФИНАЛ
1:39:04
Просмотров 296 тыс.
AMHARA | Can Ethiopia Survive?
13:56
Просмотров 142 тыс.