Тёмный

ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ናይ ንዓይ'ዩ ዝግበኣኒ... 

BUFE-ERI  ቡፌ-ኤሪ
Подписаться 43 тыс.
Просмотров 7 тыс.
50% 1

#alenawaltahager #alenarecords #Diletmedia #Dawittv #sebnkunmedia #mikitv #solomedia #zenatigrigna #eritv #G.drar #eritreancomedy #eritreanmovie2022 #eritrea #seifufantahun #sebnkunmedia #mozaykbahli #sayet #ella
#Eritreamovie #Eritreanmusic #Eritreanmovie2023 #neweritreanmovie2023 #Eritreanorthodoxmezmur #
Join this channel to get access to perks:
/ @buferi
enjoy and subscribe now at BUFE TV
BUFE TV brings GENERAL KNOWLEDGE and entertainment contents .
* ቡፌ ቲቪ ሓፈሻዊ ፍልጠት ዘቕስሙን ታሪኽ ዝድህስሱን ዘዘናግዑን ኣገደስቲ መደባት ናባኹም ዘብጽሕ ቻነል'ዩ።ሳብስክራይብ ብምግባር ከተዕብዩዎ ብትሕትና ንሓትት።
© copyright: BUFE TV. Any unauthiorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
RU-vid :
#newertireamusic
#ertireamusic
#ertitreamusic

Опубликовано:

 

7 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 29   
@user-wb8pf6id2u
@user-wb8pf6id2u Год назад
ኣብሓጎ ፑሽኪን ላጌን ሎጎ-ጭዋ እዩ” እቲ ላጌን ዝብል ኣብ ኤርትራ እዩ ኣብ ካሜሮን ኣይኮነን። ላጌን ካብ ዱባርዋ ንሸናኽ ሰሜን ካብ ኣስመራ ንሸናኽ ደቡብ ኣብ ከባቢ ዓዲ ገምበሎ እያ ትርከብ።
@SabagualEri
@SabagualEri Год назад
እወ ላጉየን ካብ አስመራ ሩሑቅ አይኮነን።
@TV-qc2lu
@TV-qc2lu Год назад
ኣነስ ኣዝየ እየ ዝግረም እኮ ! ኤርትራዊ ይኹን : ኣይኹን ብዘየገድስ : ወላ ኤርትራዊ እንዶ ይኹን መበቆሉ እንታይ ስለዝዋጠየላ እዬም ኣብ ማእከል ዓዲ : ሓወልቲ ዝገብሩሉ ? ክንደይ ጀጋኑ ደቂ ሃገር ሂወቶም ከይበቀቁ ኣብ 60ታት : 70ታት ምእንቲ ኤርትራ ዝወፈሩ እሞ ዘይተመለሱ ሓወልቲ ኣብ ክንዲ ምግባር ሲ ናይ Pushkin! ኣነ ሲ ላግጺ ኮይኑ እዩ ዝስምዓኒ ! ካልእ ይትረፉ ልዕሊ 60 ዓመት ንስለ'ዛ ሃገር ኢሉ ከየዕረፈ ዝሞተ ኣቦና ወልድኣብ: ወልደማርያም ከ ዘይገብሩ :: ካልእ ከም ኣቦና ሸኽ- እብራሂም ሱልጣን : ተጋ. ዑስማን ሳልሕ ሳበ : ከም እድሪስ መሓመድ ኣደም ወ. ዘ.ተ ምስ ኩሉ ጉድለታቶም ዝግብኦም ኣይረኸቡን ብሃላይ እየ :: ስለዚ ናይ ሻዕብያ ኩሉ ስግንጢር እዩ :: ወላ ነቶም ናይ 73 ከምኡ ውን ናይ 76 ዝቀተልዎም ኣረሲዖምናናይዞም ዝተረፋ ክኣ ኣረሲዖምና በቃ :: ታሪኽ ሓቢእካ : ታሪኽ ምስናድ እዩ ና ህ. ግ ስራሕ ::
@user-tk3jd3nf4e
@user-tk3jd3nf4e 2 месяца назад
መደባትካ ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትዎ ናትካ ተዘይሰሚዐ ይሓምም ኢየ ታንኪው ብሮ ቀጽሎ
@NexereabHaile
@NexereabHaile Год назад
ክንደይ ሰብ ታሪክ አንዳሃለዉ ካብ ደገ ኣምጽካ ሓወልቲ ምስራሕ ምስምንታይ አዩ ዝቁጸር ኣድኣ ገዲፋ ሓትነ ትናፍቅ አዩ ነገሩ
@SabagualEri
@SabagualEri Год назад
Thank you for sharing us
@BUFERI
@BUFERI Год назад
Thanks for watching!
@siemtedros366
@siemtedros366 Год назад
Keep going bro
@nashibrhane8399
@nashibrhane8399 Год назад
ታምርት ትንታይ prof
@eyobgebrehiwet7436
@eyobgebrehiwet7436 Год назад
DNA ኢዩ መልሱ
@mam-yk6ri
@mam-yk6ri Год назад
መጀመርያ ናይ ፑሽኪን ሓወልቲ፡ ኣብ ኣስመራ ዝገብርዎ ራሻውያን ኢዮም፡፡ ወያነ ከኣ፡ ኢትይጵያዊ ኢዩ ንዓና ከኣ ሓወልቲ ፑሽኪን ግበሩልና፡ ኢሎሞም። ኣብረሃም ሃኒባል ኤርትራዊ ዶ ኢትዮጵያዊ፡ ራሻንስ ይፈልጡ ኢዮም፡ በዚ ምኽንያት ኢዮም ከኣ ናብ ኤርትራ ሓወልቲ ክገብሩሉ ዝምውድቡ፡፡
@esayasberhane5454
@esayasberhane5454 Год назад
Yes you are right 👍
@hailewolde1816
@hailewolde1816 Год назад
ፑሸኪን ሩስያዊ እዩ ኣኸለ 😅
@yibrahgoitom9950
@yibrahgoitom9950 Год назад
ንፉዕ እይካ ሩስያዊ እዩ ንዝበልካዮ የድንቀካ ከምዞም ሑሉፋት ደቂ ዓድና ዘይምኳንካ
@berhaneweldeab7736
@berhaneweldeab7736 Год назад
አብቲ እዋን ኣብ ኤርትራ ብ ቱርኪ ትማሐደር ነበረት ስለዚ ኤርትራዊ እዩmali and cametoon ብቱርኪ ተገዚኤን አይፈልጣን
@esayasberhane5454
@esayasberhane5454 Год назад
💯
@yemanetsegai4617
@yemanetsegai4617 Год назад
ፑሽኪን ሩስያዊ ኢዩ።
@okbuhaile5290
@okbuhaile5290 Год назад
I feel like he is from camroon.
@danumogos6182
@danumogos6182 Год назад
❤❤❤ tanks
@tnatmussie9734
@tnatmussie9734 Год назад
Thanks bro qexlo
@bekhitamerke2938
@bekhitamerke2938 Год назад
Thank u
@blackdimond8318
@blackdimond8318 Год назад
GN slemintay hawelti Pushkin abzen kulen hagerat kitkel tedelu ? Etom pushkien zeebeyo sebat kabey kemzemtswo ayzarebun dyom?
@halaltsilal2652
@halaltsilal2652 Год назад
ኢንትዕ ገርሙና ኣሎ😅😅😅
@mhreteabandebrhan4427
@mhreteabandebrhan4427 Год назад
plies bro kmzi ayu zedlyena zelo politic betami xelianayo alena pliess
@yordanostafla4557
@yordanostafla4557 Год назад
Anee, Keem Eritrawiit Netii Naay Asmera Nay Chateedralee As a symbol Is Asmera Kirriy kelekouu it is ok with me. Giin Zikonee Eritrawii Izaa Chateedralee Campo Stato tiinihaal, netten Kaliolt naay Eritrawiyaan Imnetaat Reeseaa ,Ni Beyinas do TiiwilaeeAlaa? What about the Inda Mariyaa and other Churches, The Mosques of the Islamic Denemotions? When we advertise Asmera, the only Historical place we See is Chateedralee? So for me , it would be nice to pictures of Indaa Mariam, the mosques that represent the 9 Biheeratt of Eritrea. Thanks
@merhawiwldeslasie6857
@merhawiwldeslasie6857 2 месяца назад
ኣብ ሓንቲ ቪድዮ ከም ዝራኣኹዋ ሱሙ ኣብረሃም ዓዱ ሎጎ ሳርዳ መሬት ኤርትራ ዩ ካብ መሳፍንቲ ተወሊዱ ካብ በረኻ ምስ ሓፍቱን ገለ ቆሉዑ ብ ኦታማ ቱርክ ከምዝተጨወየ ። ድሕሪኡ ሓፍቱ ብቀይሕ ባሕሪ እናሳገሩዎም ከለዉ ብሕርቃን ዘሊላ ናብቲ ባሕሪ ከም ዝኣተወት ። ድሕሪኡ ከኣ ናብ ቱርኪ ብጹኑዕ ኣተዉ። ናይ ሶቤት ወተሃደራት ከኣ ካብ ቱርካውያን የሕዲጎም ከም ዝወሰድዎም የዘንቱ። ኣብርሃም ከኣ ከም ዝበልካዮ ሓያል ወተሃደር ነበረ። ማዓርግ እውን ወሰኸ ጀነራል በጸሐ። እሙን ጀነራል ከም ነበረ እውን ተማሂረ ነሬ። 💙💙💙 ካብ ካናዳ ኣፍቃሪ ዛቻነል እየ።
@A-lumy
@A-lumy 8 месяцев назад
Adi logo dbarwa [ hanibal hotel ab dbarwa bsmu Ala![
@SamsomSemere
@SamsomSemere Год назад
ኢዚ ሰብ ኢዚ ኤሪትራዊ አይኮነን ኢዚ ኢትዮጲያዊ ኢዩ ኢንተ ፈሊጥክሞ
@hermonmuhamedsuraj9729
@hermonmuhamedsuraj9729 Год назад
ካልኣይ ክፋል ኣለዋ ድዩ ?
Далее
መወዳእትኦም እንታይ ኮነ?
16:59
Просмотров 15 тыс.
Первый день школы Катя vs Макс
19:37
when you have plan B 😂
00:11
Просмотров 24 млн
ኣንስቶም'ኳ ዘየድሕኑ መራሕቲ...
15:02
ኤርትራ መን'ያ?
12:15
Просмотров 19 тыс.