Тёмный

ኤርትራውነት ፡ሃገራዊ ስኒት፡ 

Eritrea nEritrawiyan
Подписаться 17 тыс.
Просмотров 1,7 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

18 мар 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 59   
@shamsuleman4427
@shamsuleman4427 Год назад
ኣጆኻ ኣብራሃ እንቋዕ ኣብ ጽላልካ ኣጽለልካ! ኤርትራ ሃገርና ዝተበደለት ሃገር እያ ቁስላ ንካሓዊ ኣበርቲዕካ ከምትሰርሕ ተስፋ ኣለኒ።
@godislove7204
@godislove7204 Год назад
I’m learning more and more about Eritrea now God bless you!!🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷
@Moka_1985
@Moka_1985 Год назад
ኣጆኻ ዝሓወይ ኩሉና ምሳኻ ኣሎና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e Год назад
ኣጆኻ ሓዉ ኣብርሃ🦁 ወትሩ💪 ሃገረይ!🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@naliru6096
@naliru6096 Год назад
ኣጆኻ ከይትሕለል ተኸተልትኻ ከም ሑጻ ባሕሪ ክበዝሑ እዮም ኤርትራውነት ክቡር መንነት
@edenkidane1625
@edenkidane1625 Год назад
አጆኻ በርትዕ አብጎንኻ አለና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
@abdatsaeed1747
@abdatsaeed1747 Год назад
ሰላም ኣብርሃ ሓወይ ከምዚ ዓይነት ኣፍልጦ ታርኽን ስነ ልቦናን ሕዝካ ኣይትተሓለል በርትዕ ጅግና
@mebrahtsamuel2348
@mebrahtsamuel2348 Год назад
ቀጽል ኣጅካ ናይ በሓቂ ባህልናን ክብርናን ዓቂብና ክንጉዓዝ ኢና ንሳ ኢያ ቅንዕቲ መንገዲ ኩሉ ግን ኣብ ጽላል አርትራውነት❤
@issakabraham7663
@issakabraham7663 Год назад
ኩቡር ኣቶ ኣብራሃ ገብረሂወት ኣኽባሪ ክብሪታቱ ጸባ ስተ ጸባ ኣስቲኻዮ ኢኻ ሎሚ ንህዝቢኻ🇪🇷❤
@tesfayokubamaryam4422
@tesfayokubamaryam4422 Год назад
ኣጆኻ ኣብርሃ ሓውና ጽቡቅ ሓሳብ እዩ ኤረይ ንቅድሚት ❤❤❤❤❤❤❤❤
@uytre4667
@uytre4667 Год назад
ብጣዕሚ ጽብቅ ኣብርሽ ሓወይ ቡዝሕ ንማሃር ኣለና ቀጽሉ ወዲ ኤረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪🇪🇷🇪🇷💪🥀🌹❤️🌹🥀🇪🇷💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪🥀🌹❤️
@naliru6096
@naliru6096 Год назад
ጸባ ስተ ዝዓርከይ ከማኻ ይብዝሑ ኣብርሃ ኣጆኻ ንስኻውን ከም ዘርእሰናይወላ ኣብ ቲክቶክ እንዳኸድኻ መንእሰያት ካብ ጌጋ ምለሶም ካልእ ከምዚ ኔርካ ዶ ገለዶ ዝብል ካብ ደገፍትን ተቓወምትን መጥቃዕትታት ክመጻካ እዩ ስለዚ ንኹሉ ተጻዊርካ ቦሊኽ ከምትብል ርግጸኛ እየ ። ካልእ ታሪኽ ኤርትራ ኣብ ሜድያኻ ንዘይፈልጡ ኣፍልጥ ጽውጽዋይ ናይ ትግራይ ይኣክል ! ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብሪሂሞ
@temesgentemesgen1916
@temesgentemesgen1916 Год назад
Eritreawi Kubur Meninet 🇪🇷👌❤👌
@EfremAmine-gu3ji
@EfremAmine-gu3ji Год назад
እንቃዕ ብሰላም መጻካ ኣብራሃ።ኣብ ፎቆዶ ናይ ሕዋሓትውያን ኢትዮጵያውያን ሜድያ ኬድካ ዘዋረድካዮ ንህዝብካ ህዝቢ ሓማሴን ይቅሬታ ክትብሎ ተስፋ ይገብር።
@ghenetghebremicael7226
@ghenetghebremicael7226 Год назад
ክብረት ይሃብካ ጥራሕ እየ ክብለካ ኣብራሃ ሓውና 🙏🇪🇷♥️💪
@asmeranafike5546
@asmeranafike5546 Год назад
I have full Respect on You. Abrha Gebre proud of you 👏 🥰 Brilliant
@danielmengis6917
@danielmengis6917 Год назад
😍😍😍😍😍
@wedimana5273
@wedimana5273 Год назад
ኩቡር ሓው ኣብርሃ ገብረ ኣጆካ ገጥ ኣብዛ ዋጋ ገዚሚ መላምል ሓላላት ኤርትራዊ ማህጸን ዝኮነ ሕፍርቲ ሃገር።
@Hiyba123
@Hiyba123 Год назад
Ajoka abe gonka alena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️
@user-eo3qb3ns4c
@user-eo3qb3ns4c Год назад
Abraham hawey amlak msaka ykun ezi hawey 🇪🇷❤🇪🇷❤😘
@godislove7204
@godislove7204 Год назад
Amen!!!
@rubasebene4347
@rubasebene4347 Год назад
Wellcome Abrha
@abdatsaeed1747
@abdatsaeed1747 Год назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-hd3hb1ey5r
@user-hd3hb1ey5r Год назад
You are too smart. We are proud of you. Just go ahead 👌
@mikalgoitom6866
@mikalgoitom6866 Год назад
Abraham, where were you hiding I am learning a lot of things about my Eritrean culture and identity, you have a very good potential, keep up the good work 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💝💝💝
@wobatwaldy5852
@wobatwaldy5852 Год назад
Eritrea live forever god bless eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@godislove9390
@godislove9390 Год назад
❤❤🇪🇷jigina
@Daniel_kah
@Daniel_kah Год назад
እዚ ሂዝካዮ ዘለካ ኣብርሃ ሓወይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኢዪ። ምስቶም ካልኦት የሕዋት ኣብቲ ዘሰማምኣኩም ተሳኒኩም ንህዝቢ ኤርትራ ንቅድሚት ከተገስግስዎ ንስኩም ውን ነባሪ ታሪክ ክትጽሕፉ በዓል ሙሉዕ ተስፋ ኢየ።
@kibromsium4734
@kibromsium4734 Год назад
Abraha aytifrah ezi kulu bsenki weyane eyu
@temesgenamlak4301
@temesgenamlak4301 Год назад
❤❤❤
@rahwaghebre6426
@rahwaghebre6426 Год назад
Ajoka 🇪🇷❤️
@rubasebene4347
@rubasebene4347 Год назад
Btaemi adnikeka absolo mediya zgeberkayo agelaltsa nayti kebabika adimekeda adinebri zelo hbreteseb slezfelto bahriyatu tsubuk gerka gelitskayo ❤
@husseinidris-tk3wn
@husseinidris-tk3wn Год назад
Abrha gebre nay bhaki tehabinelka.ajoka jigna
@filieri9056
@filieri9056 Год назад
Welcome to RU-vid brother Abraha Gebre 🇪🇷❤
@andatrussom
@andatrussom Год назад
ቀጽለሉ ዘሓወይ !
@user-qv2vq5sy4o
@user-qv2vq5sy4o Год назад
ጠፊእና ትብል እሞ ከምዚ ከማኩም ክትሪኢ ከለኻ ካኣ ተስፋ ትገብር ፡ኣነ ብልቢ ተስፋ ይገብር ኣለኩ ኣብዚ ግዜ እሞ ከይተሓለልካ ምሃረና & እቲ ባህሊ ፡ሕጊ እንዳ ባ ዝብሃል ዉን ኣብ ዉሽጡ ኣቲካ ክትምህረና ዉን ደስ እዩ ዝብለና ኣይተቋርጾ ❤
@meazzarai6850
@meazzarai6850 Год назад
ስላም አጅካ ቅጽልው
@biniamftsum2610
@biniamftsum2610 Год назад
Bravo you are smart boy 👦 👏 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🦁🦁
@mathu4616
@mathu4616 Год назад
I love the way you teaching us grateful 🇪🇷
@mebrahtuaregay3520
@mebrahtuaregay3520 Год назад
ኣብራሃ ጽብቕ መደብ ምስ ዘለካ ብቕዓትን ትብዓትን ብዙሕ ሰብ ክምሃር ተስፋ ኣለኒ ቀጽሎ። ኣብታ ቅናት ዝበልካይ ግን ቅናትን ሽርባን ፍልልይ ኣለዎ ስለዚ ምስትውዓል የድሊ። Thank you good job
@michaelzaki2006
@michaelzaki2006 Год назад
ቡሱል ሓሳብ ካብ ቡሱል ሰብ thanks bro!
@mathu4616
@mathu4616 Год назад
🇪🇷❤️🇪🇷dear Abraha 🇪🇷💪🇪🇷
@sarajoh313
@sarajoh313 Год назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@tigraiprivel9249
@tigraiprivel9249 Год назад
Ajoka bertie ketxlo eritrea bi eritrawyan tikkil ab gonka alona
@lucchi3902
@lucchi3902 Год назад
🇪🇷🌿🇪🇷🌿🇪🇷🌹💯👍
@brhanedebesay1641
@brhanedebesay1641 Год назад
Well kom bro azi xenahka xnahh enkoa tray nab lbka temeleska
@hagerey9448
@hagerey9448 Год назад
ኣብርሃ ገብረ ከማኻ ጌረ ዝጸልኦ ኣይነብረን ብቀዳማይ ኣብ ናይ ሶሎ ሜድያ 3 ስዓት ሙሉእ ሰሚዐካ ናይ ብሓቂ ካድር ኢኻ ከስርናካ ኢና ሞ ጸንኒሕና ሕጂ ኣብ ጎንኻ ኣለና ፎርሳ ንቕድሚት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏿💪🏿💪🏿
@ertraazmera1798
@ertraazmera1798 Год назад
Ajoka Abraham hawna❤
@wediafa
@wediafa Год назад
ብራቮ መንእሰይ ኣብርሃ፤ ቀጽሎ ኣዝዩ ኣገዳሲ ኣርእስታት ኢኻ ትትንትንን ተስተምህርን ዘለኻ። ስለሕሉፍ ብትብዓትን ብዕምቆትን ተንቲንካዮን ይቅሬታ ሓቲትካሉን ስለዝኾንካ ስኽፍ ኣይበልካ። ዓቅምን ብቅዓትን ስለዘለካ እዚ ትገብሮ ዘለኻ ኣስተምህሮ ቀጽሎ።
@aronmehari917
@aronmehari917 7 месяцев назад
🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏አጆኻ ቀጽሎ ሳብስክራይብ ግበሩ ንክሎም ብማዕረ ነዕብዮም ብትፌዞ አይንርአዮ ደቂ ኤረይ ያላ ዓወት ንሓፋሽደ🥰🥰🥰
@saidabdu1888
@saidabdu1888 Год назад
ብጣዕሚ ተሓጉስና ኣብርሃ ሓዉይ ጅግና እንጀራ ዓለም ብላዕ ኣብ ጎንኻ ኣለና ሳብክራይብ ግበሩሉ።❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@asromtekie9934
@asromtekie9934 Год назад
Nska teakl lebam❤️ haw tefieka nearka
@okbayaraya3237
@okbayaraya3237 Год назад
ኣብዚ ኣሎ ዘረባ እዚኣ ኢያ ንኹላትና ትገርመና ዘላ ታሪኽካ ገዲፍካ ብታሪኸይ ተነየት እምበር ሕውነትን ዘይሕውነትን ኣይኮነን ቲ ዘረባ
@berhaneberihuhadusberihu5271
ሓው ኣብርሃ ገብረ ወላ እካ በቱይ ፖሎቲካዊ ጉዕዞ ዝነበርካዎ ጉድለታት እንተ ነበረ ግን ኣብ ታርክካን ልእላውነት ሃገርካን ክብርን ጀጋኑካን ዝነበረካ ኣክብሮት ብጣዕሚ እየ ዘድነቅካ ግርም ለውጥን ተበግሶን ናብ ምቅርራብ ባይታ ፈጥርካዎ ዘለካ ዓብይ ስጉምቲ ንቅድሚት ዘክድ ጉዕዞ እዩ ቀጽሎ ንረብሓ ህዝብን ሃገርን ተተፋጥጥካ ምካድ ንህዝብካን ሃገርን ዕንወት ጥራይ እዩ ኣጀካ ቀጽል ✌✊
@user-qv2vq5sy4o
@user-qv2vq5sy4o Год назад
ሕጊ እንዳ ባ ከምዚ ሎሚ ኣብ ወረቀት ዘይኮነ ሓንጎሎም እዮም ዝጽሕፍዎ ኔሮም ፡ይትረፍ ዶ ናይ ሰብ እንተላ ሕጊ ጥሪት ዉን ኣለዎም ንኣብነት ዝተቀጥቀኣጠ ብዕራይ ፡ዝወለደት ላም ፡ዝሓንከሱ ጥሪት ካይ ተረፈ ሕጊ ዝገብርሉ ዝነበሩ ኣቦታትና 😢 ኮሙኡ ኢሉ ዶ ይህሉ
@yonastsegay7340
@yonastsegay7340 Год назад
ሙሽሙሽ
Далее
NOOOOO 😂😂😂
00:15
Просмотров 2,2 млн