Тёмный

ኤች ኣይቪ ተመሓላሊፉኒ ኢዩ josias denden 

JOSIAS DENDEN TUBE
Подписаться 124 тыс.
Просмотров 80 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

27 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 671   
@tsegayweldeghebriel7461
@tsegayweldeghebriel7461 2 месяца назад
ወዲ ሰብ ነዛ ሓጻር እዋን ንነበረላ ብዘይ ምስትዉዓል ብደዐ ወይ ጸርፊ ክትጥቀም የሕዝን.ተለኺፍካ ማለት መትካ ማለት ኣይኮነን.ኣብ 2003 ኣብ ሰራዊት ከለና ዝተነግሩ ክህብ ሕጂ ይነብሩ ኣለዉ .ሹዑ ጥዑያት ዝነበሩ .ገለ ሃንደበት ዝሓመሙ ብሓደጋ ሲናይ ሳህራ ባሕሪ ብደቂ ኣሃድየይ ኢየ ዝነግረኩም ዘለኹ ስለዚ ስጋ ለበስ ሙኻና ንዘክር.ስለዚ ኣጆኺ ብዝተኻእለ መጠን ከይትጭነቂ ግቡእ መድሃኒት ወሲድኪ ነብስኺ እለዪ .
@Ostirch
@Ostirch 2 месяца назад
Ajoki haftey may ማይ ጸሎት ውን ይፍውሶ እዩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ❤❤❤
@senaitmehari3597
@senaitmehari3597 2 месяца назад
Bejkum zeykewn, mkri aythabu
@Kevindurant35734
@Kevindurant35734 2 месяца назад
🤣🤣🤣😂ኤህ ቦግ በል ወደይ
@DamiDami-o9g
@DamiDami-o9g 2 месяца назад
​@@senaitmehari3597 ከማይ ዓይነት ርእሲ ኢዩ ዘለኪ ወይ ካልእ ሃይሞኖት እንተ ኮእንኪ እስኺ ስቕ በሊ ኣሽካይ ዶ ኤድስ ካንሰር ክንደይ ውላድ ደኣበዮም ማይ ጨሎት ተሓጺቦም ክወልዱ ኪኢሎም ኢዮም ጎዶሎ እምነት
@muluehaile9405
@muluehaile9405 2 месяца назад
Ezi halewlew nay haymanot Aygedfkumen dikum
@DamiDami-o9g
@DamiDami-o9g 2 месяца назад
@@muluehaile9405 ኪድ ውድዛ ረሳሕ ሃይሞኖት ዘይብሉ ሰይጣን
@asmeraroyalcafe
@asmeraroyalcafe 2 месяца назад
ኣነ ግን ዘገርመኒ አዝኣስ ንእሽተይ ጋል 19ዓመት አያ አንታይ ናብ ምውላድ ምጉያይ ኣደልይኪ መድሓኒትኺ አንዳ ወሰድኺ ዘይትማሃሪ ካብ በዓል ሓዳር ካብ ትወልዲ ድሓር ጥዑይ ቆልዓ ክትወልዲ ተኮንኪ ኮ ብጉቡእ ክትከታተሊ መድሃኒትኪ ጸቡቅ አዩ...... ድሓር ሓላፍነት የሰማዓኺ ሰብ ኣይትልክሚ በጃኺ ትቆጥቢ ወላ ሰባት ትነጾሉኺ ንሰኪ ግን ሓደራ ዘይውሑስ ርክብ አንዳ ገበርኪ ብድሕረይ ሳዕሪ ኣይብቆላ ኣይትግበርዮ.......... ነቲ ወላድኺ ውን ሕሰብሉ ጸባሕ ከይትጣዓሲ
@abrahamadonay5551
@abrahamadonay5551 2 месяца назад
Eya eti tenqi nsdrabeta u knxlwa iyneberomun so nska enda mezanage ente keydas mste defafu krakebwa ykulu bzuh u delo ab hiwet nsa bflay neti welidla zelos habireyo eye tbl ala natu shigr u😢
@alemkaygeza3458
@alemkaygeza3458 2 месяца назад
ኣይትፍረድ እዛ ቆልዓ ኣብ ኣታዓባብያ ዝተበደለት እያ ትመስል ኣዲኣ ብሂወት የላን ወላዲኣ ድማ ኣዝዩ ዘሕምም ቃላት እንዳተዛረባ ትገብሮን ትውስኖን ፈልያ ክትፈልጥ ኣይትኽእልን እያ ብዝኾነ እግዚአብሔር ምስኣ ይኹን ጓለይ መዓረይ
@muluehaile9405
@muluehaile9405 2 месяца назад
Yes himam kem zelewa enda feletet kindey seb lekima bitaemi zehizin eyu
@muluehaile9405
@muluehaile9405 2 месяца назад
@@abrahamadonay5551kela hasiya eya Ayhabereton hiv Aleni enda beleto kikerba Aykielin eyu
@Martakeflezgi
@Martakeflezgi 2 месяца назад
Kemau gera eberi twedaku yeadug 😂
@Natan0755
@Natan0755 2 месяца назад
ኣጆኪ ሓፍተይ ናተይ እሙን ሓዊ ክኮነልኪ እንተ ተፍቅድለይ ጽቡቅ ነይሩ ሓፍቲ የብለይን ኣወዳት እዮም የሕዋተይ
@selamasgodom4226
@selamasgodom4226 2 месяца назад
Www blux
@Martakeflezgi
@Martakeflezgi 2 месяца назад
Asey zwedey 🥰🥰
@Ngg1990
@Ngg1990 2 месяца назад
Lebam zwedey dewlela medhanita ktwesd metan nab hakim ka arakba haderaka❤❤❤❤thanks zwedey
@lichikiflom4740
@lichikiflom4740 2 месяца назад
❤❤❤
@samrawitkahsay5928
@samrawitkahsay5928 2 месяца назад
Lebam hawey 🙏
@lovetube9672
@lovetube9672 2 месяца назад
ዒሉ ምዓኮርኻ ሓሉ ብፍላይ አብዚ ዘለናዮ እዚ ህማም ዳርጋ ኩሉሰብ ረሲዕዎ እዩ ንጠንቀቕዳ 🙏🏽🥺
@ngstigirmay9271
@ngstigirmay9271 2 месяца назад
Nay bhaki
@samrisamri3521
@samrisamri3521 2 месяца назад
Ja entay eske ms hade seb ente telalika si ab kndi klteka mermera mgbar baka sk elka nab arat ngoyi xegem eyu
@TesfuMeh
@TesfuMeh 2 месяца назад
​@@samrisamri3521ውትራን ተውዲእና
@MatiLove8638
@MatiLove8638 2 месяца назад
ምሕረት የውርደልኪ ዝሓፍተይ ኣምላኽ
@MichaelMichaelabrham
@MichaelMichaelabrham 2 месяца назад
ኣጆኪ ዝሓፍተይ እዚ ሕማማ ኖርማል ኮይኑ እዩ ❤❤❤ ኣደይ ማርያም ከኣ ብሰላም ትገላግልኪ
@መሊተስፍ
@መሊተስፍ 2 месяца назад
ኤረ ኖርማል እይኮነን ንስብ ሽለል ክብሎ አትግበሩ። ዕድመካ ልክዕ መድሓኒት ክትቁሑም። 😢😢
@raheltekle4302
@raheltekle4302 2 месяца назад
ብርኽቲ ሐፍተይ ናብ ጾሎት ኪዲ ። አምላኽ ፈዋሲ እዩ ።ተባረኺ።❤
@tedrosMezgebe-b8b
@tedrosMezgebe-b8b 2 месяца назад
ክሓዊ ይክእል የ ኢልኪ ጥራይ እመኒ ተነሲእኪ ማጨሎት ተሓጺቢ ክንደይ ካብ ዚ ሕማም እዚ ዝሕወዩ ዝሕፍተይ ፈጣሪ ዘይየሕውዮ ሕማም የለን ጸበል ስተዪ ተሓጸቢ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ሓውየ ኢልኪ ትምስክሪ ትኮኒ
@furtunatsgab6666
@furtunatsgab6666 2 месяца назад
❤❤❤❤❤❤
@bvpprodactionbelijum8632
@bvpprodactionbelijum8632 2 месяца назад
ሰብ ሰብ ዘብሎ ሰብኣውነት እዩ ናይዛ ሓፍትና በዚ ዝበሎቶ ኣዝየ ተሰሚዑኒ ልዕሊ ኩሉ ኣቦ ንጋሉ ኣጆኪ ክብላ ደኣ ኔርዎ እንበር ከሰድዳስ ኣይግባእን እዩ። ልዕሊ ኩሉ ግን ልበይ ዝተንከፈትኒ ክፍጠር ኣይነበረትንን ዝበለታ ዘረባ ኣዝያ ተንኪፋትኒ ፡ ሓፍተይ ናተይ ኣጆኪ ምሉእ ምሕረት የውርደልኪ፡ እዚ ሕማም ከም ኖርማል ሕማም እዩ ኮይኑ ዘሎ እንቃዕ ድኣ ካብታ ኩሉ ሰብ ዝፈርሓ ካንሰር ወጻኪ እንበር ተስፋ ፡ ሓቦ ፡ኒሕ ሒዝኪ ተበገሲ ❤
@kesetehabte1955
@kesetehabte1955 2 месяца назад
ብሓቂ ንሳ ልበይ ተኪፋትኒ ዋላ ንዓይ ጨካን ወላዲ እዩ እዚ
@abrahamadonay5551
@abrahamadonay5551 2 месяца назад
Ya ane wn komu ele nezi kulu neger ktgebro zgebera abua u 44
@tiamomabelle4380
@tiamomabelle4380 2 месяца назад
Ana nishtey hafty teskmit hiv eye . Ezei zeblato yegtmi u ajoki tray heje hafty hadira gira 2 baby welida . Egzbher yemsgen ajoki mekrti hafty egzbher kuku gizea abi gonki u❤
@Zeritfetawihageru24
@Zeritfetawihageru24 2 месяца назад
ኣጆኺ ተስፋ ኣይትቁረጺ ጸሎት ግበሪ ማይ ጨሎት ትሓጸቢ ክትሓዊ ኢኺ
@ማሪያምያዋሕሰይናይኣምላክ
እዛ ሓፍትና ዝሓብኣቶ ነገር ኣሎ መጀመርያ ሓበሻና ነዛ ሕማም ከም ሞት ኢና ንፈርሓ ኣለኒ ዳበልካዮ ዝቀርበካ ሰብ የለን ምናልባት ኩሉ ፈሊጡ ኣማዛዚኑ ዝቀረባ ሰብ ተኮይኑ ከ ንምንታይ ካብኣ ይሃድም ኣሎ ምስክናይ ከይፈለጠ ስለ ዝተለከመ እዩ ዓቅሉ ኣጽቢቡ ዝህሉ ተወሳኪ ክኣ እዛ ጉዳይ ዝፈልጣ ኮይኑ ተሰምዒኒ ከተማ ናይቲ ሓውና ኣይጠቅስን እየ ኣብ ዞባ Hessen እዩ ግን ዝነብር ኣፍቲ ኣነ ዝነብረሉ ከተማ ናይ ኣጋጣሚ ተራኪብና ኣብ ገጻት Internet ይፈልጠኒ ጸኒሑ ሰላም እልኒ ተላሊና ኣዚዩ ዘይህዱኡ መንፈስ እዩ ኔሪዎ ዝክኣል ተኮይኑ ውን ንክሕግዞ ሓቲትኒ ኣይፈልጠካን እየ ካባኪ ሓገዝ ደልየ ካብ በልካኒ ግን ኣይበቀልካን ኢለ ካልኣይ ምዓልቲ ተራኪብና ኩሉ ጸገሙ ዘርዚሩ ነግርኒ ሕማቅ ተሰምዕኒ መናእሰያትና ካልእ መከረኦም ከይኣክሎም ብከምዚ ክሳቀዩ ክትሪኢ ደስ ኣይብለካን ደጋጊምና ውን ብኣካል ይኩን ብ Telefon ተራኪብና ንሱ ዝዛረባ ቃል ተኔራ ክኣ ተለኪፈ ከይከውን HIV ከይህልወኒ ጥራይ እያ ቃሉ ብከምኡ ዝመጸ ስራሕ ከም ዝገደፎ ሂወቱ ፍሕ ፍሕ ከምዝበለ ውን ነግርኒ ከይነገረኒ ውን ካብ ኩነታቱ ዝንበብ ሓቂ ኔሩ ልዑል ጸቅጢ ኔሪዎ ካብኡ ንክወጽእ ክምርመር ውን ደፍፍኤዮን ክሳብ ምድፍር ተስኢኒካ ባዕለይ ሕክምና ሒዘካ ክከይድ ውን ኢለዮ ግን ክደፍር ኣይክኣለን ክንደይ ግዜ ከይደ እንድየ ኣብ Wartezimmer ጽናሕ ምስበሉኑ ሃዲመ ይከይድ እልኒ ክሕግዞ ዝክእል ሓንቲ እያ ኔራ እቲ ሕማም ቀሊል ሕማም ምኮኑ የእሚነ ተመርሚሩ ተዘይብሉ ወፍ ክብል ተሃልይዎ ክኣ ሕማሙ ፈሊጡ ምክትታል ክጅምር ግን ክሕግዞ ዕድል ኣይሃበንን ምናልባት እዛ ዝጽሕፍ ዘለኩ ተንቢቢካያ ክኣ ሕክምና ኬድካ ክትምርመር ደጊመ ይመክረካ ተመርሚርካ ምናልባት ኣለካ ተተባሂልካ ውን ኣጆካ እዚ ሕማም ብግቡእ ተተካታቲልካዮ ታራ ሕማም እዩ ይብለካ! ናብ ሓፍትና ክሰግር ይርድኣኒ በዚ ትብልና ዘለኪ ሕማቅ ኣተዓባብያ ወይ ውን ሕማቅ ኣቦ ድዩ ስድራቤት ከምዘለውኪ ንሱ ጸቅጢ ገሪልኪ ክከውን ይክእል እዩ ምስዚ ኩሉ ግን ክትተብዒ ከምዘለኪ የማክረኪ ብዘይ ስድራቤትኪ ናብራ ምምራሕ ከም ትክእልዮ እሞ ኣርእዮም ሽዑ እቶም ዝነጽጉኪ ዘለው ስድራኪ ትብዓትኪ ሪኦም ክመጹኪ እዮም እዚ ኣባኪ ዘሎ ተነጽሎን ሽቁረራን ኣብ ደቅኪ ክድገም ዘይቲ ደልይ ተኮይንኪ ክኣ መድሃኒትኪ ብግቡእ ተካታተሊ ደቂኪ በሰላ ከይትገድፍሎም ሓደራ ብጉልጽነት ክዛረብ ተኮይነ ንውላድ ኣዚኪ እኪ ተሃውኪኪ እዚ ጊዜ ክትምሃርሉ ክትዓብይሉን ዝግብኣኪ ግዜ እዩ ኔሩ ልዕሊ ማንም ንዓኪ እዩ ስሩዕ ህወት ዘድልየኪ ካብ ኮነ ግን ድሕሪ ሕጂ ደግምኪ ከይቲወድቂ ተጠንቀቂ ከም ማዕዳ ዝብለኪ ክኣ ሓደራ እዞም የሕዋትና ካልኦም ይኣክሎም ሕማምኪ ዳፈለጥኪ ኣይትለክምዮም ክብለኪ ይፈቱ ከመይ ጌሩ ነብስኪ ይገብረልኪ እዚ ናትኪ ስቃይ ንካልኦት ከተካፍልዮም መናእሰያትና ክኣ ኣዋልድ ኣወዳት ከይበልኩ እዚ ሕማም እዚ ኣብዚ ዓዲ ፈውሲ ስለ ዘለዎ እንበር ጠቅላላ ጠፍኡ ማለት ኣይኮነን ስለዚ ካብ ፍንው ጾታዊ ርክብ ንቆጠብ ምስቲ ናተይ ዝበልናዮ ውን መርመራ ተገበርና ጽቡቅ እዩ
@muluehaile9405
@muluehaile9405 2 месяца назад
Well said himam kem zelewa enda feletet buzuh seb lekima
@learningtogether6967
@learningtogether6967 2 месяца назад
Asemun eyom 😢
@muluegebresilassie7069
@muluegebresilassie7069 2 месяца назад
Nay bahaki hbtey
@haimanotghebreyesus6781
@haimanotghebreyesus6781 2 месяца назад
ምሕረት የውረድልኪ መድሃኒት ብስርዓት ምጥቃም❤
@AaAa-kq7kh
@AaAa-kq7kh 2 месяца назад
ዋይ ኣት ሐፍተይ ክንደይሰብ ለክመ ክኾን ይኽእል አየ እልካ ዘረባ ኣሎ ዋይ መናእሰይ ኣሕዋተይ ጉዳይ ስዴቶም ከይኣኽሎምስ ለክሞኽዮም ውይይ ክንዴይ ሰብ ተለኩሙ ይኸውን እግዚኦ ሕልናኽኸ ከመይ ገይሩ ተኣዝዝክ ብዝኾነ ንዓኽ ኣምላኽ ሙሉእ ምሕረት የውርዴልኽ ግን ሓዴራኽ ካብ ሕጅ ንዴሓር ሓጥያት ከይትሰርሕ በጃኽ ፅቡቅ ኣይኮነን ተኽእልኽ ነግርኽ ተላለይዮም 😢😢😢
@NatnaelYEBYO
@NatnaelYEBYO 2 месяца назад
ኣጆኪ ዝሓፍተይ ኩሉ ፍቃድ አምላክ ኢዩ ማጮሎት ፈትኒ ኣይትጨነቂ ክትሓዊ ትክእሊ ኢኪ እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣብ ጎንኪ ኣለና
@Al-be8tk
@Al-be8tk 2 месяца назад
Effff agoki egzieabeher amlak msaki ykun tetenkeku ezi zerekbena aymeselenan u abi temhrti u Josie hawey thank u aby melekti sedi zkone hager ezy zelo koynu aysemieanan u agoki neski ka bertio GBU ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yonatanyebio8201
@yonatanyebio8201 Месяц назад
እግዛቢሄር ምሕረቱ የውርደልኪ ሓፍተይ፡
@comeclose5274
@comeclose5274 2 месяца назад
ጠቅላላ ክትሓዊ ትኽእል እያ ብኣምላክ ትኣምን እንተኮይና ካብ ችኣቢ ካንሰር ዝሓወያ/ዩ ኣለው ኣብ ጀርመን ኣሎ ማይ ጨሎት ናይ ኣቡነ ሃብተማርያም ተነስሕካ ትኾዶ ትሓዊ እካ
@meksebey854
@meksebey854 2 месяца назад
@comeclose5264 nay eti bota aderese eba xehafelna hawey nayti m
@fsahahagos7882
@fsahahagos7882 2 месяца назад
@comeclose5274,nayti bota adres eba xhafelna bro ?
@Sina-x4s
@Sina-x4s 2 месяца назад
Xehafelna bejaka
@DrarAnd
@DrarAnd 2 месяца назад
ሃብተማርያም ከ መን ዩ 😂?
@teaby6258
@teaby6258 2 месяца назад
Habtemariam kkk😂😂😂 nay mas iyu bro
@ዓደይዓዲጀጋኑብዓንመንኢዮ
ጆሲ ሓወይ ኣብ ማሕባራዊ ገጻት ሕልፍ ክብል'የ እዛ መደብካ ሪአያ ትምህርታዊ ትምህርቲ ክትከዉን እዛ መደብ ርግጸኛ'የ ነዛ ሓፍትና ካኣ ኣጆኪ ቡዙሓት የሕዋት ክንኮነኪ ኢና ሞራልን ሕልናዊ ስራሕኪ ን ቀጽሊ በርትዒ ብዝተካእለ ናብ ፈጣሪ ኩሉ መንእሰይ ዓቢ ንእሽቱለይ ክጽጋዕ ይግባእ ኣቡኡ ኢዩ ዘሎ ናይ ዓለም ዕረፍቲ።ብምቅጻል ጆሲ ሓወይ ኣፍልጦ ናይዚ ሕማም ብጣዕሚ ዉሑድ'ዩ እቲ ዘገርም እቶም ናይዚ ሕማም ተለኪፎም ዝነብሩ ዘለዉ ወገናትና እናፈለጥካዮም ተለኪፎም ከምዘለዉ ገሊኦም ኣብ ሰራዊት ዝተፋነዉ ገሊኦም ተመላለስቲ ዝነበሩ ግን ዕድል ኣይህቡካን ከም ሓዎም ከተዕልሎም በዚ ጉዳይ እቲ ዝከፍአ እተን ደቂ ኣንስትዮ ወዲ ይቀያይራ እቶም ደቂ ተባዕትዮ ካኣ ከሙኡ ወላ ሓዳር ዘለዎም ከሙኡ ዓይነት ሰባት ኣለዉ።እቲ ዘገርም ኣልዕል ኣቢሎም ይብሉኒ ይኮኑ እዮም ንዝብልዎ ስም ናይ ምክፋእ ተሰካሚት እንድያ እንድዩ እናበሉ ናይ ባዕሎም ርእሰ ታኣማንነት ሙጉዳል እዩ ።ወይ ካኣ ይፈልጥ'ዶ ይከዉን ኢሉ እንተ ሓሲቡ ኣዉጺኤያ ኔረ ወላ ዘየዉጽአንበቃ ትሓርቅን ከይፈተካ እቲ ባህሪኦም የርሕቀካ ብ ጥበብ ክትዛረቦም እንተፈተንካ ኣይርዱኡካን በዚ ዲዩ በቲ መንእሰይ ኩልካ ን ቃሕ ን ግዝያዊ ስምዒትካ ክትብል ዘይኮነስ ካብ ስምዒት ወጺካ ሂወት ራኣያ ከምዚ ዓይነት ትምህርታዊ መደብ ትምህርቲ ከምዝከዉን ጌርካ ኣቅርቦ ጆሲ ብጣዕሚ መንእሰያትና ዝኣክል ኣፍልጦ የብሎምን።
@Hope1921Future
@Hope1921Future 2 месяца назад
Maychelot tehaxebi egziabher kmhreki eyu‘za haftey
@solomnmahray7253
@solomnmahray7253 2 месяца назад
Yes
@mleitebeyene384
@mleitebeyene384 2 месяца назад
Ajoki eza gualey amlak mhretu yewrdelki🙏🙏🙏
@HaileRedae-w2g
@HaileRedae-w2g 2 месяца назад
ሰላም ጆሲ ንፉዕ ብሮ ቀጽሎ ብጣሚ ኢየ ዘድንቀካ ን ሓብትና ውን ኣጀኪ ከም ሰብኪ ኢኪ ትነብሪ ተስፋ ዘይምቁራጽ እግዝኣቢሄር ኣምላክ ❤❤❤❤❤ ምሳኪ ይኮን
@Habenfu
@Habenfu 2 месяца назад
ኣነስ ኤች ኣይቪ ልዕሊ ኩናት እየ ዝፈርሖ ይቅሬታ😢😢❤
@ZaydYordanos-sz4kz
@ZaydYordanos-sz4kz 2 месяца назад
Be strong sister god with you be god bless you amlak meski yekun haftey natey ajoki
@tsegayweldeghebriel7461
@tsegayweldeghebriel7461 2 месяца назад
ኣብ ኩዉን ነገር ነጋቲቭ ኣይትጽሓፍ ሞራል ዝህብ ጸሓፍ በጃኹም. ከምዚ ክትገብሪ ኣይነበረክን ኢልካ ንድሒሪት ዝምለስ ኣይኮነን. ሞራል ተስፋ ኢያ ትደሊ ዘላ.
@MerhawiKahsay-tp2fg
@MerhawiKahsay-tp2fg 2 месяца назад
ኣምላክ ምሕረት የውርደልኪ እዛ ጎለይ ግን ኣነ ክረክባ ምደለኩ ፍቃደኛ እንተ ኮይና ክትሓውየሉ ትክእል መንገድታት ምሓበርክዎ ብዛሓት ኣለው ዝሓወዪ
@ghrmawitghrmawit1885
@ghrmawitghrmawit1885 2 месяца назад
ጆሲ ሕልናዊ መንእሰይ እንዲኻ ኣብ ቅድሜኻ ክጸንሐካ እዩ ጅግና። እንተ እዛ ሓፍትና ግን ልዑል ፈጣሪ ይቕረ ይበለላ እምበር ብዙሓት መንእሰያት ለኪማ ከም ዘላ ርግጸኛ እየ ካብዚ ቃላታ ምሕረት የውርደል። እንተ ኣንታ መንእሰይ ናይዚ ግዜ ግን ሓደራ ሓደራ ብስነልቦና ዕበ # ሕልናዊ ሰብ ኩሉ ግዜ መስተውዓሊ እዩ ሃዲኡን ረጊኡን ምስ ዘመዛዝን ድማ ካብ ሓዘንካ ሓጎስካ ዝዓበየ ይኸውን።🙏🙏🙏
@Luulawi
@Luulawi 2 месяца назад
ጆሲ እንታይነቶም ከይፈለጥካ ክንሕግዝ ኢሎም ኣድረሳ ከይትህቦም ፡ ኣብ መከራ ከእትውዋ ኢዮም
@JosiasDenden
@JosiasDenden 2 месяца назад
Xgem yelen
@SemharArefaine
@SemharArefaine 2 месяца назад
​@@JosiasDenden Josi hawey netom msa rkb znebrom dewila tetnegrom mehashe mhret yewrdelki egzabiher haftey
@ጸጋይሓይሽድንግል3ልማራያ
​@@SemharArefaine❤
@dejenhabte280
@dejenhabte280 2 месяца назад
​@@JosiasDenden josi kedimi kulu mes ihre Vater terakeb nsu kulu eti haki knegreka yu nay Aboa tele kehbeka ykel ye bewshti xehafley
@elsatewelde7858
@elsatewelde7858 2 месяца назад
ሓፍተይ መዓረይ ኣጆኺ ነቲ ዝፈጠረኪ እመኒ ንሱ ኣቦዪ ናይ ኣቦ ኣቦ ጸልይ መልሲ ካብቲ ዝፈጠረካ ኢኻ መልሲ ትረክብ ጸልይ ብጸበል ዝሓውይ ሕማም እዩ ኣይትጨነቒ የሕዋተይ ሞራል ዝትንክፍ ነገር ካብምጽሓፍ ክቆጠብ ብድዕ ዋጋ የብሉን ንነብስና ዝሓዝናላ የብልናን ናይጽባሕ ዝፈልጥ ጎይታ ጥራይ እዩ ኣጆኺ ኩሉ ክትገብሪ ትኽእሊ ኢኺ ተስፋ ከይትቖርጺ ኣጆኺ ንስድራኺ ልቢ ይሃቦም ፈጣሪ
@BerhaneKebrom
@BerhaneKebrom 2 месяца назад
ተነሲሒኪ ማይ ጮሎት ትሓጸቢ እዛ ሓፍተይ ክትሓዊ ኢኪ፡ኣይትጨነቂ ኩሉ ጾርኪ ናብ ፈጣሪ ደርብዮ።
@sofi-w7y
@sofi-w7y 2 месяца назад
Ewayyy geliu seb khawi Amlak Fetari nakatkum Brukat riyu ytaarekena🙏 enber anes xeliya ye bedel hibeya
@tsegasimon2707
@tsegasimon2707 2 месяца назад
Eritrea ❤❤
@h.klearnchannel8490
@h.klearnchannel8490 2 месяца назад
ብጣዕሚ ዘሕዝን'ዩ 😢 ንምንታይ ግን ትልክምዮም ?? 😢😢😢
@bereketgebre4685
@bereketgebre4685 2 месяца назад
ከምቲ ኣብ ሃገርና ንፈልጦ ኣይኮነን እኮ ይብል ኣሎ :: መድሃኒት ትወስድ እንተኮይና ሲ ናብ ካልእ ሰብ ክመሓላለፍ ኣይክእልን ኢዩ ይብል ኣሎ
@semeharmengsteab5646
@semeharmengsteab5646 2 месяца назад
😢😢😢 ygermeka eu
@yordatesfay5550
@yordatesfay5550 2 месяца назад
​@@bereketgebre4685ehi Dea emo ymermeru tebli ala
@ngstigirmay9271
@ngstigirmay9271 2 месяца назад
​@@bereketgebre4685no eti medhanit eko ab gize rkb tray zwsed eyu b mrddae eyu wala nsu kwesd alewo teuy kelo n aflto keytgage hawey bruk
@ngstigirmay9271
@ngstigirmay9271 2 месяца назад
Keytemermerkum bzey mekelakeli aytgberu huket
@adhanetzerehannes6937
@adhanetzerehannes6937 2 месяца назад
We are so proud of you for speaking out but PLEASE tell the other woman to get checked. Please save her life.
@MM-py1pm
@MM-py1pm 2 месяца назад
Entay proud zegbre tegbare alwa eyu
@sofi-w7y
@sofi-w7y 2 месяца назад
Tigrina yirdaaka diyu . Buzuhat Lekima mis xegebet negiraa
@JuromAnday
@JuromAnday 2 месяца назад
ምሕረት የውርደልኪ ሓብተይ ማጭሎት ተሓጸቢ ኣድስ ኣበባ ከይዲኪ ኣምላክ ዘይፍውሶ ሕማም የለኒ እሞ
@Tigray122
@Tigray122 2 месяца назад
Mhret yewrdelki lul igziabher amlak 🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@amora5836
@amora5836 2 месяца назад
ኣጆኺ ምሕረት የውርደልኪ❤❤
@Asmara-Entertaiment
@Asmara-Entertaiment 2 месяца назад
Negative comment aytxhafula bejakum ...❤...amlak msaki alo ajoki
@muluehaile9405
@muluehaile9405 2 месяца назад
@@Asmara-Entertaiment seb enda lekemet kemey gerna postive kinxihifela
@Asmara-Entertaiment
@Asmara-Entertaiment 2 месяца назад
@@muluehaile9405 esu dea yrdeani ...entay emo knbl
@AzebBerhe-k6g
@AzebBerhe-k6g 2 месяца назад
አቲ ሓፍትና ብጣዕሚ ተጋጊኪ እንዳፈለጥኪ ከመይ ሕልናኪ ጌርልኪ ሓደ ከማኪ ዝአመሰለ ሒዝኪ ክትነብሪ ትክእሊ ኢኪ አብ እዞም መንእሰያት አውሪድ ክዮ ዘለኪ ገበን እዩ ንሳቶም ካኣ ክንደይ ደቅንስትዮ ለኪሞም አለው ኳነ ኢልካ ትፍጽሞ ጌጋ ናይ ሕልና መቅጻዕትን ቅሳነትን አይህበካን እዩ። ብዛዕባ ስድራአ ውን ሓደ ሰሚዕካ አይትፍረድ እዩ
@eyobgebremeskel7572
@eyobgebremeskel7572 2 месяца назад
ናዛ ሓብትና ሙሉእ ክኣለትን ሞራልን ይሃባ ፈጣሪ ብሰላም ከኣ ነብሳ ትርከብ ።እዚ ሕማም እዚ ከኣ ኣብዚ እዋን እዚ እቲ ዝቐለለ ሕማም እዩ ኮይኑ ዘሎ ከም ዘለካ እንተፈሊጥካ መድሃኒትካ ብግቡእ ትከታተል እንተኾንካ ። እቲ ናይ ዓድና ከኣ ብማሕበር ብድሆ ዝበሃል ተጠርኒፎም ከም ሰቦም ይምርዓውን ይወልዱን ኣለው ።እቲ ናይ ዓድና ከኣ ኣቕሊልና ኣይነልዕሎ ክብሪ ንሃቦ ምኽንያቱ ብዙሓት የሕዋትናዮም ኣብኡ ተጠርኒፎም ዝነብሩ ዘለው
@romanroman2419
@romanroman2419 2 месяца назад
ክትሓምቕ እናፈለጥክስ ንኣሕዋትኪ ትልክሚ ዘይትሓፈር ኽዓ✍️☝️😢😢😢💔💔💔🤗🤗
@sabasabina5346
@sabasabina5346 2 месяца назад
ቤትኤል ቸርች ኪዲ ኣዲስ ኣበባ ብሽም የሱስ ክትፍወሲ ኢኺ ብርኽተይ እግዚኣቢሄር ምሕረት የውርደልኪ🙏❤
@Ruta0922
@Ruta0922 2 месяца назад
መናፍቅ ከኣ
@tesfayhiwet931
@tesfayhiwet931 2 месяца назад
ክክክክ😂
@nastnetogubamicheal467
@nastnetogubamicheal467 2 месяца назад
Ajoki etom touyat nbehal si Entay hiznala nebsna ajoki maryam msaki tkun 🙏🙏🙏
@tesfayfyori4752
@tesfayfyori4752 2 месяца назад
ኣጆኽ ሓፍተይ ናተይ፣ እዝ ነሪማል እዩ እስኽ ጥራይ መዲሃንት ኣይትቃርጽዮ ነት ዕሽልክ ተኻናኸን ኣጆኽ ።
@Lionelmessi-n6v
@Lionelmessi-n6v 2 месяца назад
Haftey natey ajoki imni tray kdhni iki tsebel fetni nebsiki halwi fetiki aymtsakyon fetari mulu mhret ywerdelki neti ab kebdki zelo ishel kea fetari yehlwelki 🙏
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ 2 месяца назад
ኣጆኺ በርትዒ ❤🇪🇷🙏💪አዋይ መውሲባ ተለኻኸም አዋይ ክስድድ አዚ ዎዲ ብሕልና ንገርያ በጃኺ ነብሳ ክትፈቅድ ለቢዕዋሎ😡
@medastegay4569
@medastegay4569 2 месяца назад
ብዝሓት ሰባት ዝለብለበት ኮና ትስምዓኒ አላ
@uqbaTesfay
@uqbaTesfay 2 месяца назад
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉እግዝቢሄር ኣብ ሂወትኪ ሰናይ እዩ እዚ ነርማል ሕማማ እዩ ስለሰብ እዝኒ ኣይትግበሪ ምስ ኣምላክ ጥራይ ሕብረት ግበሪ ንስኪ ብጣዕሚ ጅግና ኢኺ ኣጆኪ በርቲዒ የሱስ የፍቅረኪ እዩ መጺኢኪ ቡሩህ እዩ
@uqbaTesfay
@uqbaTesfay 2 месяца назад
ጆሲ ቡሩክ ዘመንካ ይባረኽ
@biniamyosief9654
@biniamyosief9654 2 месяца назад
ኣጆኪ ሓፍተይ መዓረይ HIV normal ሕማም ክም ነፍሲ ወከፍ ሰብ ሕዱር ሕማም ዘለዎ እዩ። እቲ ቀንዲ ነገር ግን ብግቡአ መድሃኒትኪ ክትወስድዮ አዩ ዘለኪ። ተንጽሎታት ከጋትመኪ ይከል አዩ ግን ንስኪ ብጽጋብኪ ዘምጻእክዮ ኣይኮነን ኣጆኪ በርትዒ ተስፋ ኣይትቅረጺ። ጆሲ ሓወይ ዋላ እቲ ተሰካሚ ብግቡእ መድሃኒቱ ይውሰድ ናይ ምትሕልላፍ ትክእሎ ኣሎ ስለዚ እዛ ትህባ ዘለካ ሓበሬታ ጌጋ አዪ ምክንያቱ ዋላ እቲ CD4 nr ልዕሊ 500 normal range ይኩን ናይ ምትሕልላፍ ተክእሎታት ኣለዎ።
@awetmesgena119
@awetmesgena119 2 месяца назад
Xibuk aleka anewin afilto aleni
@subWithnoVideo-fw4ir
@subWithnoVideo-fw4ir 2 месяца назад
Nay maes zrekebkayo u ezi mkrka, ane kab kdmi 5 zkewn doktor baelu, ms tueuyat knebru kem zkialu kzaereb semiaeyo ye, mknyatu eti abzi gize zi zelo medhenit neri virus nab 000 u zewrdo, tedelika ke ab Google aeti anbb🙏
@araratbereketab2296
@araratbereketab2296 2 месяца назад
Unacceptable ent koynu medhanitu ent bezey mukurax ent wesidewo 💯 kab 💯 aymhalalfen eu
@biniamyosief9654
@biniamyosief9654 2 месяца назад
@@araratbereketab2296 ዝከበርካ ሓወይ unacceptable ማለትካ ኣይተረዳንን። እቶ መድሃኒቶም ብግቡእ ዝወስዱ ሰባት እውን ምሉእ ብምሉእ ካብ viral test negativ ክከኑ ዘሎ ተክእሎታት ኣዝዩ ውሑድ % አዮም(HIV medicine can even make the viral load so low that a test can’t detect it. This is called an undetectable viral load) ክምዚ ውጽኢት ክህልዎም ኣሎ። ስለዚ ተመራጺ ንዝውሃብ ሓበሬታ ተከሎታት ኣሎ ምባል ንዝሓሸ ጥንቃቀ ይገብሩ ።
@biniamyosief9654
@biniamyosief9654 2 месяца назад
@@araratbereketab2296 ዝከበርካ ሓወይ unacceptable ማለትካ እንታይ እዩ ኣይተረዳንን። እቶም መድሃንቶም ብግቡእ ዝወስዱ ሰባት ክንደይ % እዮም negativ test ውጽኢ ዘምጹኡ መርመራ ምስገበሩ(HIV medicine can even make the viral load so low that a test can’t detect it. This is called an undetectable viral load) HIV ዘለዎም ሰባት መብዛሕቶም ብስንኪ ጽቅቲ .ወዘተ ለብሰምክልካል (immunity) እዳደከም አዩ ዝከይድ። ስለዚ ዝሓሸ ምክሪ ጸታዊ ርክብ ምስ ዘይተለክፍ ምግባር ጽቡቅ ኣይኮነን ኢልና ክንመክር አዩ ዘለና።
@simretkesete9505
@simretkesete9505 2 месяца назад
Egziabhr msaki yekun zehaftey 🙏🙏🙏
@SemharHabtom-eb3gd
@SemharHabtom-eb3gd 2 месяца назад
መጀመርታ ምሕረት የውርደልኪ. ግን ከመይ ሕልናኪ ሸጥኪ ትነብሪ እንታይ ጌሮሙኪ እቶም ትልክምዮም ። ስለምንታይ ንስኪ እንዳ ኣሰቀየኪ እቲ ሕማም ሰብ ክሳቀ ትፈርዲ? ምስ ከማኪ ዓይነት ሰባት ክትዋሰቢ ትክእሊ እንዳ ከኣልኪ ዓቢ ጌጋ ፈጺምኪ ስለዚ ካብ ልብኪ ምስ እግዛብሔር ይቅረ ኢልኪ ነቶም ዝለከምክዮም ከኣ ይቅሬታ ኢልኪ ሕክምንኦም ክገብሩ ከም ዘለዎም ንገርዮም። መታን ጥዑይ ቆለዓ ክመጻኪ።ኣብ ውላድክን እዚ ሕማም ክመጸኪ ከም ዘይትደልይ ርግጸኛ እየ ስለዚ ኣብ ነብስኪ ክመጸኪ ዘይትደልይ ኣብ ነብሲ ካልኦት ክህሉ ኣይትግበሪ ሓደራኪ ።
@muluehaile9405
@muluehaile9405 2 месяца назад
Ezi hizbina temen eyu xeyki tray sirhu foe Hiv kem zelewa enda feletet kemey ela misiom tidikis
@adiammichael9564
@adiammichael9564 2 месяца назад
Ezi habeshana kea seq elom ajoki ajoki yebluwa gegea kendi zengruwa etom telebidom zelewu kea entay eyom tegerime eye zelku behaqi
@sofi-w7y
@sofi-w7y 2 месяца назад
Srihey Ela seb telekima kititehaz Alewaa
@MahariTesfamikael
@MahariTesfamikael 2 месяца назад
Josi bdewka ktxedk eka amlak tna yhabka lebam seb ❤❤❤❤❤❤❤
@samsomtewelde5766
@samsomtewelde5766 2 месяца назад
ብሓንቲ ግዜ ኣርባዕተ ሂወት ቀዚፍኪ ተቀዘፊ 1-ነቲ ዘጥነሰኪ 2-ነቲ ኣብ ከብድኺ ዞሎ ዕሸል 3-ነታ ካልኣቲ ሰበይቱ 4-ነቲ ኣብ ከብዳ ዞሎ ዕሸል ንስኺ ሕልና ኣልቦ ኢኺ
@davrecords7852
@davrecords7852 2 месяца назад
No kola behkimna entekoynu tetewelidu aylegbomnu hakayim tefelitom kemzeleka naxa koynu ziwuled zeykewun habereta aytihab HIV kab 10 hadegeja himamata wexu EU .
@danialyemane530
@danialyemane530 16 дней назад
No kemu aytbel
@godisgoodallthetime3681
@godisgoodallthetime3681 2 месяца назад
እሞ ኤች ኣይ ቪ ከለኪ ከመይ ጌርኪ ምስ ኣወዳት የሕዋትና ትፍጽሚ ኔርኪ እሞ ከኣስ ብጌጋ ቡዙሕ እየ ለኪመ ትብሊ ሕልና የብልክን ዲኪ እንታይ ገበን ጌሮም፣እሞ ከኣ ከም ዘለኪ ኣብ ኤርትራ ከም ትፈልጢ ሓቢርኪ፣እዚ ኮነ ኢልኪ ኢኪ ገሪክዮ 😭ጌጋ የሕዝን 😢😢😢 ተጠንቀቁ በጃኩም የሕዋትና
@AaAa-kq7kh
@AaAa-kq7kh 2 месяца назад
ብጣዕሚ😢😢😢😭😭😭ዋይ መንእሰይ ዝረኸቦ ስዴት ሕሱሚ
@ks24721
@ks24721 2 месяца назад
መንእሰያት ተጠንቀቁ እዚ ከም ዘሎ ፍለጡ ኣዋልድ ረኺብና ኢልኩም እተን ኣዋልድ ውን ኣወዳት ረኺብና ኢልክን ኣይትመርዓው ኣቀዲምኩም ተመርመሩ።
@abrahamadonay5551
@abrahamadonay5551 2 месяца назад
Abua eko dchekenela da nsa entay geyra sdra nexilema ab enda meste tkeyd teneyras entay zeygeberet😢
@SemharHabtom-eb3gd
@SemharHabtom-eb3gd 2 месяца назад
@@abrahamadonay5551 ስድራና ኣይንጹሉናን አዮም .ዘነጽል ባህርያት ተዘይብልና. ተዘይተጋህየ ነቦኣ ውን ኣዲኣ ያ ለኪማቶ ምክንያቱ ኣዴኪ ከምዚ እያ ኔራ ይብል ተሎ ዜራ ዘምጸቶ ዝመስል ስለዚ ኣዴኪ ከማኪ ኔራ ይብላ ተሎ ነዚኣ ውን ኣብ ሆሆ ክትብል ይሪኣ ኣሎ ማለት ዩ።
@ዓለምጨናዊትፎ
@ዓለምጨናዊትፎ 2 месяца назад
😢😢😢ብጣዕሚ ሓዚነ በቓ
@gebrittewelde5183
@gebrittewelde5183 2 месяца назад
ጡዑይ ቆላዓ ክትወልድ ሕክምና ክትካታተል ኣለዋ ኣብ ክውን ክትጭነቅ የብላን ሕክምና ቸግ ክትገብር ከም ዘለዋ ጥራሕ ክትሕብራ ኣለዋ ከም ዝተለክፈት ኤች ኣይቪ ክትነግራ የብላን
@AdhanomRedei
@AdhanomRedei 2 месяца назад
Josi Ezi hmam normal eyu ajoki amlak misaki yekun abey nay zoba ala ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@FanelWayne
@FanelWayne 2 месяца назад
ኣጆኺ ኣብ ኢትዮጵያ ፀበል ኣሎ ብኣምላኽ ጥራይ እመኒ
@EndaDeko
@EndaDeko 2 месяца назад
Meine Liebe Schwester, dass ist gar keine Probleme, Bitte mach keine Stress, das ist nicht ende der Welt. Wichtig ist ,dass du weiter hin deine Medikamente nimmst.
@adiammichael9564
@adiammichael9564 2 месяца назад
Was ist mit den anderen, die angesteckt hat? Alle denkt nur an sie und ich denke an die Personen, die mit ihr geschlafen haben. Ihr muss ihr fehler sagen, damit sie aufhört. Klar wünsche ich ihr alles Gute, aber ihr muss der Fakt sagen
@EndaDeko
@EndaDeko 2 месяца назад
@@adiammichael9564 Soweit ich verstanden, sie hat niemanden gezwungen, klar sie hat Fehler gemacht. Aber die andere haben auch nicht richtig gemacht. Also Mann muss selber auf eigne Sicherheit schauen!
@aziebhabte-selasie7329
@aziebhabte-selasie7329 2 месяца назад
Be strong good blles you take care your self and your baby good luck.
@GodKeepingus
@GodKeepingus 2 месяца назад
ምሕረት ይወርደልኪ ፈጣሪ ኩሉ ብሓጎስ ተበልዮ, ንሰብ ግን ኣይትለኺሚ ሕልናክ ክቀስን, ንውልድክ ካ ዝኾነ ዕዳ ኣይትግደፍሉ , ብተረፈ ግን ኩሉ ናይ ፈጣሪ will አዩ አግዚኣብሄር ኣኻእሎ ይሃብኪ
@DamiDami-o9g
@DamiDami-o9g 2 месяца назад
ምሕረት ይውርደልኩ ማይ ጨሎት ተሓጸቢ ክትሓዊ ኢኺ
@godisgood9111
@godisgood9111 2 месяца назад
Josi hawey bitami zihasibo zineberiku gin ab shocial media wela hade seb zeyzarebelu guday eu bejaka gosgas yediliyo eu ezi hizibi nisa niwihudat nisom kea nibizhuat milikikam eu bejakum nitenikek ab eritrean bi television kulu seb aflito neriwo seb more tinkake yigebir abzi wexai hager gin seb aynigeron eu so etom ab meas media zelekum astemihiru meniseyat kinekihu Xbkiti haftey kea ajoki edme kab ezgabiher eu edme kitxegibi eki dekiki hadariki kitgebri eka yehiwatiki gin hileyilom ❤
@yordaedom2988
@yordaedom2988 2 месяца назад
Nay behaki abzi Europa HIV zelo zey meslena buzuhat ena ane zfelten telekema zfelten alewa bejakum mermera ngber akedimna
@abrahamadonay5551
@abrahamadonay5551 2 месяца назад
​@@yordaedom2988entay tbli aleki ya hbush klkumuna endyom gda
@habenkidane-e5d
@habenkidane-e5d 2 месяца назад
አግዛቢሄር ኣምላኽ ምሳኺ ይኩን ሓፍተይ ኣጆኪ በርትዒ
@haimanotghebreyesus6781
@haimanotghebreyesus6781 2 месяца назад
ጆሲ ሰላም ብዛዕባ ኤችኣይቪ ኣብ ዓድና እውን ይቆጻጸርዎ እዮም ቆልዓ እውን ነጻ ካብ ኣይድስ ከምዝውለድ ይገብሩ እዮም ። ስለዚ ኩሉ ግዜ ሃገርና ድሕሪት ከምዘላ ገርና ኣይንግለጻ
@rahelgoitom6686
@rahelgoitom6686 2 месяца назад
Gerimuni zelos nsu ke yfelta do neta adna kbl xenihe
@5.3mio
@5.3mio 2 месяца назад
Tkkl
@መርዚእየንጸላእየይ
@መርዚእየንጸላእየይ 2 месяца назад
ኣታ ኣበይ ከተማ እያ ትቅመጥ ለዘበን ሲ ኣይንወጻን ኢና መስለኒ😢😢
@genethail8906
@genethail8906 2 месяца назад
Hahahahahah🎉a እንታይ ድኣ ዝፈራሕካ ትመስል???😂😂 ኣጆካ ካብ ልክዑ ኣይሓልፍን። u make my day
@መርዚእየንጸላእየይ
@መርዚእየንጸላእየይ 2 месяца назад
@@genethail8906 ኣካይዳና ሪኢና ንፈርሕ ጋለይ 🙆🙆
@መርዚእየንጸላእየይ
@መርዚእየንጸላእየይ 2 месяца назад
@@genethail8906 ባእ ለካኪሞምና ከይኮኑ ያዓክ ጽላሉ የንብረልካ እስኪ በልኒ🙏🙏🙏
@selamfkri4076
@selamfkri4076 2 месяца назад
Kkkk telkemkem aaytbel
@dave9428
@dave9428 2 месяца назад
Kkkkkk
@Helen-td6yo
@Helen-td6yo 2 месяца назад
Ajoki marey emebrhan mesaki tekun ❤❤❤
@Meronteklia-rm9mg
@Meronteklia-rm9mg 2 месяца назад
ኣጆኪ ዝሓፍተይ ኣምላክ ይሓግዝኪ ግን ክኣ ብዙሕ ተጋጊኪ ማለት ከይፈልጡ ምሶኦም ትራኪቢ ከመ ዝነበርኪ ገልጽኪ ብድሕረይ ሳዕሪ ኣይትብቆላ ኮይና ደርጋ ኣደኪ ለኪማትኪ ንስኪ ከኣ ናብ ካልእ ሰብ ከተስግርያ ኣይንበረክን ማለት ንስኪ ዘለኽያ ሂወት እንዳ ፈለጥኪ ቅኑዕ ኣይገብረክን ኣብ ጸገም ዘለኺ እሞ እንታይ ክንብለኪ ኢና
@Elu13
@Elu13 2 месяца назад
Ewayyy haftey
@senaithadgu3527
@senaithadgu3527 2 месяца назад
Ajoki haftey natey amlak yhagizki 🙏🙏🙏
@samsomtewelde5766
@samsomtewelde5766 2 месяца назад
እዛ ጓል ርግምቲ ኢያ ከመይ ጌራ H I V ሙኻና እንዳፈለጠት ብዘይ መካላኸሊ (ኮንዶም) ትራኸብ ብድሕረይ ሳዕሪ ኣይትብቆላ እንዲኺ ጌርክያ
@kelatitesfay1887
@kelatitesfay1887 2 месяца назад
betami ya tegagiya
@ermiasbeletse2144
@ermiasbeletse2144 2 месяца назад
Msti seb znetsela tesfa koritsa zweseneto eu zkewn ember 🙈
@abrahamadonay5551
@abrahamadonay5551 2 месяца назад
Eti nay abua chikane u ab kemzi awdiqwa44
@abrahamadonay5551
@abrahamadonay5551 2 месяца назад
​@@ermiasbeletse2144bravo abua nexilwa ab enda meste ms kedet ka gdin u kegatma so gega nay sdra u
@SB10889
@SB10889 2 месяца назад
ኣታ ኣይሓልፍን እዩ, መድሃኒት ብግቡእ ተተጠቒማ። ኣነ ከማን ይደልያ ኣለኹ ሰበይተይ ክትኸውን። ኣስመረት መን እያ ትብሃል? Wedi Berhane ኢልኪ ፌስቡክ add በልኒ በሉዋ።
@salmsalh6668
@salmsalh6668 2 месяца назад
ኣጆኺ ዝሓፍተይ ምሕረት ካብ ኣምላክ እዩ።ዘይምሽጋር ዘይምጭናቕ ጥራይ።እዚ ከኣ ተራ ሕማም እዩ።
@Nano-ki7ef
@Nano-ki7ef 2 месяца назад
ኣጆኪ ዝሓፍተይ ማዓረይ 😰ፍጣሪ ምሕረት የውርደልኪ 🙏
@Sellu5956
@Sellu5956 2 месяца назад
Josie thank you for your time Pls your mic
@TEKLUTsegay-c9n
@TEKLUTsegay-c9n 2 месяца назад
እሞ ካኣ ኣብ ጀርመን ብዉሑድ 20 ኣወዳት ለኪማ ኣላ ንሶም ካኣ ዝልክምዋ ጋል ኣላ ክትስድድ እዛ ጋል
@LchiHabteslase
@LchiHabteslase 2 месяца назад
Btaemi eyu zhzn telekakem
@lidiatesfay7807
@lidiatesfay7807 2 месяца назад
Btaemi sdi ,bdhrey saeri aytbqola ya tgebr zela
@sofi-w7y
@sofi-w7y 2 месяца назад
Nimntay Gin mis 10 awedat tikeyd ab haxir ewann hmak diyu sraha
@Samson-gd1zn
@Samson-gd1zn 2 месяца назад
Ajoki haftey natey
@menyatekle5803
@menyatekle5803 2 месяца назад
Mhret yewrdelki haftey natey ajoki tesfa aytkurexi normal eyu❤❤❤
@kesstekesste195
@kesstekesste195 2 месяца назад
ብመገመሪያ ብሰንኪ መድሓኒት እዚ ዕድል ዝሰኣኑ ብዙሓት ኣለዉ መድሓኒትኪ ተቆጻጸሪ እቲ ዝዓበየ ነገር፡ ሓይሊ ዚረክብ ካብ እግዚኣብሄር እዩ ናብ ምስ ኣምላኽ ተዛረበ መልሲ ክበኪ እዩ።
@berhanesolomon8915
@berhanesolomon8915 2 месяца назад
Egziabher amlak mhret yewrdelki !ajoki , bzteka'elki meten gn medhanitki tekatateli
@misszebib3969
@misszebib3969 2 месяца назад
God be with you & heal you 🙏
@yordanosrezene7141
@yordanosrezene7141 2 месяца назад
Josi eti snkul mdbtka azu senay ngeru❤❤❤❤ bmkxal ab Eritrea wen btami kttl alo tyat hxnat wen twldom alwu ajki
@eyobaregay9515
@eyobaregay9515 2 месяца назад
Be strong sister we love you. ❤
@ShewitTesfay-y6o
@ShewitTesfay-y6o 2 месяца назад
Ajoki kbrti haftey amlak msaki ykun ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🙏🙏
@rimonrae1048
@rimonrae1048 2 месяца назад
Josi ኣብ ድምጺ ጸገም ኣሎ Volume ትሑት ዩ ናትካ ብፍላይ
@danieltsehaye9877
@danieltsehaye9877 2 месяца назад
Hlna yblkn dyu
@ሻሎምተዋህዶ
@ሻሎምተዋህዶ 2 месяца назад
Gn nimntay endafeletki tirakebyom nerki😢
@AwetLove-mu9kk
@AwetLove-mu9kk 2 месяца назад
ሓንቲ ሕቶ ክሓተካ ኣነ ከኣ ንስካ ከ ንምንታይ መክንያት ምስኣ ክትራከብ ደሊካ ስጋሚ ሞት ዘይኮነ መንፈሳዊ ሞት ከፍረሃና ኣለዎ
@abrahamadonay5551
@abrahamadonay5551 2 месяца назад
Neti zweledela eko habirato eya mesleni
@muluehaile9405
@muluehaile9405 2 месяца назад
@@abrahamadonay5551kila hasiya eya Hiv kemzelewa enda felete kikerba Aykielin eyu
@ሻሎምተዋህዶ
@ሻሎምተዋህዶ 2 месяца назад
@@muluehaile9405 yes
@biniamasmerom7154
@biniamasmerom7154 2 месяца назад
Mhret yewurd fetari
@busy_boy2
@busy_boy2 2 месяца назад
God bless you bro❤
@natsnetgebrhiwet4420
@natsnetgebrhiwet4420 2 месяца назад
Ajoki habetey kem xega nermal medhanitiki wesidki tegaezi adigki aymexakiyon amelak mesaki yekun ❤❤❤
@nebiatmehari9838
@nebiatmehari9838 2 месяца назад
zhaftey ajoke Egzabher Amlak mhreatu radetun manfes kudus leku yaxananke ,abtka zalkum manfaswyan bshem eza felsata hagzwa nakum kea bereket yknakum
@fikrteame6769
@fikrteame6769 2 месяца назад
Ajoki haftey mearey gal ansteyti rekabit mekera eya gn kulu ena nsegro. Alayki wlad kkewn ykel eyu akliki aytexbbi❤❤❤
@mehariemehazion9718
@mehariemehazion9718 2 месяца назад
Good job ❤❤❤❤❤❤
@HelenYemane-n3n
@HelenYemane-n3n 2 месяца назад
Danke Josi hawe Amlak Alo Ajoki Ezahafite
@comeclose5274
@comeclose5274 2 месяца назад
ኣብ ከባብየይ እንተላ ምሓገዝክዋ ጆሲ ሓወይ
@JosiasDenden
@JosiasDenden 2 месяца назад
Bundesland Berlin eya Zela
@comeclose5274
@comeclose5274 2 месяца назад
ይቅረታ ኣብ ፍራንክፈርቲ ዘለኩ ጆሲ ሓወይ​@@JosiasDenden
@SaraTesfay-s8n
@SaraTesfay-s8n 2 месяца назад
Just continue take your medicine be careful don’t stop
@hizbawit
@hizbawit 2 месяца назад
Betami zehzen iyu agatimwa zelo gin nesa bala geben iya tefter zela. Mes awedat dekisa yemermeru tebel zela habiratom HUV kem zelwa mo ka hersy iloma malet diyu. Ne seb telkim ala. Nezi ab kebda zelo kola keman ayhalytelun medhanita aksrisato iya. Hemak oya tegber zela mehret yehaba amlak
@anfura3124
@anfura3124 2 месяца назад
Ajoki hiv normal eyu Enkae Cacer aykone.
@rahelgoitom6686
@rahelgoitom6686 2 месяца назад
Ygerm eyu qedem eyu zfrah nieru ember lomi dhan eyu medhanit endawesedka ynber eyu.
@wedighebremeskel13
@wedighebremeskel13 2 месяца назад
Wela Kanser entekone keman ktchneq yeblan bzey mealta thalef hiwet yelan bro.
@RahmaSuleman-z4w
@RahmaSuleman-z4w 2 месяца назад
Ajokiiii hafteyyyyyy
@BlesssedDay
@BlesssedDay 2 месяца назад
​@@wedighebremeskel13እው ኩሉ ነገር ከምዝተቀበልካዩ እዩ ትዓንቂክፍካ ዉን ትመዉት ኢካ ጽሑፍ ኣይትርፍን እዩ
@GalEmebrhan
@GalEmebrhan 2 месяца назад
Kanser tekone ke
@seidamarouf9027
@seidamarouf9027 2 месяца назад
አጀኪ ሐፍተይ መዓረይ ረቢ ይሹፍኪ
@saudibrahim3498
@saudibrahim3498 2 месяца назад
እዛ ስብ ዝሐብአቶ ነገር እሎ እቲ ዘጥነሳ አይፈልጥን ኔሩ ክኸውን አለዎ ምስ ሰምዔ በሪሩ ጠፊኡ ክኸውን አለዎ ንነብሱ ተለኪሙ ነታ ካልአይቲ ዝወለደላ ለኪሙ ምስኪናይ አምንታይ ኩነታት ይህሉ
@weldutesfagabr9252
@weldutesfagabr9252 2 месяца назад
ክኸውን ይክል ዩ ቡዙሕ ሰብ ዩ ተለኪሙ መኣሙና😢
@merryzerai9399
@merryzerai9399 2 месяца назад
Yes kikewn ykel eu Nmntay btami hmak ewan ena bexihma zelena Yehzn eu
@godislove6329
@godislove6329 2 месяца назад
Esu ke silemintay sebeyti enahlewotu yizewir. Neta gal seb dea kilikima ember.
@Bitew1991
@Bitew1991 2 месяца назад
ከምዚ ትብሎ ዘላ ኮነ ኢላ ምስኡ ርክብ ፈጺማ ደሓር ነጊራቶ ተኾይና ደኣ ብሂወቱ ክህሉ ውን ኣጠራጣሪ እዩ ንሳ ግን ዓቢ ጌጋ እያ ትፍጽም ኔራ ሕጂ ውን ጥዑያት ሰባት ከይትልክም ካብቲ ሓገዝ ንላዕሊ ዓገብ ክትብሃል ይግብኣ እዚ ናታ ተግባር ዓንጾ ዓንጾ ንማዕጾ እዩ ዝመስል ስድርኣ ዝበደልዋ ናቶም ሕርቃን ብሕጂ ውን ካልኦት ከይትልክም ዓገብ ክትብሃል ይግብኣ
@merryzerai9399
@merryzerai9399 2 месяца назад
@@Bitew1991yes it’s true if she’s telling him the truth before she’s dating with him,,he won’t sleep with her at all I believe she didn’t tell him at all Which is very sad though
@tesfayhiwet931
@tesfayhiwet931 2 месяца назад
ክፍእቲ ኢኪ ንምንታይ ዘይነገርክዮም 😢 አምላክ ይቅር አይብለክን
@shabatshalom693
@shabatshalom693 2 месяца назад
Ajoki Egzeabhier mihret yewridelki haftey natey
@menk4356
@menk4356 2 месяца назад
Eway haftey natey eh ajoki marey egzabiher amlak mehret yewrdlki
@bereketabrham8495
@bereketabrham8495 2 месяца назад
mhret yewrdelki habtey egzabhier nmen elwo bzkone machtlos kthtsebi aleki.
Далее
እታ ዝበልክዋ መጺኣ josias denden
11:39
Просмотров 47 тыс.