Тёмный

እምባ መዕቆቢየይ /Emba Meekobyey/ - 2019 

#Eritrean #Orthodox #Tewahdo #Mezmur -Tigrinya
Subscribe: / @-uae4232
እምባ መዕቆብየይ
እምባ መዕቆብየይ እግዚኣብሔር ክበር
ዋልታ ናይ ምድሓነይ ኣምላኸይ ተመስገን
ከም ዝጸዋዕካኒ ኣጸጋኻ ኣበርዓኒ
ከም ዝጸዋዕካኒ ኣብ እምነተይ ኣጽንዓን
ብርሃን መሊእካየን ነዒንተይ ኣበጊስካየን ን ኣእጋረይ
እምነት መሊእካዮ ንልበይ፥ ባሕሪ ጌርካዮ ንመንገደይ
ማዕበል ተላዒሉ ከይጎድል እምነተይ
ንንፋሳት ባሕሪ ብጸጋኻ ጎይታይ ግስጸለይ
ንሜዶናውያን ንኽስዕር፥ኣርዑት ባርነት ንኸራግፍ
ጸምሪ ሃበኒ ንምልክት፥ ኣብ ጎነይ ሃሉ ምሳይ ተሰለፍ
ኣብ ምብዛህ ኣይኮነን ዝግለጽ ሓይልካ
ናይ ጌድዎን ጸግዒ ሓያል ኣምላክ፥ ኣብ ልበይ ጅግና ኢኻ
ጸዊዕካኒ፥ኣብ ቤት መቅደስካ ተኺልካኒ
ንእሽቶ ኢየ ብዕድመ ጸጋ፥ብዙሕ ኣለኒ ዚጎድለኒ
ሸለል ከይብለኒ ከይንዕቀኒ ኩሉ
መድሃኒየይ ኣምላክ ኣብ ሓሳበይ ፥ ኣብ ቃላተይ ሃሉ
ብብርሃንካ'የ ኣንጸብሪቐ ብጩራኻ እንድየ ምዒዘ
ከይዕበ እሞ ከይርስዓካ ድሕሪት ከይጥምት ዕርፊ ሒዘ
በሊሕ ንኸይረግጽ ንነፍሰይ ከይገዳ
ኣብ ቅድሚ ጸላእተይ ንመንገደይ ባዕልኻ መድምዳ
ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኪዳነ ምሕረት ኣቡዳቢ/Abudhabi kidanemhret -/እምባ መዕቆቢየይ 2019

Опубликовано:

 

10 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 18   
Далее
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Просмотров 778 тыс.
ፍረ ልሳን ኣበው /Fre Lsan Abew/ -  2019
9:06
Самый БОЛЬШОЙ iPhone в МИРЕ!
00:52
ወንጌል የዉሃንስ
2:06:36
Просмотров 1,2 млн