Тёмный

እቲ ዘገርም ወዲ ኣፍሪቃዊ መራሒ 

Dasna Tv
Подписаться 192 тыс.
Просмотров 41 тыс.
50% 1

◄ ኣብዛ ቻነል subscribe ንምግባር ኣብዚ ጠውቁ : bit.ly/2JBstKw
◄ኣብታ 2ቲቻነል subscribe ንምግባር ኣብዚ ጠውቁ፡bit.ly/2JLuqCX
ኣብዚ ውን ተኸታተሉና 👇 :
● instagram : / dasna_tv
● facebook : / dasnatv
● twitter : / dasna_tv
ርእይቶኹም ኣብ ምዕባለና ኣገዳሲ ብሙኻኑ ርእይቶኹም
ካብ ምጽሓፍ ኣይትቆጦቡ♥♥♥♥♥♥♥
መሰል ናይዛ ቪድዮ ን Dasnatv sport ዝተሓዝአ እዩ
#dasna_tv​ #Eritrean_sport​ #news_sport

Спорт

Опубликовано:

 

19 апр 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 62   
@NOnonon89325
@NOnonon89325 2 года назад
🥺ናይ ኣፍሪቃና ጉድ ኣይውዳእን እዩ ,ካብ ሃገርና ጀሚርኻ😓
@nohisack7796
@nohisack7796 Год назад
ጎሐፍ ትግራዋይ ቆማል
@tesfaxbah6440
@tesfaxbah6440 Год назад
@@nohisack7796 what hapen? Did already know that you are lice? Cause you destroye on his head! Stupid.
@chelseawi
@chelseawi 2 года назад
ሰላም ወሰናይ DASNA TV 📺 መደባትካ ኣዝዮም፥ ኣነቃቃሕቲ፥መሃርቲ፥እዮም። ሳላ እዛ ቻነልካ ብዙሕ ንምሃር ኣሎና። ኣጆካ ቀጽለሉ ኣብነት ናይ ዝኮነት ሃገር፡ ጠቃሚ እዩ ። ንቅሓትና የበርኮ ኣሎ። ኣምላኽ ምሳካ ይኩን።
@melesandom7293
@melesandom7293 2 года назад
አሕሕ ካብ እገዳ እንተ ዝቀትልዎ ጽቡቅ ነሩ ወዲ ተካል ሰባአይ 🥺።
@theking-bu1iw
@theking-bu1iw 2 года назад
ብዛዕባ ዝውውር እባ ስራሕ ኩዑሾ 😍😍😍😍
@abrahamafewerkiaraya699
@abrahamafewerkiaraya699 2 года назад
ዝገርመኒ ተሎ ህዝቢ ኣፍሪቃ ብመራሕቱ ተስፋ ዘይ ቆርጽ ኖኦም ኣሚኑ ነቲ ሽግሩ ሽግር ዝውስኸሉ ምኻኑ ዩ ንዘበናት ተመሊስካ ከማን ብወዝቢ ጥዑይ መራሒ ነይሩ ኢልካ ዝዝከር የለን ብጀካ ኪናት ወረ ኪናት ዝውልዕ መሕቢኢ ህዝቢ ገጹ ጠምዚዙ ኣብ ሻቕሎት ሎሚ ዶ ጽባሕ ይመውት ብምባል ብዛዕባ መጻኢኡ ከይ ሓስብ ዝሰርሕዎ መስርሕ ብድሕሪኡ ብኺናት ተጠላቒና ኢልካ ቀረብ የለን ኢልካ ብጅሆ ጥምየት ሒዝካ ነቲ ህዝቢ ኸብዱ ዝረኽበላ ድራር እለቱ ከርተት ኣቢልካ ሕሳባቱ ተዳኽሞ ሽዑ ንስኻ ብገንዘቡ ገርካ ትውላዕ ገለ ዝበለ ተውድቖ በቃ ካልእ መጻኢ ሂወት የለን ኣይ ንጸበ ኣይ ትሕለምዎ ውን
@myownoasis
@myownoasis 2 года назад
ጽቡቕ ስራሕ
@dlnglmaryameyadegoytay4707
@dlnglmaryameyadegoytay4707 2 года назад
welcome bro ❤️❤️
@michaeltito3438
@michaeltito3438 2 года назад
All your new are confirmed you're the best
@kidich
@kidich 2 года назад
Thank you 💖 😢😢
@Aduliss
@Aduliss 2 года назад
ኣፍሪቃ ስ እቶም ደቃ እዮም ቀዳሞት ጸላእታ እቲ ህዝቢ እሞ ዕሙት እዩ
@whistler9562
@whistler9562 2 года назад
👍👍
@saveglove7552
@saveglove7552 2 года назад
Africa
@omexhabeshawi6337
@omexhabeshawi6337 2 года назад
Akayda merahti afrika
@brhanedesale4112
@brhanedesale4112 2 года назад
Aye halefti Africa smi hezbom
@lloveyoumami7007
@lloveyoumami7007 2 года назад
Xbuk geberyo afriki ko riesi yelen
@edentsegai5801
@edentsegai5801 2 года назад
ሓተላ በሎ ሓቆም አኮአዮም ኤሮውፓውያን ክጸርፉና ገዝኦም ኣጽፊፎም ገዛና ከጽፍፉ ጦቅ ኢሎም ህዝባ ግን ድፉን አዩ ወይ ከኣ ምዉት አዩ ።
@merrym3342
@merrym3342 2 года назад
Aygermekn yehznka
@meharikebede980
@meharikebede980 2 года назад
ዐክ Africa ዕደ
@liveinafrica9346
@liveinafrica9346 2 года назад
ከመይ ግን ኣርእስትን ተመሓላልፎ ዘለካ መልእኽትን በበይኑ ። ዓማዊልካ ኣይ,ተቐይም ብሮ።
@tsehayeselemun1912
@tsehayeselemun1912 2 года назад
nay Africa merahti denaqur eyom
@goodfridayg8803
@goodfridayg8803 2 года назад
Abi tunes hemaki alowi yahewateni demex nekonam
@jesussistheonlywaytogod7982
@jesussistheonlywaytogod7982 2 года назад
እታ 30 ሚልዮናት መቅጻዕቲ ትብል ከይገረመትኒ ኣይተረፈትን ። ነቲ 30 ሚልዮናት ካብቲ ኣጣፋፊኡ ዘጥረዮ ድዩ ክኽፈል ነዚ ፍርዲ ዝበየነ ባዕሉ ውን መጣፋፊኢ ኢዩ ።
@robeltewelde9705
@robeltewelde9705 2 года назад
Meste africawan
@henokrobiel28
@henokrobiel28 2 года назад
Nay eritera dekom halftiye ka belack lbel Gen gorden setyom elkmu tezrblome meziy awdaderkasiye entay ketblo ekum
@fightforyourfreedom5657
@fightforyourfreedom5657 2 года назад
😅aye merahti africa.
@yklmno5617
@yklmno5617 2 года назад
ካብ መራሕቲ አፍሪቃ ድአ እንታይ ንህዝቢ ዝሐስብ መራሒ ክትጽበ እዞም ስሱዕት
@metkelmehari1914
@metkelmehari1914 2 года назад
Nay givi capital nay russia zneber eba tegediska amxalna
@SamsomSemere
@SamsomSemere 2 года назад
ወዲ መድህን በራድ ረሳሕኸ
@myownoasis
@myownoasis 2 года назад
ወዲ በራድ ድኣ ሰብ ክጋደል ከሎ:ሰብ ኣብ ሳሕል ዘሎ ይመስሎ ንሱ ከኣ ዘይዘረላ ሃገር ኮነ ዘይጠዓማ ሻርሙጣ የለን... ጃፓናውያን እዩ ዝፈቱ ኔሩ..
@Eri-leew
@Eri-leew 2 года назад
Kqetlo keman nerwen wedi hibey neti natna kea kemuea yeriyena sb swiz nay iseyas 100 000000 aqemitu alo
@tigrignaculture1555
@tigrignaculture1555 2 года назад
ዳሃይ እቲ ወዲ ኣፎርቂ እንታይ ኣለካ ጽርግያ ኣስመራ ዓጽዩ ቦይኑ ብማኪናኡ ትረይን ይግብር ኢዩ ኢሎሞ
@kahsaihaile6285
@kahsaihaile6285 2 года назад
ደቂ ድሙ ክረኣያ ክብላ ይእረያ። ወይ ጽጋብ።
@whatabouttomorrow1990
@whatabouttomorrow1990 2 года назад
ኣይይይይ ወይ ኣፍሪቃ ነዞም 1.4 ሚልዮን ምዃን ስኢኑ እዚ ኩሉ ሃብቲ ህዝቢ ሕዝካ ካብታ ሃገር ብብዝሒ ዝወጽእ እንተ ኮይኑስ ዘየጥፍእዎ
@youtalk2815
@youtalk2815 2 года назад
Enty habitwen ke ezen hagerat genzebun genzeb abun zhgra, nety nahna kemue zeybla emo zeyedlana
@ablelhagos6127
@ablelhagos6127 2 года назад
ኣብየት ናይ ኣፍሪቃ ሃብታምስ ኔርኪ ደም ዘይብሎም መራህቲ እንደሞ ይጻወትሉኪ ኣለዉ
@kibromghirmay4389
@kibromghirmay4389 2 года назад
ata uy do kibl eway
@edentsegai5801
@edentsegai5801 2 года назад
😀😄😂
@nahomtekeste6540
@nahomtekeste6540 2 года назад
And zigermen bizey natqm taham miqanqm it natqm zeytigebir
@yklmno5617
@yklmno5617 2 года назад
ካብ ደናቁር ሐሳዳት ናይ ህዝቦም እንታይ ክትጽበይ
@liveinafrica9346
@liveinafrica9346 2 года назад
ሳብስክርይብ ን ላይክ ከምኡ ውን ርኢቶ ጽሃፉለይ ሃግዙኒ ኣብዛ ቻነለይ ንሕብረተሰበይ ጠቃሚ ዝበልኩዎ ከቅርብ ደልየ ኣለኩ ከምኡ ውን ኣዛነይ ዝበልኩዎ ዕላል ቀዳሞት ። ይቀንየለይ !
@Animalstv8019
@Animalstv8019 2 года назад
ጌረልካ ኣለኹ ንስኻ ከኣ ግበረለይ ጀማሪ የ ንተሓጋገዝ
@user-pm6kl7vh4q
@user-pm6kl7vh4q 2 года назад
ኣፍሪቃውያን ምስ እምኒ እንታይ ይፈልየና ?
@bokuretsiengerensea1650
@bokuretsiengerensea1650 2 года назад
Wala hanti
@abyelbrhane
@abyelbrhane 2 года назад
Bejaka natna kumu yblnan eske eziA beleni
@user-pm6kl7vh4q
@user-pm6kl7vh4q 2 года назад
@@abyelbrhaneህግደፍ ገንዘብ መንዮሞ 30 ዓመት ስጋ ሰብ ካብ ምብላዕ ዝኸፍእ ኣሎ ድዩ ?
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 2 года назад
Eritreawyan maas ekum bzaeba eta siolawit naye mdri ttuntunu ?
@user-yh9hq3iu9g
@user-yh9hq3iu9g Год назад
ኦይ ናይ ኣፍሪቃስ ዘዝኸፈአ ኢኻ ትሰምዐላ እቲ ዝገርመኒ ነዚይ እና ነጸግና ንእሰያስ ዝድግፉ ቡዙሓት ምህላውና እዩ ዝገርመንን ዘስደምመንን
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 2 года назад
mmm ብዛዕባ ኤርትራ ኣዝዩ ደስ ዘብል እንታይ እዩ፧ እቲ ቐንዲ ታሪኽና መንነትና ዓረብ ምዃኑ እዩ። ኣዝማድና መብዛሕተኦም ዓረብ ራሻይዳን በደዊንን ስለዝኾኑ እዞም ኣፍሪካ ኩሎም ይቐንኡ። ኣብ ኤርትራ ኣመና ምዕቡላት ስለዝኾና ውን ዝኾነ ጀበሊ ካብ የመን ፣ ቤጃ ሃደንደዋ ካብ ሱዳን ፣ ጀበርቲ ናይ ኣምሓራን ውቕሮን ፣ ኣብ ኤርትራ መጺኡ ብቋንቋ ዓረብ ድላዩ ክእዝዝ ይኽእል እዩ። ዝኾነ ሓላፍ መገዲ ጀበርቲ ወይ በጃ ኣብ መንደፈራ ፣ ከረን ፣ ኣኽርያ ዝዓበየ ንቋንቋ ትግረ ትግርኛ ፈንፊኑ ብዓረብኛ እንተደለየ ኛኽኛኽ ክብል ይፍቀድ እዩ። እንተደለየ ውን ትግረ ትግርኛ ዝበሃል ከይተርእዩኒ ፡ እናበለ ንኤርትራን ንመስዋእቲ ናይ ኤርትራውያንን ክብሩ ከርኢ መሰል ኣለዎ። ኣብ ዓለም ከምዚ ዓይነት ኣዝዩ ዝለዓለ ክብሪ ብጀካ ኣብ ኤርትራ ፡ ኣብ ኣሜሪካ ፣ ሽወደን ፣ ኣፍሪካ ወይ ስዑዲ ዓረብ የለን።
@abelmehari7583
@abelmehari7583 2 года назад
እዋእ ኣታ መን ዩ ኢሉካ እንታይ ከ ትፈልጦ ኣለካ ዩ ብዛዕባ ኤርትራ። እንታይ ኢካ ከ ትብል ዘለኻ ብንጹር እስከ ንገረና።
@aronogbay72
@aronogbay72 2 года назад
እዞም ኣህባይ ዝመርሑዋ ኣፍሪቃ ኣበይ ክሓልፈላ?
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il Месяц назад
ከም ኢሰያስ
@Dannytube46
@Dannytube46 2 года назад
I don't know what to say about such ignorant and greedy African leaders and families.
@mihreteabtesfamichael5380
@mihreteabtesfamichael5380 2 года назад
ኣንታ እዛ ኣፍሪቃስ እንታይ ዓይነት መርገም እዩ ዘለዋ ደቀይ በቃ ዘዝመጸ መራሒ ይጻወተላ ካብ ኢሰያስ ጀሚርካ
@tesfamichaelteweldebrhan6061
@tesfamichaelteweldebrhan6061 2 года назад
Aye nay Africa neger. Xbuk geberwo gn.
@syumnelo4525
@syumnelo4525 2 года назад
Neziom rikas nab Eritrea kitre mis del7 geni merahi Eritrea xada eyu mexana bruhi eyu Eritrawyan
@robi7719
@robi7719 2 года назад
ኪላእ ይኣከ ዓለም ሲ ከምዚ ጌርካ ክትረግጻ ኣሎካ እምበር
@teweldetesfalemtvshow7980
@teweldetesfalemtvshow7980 2 года назад
Puting ሱቅኢሉዩ ኣይትርባሕ ኢልዎ ኣመሪካ ቀደም ከከላኸሊ ሰይጣን 2 ሰሪሓ እያ
@user-bw9wp2rs4r
@user-bw9wp2rs4r 2 года назад
ወዲ ኢሰያስ ደሃይ ኣለካ ዲዩ
@haqitisier8947
@haqitisier8947 2 года назад
ኣይ ከመ ኢሰያስ ሓሳድን ።።።።፣
Далее
ПОДВОДНЫЙ ГЕЙМИНГ #shorts
00:22
Просмотров 1,2 млн
НАШЛА У СЕСТРЫ СЕКРЕТИК
00:36
Просмотров 522 тыс.
Я ВЕРНУЛСЯ 🔴 | WICSUR #shorts
00:57
Просмотров 1,5 млн
🛑 ሕጂ ዓርሳ ኣጥፊኣ
21:52
Просмотров 45 тыс.
እንታይ ዩ ዝኸውን ዘሎ 🤔🤔
14:19
Просмотров 11 тыс.
Ronaldo's Kindness Helps Messi Become GOAT !
0:28
Просмотров 27 млн
Yamal Rare Moments 😂
0:28
Просмотров 8 млн