Тёмный

እታ ሒዝዋ ዝዘር ቡንባ ፀላኢ እንተሒዙኒ ፀላኢ አጥፊአ ከጥፍአላ እየ ይብል ነይሩ ኣብ መወዳእትኡ እዉን ተወቂዑ ኣብ አፍሞት ኮይኑ ፀላኢ ቀቲሉላ ተሰዊኡ 

Ngstesaba Media ንግስተሳባ ሚድያ
Подписаться 15 тыс.
Просмотров 2,4 тыс.
50% 1

ተጋዳላይ እንግሊዝ ካብ ኪናት ሰሜን እዝ ጀሚሩ ክሳብ ኪናት ዝዛዘም ዘይወዓሎ ኪናት የለን ኣብ ወረቀዲኖ ብዘይትእዛዝ ዝመርሖም ሰራዊቱ ሒዙ ኣብ ልዕሊ ሻዕብያ ዘመዝገቦ ዓወት ግን ዝተፈለየ ነይሩ ክሳብ ኣዛዚ ክፍለሰራዊት ኩን ተባሂሉ ምውጋእ ይሕሸኒ ኢሉ ከላሽን-ሰናይፐር-ብሬንን ዲሽቃን አናተኮሰ ዝገርም ጅግንነት ዝፈፀመ ጅግና ፀሊሞይ በሊዓቶ ተወቂዑ ፀላኢ ምስሓዞ ድማ ነቶም ዝሓዝዎ ልዕሊ 10 ዝኮኑ ሰራዊት ፒፒ ብቡንባ ቀቲሉ ንባዕሉ እዉን ቀቲሉ 10 ሬሳ ፀላኢ ሓቂፈዎም ተረኪቡ-እታ ናይ ቡንባ ቀለበት ድማ ኣብ ፃብዕቱ ተረኪባ tegadalay engliz tdf jigna

Опубликовано:

 

11 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 17   
@abebekesete
@abebekesete 8 дней назад
ሳላ እዞም ጀጋኑ እዚኦም ኢና ሰላም ረኺብና ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና
@KapitalShewit
@KapitalShewit 7 дней назад
Maarey bselam eref
@KhanKhan-xw1hn
@KhanKhan-xw1hn 4 дня назад
አይይይይይይይ እስኽምዶ ትስወኡ😢😢😢😢
@SlamGhnvd
@SlamGhnvd 8 дней назад
😢😢😢😢😢😢😢❤❤
@ابوعلي-ج3ب4ص
@ابوعلي-ج3ب4ص 10 дней назад
😢😢😢😢😢😢😢😢
@DanielZewde-f2w
@DanielZewde-f2w 4 дня назад
😢😢😢😢😢😢💔💔💔💔💔
@BetelihemDesta-w6u
@BetelihemDesta-w6u 9 дней назад
😢💔💔
@Selam-s4u
@Selam-s4u 9 дней назад
😭😭💔😭😭
@SlamGhnvd
@SlamGhnvd 8 дней назад
😢😢😢😢😢😢
@Vcinlv23
@Vcinlv23 10 дней назад
💔💔💔💔💔💔💔🥲🥲🥲🥲
@lisanutilahun4975
@lisanutilahun4975 10 дней назад
ኣይይይይይይይይ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 10 дней назад
መቴትኩምን ባህልኩም ክውሩ ናብ ምስ ዋኣትይ ዝእተውኩም፡ ኩሉ ከምዝስእኑ ኣይትጠራጠሩ፡ ተውሳክይ ክውሩ ህዞሞ ዝነበሩ ክስእኑ እዮም ውር ምርትይ፡ ጂግንነትኩም ዝጨውዮ የለን፡ ተገዲድኩም ዝኣተኩሞ ቓልስይ፡
@aseymichael1455
@aseymichael1455 10 дней назад
lbi zisebir...
@GebremedhinGebre-anenia
@GebremedhinGebre-anenia 10 дней назад
ኣሕሕሕሕሕሕሕ😭😭😭😭😭
@RahelAtegawi
@RahelAtegawi 8 дней назад
😭😭😭😭💔💔💔💔
@Eamal-k8u
@Eamal-k8u 9 дней назад
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@emirufisseha6811
@emirufisseha6811 9 дней назад
😢😢😢😢😢😢😢😢
Далее