Тёмный

እታ ዝተደርበየት ኣደ ስዉእ፡ ኣወል ክሕሱ፡ ኢሳያስ ሓቂ ክዛረብ ተራባሪቦም። 

Wolodoy Production
Подписаться 18 тыс.
Просмотров 6 тыс.
50% 1

Развлечения

Опубликовано:

 

17 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 43   
@EagerBocce-vl1ri
@EagerBocce-vl1ri 15 дней назад
ዋው ጅግናና🎉🎉🎉❤❤❤
@terezapaulos2977
@terezapaulos2977 16 дней назад
I am so proud of you brother. You said the right answer. 🎉
@Fili_brgidawi
@Fili_brgidawi 16 дней назад
👉💙🌿💙💙💙💙💙💙💙
@tesfaldetabrha772
@tesfaldetabrha772 16 дней назад
ዓወል ስዓድ ኮልኮል ብጊዕ
@akberethaile9072
@akberethaile9072 16 дней назад
🙏🏿🙏🏿🙏🏿❤️❤️❤️
@user-cl1km4jk6h
@user-cl1km4jk6h 16 дней назад
🌿💙💙💙💙💙💙💙💙🌿🌿💙💙💙💙💙💪🏾💪🏾💪🏾
@letischsamuel7908
@letischsamuel7908 15 дней назад
ግዜ ግዜ ግዜ
@Higuain1995
@Higuain1995 15 дней назад
ብእትገብሮ ፕሮግራም ንፍትሒ ኣንጻር ዓመጽ ምስጋናይ እብጻሓካ ከማኻ መንእሰይ እብዝሑ 🙏
@SemretAsgada
@SemretAsgada 11 дней назад
🌿💙🌿💙🌿💙ብራዎ ከም"ዚ ገርካ ቀጽሎ አንጻር ጸላእቲ ተቓሞ ደለይቲ ፍትሒ ዝኾኑ ጽቡቕ ገርካ አረዳአዩምን ንቆፊን። ንደለይቲ ፍትሒ ገጋ እንተ ሃልዩዎም ብውሽጢ አረድአዩም።አብ ቃልዕ ወጺኻ ምዝራብ መድረፍ ተቐይሩ ኢዪ።💙💙
@YonasAsfha-tk2qp
@YonasAsfha-tk2qp 12 дней назад
Agiken aide ❤
@miribaba1476
@miribaba1476 16 дней назад
❤❤❤
@habentesfay5285
@habentesfay5285 16 дней назад
Good job brother
@hadastewelde-yohannes3628
@hadastewelde-yohannes3628 16 дней назад
😭😭😭😭😭
@user-zz1cb7ph4o
@user-zz1cb7ph4o 15 дней назад
Hasas
@mestewalie6479
@mestewalie6479 15 дней назад
ሰብ ይኸብር ካብ ጨርቂ ደናቑር
@NegasiWelday-hx3fp
@NegasiWelday-hx3fp 15 дней назад
Ajokum kemz gerkum net nay barayu hasot aqaluuwom
@user-zc5vw3wz1z
@user-zc5vw3wz1z 16 дней назад
Ajoka berta habtyega teban hqenann ❤❤❤❤❤
@YonasAsfha-tk2qp
@YonasAsfha-tk2qp 12 дней назад
Agika
@yonastsegay7340
@yonastsegay7340 16 дней назад
መይታትካ እያ
@user-yx6gz9em4q
@user-yx6gz9em4q 16 дней назад
kindey 100000 adetat siwuat terderbiyen alewa
@AndyiNuguse-mg1zx
@AndyiNuguse-mg1zx 15 дней назад
👌👌👍👍💯💯✅️✅️💙💙👌👌👍👍💯💯✅️✅️💙💙👌👌
@lulasolomon9496
@lulasolomon9496 15 дней назад
Bnbat zdekeme ainee medhanet abey krkebo
@teswedigrma23
@teswedigrma23 16 дней назад
ሃብቴጋ ናይ ኣወል ስዒድ መታለሊ ዘረባ ዪ፥
@bhlinankid3646
@bhlinankid3646 15 дней назад
ተስፋጽዮን ናይ ህግደፍ ልኡክ እዩ።
@AsefaTafere
@AsefaTafere 16 дней назад
አብራሀም በላይ ተጋግዩ ይቅረ ይብሎ ሐወይ እንድዩ ፖለቲካ የምህሮ አይቀትሎን
@tamesweden123
@tamesweden123 16 дней назад
💙💙💙💙💙💙❤️❤️❤️🙏🏻🙏🏻🙏🏻💙❤️❤️❤️❤️💙💙💙💙💙
@user-mw6cz6cu5w
@user-mw6cz6cu5w 16 дней назад
አወል ከልቢ ሺጣራካ ጠቢሰካ ብልዓዮ በልዎ ንአወል ረሳሕ ዝሰምዕ እዝኒ የብልናን ትግራዋይ ፈታዊኡን ፅላእኢን አፃፊፉ ይፈልጢ አዩ ድሓን ግን ምዓልቱ ይፅበ
@hailewolde1816
@hailewolde1816 15 дней назад
ናይ ዓሊ ዓብዱ ዕጫ ትጽበዮ ኣላ እዚ ኣንጭዋ 😅
@yohanneshabtom9853
@yohanneshabtom9853 15 дней назад
Bealnisikum mis telemkum zialen sienen ember seb dea beakmu yeali endiu zelo beal nisika gn tezerebti seb melhas nede Eritrea gedifkum ade tgray tihigzu zineberkum Entekielka hagiz kabu halifka gn sik mibal mehasheka kubur hawina
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 16 дней назад
❤❤❤ወለዶ ሓወይ አብ አስመራ ከይደ ዝርኤኹዎ አንስቲ ሰራዊት አብ አስመራ ደቀን አደቂሰን ምሸት ሰዓት 10 ናብ ሽርሙጥና ናብ ጎድና ይወጻ ❤❤❤አባሓጎታትናኮ ነታ አቀዲማ አብ ኢድ ጥልያን ንዝወደቀት አውራጃ ሓማሴን ሓራ ንክገብርዋ አከለጉዛይን ሰራየን ምስ ትግራይ ተሓባቢሮም ን8 ዓመት ዝአክል ንጣልያን ተዋጊኦሞዮም እዚ ድማ ካባና ዝሓሹ ጥራይ ዘይኮነስ ብአተሓሳስባ ዝልዓሉ ምንባሮምዩ ዝርድአኒ!!❤❤❤
@tsehayegereyesus7565
@tsehayegereyesus7565 15 дней назад
ሓሳዊ ሎቅማጽ ኤርትራውያን ዋዕሮታት ከምተን ናትኩም ኣይኮናን ሽርሙጥና ኣብ ኤርትራ ነውሪ እዩ
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 15 дней назад
@@tsehayegereyesus7565 ከምቲ ትብሎ እንተዝኸውን ደስ ምበለኒኔሩ ግን ከምኡ አይኮነን!! ስማዕስኪ አነ ባዕለይ አብ አስመራ ቤትፍርዲ ከይደ ዝተከታተልኩዎ ጉዳይ ዲኻ አይርአኻን ክትብለኒ ትፍትን ዘለኻ?? ወታደር አብ ኤርትራ ክንደይ እዩ ደሞዙ ወርሓውዊ?? እቶም አብ ከባቢ ዓሰብ ዘለው ስራዊት ንምንታይ እዮም ናብ ገዝኦም ንዕረፍቲ ዘይመጹ??? እዛ ብዓልቲ ቤቱ ምስ 3 ደቃ በተን ዝውሃባአ ሚኢቲ ናቅፍ ንገዛ ኽራይክ ይሽፍና ዲየን? ባኒ ይየግዝአ ድየን?? መራሒ ሓይሊ ዝኾነ ዓርከይ ን3 ደቁ ናይ ትህርቲ መመዝገቢ ዝኸውን 4ሽሕ 600 ናቅፍ ክረክብ ስለዘይክአለ ደቁ ገዛ ይውዕሉ አለው!!
@aradom344
@aradom344 15 дней назад
Awel is the size of my shoe, and his brain is the same size.
@FusumGermay-uk5we
@FusumGermay-uk5we 16 дней назад
እዛ ባንደራ እዚ ምስ ኢሰያስ ክትኸይድ እያ። እታ ኣቦታትን ኣቦሓጎታትን ዘምሓላለፉና ማያዊት መለይ ኣቦታኣ ክትምለስ እያ።
@Higuain1995
@Higuain1995 15 дней назад
ኣየ ዕዋላ መራሒ ናይ መን እዩ እሞ እቲ ሓላፍነት ሀገር ህዝብን ኣዕንኻያ 🤨🤨 መን እሞ ክሓተካ ገበል
@tesfsytesfa4881
@tesfsytesfa4881 15 дней назад
መንዩ የዔንዋ እሰያስ በዐሉ ከነ ኢሉ የንዋ ኤረትራ ውድቀታ እበረ ዕበታአደልን እዩ
@mmsaed4630
@mmsaed4630 11 дней назад
ኢዛ ቪዲዮ ናይ አሳያስ ትቀርጻ ን UN ክትላኣኽ ኣለዋ፥፥
@asmarah3174
@asmarah3174 15 дней назад
ከመይ ኣብ ፌራ ተደርበ ወዲ ርግምቲ። ኣታ ረሳሕ እታ(" ሽንፍላ፥ ንዴኩም ዘይኮንኩምሲ ነደይ? ንዓድኹም ዘየፍቀኩምሲ ንትግራይ ከተፍቅሩ ሓሰውቲ" )እናበለት ከም ዝጨነዋ ጎሓፍ ከተዋርደኩም ትዉዕል ዘላ ጎይታኻ ወያነ እያ እምቨኣር ስዉኣታ ተኽብር? ናይ ኤርትራ መስዋእቲ ክብሪ ዘለዎዩ፡ ወርሒ ወርሒ እናተዘከሩ እዮም ዋላኳ ሓደ ክመተና ምርጫና ተዘይኮነ። ኣቱም ሕሱራት ዉርደተኛታት። ሳላ "ላዛ ትግርኛ" ምጽራፍኩም ገዲፍናዮ ኢድኩም ትጽፍዑ ኣሎኩም። እዚ ግን ኤርትራዊ ተኮንካ ኢካ። ትግራዋይ ተኾንካ ግን ንሃገርካዩ ጽረፋ ንኤርትራ
@rusomamare6125
@rusomamare6125 16 дней назад
ስማዕ ሞ ሓዉና እወ ነዘን ኣደ ስውኣት ኣንስቲ ስውኣት ብመንግስቲ ኤርትራ ኣይሓገዘንን ካብ ሚኒን ትብል ኤርትራዊ እንተኾይንካ ከም ወዲ ህዚቢ መጠን ዓቕምኻ ሓግዝ
@user-cw2yi3ne8x
@user-cw2yi3ne8x 16 дней назад
ር አሶም ኣማረ ሃብቶምን ከሙ ዚበሉን ዳኣ ር አ ሶም ኪኢሎምስ ስድሪኦም አንዲዮም ዜኣልዩ ዘለዉ ዚዝረብ አንተቲዛረብ ሕሊናኻ መዕረፈ ነሩ
@tsehayegereyesus7565
@tsehayegereyesus7565 15 дней назад
ልዕሊ ዕቅምካ እዩ ኣወል ቅርንኩም ምስ ዘበጠኩም ተቅንዚኩም ክክክክክ ኣላ እስኩም
@hailewolde1816
@hailewolde1816 15 дней назад
ናይ ዓሊ ዓብዱ ዕጫ ትጽበዮ ኣላ 😅
@yonaszegergesh
@yonaszegergesh 14 дней назад
ወዛል ትግርኛካ አጸብቅ ኤርትራውያን እኻ ኤርትራውያን ኢና ተጸበቲ ኩርኩር ናይ ኤመርካ አይኮናን ብስረና ንነብር ኢና እኻ ።ዐጋመ ደአ መዋእልኩም ብሕስድና ዝተባዐጥኩም ክልል ናይ ኢትዮጽያ እንድኩም ።ሕጂ ውን አደብ ግበሩ እተአ በትሪ ከይትመጸኩም ናብ ደደብትኩም ከይትምለሱ ።
Далее
Strongest man in the world !! 😱😱
00:16
Просмотров 3,5 млн
Guess The Drawing! ✍️✨🧐 #shortsart
00:14
Просмотров 1,5 млн
ፍትሒ ብዘይ ፍርሒ፦
3:28:53
Просмотров 27 тыс.
Это жизнь😂инст:sarkison7
0:10
Просмотров 1,3 млн