Тёмный

እንታይ ትመኽሩኒ|| ግብረሕቡእ ድንግልና የፍርስ ድዩ ድሕሪ ወርሒ’የ ክምርዖ ይጭነቕ ኣለኹ 

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Подписаться 240 тыс.
Просмотров 178 тыс.
50% 1

እዘን ዘቅርበን ቭድዮታት ድማ ኣብ መንገዲ ዓወትኩም ኽሕግዛኹምን ከዘናጋዓኩምን ይምነ።ክትረኽቡና ምስ እትደልዩ ድማ በዛ email ጻሓፉልና zarafltet@gmail.com
#ZARA_FLTET #ዛራ_ፍልጠት
Subscribe✔Like✔Share✔🔔👈🔥😍

Опубликовано:

 

18 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 630   
@zarafltet
@zarafltet 5 лет назад
ኣብ ንኡስ ዕሚኦም ዝተቆጽዩ ክልተ ተመሳሰልቲ ከዋኽብቲ፣ ብረስ ሊ ቱፓክ ሻኩር ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-1ZP8bgec818.html
@mussietn1966
@mussietn1966 5 лет назад
ታይ ደኣ ኮመንተይ love ዘይገበርኩምላ መሰል ካብዚኣ'ያ ትጅምር ፍጉራት
@huruy27
@huruy27 5 лет назад
@@mussietn1966 ሰክት ዑኩት
@mussietn1966
@mussietn1966 5 лет назад
@@huruy27 ሕሩይ ኣዛብእ ይሕረዩኻ
@abelbereket1759
@abelbereket1759 5 лет назад
@@mussietn1966 kbur hawey beqa koynka himak trah ktxhf amlak aeni lubonaka ykfetelka please reading and listening Bible Or mezmur.
@abelbereket1759
@abelbereket1759 5 лет назад
Thanks zara fltet .
@ገጸ-ሰባኣጋዲስ
@ገጸ-ሰባኣጋዲስ 5 лет назад
*ኣቱም ሰባት* ሓጢኣት ምዃኑ ኸ ንፈልጥ ዶ እንተዘይ ፈሊጥኩም ከኣ ካብ ሕጂ ፍለጥዎ ስለዚ በጃኩን ንእግዚኣብሔ ንፍራሕ ምፍላጥ ጽቡቕ ኢዩ ፈሊጥና ግን ኣይንጠቀመሉ ፈተሊጥና ነወግዶ በጃኹም ኣምላኽ ከኣ ክዕረቀና
@teagestesfaldet8784
@teagestesfaldet8784 5 лет назад
MiKi ቆራጡ enjera alem blae!! Dehar kea nelfi gohafat dingilna hiba nbeal beta bodo entexenihato entay tirgum alewo
@aswaaswal6153
@aswaaswal6153 4 года назад
ሓቅኻ ክቡር ሓወይ እቲ ሓጢኣት ምኽኑ ኣብ ግምት ምሕሳብ ዝስኣንናወለዶ እግዚኦ
@munasolomon1158
@munasolomon1158 4 года назад
Miki hawye eingra alme belae
@issakteweldecr7845
@issakteweldecr7845 4 года назад
Sorry gn feltet nzey feltu kea tsebuk eu gn tsebuk aleka mflat agedasi eu kndey awald alewa deyfelta
@amanuelluaul2161
@amanuelluaul2161 5 лет назад
መርሓባ ዛራ ፍልጠት!ኣብ ሂወትኩም ጥዕና፡ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ይምነየልኩም።ኩሉ ግዝየ ብትገብርዎ ኣዝዩ ማሃርን ጠቓምን"ትምህርቲ ቀጽልዎ ይብለኩም።
@genetgeryeiamproudoftigray3032
እውን ከምዚ እውን ደይ ኣሎ እዩ በዚ ሕጂ እዋን 21 ክፍለ ዘመን በፂሕናስ ማዕቢልና ማለት ድዩ ግብረሕቡእ ንፍፅም ግን ኣነ ሕጂ ጄም ስፖርት ይሰርሕ ነይረ ቅድሚ ስጋዊ ርክብ ምጃማረይ ግን ምንም ኣየጋጠመንን ተመስገንካ ፈጣሪ ንኩሉ ከይፈለጥኩ በዓል ገዛይ ዝሓዘኩ መፈፀምትኡ የርእየኒ ፈጣሪ
@johnilittlefighter2053
@johnilittlefighter2053 5 лет назад
ምዕባለ ኣይኮነን ግን ሕጂ ኣይኮነን ተጀሚሩ ንስኺ አኽ ሕጂ ፈሊጥኪ ብዛዕብኡ !!!
@shewitteklai8137
@shewitteklai8137 5 лет назад
@@johnilittlefighter2053 you are right bro
@voronikavoronika3324
@voronikavoronika3324 5 лет назад
@@johnilittlefighter2053 exactly bro.
@genetgeryeiamproudoftigray3032
@@johnilittlefighter2053 ሓወይ ናተይ ኣነስ ታይ ምካኑን ታይ ማለት ምካኑን ግቡረሕቡእን ግብረሶዶማውያንን ዋላ ሓንቲ ኣፍልጦ ኣይነበረንን ሕጂ እየ ዳርጋ ዓመት ይገብር ካብ ዝፈልጦ እምበር እውነትን ይብለካ ኣነስ ብዛዕቡኡ ኣፍልጦ ኣይነበረንን ሕጂ ከማን ብRU-vid እየ ሰሚዐ ፈሊጠዮ
@johnilittlefighter2053
@johnilittlefighter2053 5 лет назад
@@genetgeryeiamproudoftigray3032 ኣነ ኣብ ገጠር አየ ዓብየ ግን ፈለማ ክንጉብዝ ከለና ተኣኪብና ንገብሮ ነይርና .ምስ ኣዕሩኽተይ . ግን ስምዒትና ንምርዋይ ዘይኮነስ መን ቀዲሙ የፍስስ ንምውድዳር አዩ ኔይሩ ኣብ ገጠር አንትደኣ ዓብኪ ( ሰርነግ ዝበሃል ገረበ ተቀሊጡ አንተ ርኢኪ ንሶም አዮም ከሊጠሞ ውኻርያ ከይትመስለኪ 🤣🤣🤣🤣 አቶም ዓበይቲ ውን ብኡኡ ኣብ ዕላሎም ኸም ዝሰማዕኩዎ . ሴጋ መወሃሃዲ ንእስነት እንደኣሉ ክብልዎ ይሰምዕ ነይረ 😅
@ትግራይኩሕሎ-ቘ7ተ
@ትግራይኩሕሎ-ቘ7ተ 5 лет назад
ድንግል እንተኮይና ድኣ ብከመይ ግብረ ሕቡእ ፈሊጣ ኣነ ንባዕለይ ኣብ ቀረባ ግዜ እየ ፈሊጠ ስለዚ ጽቡቅ ኣይኮነን ግደፍዮ ክብላ ይፈቱ ዋላ ምስተመርዓወት ነቲ ሰብኣያ ኣይትግደሰሉን እያ ዛራ ፍልጠት ካኣ ኣመና ኣይተብዝሕዎ ማለተይ ብዙሕ ሰብ ዘይፈልጦ ዝነበረ ፈሊጢ ክገብር ይክእል እዩ
@berhane815
@berhane815 5 лет назад
Jgna msaka aleku 50 % Zeyfeltuwo alewo hji kem zjmrwo gn nxur eu
@አመብርሃንርህርህተሕልናወ
Ya bezihu mara
@etimeshaqeliwedi2005
@etimeshaqeliwedi2005 5 лет назад
Xubuk sleka gn kndey kea ala afewawsu kea kndey alewa zeyfelta so abzi gze alem kushet teqeyratlu zela darga nezi zeyfelto whudat eyen enternet kelo hiwet yelen 🙏✌😍
@ሶሊተይፍቅር
@ሶሊተይፍቅር 5 лет назад
ግብረሕቡእ ዘይፈልጥ ሰብ የለን
@አመብርሃንርህርህተሕልናወ
Melieu alo ember shur koynka eba kemieu aytbel
@mussietn1966
@mussietn1966 5 лет назад
*ቀጻሊ ተሳቕየን ውሽጣዊት ሕማም ሓራሙ ሎሚ ተባዕ ጓል ተረኺባ*
@kisanetburuhburuh2369
@kisanetburuhburuh2369 5 лет назад
Bihaki
@NOnonon89325
@NOnonon89325 5 лет назад
Yes nay behaqi 👍
@Peace-zf1br
@Peace-zf1br 5 лет назад
@@NOnonon89325 neski ke kemzzz tegbri do?
@hadush0543
@hadush0543 5 лет назад
እዛ ድግላ እዝኣ ብግራዝ ዶ ኣይከነን ዝመጽእ ጽቡቅ ትምህርቲ ኢዩ ደቂንስትዮ ናትና ናይ ሓበሻ sex ኣይተየነን ኢዩ!! ፍቅሪ ናይሰባት sex ቦታ ኣሎዎ
@Bitaniya12
@Bitaniya12 4 года назад
መዓት ወረ መኽሰብ ዓለም 😂😂😂
@mylovelyfamilygg4000
@mylovelyfamilygg4000 2 года назад
ግብረ ሰዶም ማለት ኢዩኮ እዚ ውልቃዊ ግብረ ሕቡእ። ጛል ምስ ጛል፡ ወይ ወዲ ምስ ወዲ ፡ ወይ ውን ብመሃንቱስ ጥራይ ኣይኮነን ግብረሰዶም ዝበሃል። እዚ ውልቃዊ ግብረስጋ ውን እቲ ራብዓይን ሓደገኛን ምስ እጋንንቲ ዝግበር ግብረ ስጋ ኢዩ። ስለዚ ኣሕዋት ንጠንቀቅ። ንመክር ኣለና እንዳበልና ሕማቅ ትምህርቲ ኣይነመሓላልፍ ሓደራ 🙏. ካብዚ ብስጋዊ ይኩን ብመንፈሳዊ ጥፋልፍኣት እንበር ጥቅሚ የብሉን። ብዛዕባ ድንግልና ካኣ ጸጋ እግዚኣብሔር ብከንቱ ምጥፋእ ሓጥያት'ዩ። ሰብ ኣብ ሓጢኣት ምስ ወደቀ ዘምጽኦ ምስ ሰይጣን ብምትዕርራክ ዝማዕበለ ድኩም ኣተሓሳስባ ኢዩ። ክብርካ ብዘይጠቅም ምጥፋእ ኣብ ስክፍታን ፍርሕን ሽቁረራ ሓጢኣት ኢዩ ዘንብረካ። ከምዛ ዘላቶ ሓፍትና።
@user-rn1om1xb1s
@user-rn1om1xb1s 3 года назад
ኦ እግዚአብሔር መሕርት ላኣክልና ኣነ ገርሚኒ እዩ ዝሎ እዚ ጊዜ
@selamnkulu470
@selamnkulu470 5 лет назад
Eza michieti gual kea mexya . Am the first like guys
@shishayweldab991
@shishayweldab991 5 лет назад
ክክክክ ግብረሕቡእ ዝኾነ ዘበን እዋይ ጸገም
@eseyadane9739
@eseyadane9739 5 лет назад
Kkkk
@lovemymomnatey2530
@lovemymomnatey2530 5 лет назад
Hahahaha ygerm u
@wedikeyhbahri4497
@wedikeyhbahri4497 5 лет назад
ክክክክክክክክ ኣይገርመካን
@davidsami3144
@davidsami3144 5 лет назад
Kkkkkkk
@matiwosmedhanie7160
@matiwosmedhanie7160 5 лет назад
kkkkkkk yegrmka eyu
@Akhran1992
@Akhran1992 5 лет назад
ዛራ ፍልጠት እተቕርብዎ መደባት ኩሉ ዝነኣድ’ዩ : ግን መብዛሕትኡ ግዝየ ብዛእባ ድንግልናን: ግብረ ስጋን እንዳ ኮነ፣ ካሊእ ዓይነት ኣገዳሲ ትብሉዎ መጻሕፍቲ ከ ዘይተምጹኡልና ልቢወለድ መሳሊ።
@OneLove-ed6hr
@OneLove-ed6hr 5 лет назад
ሓፈሻዊ ደስ ዝብል ትምህርቲ ማራ ኣድኒቀኪ ኣብታ ናይ መወዳእታ ዝብልክያ ግን ተቃውሞ ኣለኒ ድንግልና ኣብዚ ሎሚ ኣገዳስነቱ ብዙሕ ኣይኮነን ኢልኪ ምዝራብ`ኪ ከምዚ ከም ድልየትክን ዓይነት ትመስል
@faniftse441
@faniftse441 5 лет назад
one day ane tesemamiela nhna deki tebaetyo ke men afidlna du kem dkayna eeee
@ሶሊተይፍቅር
@ሶሊተይፍቅር 5 лет назад
ናይ ባሓቂ
@habenmehari4394
@habenmehari4394 5 лет назад
ሰላም ዛራ ፍልጠት ከምስምኩም በቲ ትህብና ኣስተምህሮታት ብጣዕሚ ኢና ነምስግን ኣብ ኩሉ ስርሓትኩም ኣምልክ ምሳኩም ዩኩን እምባር ከስ ናብ ናይ ሓፍትና ክንኣቱ ሓንቲ ክንብላ ዝግበአና ኣይትጨነኪ ዘይጋገ የለን ካብ ገግኡ ዘይእረም ጥራይ ዩ ዓሻ ብዝኮነ ሰብኣይኪ ክኣ ኩሉ ዝርዳእ ይኩነልኪ እንተ ሓቲቱኪ ክ ኣ ምስ ወዲ ቀሪብኪ ከም ዘይትፈልጢ ኣግሂድኪ ንገርዮ ኣጆኪ ዘይ ስጋ ዩ ማዕረ ክንዱኡ ኣይትኩኒ ኣይትጨነቂ ኣብ ሓድርኩም ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ውልድኩም ትሓቅፍሉ የርእየና
@salinatekletsion6553
@salinatekletsion6553 5 лет назад
Engera alem blae zhawey tsbuk mkri
@saimonmelake3357
@saimonmelake3357 5 лет назад
አዋይ ትኾርምየኒ አዚ ድምጽኺ ክጥዕም ካናሪ ዝኾነ ድምጺ ዋውው ፡ አንተስ ብድምጽኪ አንተስ ብትብዓትኪ ብፍቕርኺ ዛንዛን ኢለልኪ ዕድሜኽን መልኪዕክን አሞ ሓብርና ወይ ክንቀብጽ ወይ ክንትስፎ ከምዚ ከማይ ከኣ መሊኣ አያ ዘላ ስለዚ አዚኣ ሕሰብላ ኢኺ ሓደራኺ ቀንፈዘው ንብል ኣለና ንጽበየኪ ጥዕምቲ ድምጺ ።
@filimonkahase5214
@filimonkahase5214 5 лет назад
ኣንቱም ኩቡራት የሕዋትእን የሕተን ። እዚ ጉዳይስ ኣና በዘሐ ዶ ይከይድ ኣሎ ሓቀይ ። ብዝኮነ ጽቡቅ ኣቃራርባ ኣለኪ ጥዕምቲ ዳሃይ ዳሃይኪ ኣታሓባእ ቀጽሉሉ። ካኣ
@ynn1992
@ynn1992 5 лет назад
ya mara bezihu entay eyom koynom
@danlolo6711
@danlolo6711 5 лет назад
ድምጺ ናይዛ ጛል ፍሉይ ኢዩ!!
@simonluul7958
@simonluul7958 5 лет назад
መርሓባ ዛራ ፍልጠት ኩሉ ኮ ሚሁርኩምና ሓብተይ ከኣ ሩሑስ ጋማ (ቡሩክ ለይቲ)
@wedimemhr4124
@wedimemhr4124 5 лет назад
Kkkkkk
@shewitteklai8137
@shewitteklai8137 5 лет назад
ኣነ ዋላ ሓደ ኣይተመሃርኩን ሃው ካብ ጻዓዳ ግን ብዝሕ ተማህረ ናይ ሓበሽ ሃለዉለዉ አዪ አባ
@Aman-uv7zi
@Aman-uv7zi 5 лет назад
@@shewitteklai8137 ጻዓዱ ደኣ ብኣፍክን ብመዓኮርክን አንዳገበሩ ዶ ምሂሮምኪ
@btsfan5708
@btsfan5708 5 лет назад
@@Aman-uv7zi ርእሲ ድርሆ
@simonluul7958
@simonluul7958 5 лет назад
@@shewitteklai8137 ሸዊታ እንታይ ተማሂርኪ ካብ ጸዓዱ መሃርኒ? እንበር ኣነስ 5ዓመተይ ብጀካ ቃንቃ ካልእ ኣይተማሃርኩን
@user-jq9um5rq5i
@user-jq9um5rq5i 4 года назад
ሓንቲ ሕቶ ኔራትኒ ብከማይ ክረክብኪ ይክእል እንብር ብጣዓሚ ደስ ዘብል ትምርቲ ኢኪ ትእህቢ ቀጽልዮ ኣጆኪ
@senedsdettv6521
@senedsdettv6521 5 лет назад
ዋውውውው ንስኪ ፍልይቲ ኢኪ ኣብ ናብራን ትምርትን ሕፍረትን ስክፍታን ኣወጊድኪ ክንድዚ ክትምህሪ ምክኣልኪ ካብ ልቢ የመስግነኪ ሓብትና ከኣ ብዙሕ ኣይትሰከፊ ኣብዚ ግዜ ድንግልና ዘገድሶ ወዲ የለን ድንግል ኣተሓሳስባ ትራይ ይሃልኪ
@ykretabeluley4677
@ykretabeluley4677 5 лет назад
ኣዋይ ኮንፍየ አዛ ጋል ኣጆኪ ብዝተካኣለና መአተን ክንህግዘኪ አና ላይክ ሳብክ
@fisseyawedi68
@fisseyawedi68 5 лет назад
መርሓባ ዛራ ፍልጠት ኣብ ስራኩም ዓወትን አሳልጦን እዳተተምነኩን ጽቡቅ አስተምህሮ ስለ ዝኮነ ቀጽልዎ
@ኹሉኸምፍቃድካይኹንጎይታየ
ሕማቅ ግዜ ብዛአባ ናይ ጴታዊ ርክብ ከይኑ ቻነላት ዋአ ብዝኾነ ድንግልና ድኣ ክንደይ ኣውያት ዘለዎ ኣይርዳን ድዩ ትሓትት, አንታይ አዩ ክ ግብረ ሕቡአ አናበልካ 🤔 ኣንታ ኣምላኽ ካብዚ ኣድሕነና ኣነ ከም ጋል መጠን ኣሰንቢድኒ ከመኡ ከምዘሎ ኣብ ደቂ ኣንስትዮ ኣይፈልጥን ነይረ so good job zara fltet
@blackstar7660
@blackstar7660 5 лет назад
ዋእ ካበይ ዝረኸብኩሞ መጽናዕቲ እዩ እዚ? ኣጻብዕቲ ኢድን መትሎን ኣብ ብልዕቲ ብምእታዉ እንታይ ዝፈላሊ ነገር ኣለዎ? ኩሉ ድንግልና ከፍርስ ይኽእል እዩ ኣይትጋገዩ። ድሓር ከኣ ድንግልና ይትረፍ ምስትያት ጌራ ወይ ላምፓዲና ጌራ ክትሪኦስ ኣብ ሕክምና ውን ክፍለጥ ዘይክእል እዩ። ኣብ ሲዊድን ብኪኢላታት ሓካይም ናይ ወሲባዊ ኣካላት ብዝሃብዎ መግለጺ ድንግልና ብዓይኒ ይኹን ብሕክምና ክርአ ከምዘይክእል እዮም ሓቢሮም። ድንግልና ድማ 2Cm ዘይኮነስ 2mm እዩ ክከውን ዝኽእል። 2cm ድኣ ብስሚንቶ ድዩ ተነዲቑ? ብዝኾነ ስራሕኩም ጽቡቕ እዩ ግን ባዕልኩም ብግምት ኣይትመልሱ ንስኽን እተን ተንብባ ከ ብልዕትኽን ከፊትክን ዶ ትሪኦኦ ኔርክን ኢኽን ስቕ ኢልክን ተምብበኦ ንዝተዋሃበክን። ዋእ ግብሪ ኣይኮነን
@user-th4oe9mj8j
@user-th4oe9mj8j 5 лет назад
ዛራ ፍልጠት ከማኪ የለን እዛ ሓብተይ
@ilovemyself9522
@ilovemyself9522 5 лет назад
*ዛራ ፍልጠጥ(ቻነል ) ማለት ቀለብ ሲንግል ማለት ኢዩ*
@user-kl9uj1nh6e
@user-kl9uj1nh6e 5 лет назад
Yes
@NOnonon89325
@NOnonon89325 5 лет назад
Yene single 🤪
@myhouseisdirty672
@myhouseisdirty672 5 лет назад
Kkkkkkk Single nkdmit teray nebel
@davidsami3144
@davidsami3144 5 лет назад
Kkkkkk inda single abzi alena gn dabel kkewn aydeln eye
@ናብቲክፍጽመለይዝክእልኣም
ኦ እግዚኣብሒር ኣምላኽና ብምሕረትካ ጠምተና ሓጥያትና በዝሑ ኣይኮነንን ዶ ግብረ ሕቡእስ ብዓይኒካ ጥምትካያካ ካማን ሓጥያት እዩ ብሓጥያት ተጫማልቀና ኣለና
@user-rx2dx7ns1v
@user-rx2dx7ns1v 5 лет назад
ነዛ ሓታቲት ኣድኒቀያ ፡ ምክንያቱ ሳላ ደፊራ ዝተዛረበት ንዓኣ ፈውሲ ንዓና ትምህርቲ ረኪብና ፡ so እተን ስክፍታ ዶ ሕፍረት ዝስምዓክን ከኣ ፈውስክን ኣብ ገዛክን ክህሉ ስለዝክእል ካብ ምሕታት ኣይትቆጠባ!!!
@ኣማኒልበይ
@ኣማኒልበይ 5 лет назад
ምህርቲ ኣብ ቤትምርቲ ምህሮ ካብ ከማኺ ጽቡቅ ትምህርቲ ኢዩ። ነዓይ ቀጻልነት
@goushtesfay6961
@goushtesfay6961 5 лет назад
ማኣራ እይ ተብዝሖእ ምክንያቱ ዋላሓደ ዘይንፍልጥ ኣለና ኣነ ካብ ስብኣይይ ካብዝፋላል 3% ፅመት ገረኣሎኩ ብፍትሕ ዘይኮነስ ስድት እዩ ፈሊና ግሳብ ሕጂ ሕሲቦዬ ኣይፍልጣን ይጽብ ኣሎኩ ካምጽእ ኣይትሓዝልይ እንበር ብዝሓት ኣሎና እዚዘይንፈልጥ
@mylovelyfamilygg4000
@mylovelyfamilygg4000 2 года назад
ቀጽልዮ ዝሓፍተይ ኣምላክ ጠራንፎ ይፍጠረልኩም።
@maruhabte218
@maruhabte218 5 лет назад
ማርቆስ 1 (Mark) 14-15፤ ድሕሪ ማእሰርቲ ዮሃንስ ከኣ የሱስ ናብ ገሊላ መጸ እሞ፡ እቲ ዘመን ተፈጸመ፡ መንግስቲ ኣምላኽ ከኣ ቀረበት፡ ተነስሑ ብወንጌልውን እመኑ፡ እናበለ ወንጌል መንግስቲ ኣምላኽ ሰበኸ።
@tirfegebreyesus8523
@tirfegebreyesus8523 5 лет назад
Amen amen amen nab nisha yebxahana
@ኩርስቶስኢዩብርሃንዓለም
ክሳብ ድሰምዓ፡like,ነዓክን ትሕዝቶኽን።
@etimeshaqeliwedi2005
@etimeshaqeliwedi2005 5 лет назад
ሰጋ ወይ ጉድ እዘን ሓራሙ ተበላሽየን እየን በላ ሳምና ሻምቦ ሰፍቲ ፉል ኣለና ። ዛራ ፍልጠት ናይ ብሓቂ መሃሪ ቻነል ።ቶርታ ለይቲ መርዓት
@semerefsaha9955
@semerefsaha9955 5 лет назад
Ms Aba nebski tezararebi nsom eyom Thti goyta sltan tewahibom zelewu slezi ms Aba Nebski ( wey aboy qashi tezarebi)
@GoingUp-cg6wl
@GoingUp-cg6wl 5 лет назад
Awy Aza gal dmxa ktam b hir fon gerkum Amo smawo des kbleka Thanks Zara fltet
@hagoskflay380
@hagoskflay380 5 лет назад
ጽቡቅ ትምህርቲ እዩ, ሕፍረተን ዝቅንሳሉ ይግበርን
@user-tv2xb4qg2l
@user-tv2xb4qg2l 5 лет назад
ንግልጹነት ዝተማህዘት ቻነል በርትዒ ክኣ ጥዕምቲ ድሃይ ሓፍትና ክኣ ሓሳብኪ የስምረልኪ ።
@johnkewaja8914
@johnkewaja8914 5 лет назад
Ya mara kefe alwo dimxiki Keep it up 👌👌👌
@weditesfay5985
@weditesfay5985 4 года назад
🇪🇷አንቱም ሶባት አብ ክንድአ ሓፊረ ? ናተይ ሲ ሕመቅ እዩ እንበር ደስ ዝብል ትምርቲ የ አጆኹም ይብለኩም ሓዉኹም። Hasse dich nicht diese Chanel 🇩🇪
@mahariabraha7512
@mahariabraha7512 5 лет назад
ኩቡር ሓው ምስትታር ባህልና ዩ ሞ ብዛዕባ ኪድፈርን ከምዝግበር ውን ንክትዛረበሉ ኣሰካፍን ኣነዋርን ዝኮነ ፡ ከም ነኣብነት ግብረ ሕቡእ ኢልካ ስምትምህሮ ዘሎኻ ትምህርቲ ኣብ ባህልና ዚተኣታተወ ባህሊ ኣይኮነን ሞ፡ ደፊርካ ንክትምህሮ ውን ዘተባብዕ ስለዘይኮነ ፡ ብምሕረት ኣምላኽ ሃንደፍ ኢልካ ንከይትምህሮ ይላቦ ተባረኽ ። ካብ ሓውኻ መሓሪ ኣብራሃ ጀርመን።
@user-mx5lw3bm3w
@user-mx5lw3bm3w 5 лет назад
ክብርቲ ሓፍተይ ኣነ ኣብ ስደት 5 ዓመተይ የ ጓል 18 ከለኩ የ ወፅየ ብድንግለይ ማለት ዩ ሕጂ ብስራሕ ትከይድ ያ ዘይብለን ይፍጠራ የን እንዳበላ መሓዙተይ የፈራርሓኒ ኔረን ኣነ ክኣ ማራ የ ዝፈርሕ ኔረ ዳሕራይ ሓደ ማዓልቲ ክሸይን ዝኮነ ንእሽተን ቀይሕ ደም ሪአ ሽዑ ዝከደት መሲሉኒ እንታይ ክብለኪ ሂወተይ ተመሳቂሉ ኣላ ዶ የላን እንዳበልኩ ብፅብፅ ኢለ እቲ ማራ ዝከፍአኒ ዝነበረ ድማ ኣፍቃርየይ ምስ ድንግልናይ ከምዘለኩ ስለ ዝነገርክዎ ዘምክንዮ ሕርብት ኢሉኒ ጭንቂ ምስ በርተዐኒ ሕክምና ኬደ እግዚአብሔር ይመስገን ዕፁው እዩ ዘሎ ምንም ኣይትጠራጠሪ ኢሎምኒ ቅድሚ 5 መዓልቲ ተመስገን ኢለ ምንባር ጀሚረ ይብለኪ ስለዚ ሕክምና ኪዲ የ ዝብለኪ ዝያዳ ሓፍተይ
@ovaova-h8g
@ovaova-h8g 5 лет назад
ክክክክክ ኣስሒክኒ ፍርቂ ፍርቁስ ናተይ መሲሉኒ
@user-mx5lw3bm3w
@user-mx5lw3bm3w 5 лет назад
ቅቅቅ ኣፀቢቅና ንስሓቅ
@gabriel9156
@gabriel9156 5 лет назад
fake Virgin asrihiki tkoni 🤣🤣
@Aman-uv7zi
@Aman-uv7zi 5 лет назад
ኣታ ብዚ ድንግልና ዶ ገለ ትብሉ ድንግልና አንታይ ይዓብስ ብዘይካ ስቃይ ኣፍቃሪትካ ደም ክተውጽአ ደስ ይብለኩም ማለት ድዩ ገሊኦም ድንግልና ይብሉ ኣንሕና ድማ ወላ ኣደ ቆልዓ ትኩን ንብል ብሰልዲ ክንገብር ትንፋስና ሞሊቅና ኣለና, ድንግልና ብስራሕ ጻዕቂ ይከይድ አዩ ኣብ ጎግል ከም ዝራአክዎ አውን ብዘይ ድንግልና ዝውለዳ ኣለዋ አየን,
@filimonkahase5214
@filimonkahase5214 5 лет назад
ሽምዒ እንዶ ዝሓፈተይ እዚኣ ሓፍትና እኮ ዝገደፈትላ የብላን ባዕላ ስለዚ ናትክን ናታን እንታይ ዘራክብ ኣለዎ ከም ዝተረደአኒ እስኪ ዝኮነ ኣይትጥቀምን ኢኪ ነርኪ
@መሓሪተኽለ
@መሓሪተኽለ 5 лет назад
ኣነ ዘይርደኣኒ ኣሎ ከመይ ኢሉ እዩ ክልተ ሰንቲመተር ርጉዲ ዝህልዎ? ምናልባት ክልተ ሚሊመተር ክትብሊ ከይትኾኒ።
@aswaaswal6153
@aswaaswal6153 4 года назад
ኣረ በፈጣሪ ያለ እጊኦ ኣቱም ሰባት ካብ ናይ ነብስና ፍሪሃ እግዚአብሔር እሲ ናይ ስጋና ንፈርሕን ነምልኽን ግን ልምንታይ ከምዙይ ይኸውን???? እዙይ እኮ ኣዝዩ ኣዝዩ ሓጢኣት እዩ በጃኽን ነስተውዕል ደቂኣንስትዬ የሕዋትና ኣምላከ ቅዱሳን ከይቀዝፈና ተግባርና በዚሑ ክፍኣትና በዚሑ እግዚኦ ምሓረና ክርስቶስ ዛራ ካሊእትምህርቲ ምምሃር ጀምሪ ባእ በቃ ስለ ግብረስጋ ዕላልኩም ፎእ
@familymsy3546
@familymsy3546 5 лет назад
Wey xegem haftey natey kabzi kulu kolel si nab hkmna do mkad aymhashekn.
@petrospeter22
@petrospeter22 5 лет назад
ካብ ገጠር’ድዩ ዋላ ካብ ከተማ’ሲ እንታይ ንምባል’ዩ ኮን? እቲ ዝምርዓወኪ ወዲ ኣብ ድንግልና ይግደስ’ድዩ ኣይግደስን ጥራሕ’ዶ ኣይምኣኸለትን: መብርሂ ኣብ ታሕቲ ክትጽሕፉለይ ብትሕትና ይሓትት ዛራ ፍልጠት።
@yohanaissac4352
@yohanaissac4352 5 лет назад
Petros Berhane aye eza geter ketema atokro abzihkmula bel hzeni
@yohanaissac4352
@yohanaissac4352 5 лет назад
Ab adi zelewa girls and boys kab arki mehaza b sdra yom zmerawu mebzahtom ab ketema gn iti bota xelawi yu arkey ya ilka slezi more dnglna ab adi u zkber
@yohanaissac4352
@yohanaissac4352 5 лет назад
Berihlka ykewun seb nkebabiu u zmesl ember dnglna xbuk yu msla adena maryam Virginity of Mary uuuuu
@kingpower9889
@kingpower9889 5 лет назад
Abzi ewan zi kab bdnglna gal krekib eye mbal , n esseyas kab sltan mwrad ykelil , gna mashi agedasi aykonen nhnas ab kindey gudgad endina yeitinayo kk
@ERITREAhagerey.
@ERITREAhagerey. 5 лет назад
ጽቡቕ ኣጋላልጻ ኣጆኹም ቐጽልዎ
@johnsolomon8367
@johnsolomon8367 5 лет назад
እዋይ ጋል ትረኽቦ ናቱ ዒራ ዘይፍለጥ ሲ ዋላ ይኣልኮ ዋይ ይጉጽጉጾ ኔሩ ይኸዉን... message to boys plis guys help and understand them እንታይ ከኣብሰልኩም ኢዩ ካብ ቃንዛኣ ሓሊፉ !
@anhanglichgrli2212
@anhanglichgrli2212 5 лет назад
Thanks my sister kemzi mahari agedasi eu
@abuayman3557
@abuayman3557 5 лет назад
Astemheroki amena eu sehabi demxki tehawesuwo abet 100♡♡♡♡♡♡♡♡ love you deqi ereyyyyyyy ms sedrana akakebo yefterelna ab zehaxere
@VeleroMedia4952
@VeleroMedia4952 5 лет назад
Good job xibuke Mekeri
@iovehopepeace7695
@iovehopepeace7695 5 лет назад
ዛራ ፍልጠት ንባዕልኪ ወልፊ ገርልኪ ኣሎ እዚ ባህራዊ እዪ ኩሉ ሰብ ኣበ ግዝኡ ዝሓለፎን ዝፈልጦን እዬ ግን ካብ ምሒር ምድገጋ ወልፊ ክገብር ይክእል እዪ.
@lulrbahri
@lulrbahri 5 лет назад
እዛ ቻነል መጀመርታ ይፈትዋ ኔረ እንተ ሕጂ ግን ከይተረድኣና ኩልና እቲ ግብረ ሕቡእ ክንገብሮ ትምህረና ኣላ። ከምዚ ከማይ ዘሰልቸወኩም ትህልዉ ዶ
@matiwosmedhanie7160
@matiwosmedhanie7160 5 лет назад
Ja Ney behaki xabuk alka kebrtey
@robeladnaqiiihermonbrhanea9800
Kli Ajoki Hlna Ember dnglna deykones Hlna Eyu zedli Niskii Tray Haqi Konki qrebyo
@majorgebrihiwet3696
@majorgebrihiwet3696 5 лет назад
Zfelto teamret yebleyn wedi gebrhiwet .leik kea eski sega zeytgebr gal trah thabeni .😂😁😁😁😁😂😂
@binilove8069
@binilove8069 5 лет назад
ፓው 2 cm ይበጽሕ፡ ካብ ዒሕ እንታይ ከይተፎ እዩ፡ እንተ ፈሪሳ ድኣ ማሺ ይበላ እንበር።
@NOnonon89325
@NOnonon89325 5 лет назад
@@bikibikiye3211 🤔😏
@ሳሚፈቃርኤርትራዊሳሚፈቃር
kkk bini bro klte c/m aybexehen yu melislka alo reayo
@binilove8069
@binilove8069 5 лет назад
@@bikibikiye3211 thank u!
@binilove8069
@binilove8069 5 лет назад
@@NOnonon89325 haku dyu febu Bikiye zkone
@binilove8069
@binilove8069 5 лет назад
@@bikibikiye3211 kkkkkkk so fanny!
@Er-xb2oo
@Er-xb2oo 5 лет назад
ኣነ ክርአልኪ ይክእል እየ ጸገም የልን ምጥርኪ ዳ
@merawediandat6238
@merawediandat6238 5 лет назад
ኣንቱም ዛራውያን እዚ ሕክያ ይደጋገመኩም ኣሎ፡ ግብረሕቡእ/ዶ ሴጋ እንዳ በልኩም እዛ ዓመት ወዲእኩማ,#
@tesfomtesfagergish4175
@tesfomtesfagergish4175 5 лет назад
Kkkkk wala nay gerimuni alo halefta gerlom bmhir bzuh mdggam seb anfetu nabu kemzgebr ygebruwo alewu
@kesetegeresus5249
@kesetegeresus5249 5 лет назад
@@tesfomtesfagergish4175 hahahahaha
@meliygmaryam438
@meliygmaryam438 5 лет назад
@@tesfomtesfagergish4175 kkkkkkkkk
@filmontesfay
@filmontesfay 5 лет назад
Mera arkey awalid kea eba ygebrala eyen😃
@ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ
@@filmontesfay ክክክክክክክክ ብ ኮኮመር ካኣ እምበር ክክክክክክክክ
@tikuegoitom2183
@tikuegoitom2183 5 лет назад
ቀጽሉሉ ዛራ ፍልጠት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣብ ዘለኹሞ
@jesuisfierdenoir9430
@jesuisfierdenoir9430 5 лет назад
Welcome habibiti ..... Aseyy canari......dmxi I love you 😘♥️❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@morgenkannalsheutebesser5009
@morgenkannalsheutebesser5009 5 лет назад
ግን ብዛዕባ sex ጥራይ ዲኩም ተምጹኡ ካልአ መደብ የለን ዱዪ
@MZ-wx7nl
@MZ-wx7nl 5 лет назад
Eziya kab geter diu mexiu weys kab ketema mbal ktiarmula alekum muknyatu deki geter bzuhat muhurat kemzelo fletu #gin ajokum qxliwo
@bereketabraham3647
@bereketabraham3647 5 лет назад
Mejmra kemsgen yeftu selamta ayrsnan kuburat akydti ezi medeb ane hade hto nerni gn beyen kengrkum yekel Thank you 🙏
@MakiSmart
@MakiSmart 4 месяца назад
ኣቲ ጋል እቲ ዝበለትኪ ኣይትሞክሪ ዘላኣለም ኣብፀፀት ከይተነብሪ ሚስጥርኪ ሒዝኪ ተቀመጢ ብፀሎት መንከ ከይጥቀኪዩ ኣይትፍርሒ ፀሎት ጀምሪ
@Kurar22
@Kurar22 5 лет назад
ላይክ እስከ ሃብና ጡምያት በቃ ክሉ ጊዜ ክንልምነኩም ባዕልኩም እስከ ሓሲብኩም ሃቡና። ata ezi dengl mebl aytrfen diu singel menbal zeyhschkom
@ሰብኢዩሰብሰብእወመኽሰብ
ክክክክክክክክ 50 ሳንቲም ኣዘኪርካኒ ፡
@Kurar22
@Kurar22 5 лет назад
@@ሰብኢዩሰብሰብእወመኽሰብ kkk kesedlka do eta sile
@ሰብኢዩሰብሰብእወመኽሰብ
@@Kurar22 ኣብ ሂወተይ ሞቅሽሽ ትባል ኣይጥዓምክዋኒ እታ ሓንቲ ዝጣዓምክዋ 50ሳንቲም ኢያ ከይገርመካ ብኸምኡ ብፉሉይ ኢየ ዝዝክራ
@Kurar22
@Kurar22 5 лет назад
@@ሰብኢዩሰብሰብእወመኽሰብ ane ka kab gzana 50 santim serqe 2 sat mulu fazer qetqtin bekomu ye abe profil gerya kkkkkkkkkkk
@ሰብኢዩሰብሰብእወመኽሰብ
@@Kurar22 ክክክክክክክክ ሰብ ታሪኽ ተዘኩሮ ኢና እሞ ፡ክገርመካ ሻህን ባንን ሽዑ ኣዚዘ ንፈለማይ ግዜ እንዳ ሻሂ ዛኣተኹላ ብሙኻና ኸኣ ፡
@abelasaye
@abelasaye 2 года назад
👏Keep it going
@ovaova-h8g
@ovaova-h8g 5 лет назад
ከምዚ ውን ዶ ኣሎ ድሓን ኣጆኺ ሓብተይ ናተይ በዝሒ ስራሕ ብምስራሕ ከ ይከይድ ዶ ብድንግልና ዝግደስ ወዲ እዩ ኣንጢቡለይ ዘሎ ኣብ ከምዚታትስ ድሓን ኢየ
@samilyhaile9336
@samilyhaile9336 2 года назад
hiii gal tigray
@eskiasbayru2831
@eskiasbayru2831 5 лет назад
Nab Doctor kidi baelu kinegreki eyu
@helenelkana4031
@helenelkana4031 5 лет назад
ድንግል ዲኪ ኣይኮንክን ናይ ትዕቢት ሕቶ ኢልክዮ ጋዜጥርጃ ኣዚኪ ትርሕፍሪ ድንግልና መግለጺ ክብረትን ስነምግባርን ኢዩ
@maekelemaekele823
@maekelemaekele823 5 лет назад
well came abay seb
@desalenegash743
@desalenegash743 5 лет назад
ቅቅቅቅቅቅ ምዕቡል እዋን ገጽኪ ትርሓቅ
@አቲጊዜቶሎቶሎሕለፊ
ዊይ ፀገም አምላክ ኦ ታይ ክዛረብ
@user-xm5em4me1m
@user-xm5em4me1m 4 года назад
ዛራ ፍክጠት ስምዒት ሲንግል ከተውርዩ ዱሑም ጀይብኩም
@Peace-zf1br
@Peace-zf1br 5 лет назад
Ewayy luwam zaysemo zaybelyyy Ajoki bali jej kab Ethiopia Virgin deki aykonkun hekmna kiydki aregagse OK Gaal gen sega gebra hebie aytgebrinnn neweri Eshalhhhh begalki tehlwe
@user-em1ik7zg6k
@user-em1ik7zg6k 5 лет назад
የንጥርኩም ደኣ እምበር ወዲ ገጠር ዶ ድንግል ይእልሽ ኢለምኪ
@hdhe7392
@hdhe7392 5 лет назад
😂😂😂እወ ዋ ሓቃ ላ ሓወይ
@user-em1ik7zg6k
@user-em1ik7zg6k 5 лет назад
@@hdhe7392 እሞ እዚ እንታይ ድዪ ዘርድእ ኣብዝሓ እቲ መንፈሳዊ ሰብ ኣብ ገጠር ከም ዝርከብ
@samilyhaile9336
@samilyhaile9336 2 года назад
hii gal zelabesa
@btsfan5708
@btsfan5708 5 лет назад
እውይ ተረኢኒ ተገምሽሔ ድየ ዋላ ተጎንቢሔ ምስትያት ክርኢ ። ክክክክ Again ዛራፍልጠት ኬፍ ማዓንዱ ከምይ ኢላ ኢያ ሴጋ ይገበር ኔይረ ኢላ ክትነግሮ? ንሱ ኣይኮነን ሴጋ ብምግባር ንስኩም ብምንጋሩም ጉዳይ ሴጋኣ ክንደይ ኣዳም ገሪምዋ ኣሎ።
@godislove2154
@godislove2154 5 лет назад
መርሓባ ጥዕምቲ ድምጺ
@hermon455
@hermon455 5 лет назад
Atom sebat entay ekum tkonu zelekum ab sdet gal hagerka gal emnetka bkankaka trdeaka ufffff dnglna endabelkum nxhat ktkonu aytfetnu hanti xaeda wey kale zega eko ente tkewun nera dnglna aykinennn sm aboa aymehatetkumann ezi gega ridiat nezen ahwatna ab zeytedleye chinket aynderbiyen bzaeba hade mukan hsebu 1+1=1 NAY mukan bahri netri
@trhasgerye9257
@trhasgerye9257 5 лет назад
Nay bhaqi zhawey lebam kemaka ybzhu
@Aman-uv7zi
@Aman-uv7zi 5 лет назад
@yohannestesfagaber3282
@yohannestesfagaber3282 5 лет назад
1+1 Emo kilete eyu 😅
@teklearaya9142
@teklearaya9142 5 лет назад
::
@hermon455
@hermon455 5 лет назад
@@yohannestesfagaber3282 xubuk aleka abahlay ab mexhaf kudus 1+1=1 etom 2 seb hadar mis temerawu 1 eyom zkonu
@عبدهعبدالله-ب1ل
@عبدهعبدالله-ب1ل 5 лет назад
Waw wetirni kezi aytzarebi bjaki
@ሙሉአ
@ሙሉአ 5 лет назад
Selam nakum ykun zara fltet ane hade kab teketateltukum eye btekrbuwo medebat haziye ye hgus Bmikixal hito neruniy nsu ka a . Ane mis baltiy betey kab zeynrakeb newih gize koynu bwuhud lieliy 3 amet bsenkiy zi zelo sidet terehahikna ninebr alena so entay guday yemxie ezy ninewih gize six zeymfxamna ?
@asebentertainment1483
@asebentertainment1483 5 лет назад
ድንግልና በቃ እዚኣ ኮይና ዘረባኹም
@yatoyyone2398
@yatoyyone2398 3 года назад
Thank you 🙏🏿
@michaelsuper6087
@michaelsuper6087 2 года назад
የፍርሳ ጥራይ ኩሉ ሐደ እንድዩ እንድሕር ትፍሕርዮ አለኺ እቲ ናይ ወድስ ስርሑ ንሱ ኢዩ ሰለዚ አነ ክፈርስ ይኽእል ኢዩ ዝብል
@fremuzberhane4956
@fremuzberhane4956 5 лет назад
Soreyyy ahewateyyyy gebre hebu entay malet eu kemey ke soreyy bejkum tegedslkum melsleyyy entay mekanu ay folton sle zekonku eye Thank yo so mach
@Ben-xw3sp
@Ben-xw3sp 5 лет назад
Fremuz Berhane ንብረት ገዛ ምስራቅ ማለት እዩ። ክክክክክ🤓🤓🤓🤓
@lulrbahri
@lulrbahri 5 лет назад
ZeymflaT yHSheka mehari aykonen.
@fremuzberhane4956
@fremuzberhane4956 5 лет назад
@@Ben-xw3sp lagxi yexnhalka ane eko kelu gze gebre hebu gebre hebu keblu mes semaku eye heto akrbe ente feltkayo ngerni yesmo gen entay mekanu eye eko zey felto koyne zeydayyyy
@mahirismailmahirismail1473
@mahirismailmahirismail1473 5 лет назад
ኦኦኦኦ ዶከተር ዳኣ ባዕሉ ዶ ክብርጅና ኮይኑ😂😂😂
@Ben-xw3sp
@Ben-xw3sp 5 лет назад
Mahirismail Mahirismail kakakakakaka ygermeka iyu
@habtewoldemariam1077
@habtewoldemariam1077 5 лет назад
Kkkkkkkkkkk 🤣🤣🤣
@tsegaibadme6068
@tsegaibadme6068 5 лет назад
እንኳዕ ኩሉ ሰብ ከም ናሃትካ ዝሓስብ ኣይኮነ
@Peace-zf1br
@Peace-zf1br 5 лет назад
@@habtewoldemariam1077 haku deyou mahzzyyy?
@siemuhab5987
@siemuhab5987 5 лет назад
#ATUM ahwat entay ikum tgebru zelekum ezi kemzi aresti age restriction zeytgebrlu entezey koinu ezom koluu kriewo hmak iyu bejakum kurub hsebu..😐🤨kaleaay kea ezi channel si nay gebrehubuue gele mele tray meliu...
@diyanaabraham6248
@diyanaabraham6248 5 лет назад
እስከ ትም በል ካባካስ ወርጺጽካ ማለይ ድዩ! እቶም ከምኡ ዝገብሩ ወይ ዝገብራ ብተግባር ክገብርዎ ሕማቅ ኢሎም ዘይገደፍዎስ፡ ነዞም ኣወንታዊ ጎኑን ኣሉታዊ ኣሉታዊ ሳዕቤናቱን ፈሊጦም ከፍልጡና ንዝሰርሑ ዘለዉ ሕማቅ ዶ ገለ ኣይትበል
@siemuhab5987
@siemuhab5987 5 лет назад
@@diyanaabraham6248 ati haftey age restriction kgebrlu aygbaeen diki tbli zeleki ..eske melsley...ezi aresti neashtu ahwatki kriewo des yblekii...😐
@siemuhab5987
@siemuhab5987 5 лет назад
@@diyanaabraham6248 ati guahaf melsi eba zereba jemirki sek tibli...
@erimannerimann112
@erimannerimann112 5 лет назад
ክክክክ ኢዚ ጉዳይ ከቢድ አዩ ሴጋ ናገበርና ኪንሰምዖ ኢምበር
@ጽጋብቸልሳዊ100
@ጽጋብቸልሳዊ100 5 лет назад
kkkkkkkm kemue yhayish Elka 😆
@etimeshaqeliwedi2005
@etimeshaqeliwedi2005 5 лет назад
ሙርኩስ ከኣ ምስኣ ፉል ሳምና ሶፍቲ ኣለና ክክክክክክክ
@erimannerimann112
@erimannerimann112 5 лет назад
@@etimeshaqeliwedi2005 kkkkkkkክክክክ
@anditbraun7550
@anditbraun7550 5 лет назад
Kkkkkkkkkkkk
@salmwelela610
@salmwelela610 5 лет назад
I'm sorry ትምህርትኩም ኣብ sexy ዘተኮረ ኮይኑ ሓቐይ ?
@sanjerjogreenlandhotel5215
@sanjerjogreenlandhotel5215 5 лет назад
Salm Welela , sex win eco education yedlyo eyu arku.
@amanuelberhane7006
@amanuelberhane7006 5 лет назад
Enough to Sex Zara feltet yeaklokum bzabi polotika Sport culture mahru thti edme zelewu hmak tmhrwom alekum
@ST-dn4oi
@ST-dn4oi 5 лет назад
@@amanuelberhane7006 , Kela suq bel thti edme endo aygedun nska abey aleka
@salmwelela610
@salmwelela610 5 лет назад
@@sanjerjogreenlandhotel5215 Yeah I know bro. but for under 18 it not good ! 1love You know what I mean
@mekerettv696
@mekerettv696 5 лет назад
ዝተሓተትዎ ይምሉሱ።ደሓራይ ከኣ እዚ ብሕፍረት ውሽቲ ውሽጢ ሰብ ዘሳቂ ዘይ ንቡር ተርእዮ ግልጺ ትገብር ቻለን ሙኻና ዘይ ምዝንጋዕ።
@halalyemerkeb3919
@halalyemerkeb3919 5 лет назад
Abgorebetki zelo wedi endo fetinya emo keytnegreley wey ka dhar tmelseley belyo kkkk
@habtewoldemariam1077
@habtewoldemariam1077 5 лет назад
Kkkkkkkkkkk ata kndey tregm
@Peace-zf1br
@Peace-zf1br 4 года назад
Eway kinday techkin Technka .teshagra kemiu tebltin Ashekaellll tezrbbb
@Peace-zf1br
@Peace-zf1br 4 года назад
@@habtewoldemariam1077 eway kichkin Mikre deyiu hasbwa tsewat
@hdhe7392
@hdhe7392 5 лет назад
ኣይታሓዝሉይ እምበር እዚ ጉዳይ ስደነት ኢለዮ ኣለኩ
@NOnonon89325
@NOnonon89325 5 лет назад
Away zeymflat husum temahari aske 🤯😰
@hdhe7392
@hdhe7392 5 лет назад
@@NOnonon89325 እሱስ ፅብቅ ኣለካ ግን ከም ዛጉዳይ ሰሚዐ ኣይፈልጥን ገሪሙኒ ሎ
@NOnonon89325
@NOnonon89325 5 лет назад
@@hdhe7392 hawey ane wela 1 amet gere aleku kemzi keb zsema btami germuni gn (sdnet ayu )alna ente xehfnalom tesfa yqorxu ane 3 sebat yflt beakal kemzi zgebran zgebrun gn ab sqay ayom zelewu yedengxuka 😥😭
@kokob3233
@kokob3233 5 лет назад
ሰላማት ኩቡራት የሕዋት መጘመራ ንኩሉኩም ኣብ ሰለኩሞ ሰላምን ጥዖና ይምነየልኩም ብፍላይ ካ ነዛ ቻነል ከመስግን ይደሊ ብምክጻል ኣነ ክብሎ ደለ ዘለኩሲ እዚ ግብረ ሕቡ ትብልዎ ዘለኩም ሲ hmak ምካኑ tnegruna ኣlekum ወላውን ኣብ ዝተፈላለይ ከምቲ ድሰማኵዎ ንጥናካን ንካልእ ነገራት ጽቡክ ከም ዘይኮነ ኣዮም ዝሕብሩ ግን ኣታይ ድኣ ሞ ይሓይሽ ትብlu የሕዋት ማለተይ እድሕር ናብዘን ብሰልደን ድሰርሓ ተከድካ ምንዝርና ኣዩ ፈውሲ ንሱ ችንኮማነ ተገበርና ካ ኝጥዖናካ ጽቡክ ኣይኮነን ጎዳኢ ከምዝኮነ ትሕብሩና ኣለኩም ኩቡራት የሕዋት ሕጊ ሰ ከተማኩሩኒ ደለ ምክናቱ ሰላማት ኩቡራት የሕዋት መጘመራ ንኩሉኩም ኣብ ሰለኩሞ ሰላምን ጥዖና ይምነየልኩም ብፍላይ ካ ነዛ ቻነል ከመስግን ይደሊ ብምክጻል ኣነ ክብሎ ደለ ዘለኩሲ እዚ ግብረ ሕቡ ትብልዎ ዘለኩም ሲ ጎዳይ ምካኑ ይንገር ኣሎ ወላውን ኣብ ዝተፈላለይ ከምቲ ድሰማኵዎ ንጥናካን ንካልእ ነገራት ጽቡክ ከም ዘይኮነ ኣዮም ዝሕብሩ ግን ኣታይ ድኣ ሞ ይሓይሽ ትብሊ የሕዋት ማለተይ እድሕር ናብዘን ብሰልደን ድሰርሓ ተከድካ ምንዝርና ኣዩ ፈውሲ ንሱ ችንኮማነ ተገበርና ካ ኝጥዖናካ ጽቡክ ኣይኮነን ጎዳኢ ከምዝኮነ ትሕብሩና ኣለኩም ኩቡራት የሕዋት ሕgisi ከተማኩሩኒ ደለ ምክናቱ ኣብ ክሊቲኣኡ ሓሳብ ተቀርቂረ ናብ ዘን ብገንዘብ ዘለዋ ምካድ ዶ ይሃሸኒ ወላስ ችኮማነ ምክባር ይሓሽ ኣብዘኣአን ተገዲስኩም ከተማኩርኒ ይደሊ ኣለኩ የሕዋት ብጀካ ሓንቲ መጻምዲ ክትረክብ ኣለካ ገዲፍኩም ምክናቱ ከሟኡ ዝርከብ ነሩ ዘዝከውን ኣሞ ኣይተፋኩምን ኣዩ። ምክርኩም ክትልጉስለይ ክጽበየኩም ኣየ ሓደራኩም ሓሊፍኩማ ከይትከዱ ኣዛ ጽሕፍተይ ፧፧፧፧ ኣብ ክሊቲኣኡ ሓሳብ ተቀርቂረ ናብ ዘን ብገንዘብ ዘለዋ ምካድ ዶ ይሃሸኒ ወላስ ችኮማነ ምክባር ይሓሽ ኣብዘኣአን ተገዲስኩም ከተማኩርኒ ይደሊ ኣለኩ የሕዋት ብጀካ ሓንቲ መጻምዲ ክትረክብ ኣለካ ገዲፍኩም ምክናቱ ከሟኡ ዝርከብ ነሩ ዘዝከውን ኣሞ ኣይተፋኩምን ኣዩ። ምክርኩም ክትልጉስለይ ክጽበየኩም ኣየ ሓደራኩም ሓሊፍኩማ ከይትከዱ ኣዛ ጽሕፍተይ ፧፧፧፧
@mussietn1966
@mussietn1966 5 лет назад
*ክክክ ኩኩምበር እንተወቲፍክሉ ደኣ ታይ ደሊኺ ንሱ ከማን ይረጉድ ካብቲ ንብረትና*
@issacamanuel1760
@issacamanuel1760 5 лет назад
Kkkkkkkkk leliou dea entay ktdegm
@ermilove685
@ermilove685 5 лет назад
🤣🤣🤣🤣🤣
@trustyourself9355
@trustyourself9355 5 лет назад
Niska keman tetu eka 😜🤣🤪👈🙅‍♀️👈
@trustyourself9355
@trustyourself9355 5 лет назад
@@mussietn1966 emo nay awedat si alo endo ketezarbuna ekum kea
@henokyonas8411
@henokyonas8411 5 лет назад
መዓት ወረ መኽሰብ ዓለም koyneka beka anxar ketxehf abzekedkayo
@biniam5667
@biniam5667 5 лет назад
ገልእኽም ኣውዳት ኣብዚ ሕጂ ስዓት ጡዕም ድምጺ ናይዛ ጋል ምስ ስምዓክም #ስጋ ግብር ሕብእ ገርክም ትኾኑ ኢኺም፡
@manonoswald
@manonoswald 5 лет назад
Kkkk
@wedigerye1893
@wedigerye1893 5 лет назад
Wala dia zelenayo gize mobul ykun enber dnglna agedasi koynu ysmaoni eza gual ktgelx kela gn dgla zeymwlaw normal kemzkone do tgelxo ala haqey 😄😄😄 ok abay tekoyna hray neshtey entekoyna si ktxenh do alewa ybl
@kibe6885
@kibe6885 5 лет назад
Eway kolel tay gediswa hospital keyda check zeytgebra neta dinglna alan yelan
@samuelmehari4613
@samuelmehari4613 5 лет назад
ጹቡቅ ኣጋላልጻ። ግን እታ ትምርዖ ጋል ገሊአን ሚሎናት ይሸጣኣ ንስኪ ከኣ ሓራጅ ናብ ኢድኪ ከትሸጥያ ይክደን እዩ ዝበሃል።ብዝኾነ ሩሕስ ጋማ ይግበረልኪ
@alenawaltaeritrean1367
@alenawaltaeritrean1367 5 лет назад
Kkkkkkkk
@alemamanuel6706
@alemamanuel6706 5 лет назад
Ykireta kubur haw inte kone b hasab wey b mekri hagiza entezey koynu ay'telagats ab wuladka wey ab hafiteka keytrekbo maybe you never know eta seb comment tenibeb tehlu eya moral seb zetenkif aytzareb kubur haw sorry gina 🙏🏾
@eritreanbeautifulcountry3228
@eritreanbeautifulcountry3228 5 лет назад
Zara fltet loms gele ketesmuena ekum wey gud .
@aronchanel127
@aronchanel127 5 лет назад
Well Com 👍
@user-mh3fb6kw9c
@user-mh3fb6kw9c 4 года назад
ኣቲ ስዲ ውርዝይ ዘይትብሊ ሴጋ ይሕረድኪ
@gdefoyhlmoyhlemetizmeslo4318
@gdefoyhlmoyhlemetizmeslo4318 5 лет назад
ewae hji dea kulen bmestyan kria tegonbihan eye zelewa schkorinatat dea kkkk
@davidsami3144
@davidsami3144 5 лет назад
Kkkkkkk eway gual trekbo wedi bmukaney namlak intay zeyhbabkani eye zblo uffff
@user-em1ik7zg6k
@user-em1ik7zg6k 5 лет назад
ብሕቡእ ደኣ የጥፍእኩም
@solomonhailay8042
@solomonhailay8042 5 лет назад
😆😆
@ሳምራዊትሃይለ
@ሳምራዊትሃይለ 5 лет назад
ክክክክክክክክክ
@Peace-zf1br
@Peace-zf1br 4 года назад
Tay kittkib
@merrygalgerye8488
@merrygalgerye8488 Год назад
Moyte😂😂😂
@shabatshalom693
@shabatshalom693 5 лет назад
Wawww its good gin haramu ke sega yigebra dyen.
Далее
Ice Bear would appreciate some cheese 🧀
00:18
Просмотров 12 млн
🧙‍♀️☃️💥 #ice #icequeen #winter
00:14
Просмотров 44 тыс.
ዘየምልስ ጸድፊ - ሓቀኛ ፍጻመ
19:28
"ኣቡኡ የለኹን" ደብዳቤ-ፍቕሪ
9:21