Тёмный

እንታይ ትመኽሩኒ ፋራ ኣፍቂረ ክዕምጾ ዶክትዝሙ ርአያ ግና የፍቅራ'የ 

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Подписаться 237 тыс.
Просмотров 48 тыс.
50% 1

እንታይ ትመኽሩኒ ፋራ ኣፍቂረ ክዕምጾ ዶ
ክትዝሙ ርአያ ግና የፍቅራ'የ
መዓልታዊ'የ ዝደሊ ንሳ ግና

Опубликовано:

 

22 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 96   
@biniamembaye3084
@biniamembaye3084 2 года назад
ነዛ ሓጺብካ ንኩሉ ይኣክል እዩ ትብል ጓል ከመይ ኣቢሉ ፍቅሪ ክሕዘካ ኪኢሉ ዳሓን ኮሙ ምኳና ከይ ፈለጥካ ኣፍቂርካዮ ንበሎ ፍቅሪ ምስ ጀመርኩም ከኣ ምስ ሓሙሽተ ተፈላለዩ ሰባት ከም ዝሓደረት እንዳ ፈለጥካ ኮሙ ውን ዋኣ ንሽንቲ ክትሸይን ኢልካ ምስ ትትስእ ምስ ሰባት ክትስዓም ትጸንሓካ ንስካ ፍቅሪ ዘይኮነ ዘለካ ጎንፉ እዩ ናትካ ከምዚ ተኮይኑ ፍቅሪ ኹኖ ሓጹር ይደርበ ንኣፍቃሪትካ ምሽ ምስ ሰባት ክትእድር ኣብ ቅድመካ ክትሳዓም ብካልእኦ ሰባት ንኢዳ ኣትርር ኣቢሉ ዝሕዛ ወዲ ትባዕታይ ከማን ከተፍቅድ የብላን እዚ ትብሎ ዘለካ ምሽ ሓቂ ኮይኑ ክትሰምዖ ዋላ ልበ ወለድ ተዝከውን ውን ደምካ እዩ ዘፍልሕ ብዝኮነ ግን ኣብ ዘይትፈልጦ ሕማማት ከይትሽመም ካብዛ ሳዓት እዚኣ ራሓቅ ካብኣ ክልተ ወርሒ ውን ዳሃያ የብለይን ትብል ኣለካ ክሳብ ቆልዓ ሓዚላ ትመጸካ ድካ ትጽበ ዘለካ ምስ ሰባት ኣይትባኣስ እዛ ሰብ እዚኣ ናትካ ኣይኮነትን ፍቅሪ እንካን ሃባን ናይ ክልተካ ማዕረ ምስ ዝከውን እዩ እምበር ከምዘይ ተፍቅረካ ከኣ ነጊራትካ እያ ኣይተረዳ ኣሎ ንስካ ክሳብ ንምርዖ ኣይትእወንን ኢካ ምስ ድላየይ ክከይድ እየ እንዳ በለትካስ የፍቅራ ኣይትበል እዋእ ኣጆካ ናዓካ ተክብረካን ተፍቅረካን ኣምላክ ሒዝልካ ኣሎ ካብዛ ጓል እዚኣ ግን ሓደራካ ዋላ ብሕጂ ባዕላ መጺኣ የፍቅረካ እየ ተበለትካ ከይትቀርባ ብሰላም ክትነብር ተደሊካ ።
@iteentertainment
@iteentertainment 2 года назад
ሓወይ መደበይ ሪኢኻ ሳብስክራይብ ግበራ ኩቡር ሓወይ
@kesetehabte1955
@kesetehabte1955 2 года назад
Www nay behqi lebam neza natka koment kebiba tesfa yigebir
@user-sg9cu8tk6l
@user-sg9cu8tk6l 2 года назад
ንምኻኑ ወዲ ድዩ 🤣
@wediasmera6550
@wediasmera6550 2 года назад
@@user-sg9cu8tk6l የጋጥም ኢዩ፡ ኣይውረድ ኢዩ ዘብል። ዝረኣናዮ ኣየዛርበና።
@yoditzergabr1886
@yoditzergabr1886 2 года назад
Haqeka aleka hawey fqeri ayemkhniyu gn nay ezi kea feluyu ezia gale zekone nesa tray teflto abe weshta zekone hemam wen kehelewa ykeilyu aygbro ember
@loveumom8428
@loveumom8428 2 года назад
ዕደ ንዓዓ ዘይትድዕምሳ! እንታይ ዝገብሩ ኣወዳት እዮም ክክክ
@thth6608
@thth6608 2 года назад
ሓወይ ናተይ ክንዶኩሉ ንጥዕናካ ተጠንቀቅ ኢካ ካብን ናብን ክትብ ከይትልክመካ
@filiyo1162
@filiyo1162 2 года назад
Ya ane win fara guola afqire xegem rekibe aleko...
@tombosatesfahiwet
@tombosatesfahiwet 2 года назад
እዚ ሓጽብካ ንኩሉ እኩል'ዩ ዝባሃል ጽቡቅ ኣይኮነን ድሓር ከለብለብ ክትብል ካብ ነብስካ ዘይ ለቅቅ ሕማም ከይተልግበልካ ናይ መጻኢ ሂወትካ ሕሰብ ።
@VeleroMedia4952
@VeleroMedia4952 2 года назад
I love this Channel awesome
@moasmera9176
@moasmera9176 2 года назад
Zanzibar ዲኻ ድበልካ ኣነ ክመኽረካ ወላ ደንጉይ ወላ ድኾነ ከይትገብር ወሸለ ደንጊኻ ዝኾነ ነገር ኣይትግበር ዳሓር ከይትጣዓስ መብዛሕቱ ሰብ ክድንጉይ ኢዩ ዝደሊ ሞ ከም ጽቡቅ እንበር ከም ሕማቅ ኣይትውሰዶ
@gideymeasho3483
@gideymeasho3483 2 года назад
ብቀትሩ ዝነቀየ ዝብእስ ዘይ ሕደረ ዱም ኢሎሙ ኣቡታትና ሕጂ ከአ ኣብፍቅሪ ከለኩም ከምኡ እንተ ኢላትካስ ጽባሕ ንግሆ ውን ባዕልካ ትፈልጥ ክትብለካ እያ ዝዓርከይ ቀስ ኢልካ ንዓካ ትመስል ደአ ረአ ከምተን ኣደታትና ይፍጠረልና ነቱም ሲንግል ከአ 😁
@ericoraley7854
@ericoraley7854 2 года назад
ኣታ ወዲ ካብ ሕማም ህደመ ። ፍቅራ ይትረፍካ ።ድሕሪ ኮሚደረ ነገር ተረረ ።ኢዩ ነገሩ ይትረፍካ
@iteentertainment
@iteentertainment 2 года назад
ሓወይ ናተይ መደበይ ሪኢኻ ሳብስክራይብ ግበራ
@wediasmera6550
@wediasmera6550 2 года назад
ባዕላ ርሒቃ ከላ ተመስገን ኢልካ፡ ኣብ ካልእ ጉዳይካ ኣድህብ። ኣዚየን ብዙሓት ፈቃራትን፡ ትሑታትን እኮ ኣለዋ። ትርር በል ሰብኣይ ኩን። ኣብ ልዕሌካ ክቱር ንዕቀትን፡ ክብርን ሓልዮትን ከም ዘይብላ፡ እንዳ ነገረትካን ብተግባር እንዳ ኣርኣየትካን፡መወዳእትኡ ኣበይ ኢካ ክትበጽሕ ደሊካ?? ዘይወጽእ ጣዕሳን ጓህን ሒዛትልካ ከይትመጽእ፡ ተጠንቀቅ! ነብስካ ኣይተዕሹ።
@iteentertainment
@iteentertainment 2 года назад
ሓወይ ናተይ መደበይ ሪኢኻ ሳብስክራይብ ግበራ
@hopeme8938
@hopeme8938 2 года назад
Elham haftena sgawi rekeben fkren felaliki reayiyom kedem::
@kibromberahi7231
@kibromberahi7231 Год назад
ሓጺብካ ንኩሉ ይኣክል ክባሃል ሲ ሎሚ በሪሂለይ ዛራውያን ቴፎና ተሓባበሩና ሓዚብና ክንጥቀመሉ ሲግል ኣሎና
@duhberhe9991
@duhberhe9991 2 года назад
Wa were himam hizaka kitmexie ya new bela gexa Tirhaq eska dima nay nebsi mtemman atifieka aloka fikra etrefka pls
@UserFromTheUk-14
@UserFromTheUk-14 2 года назад
ደፋር ዘማዊት ኣብ 19 ክፍለ-ዘመን ዝነብር ወዲ ኤፕ😐 ሓጺብካ ንኹሉ'ዩ ዝኣክል፡ እዚ ማለት እንዳ ዘሞኹ ኣፍቅረኒ ኣኽብረኒ እንተዘይ ኰይኑ ተገምጠል እዪ ዘስምዕ! ክኣብዚ ንላዕሊ ናይ ጽልኣት መረዳእታ ዝዓቢ የለን ናይ ብሓቂ ዲሒርካ'ለኻ ዝሓወይ ነብስኻ ባዕልኻ ኣይተሕስር ብዘይ ዋዓል ሕደር መንገድኻ ጽረግ
@weldeabmichael5306
@weldeabmichael5306 2 года назад
ኣታ ብዓል ሓጺብካ ንኹሉ ይኣክል እዩ ንምኻኑ ሰብኣይ ዲኻ ኣርሒቅካ እስከ ጉሓፋ በጃኻ
@Henokghrimay
@Henokghrimay 2 года назад
ኣታ ጓል ኣበይ ከይዳ ከናሪ ደሃያ
@user-zu1ge3zy3h
@user-zu1ge3zy3h 2 года назад
Elham krebeki delye nere
@iteentertainment
@iteentertainment 2 года назад
ሓወይ መደበይ ሪኢኻ ሳብስክራይብ ግበራ ኩቡር ሓወይ
@nardoshabtom4578
@nardoshabtom4578 2 года назад
Ata wedi seb nia dea haderaka nnebska nberela hadera .
@snitentertimment8913
@snitentertimment8913 2 года назад
Selam zarawyan medebatkumn mkrkumn azu des bahali iu kexlwo
@dollasemer532
@dollasemer532 2 года назад
Välkommen
@iteentertainment
@iteentertainment 2 года назад
ሓወይ ናተይ መደበይ ሪኢኻ ሳብስክራይብ ሓግዘኒ
@iteentertainment
@iteentertainment 2 года назад
ሓወይ ናተይ መደበይ ሪኢኻ ሳብስክራይብ ግበራ ሓወይ
@kibromberhe9492
@kibromberhe9492 2 года назад
Thx bro
@yonasbokre2777
@yonasbokre2777 2 года назад
Ewyyyy Single ጥዑም Ayneberena Aytefana 😂
@user-zu1ge3zy3h
@user-zu1ge3zy3h 2 года назад
😂
@Eritreyan
@Eritreyan 2 года назад
Wey gud bejakum habruln keymrawa dekan eyu zemro weygud
@etimeshaqeliwedi2005
@etimeshaqeliwedi2005 2 года назад
ፋራ ተፍቂርካ ሰገም እዩ ኣብ ዝባንካ ከም ቁማል ምስ ደየቡ ዘይወርዱ 😅
@mohamadshifa6639
@mohamadshifa6639 2 года назад
Kkkkkkkkk askut nesa enta afqerto nesu enta zey afqera ke
@iteentertainment
@iteentertainment 2 года назад
ሓወይ ናተይ መደበይ ሪኢኻ ሳብስክራይብ ግበራ
@Ftehinhzibey
@Ftehinhzibey 2 года назад
ዓለም ኣጽሊኣትኒ ኣነሲ ናበይ እየ ዝኸዶ ተፍቅረኒ ጋል ተዝረክብ ዶ ካብዚ ዘለኩዎ ምወጻኩ ፍቅሪ ክብሉ ከለው ርእሰይ ይሓሚም ዝተበደለ ሰብ ሲ እንታይ እዩ መድሃኒቱ እባ ዓለም ረሳሕ ሰብ ሎሚ ነጊርካዮ ምዕለሊን ምሕለፊን ግዜ ይገብረካ ጥዑይ ሰብ ናፊቀ ብጀካ ወላዲተይ ጥዑይ ሰብ ዘሎ ኣይ መሲለኒን ሎሚ ወዲን ጋልን ኩሉ 00❓❓😭😭
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 2 года назад
ኣጆኻ ኣታ ወዲ ትርር በለ ዓለም ደኣ አሞ ኩሉ ግዜ ከምኡ አንድያ ፈተነ በቃ።
@erina6917
@erina6917 2 года назад
Ajoka zihawey kumo gerka tesfa aytqrex. Sebi emo alo zeyi emon win alo slezi ni hangelka negativt tray atimlayl kal Amlak tekatatey abiti beti Amlak nebiska emnetka kirekiba eka. Amlak misaka yikon 👃🏿👃🏿👃🏿
@user-ow8ns7yf3t
@user-ow8ns7yf3t 2 года назад
ኣጆኻ ክቡር ሓወይ ናብ ኣምላክካ ቅረብ
@Ftehinhzibey
@Ftehinhzibey 2 года назад
@@user-ow8ns7yf3t እሺ ሰበይ
@Ftehinhzibey
@Ftehinhzibey 2 года назад
@@erina6917 እሺ ክብረት ይሃበለይ ስለቲ ርኢቶኩም
@etiioerit2563
@etiioerit2563 2 года назад
kkkkk እዚ ሓጺብካ ንኹል ያኣክል ዝበለቶ ፈትየያ ኣለኹ ብያቲ ንኹሉ እዩ ዛኣክል ስለዚ ናይዚኣ ሽሕኒ ብፍቅሪ ንኩሉ ያኣክል እዩ
@duhberhe9991
@duhberhe9991 2 года назад
Shame on you
@eritreashikoradijeganu2039
@eritreashikoradijeganu2039 2 года назад
Kkkkkkkk zigerm EU
@iteentertainment
@iteentertainment 2 года назад
ሓወይ ናተይ መደበይ ሪኢኻ ሳብስክራይብ ግበራ
@genetg3905
@genetg3905 2 года назад
Kkkk same I luv her
@hermonrimey8306
@hermonrimey8306 2 года назад
Wey mosiba single tuem single nqdmit
@user-kj6fm4ed3g
@user-kj6fm4ed3g 2 года назад
ኢልሃም ሓፍትና ደንጎላ ኢኺ ኣፍቂርኪ ዘለኺ ክክክክ እዋይ ጸገም ።
@iteentertainment
@iteentertainment 2 года назад
ሓወይ ናተይ መደበይ ሪኢኻ ሳብስክራይብ ግበረለይ ሓወይ
@yualebuna6271
@yualebuna6271 Год назад
ኖ ዘይ ደለያ ካልእ ዕላማ ዘለዎ ዉን ክከዉን ይክእል ዩ እምበር እዚ ኩሉ ፖስት እናበለቶ ንፍቕሪ ዝዉክል ፍዮርታት እናሰደደትሉ ዘይ ርዳእ ኣይመስለንን ሓቀይ ዶ
@wetezare7277
@wetezare7277 Год назад
ነዛ ሓጽብካ አየ "ካብ ምስ ነግራምን መሳቀይትን ሰብይቲ ምንባርሲ በይንኻ ኣብ በረኻ ምንባር ይሓይሽ ኤብል መጽሓፍ ቁዱስና
@user-bj9th8is7z
@user-bj9th8is7z 2 года назад
ብኽመይ ክንረኽበኩም ንኽእል ኣብዚ መደብ
@loveyoueritrea9817
@loveyoueritrea9817 2 года назад
Telefon wey e mail alewom
@iteentertainment
@iteentertainment 2 года назад
ሓወይ ናተይ መደበይ ሪኢኻ ሳብስክራይብ ሓግዘኒ
@amt2306
@amt2306 2 года назад
@@loveyoueritrea9817 telefonom bkemey krekbo ykiel bro
@iteentertainment
@iteentertainment 2 года назад
ሓወይ ናተይ መደበይ ሪኢኻ ሳብስክራይብ ግበረለይ ሓወይ
@Senit227
@Senit227 2 года назад
መሳርሕተይ 1 ፃእዳ ክዛረብ ድሰማክዎ በርገር አይፀገበትን ኢልዋ ንሐንቲ ሐበሻ አፅግባ
@hana-wd2mr
@hana-wd2mr Год назад
ገፅበርገር😛
@Senit227
@Senit227 Год назад
ከመይጌሩ ክውትረኪ አደስእንዳበላኪ 3 ቆልኡ 1አቢቆልአተወሲክዎ
@hana-wd2mr
@hana-wd2mr Год назад
@@Senit227 ማለት😜
@Senit227
@Senit227 Год назад
@@hana-wd2mr ❤️❤️
@hana-wd2mr
@hana-wd2mr Год назад
@@Senit227 ❤🥰
@samielbeyene4667
@samielbeyene4667 2 года назад
Eta nateyy ke dea meas ekum temxuley
@iteentertainment
@iteentertainment 2 года назад
ሰላም ደቂ ኤረይ ንቀደም በሉ ናብዛ ቻነል ሓድሽቲ ኮሜድታት ፊልምታት ናባኹም ሳብስክራይብ ኣይትሕመቁ
@heavensweety7568
@heavensweety7568 2 года назад
Subscribe Tedelka Selam deki erie Atibel Ok Nimintay Buzuhi Tigrga Tezarabi Alo Mearey Kemi mikri Eya Bikealea atwseda Sorry Tetegage
@hishmalehishmale9445
@hishmalehishmale9445 2 года назад
Haxbka nkulu eyu zakel 🤔🤔🤔🤣🤣🤣🤣🤣🙆‍♂️🙆‍♂️🙆‍♂️🙆‍♂️🙆‍♂️🙆‍♂️🙆‍♂️🙆‍♂️🙆‍♂️🙆‍♂️🙆‍♂️
@eyesusamlakeymaryamadey2046
Haxibka nkulu yeakl eyu ya hahah bejaka tetenqeq kab kulu tnaka halu bzuh gud eyu zelo kaba rehaq neaka tmesl seb dle
@abrehaleygebrezgabiher8388
@abrehaleygebrezgabiher8388 2 года назад
Love
@mikaelmussie4653
@mikaelmussie4653 2 года назад
Rr
@user-sh4rr2un4r
@user-sh4rr2un4r 2 года назад
hito alatni zarawyan.. kem mkri gele (single date app) nay habesha tetigebru xibuk neru, bizuh seb zideleyo aynet mexamdi mirekebe
@misgnaberaki2238
@misgnaberaki2238 2 года назад
ጀበና tbl eko ala emo mesleni
@user-sh4rr2un4r
@user-sh4rr2un4r 2 года назад
@@misgnaberaki2238 hji kabaka yisemia aleku
@iteentertainment
@iteentertainment 2 года назад
ሓወይ መደበይ ሪኢኻ ሳብስክራይብ ግበራ ኩቡር ሓወይ
@kesetemerhawi9674
@kesetemerhawi9674 2 года назад
No alewom endo nlale tbl xhfti gerom zekrbwa buzuh gzei keman
@hnsblentertainment1442
@hnsblentertainment1442 2 года назад
ሰለም፡ጥዕና፡ዕቤት፡ቅሳነት፡ራህዋ፡ፍቅሪ ንኩላትኩም ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኩም ይምነየልኩም።ነዛ ሓዳሽ ቻነል #ሳብስክራይብ ብምግባር ኩላትኩም ብትሕትና ሓገዝኩም ይሓተኩም#ናብታ ናተይ ፕሮፋይል ብምጥዋቅ subscribers ግበሩ
@iteentertainment
@iteentertainment 2 года назад
ሓወይ መደበይ ሪኢኻ ሳብስክራይብ ግበራ ኩቡር ሓወይ
@hnsblentertainment1442
@hnsblentertainment1442 2 года назад
@@iteentertainment ok
@merhawikaseri6823
@merhawikaseri6823 2 года назад
Kkkkkk haxibka nkulu yeakil eu kkkkkk nyew bela ezia gohaf eya
@user-sg9cu8tk6l
@user-sg9cu8tk6l 2 года назад
በጃኻ እስከ ከም ሰብኣይ መጠን ትርር በል ሻሕ በሊ በላ
@binyamsamsomsamsombinyam112
@binyamsamsomsamsombinyam112 2 года назад
Haxibka nkulu yakl iyu 😂🤣🤣🤣🤣
@yonasbokre2777
@yonasbokre2777 2 года назад
Hiwwwwww Slezeyefqeres Fara Slezefqeret Kea Harif Gual Shuq 😂
@Josi6451
@Josi6451 Год назад
ወልፊ ሰኪስ (sex) ሱውር ሕማም ፡ ማንም ዝይዛረበሉ ጉዳይ አዩ።
@Kevindurant35734
@Kevindurant35734 2 года назад
*😳ኣታ ዛንዚባር ዓርከይ እንታይ እዩ 30 ደቂቅ ኢልካ ዓሌት ናይ **#ዛንዚባር** ከይሂልወካ ኣይትተርፍን ኢኻ ንስኻ😂*
@user-zu1ge3zy3h
@user-zu1ge3zy3h 2 года назад
Kkkkk ygerm frki sat da ketilwon endiyu mesakin
@wintateklemariam3384
@wintateklemariam3384 2 года назад
😅😅😅😅😅
@Kevindurant35734
@Kevindurant35734 2 года назад
@@wintateklemariam3384 ሓቀይ ዶ ዊንታ መጣር 😅😋
Далее
When I met the most famous Cristiano
01:03
Просмотров 25 млн
ዘየምልስ ጸድፊ - ሓቀኛ ፍጻመ
19:28
#ዝክረ ከንፈር #ገጣሚ #ባኒብርሃኑ
5:00
When I met the most famous Cristiano
01:03
Просмотров 25 млн