Тёмный

እንታይ ዓይነት መከራ ጎነፎም?  

BUFE-ERI  ቡፌ-ኤሪ
Подписаться 45 тыс.
Просмотров 67 тыс.
50% 1

#alenawaltahager #alenarecords #Diletmedia #Dawittv #sebnkunmedia #mikitv #solomedia #zenatigrigna #eritv #G.drar #eritreancomedy #eritreanmovie2022 #eritrea #seifufantahun #sebnkunmedia #mozaykbahli #sayet #ella
#Eritreamovie #Eritreanmusic #Eritreanmovie2023 #neweritreanmovie2023 #Eritreanorthodoxmezmur #
Join this channel to get access to perks:
/ @buferi
enjoy and subscribe now at BUFE TV
BUFE TV brings GENERAL KNOWLEDGE and entertainment contents .
* ቡፌ ቲቪ ሓፈሻዊ ፍልጠት ዘቕስሙን ታሪኽ ዝድህስሱን ዘዘናግዑን ኣገደስቲ መደባት ናባኹም ዘብጽሕ ቻነል'ዩ።ሳብስክራይብ ብምግባር ከተዕብዩዎ ብትሕትና ንሓትት።
© copyright: BUFE TV. Any unauthiorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
RU-vid :
#newertireamusic
#ertireamusic
#ertitreamusic

Опубликовано:

 

2 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 66   
@BUFERI
@BUFERI 10 месяцев назад
ክቡራት ተኸታተልቲ ቡፌ ኤሪ፡ ንናይ'ዛ ቪድዮ ናይ ድምጺ ኤዲቲንግ ሽግር ይቕሬታ እናሓተትኩ፡ ኣብ ዝቕጽል ግን ክስተኻኸል ዩ። thank you.❤❤❤❤
@merongebel9850
@merongebel9850 9 месяцев назад
ከይድነቅኩኳ ክሓልፍ ኣይደልን፡ BUFERi 🙏🏽 ኣብ ቀጻሊ ናይ መጽሓፍ ENOCH ኣስፊካ ከተቅርበልና ተስፉ ገብር 🤝
@zufanabrha8573
@zufanabrha8573 10 месяцев назад
ሰብ ቃል ኣምላኽ ከንብብ ኣለዎ። Psalms 46 ትግ - ዳዊት 10: ህድእ በሉ እሞ ኣነ ኣምላኽ ምዃነይ ኣስተብህሉ፣
@azebweldu7852
@azebweldu7852 11 месяцев назад
እግዛኣቢሄር ብትኣምር ናብ ናይ ካልእ ስራሕ ከዋስኡ ባዕሉ ብሓይሉ ደይፈቐዶ ክኸውን ይኽእል ኢዩ❤
@HarienaYakob
@HarienaYakob 10 месяцев назад
ናይ በሓቂ
@HR61919
@HR61919 10 месяцев назад
ንኣምላኽ ኢሎም እንተሰሪሖሞ ንምንታይ ዓስቦም ካብ ሰባት ይጽበይዎ ብፍጹም ናይቶም ተዋሳእቲ ጌጋ'ዩ።
@ዮዳሄንኹሉእግዝኣብሄር
@ዮዳሄንኹሉእግዝኣብሄር 10 месяцев назад
ዋና ነገር ክርስቶስ ኣምላክና ከምዚ ዓይነት መከራ ከምዘሕለፈልና ፈሊጥናን ተረዲእናን ክንኸይድ ደኣ እዩ ዘለና እምበር ከም ኣምላክ ክነምልኾም ማለት ኣይኮነን ንሕና ዉን ምስትዉዓል ኣለና ኮ ካልኣይ ከኣ ክርስቶስ ኣብ መስቀል ተሰቂሉ እንተኢልካዮ ሓደ ሰብ ሲ ኣረድኣኒ ኣይተረድኣንን ከመይ ማለት እዩ እንተ ኢልካ ናይ ምስኣል ጥበብ እንተለካ ክርስቶስ መልክዕ ባርያ ለቢሱ ስለ ዝመጸ ናብዛ ዓለም ሰብ ኣብ መስቀል ዝተሰቅለ ሲኢልካ ብመጽሓፍ ቅዱስ መሰረት እንተ ኣረድእካ ግጋ ኣይኮነን ብኸመይ ይርድኣኒ እዩ ግን ነቲ ብስእሊ ዘርኣኻኒ ምስሊ ከምልኾን ካብ ልበይ ኣምላኸይ ኢኻ ክብሎ ኣልኮንኩን
@AbedomBerhane-wk8qm
@AbedomBerhane-wk8qm 10 месяцев назад
Exodus 20 ትግ - ዘጸአት 3: ካልኦት ኣማልኽቲ ኣብ ቅድመይ ኣይሀልዉኻ። 4: ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ካብ ዘለዉ፡ ኣብ ታሕቲ ድማ ኣብ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ኣብ ማይ ከኣ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ምስልን ስእሊ ዘበለን ንኣኻ ኣይትግበር። ስለዚ ስእልን ምስልን ኣይትግበር። እዞም ተዋህዶ ኢኹም ስእልን ምስልን ዳገበርኩም ንስኹም ኣብዘይረኣኽምዎ እልፊ ኣርቲስታታት ሰብ ክሰግደሎምን ከምልኾምን ጌርኩም። ክሓተካ እስከ? ንስእሊ ኣይሰግድን የ ኣብቅድሚ ስእሊ ግን ይሰግድ የ ኢኹም ኮ ትብሉ ? ዝገርምም ዩ። ስእልን ምስልን ኣይትግበር እንተኢሉ በቃ። ኣይትግበር። ንኽርደኣና ዶ ገለ ዶ ዳበልካ ምስ ኣምላኽ ኣይትበኣስ። John 4 ትግ - ዮሃንስ 21: የሱስ በላ፥ ኣቲ ሰበይቲ፡ ኣብዚ ኸረን እዚ ወይ ኣብ የሩሳሌም ነቦ ዘይትሰግዱላ ጊዜ ከም እትመጽእ፡ እመንኒ። 22: ንስኻትኩም ንዘይትፈልጥዎ ኢኹም እትሰግዱ፡ ንሕና ግና፡ ምድሓን ካብ ኣይሁድ እዩ እሞ፡ ንንፈልጦ ኢና እንሰግድ። 23-24: ኣምላኽ መንፈስ እዩ፡ እቶም ዚሰግድሉ ድማ ብመንፈስን ብሓቅን ኪሰግዱሉ ይግባኦም። ኣቦ ኸምዚ ዝበሉ ሰገድቲ እዩ ዚደሊ እሞ፡ እቶም ናይ ሓቂ ሰገድቲ ነቦ ብመንፈስን ብሓቅን ዚሰግዱሉ ሰዓት ክትመጽእ እያ፡ ንሳ ኸኣ ሕጂ እያ። ነዚ ሓቂ ሰጊርካ ምኻድ ኣመልኩም እንድዩ ንኽርደኣና ዶ ክንዝክሮ ገለ ዳበልካ ስእልን ምስልን ምግባር የለን። Colossians 2 ትግ - ቆሎሴ 18: ሓደ እኳ፡ ትሕትና ብዚመስልን ብስግደት ንመላእኽትን ገይሩ፡ ንሱ ኣብ ዘይረኣዮ ነገር እናተሐወሰ በእምሮ ስጋኡ ብኸምኡ ዚንፋሕ፡ ነቲ ዓስቢ ዓወት ኣይዘርፍኩም። ተማሃር ህዝበይ ኣምልጥ ን ኣምላኽ ከይፈለጥካ ከይትኸይድ። Psalms 115 ትግ - ዳዊት 4: ጣኦታቶም ኢድ ሰብ ዝገበሮም ብሩርን ወርቅን እዩ። 5: ኣፍ ኣለዎም፣ ኣይዛረቡን፣ ኣዒንቲ ኣለዎም፣ ኣይርእዩን፣ 6: እዝኒ ኣለዎም፣ ኣይሰምዑን፣ ኣፍንጫ ኣለዎም፣ ኣየጨንዉን፣ 7: ኢድ ኣለዎም፣ ኣይድህስሱን፣ እግሪ ኣለዎም፣ ኣይከዱን፣ ብጐረሮኦም ድማ ገለ እኳ ኣየድምጹን። 8: እቶም ዚገብርዎምን ኣብኦም ዚውከሉን፣ ኵሎም ከምኣቶም ኪዀኑ እዮም። ነዚ ቃል ረጊጽካ ስእልን ምስልን ንግበር መታን ክርደኣና ዶ ገለ ዶ ዝባሃል የለን። Deuteronomy 30 ትግ - ዘዳግም 16: ብህይወት ምእንቲ ኽትነብርን ክትበዝሕን፡ ኣብታ ኽትወርሳ እትአትዋ ዘሎኻ ሃገር፡ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ ምእንቲ ኺባርኸካ ድማ፡ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽካ ኸተፍቅሮ፡ ብመገዱ ኸኣ ክትከይድ ትእዛዛቱን ሕጋጋቱን ፍርድታቱን ድማ ክትሕሉ፡ ኣነ ሎሚ እእዝዘካ ኣሎኹ። 17: ግናኸ ልብኻ ንድሕሪት እንተ ተመልሰ እሞ እንተ ዘይሰማዕካ፡ ንኻልኦት ኣማልኽቲ ኽትሰግድ ከኣ እንተ ተስሐብካን እንተ ኣምለኽካዮምን፡ 18: ብርግጽ ከም እትጠፍኡ፡ ኣነ ሎሚ እምስክረልኩም ኣሎኹ። ኣብታ ኽትወርሳ ዮርዳኖስ ተሳጊርካ እትኣትዋ ምድሪ መዓልትታትኩም ኣይተንውሑ። 19: ህይወትን ሞትን፡ በረኸትን መርገምን ኣብ ቅድሜኻ ኣንቢረልካ ኸም ዘሎኹ፡ ኣባኻ ንምስክር ሎሚ ሰማይን ምድርን ጸዊዔ ኣሎኹ። እምብኣርሲ ንስኻን ዘርእኻን ብህይወት ምእንቲ ኽትነብር፡ ህይወት ሕረ። 15:59
@AbedomBerhane-wk8qm
@AbedomBerhane-wk8qm 10 месяцев назад
ስእልን ምስልን ኣይትግበር። Exodus 20 ትግ - ዘጸአት 3: ካልኦት ኣማልኽቲ ኣብ ቅድመይ ኣይሀልዉኻ። 4: ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ካብ ዘለዉ፡ ኣብ ታሕቲ ድማ ኣብ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ኣብ ማይ ከኣ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ምስልን ስእሊ ዘበለን ንኣኻ ኣይትግበር። ኣምላኽ ስእል ኣይኮነን ሓራይ? ሰብ ኣይተጥፉኡኡ። ተማሃር .... John 4 ትግ - ዮሃንስ 21: የሱስ በላ፥ ኣቲ ሰበይቲ፡ ኣብዚ ኸረን እዚ ወይ ኣብ የሩሳሌም ነቦ ዘይትሰግዱላ ጊዜ ከም እትመጽእ፡ እመንኒ። 22: ንስኻትኩም ንዘይትፈልጥዎ ኢኹም እትሰግዱ፡ ንሕና ግና፡ ምድሓን ካብ ኣይሁድ እዩ እሞ፡ ንንፈልጦ ኢና እንሰግድ። 23-24: ኣምላኽ መንፈስ እዩ፡ እቶም ዚሰግድሉ ድማ ብመንፈስን ብሓቅን ኪሰግዱሉ ይግባኦም። ኣቦ ኸምዚ ዝበሉ ሰገድቲ እዩ ዚደሊ እሞ፡ እቶም ናይ ሓቂ ሰገድቲ ነቦ ብመንፈስን ብሓቅን ዚሰግዱሉ ሰዓት ክትመጽእ እያ፡ ንሳ ኸኣ ሕጂ እያ። ነዚ ቃል ኣምላኽ ረጊጸየ የ ዝኸይድ ንኽርደኣና ስእሊ ተገበርና ሽግር የብሉን ደሓር ከኣ ን ስእሊ ኣይንሰግድን ኢና ኣብ ወድሚ ስእሊ ግን ንሰግድ እንታይ ማለት ዩ ኸ እዚ እቲ ኣብ ቅድሚ ስእሊ የ ዝሰግድ ትብሎ ናይ ሰብ ስእሊ ኢኻ በል ትሰግደሉ ዘለኻ። ተመለሱ ተመለሱ ሎሚ ዝልምነኩም የለን ኖ ንሕናስ ስእልን ምስልን ክንጥወም ኢና እንተኢልኩም ኣብኣ ትረኽብዋ። ንቐጽል ... Colossians 2 ትግ - ቆሎሴ 18: ሓደ እኳ፡ ትሕትና ብዚመስልን ብስግደት ንመላእኽትን ገይሩ፡ ንሱ ኣብ ዘይረኣዮ ነገር እናተሐወሰ በእምሮ ስጋኡ ብኸምኡ ዚንፋሕ፡ ነቲ ዓስቢ ዓወት ኣይዘርፍኩም። ኢሂ ኣይተሶቆረካን ቀሩብ ክክክክ ጣኦትስትካ ኣርሕቕ ዛዓርከይ ብሩኽ። Psalms 115 ትግ - ዳዊት 3: ኣምላኽናስ ኣብ ሰማያት ኣሎ፣ ዝደለዮ ዅሉ ይገብር እዩ። 4: ጣኦታቶም ኢድ ሰብ ዝገበሮም ብሩርን ወርቅን እዩ። 5: ኣፍ ኣለዎም፣ ኣይዛረቡን፣ ኣዒንቲ ኣለዎም፣ ኣይርእዩን፣ 6: እዝኒ ኣለዎም፣ ኣይሰምዑን፣ ኣፍንጫ ኣለዎም፣ ኣየጨንዉን፣ 7: ኢድ ኣለዎም፣ ኣይድህስሱን፣ እግሪ ኣለዎም፣ ኣይከዱን፣ ብጐረሮኦም ድማ ገለ እኳ ኣየድምጹን። 8: እቶም ዚገብርዎምን ኣብኦም ዚውከሉን፣ ኵሎም ከምኣቶም ኪዀኑ እዮም። ሕጂ ኸ ኣይበራሃልካን? ነዚ ረጊጽካ ስእልን ምስልን ዳተጠወምካ ንበር ሲኦል ከኣ ስፋ ከፊታ ትጽበየካ ያ ዘላ። ተመለሱ ተመለሱ። ኣምላኽ መንፈስ ዩ ዝረኣዮ የለን። ብመንፈስን ብሕቅን ኣገልግሎ ኣምልኮ ኣብ ቀድሚኡኡ ኣማልኽቲ ኣይትግበር ንሰብ ከማኻ ኣብ ሪስቶራንት ዘኣቱ ኣይትስገደሉ ስእሉ ሲኢልካ ዓርከይ ንዓ ውጻእ ሓርነት ርኸብ ምስ ኣምላኽካ ተዓረቕ። እንታይ ማለት ዩ ኸ ንመዘከርታ ኢና ስእሊ ንጥቀም መታን ክንዝክሮ ውዕለ፧? ዓርከይ ቃሉ ኣምብብ ቃሉ ተዋሂቡካ ኣሎ። ብመንፈስ ድማ ስገደሉን ኣገልግሎን። ሎሚ ዝልምነኩምን ዝመሳሰለኩም ሰብ የለን ሂወት ሕረዩ ብሂወት ክትነብሩ። Deuteronomy 30 ትግ - ዘዳግም 16: ብህይወት ምእንቲ ኽትነብርን ክትበዝሕን፡ ኣብታ ኽትወርሳ እትአትዋ ዘሎኻ ሃገር፡ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ ምእንቲ ኺባርኸካ ድማ፡ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽካ ኸተፍቅሮ፡ ብመገዱ ኸኣ ክትከይድ ትእዛዛቱን ሕጋጋቱን ፍርድታቱን ድማ ክትሕሉ፡ ኣነ ሎሚ እእዝዘካ ኣሎኹ። 17: ግናኸ ልብኻ ንድሕሪት እንተ ተመልሰ እሞ እንተ ዘይሰማዕካ፡ ንኻልኦት ኣማልኽቲ ኽትሰግድ ከኣ እንተ ተስሐብካን እንተ ኣምለኽካዮምን፡ 18: ብርግጽ ከም እትጠፍኡ፡ ኣነ ሎሚ እምስክረልኩም ኣሎኹ። ኣብታ ኽትወርሳ ዮርዳኖስ ተሳጊርካ እትኣትዋ ምድሪ መዓልትታትኩም ኣይተንውሑ። 19: ህይወትን ሞትን፡ በረኸትን መርገምን ኣብ ቅድሜኻ ኣንቢረልካ ኸም ዘሎኹ፡ ኣባኻ ንምስክር ሎሚ ሰማይን ምድርን ጸዊዔ ኣሎኹ። እምብኣርሲ ንስኻን ዘርእኻን ብህይወት ምእንቲ ኽትነብር፡ ህይወት ሕረ።
@abieltsegazeab2982
@abieltsegazeab2982 9 месяцев назад
Kemzi zgelexkyo mgbar xegem zelewo koynu aysmeann gn eti zgber zelo kaleyu.. neti nayzom tewasaeti seeli mslam, shmea mbrah, etan meetan, ab kdmiom fgm ilka msgad, etc.. ezi kea neti ab meleekti rome Amlaksi menfesyu etom zsegdlu kea bhakn bmenfesn zsegdulu seat ktmexeya nsa kea hji tebahilu ztexahfe mkwamyu.
@eluyorda1413
@eluyorda1413 10 месяцев назад
John 4 ትግ - ዮሃንስ 23-24: ኣምላኽ መንፈስ እዩ፡ እቶም ዚሰግድሉ ድማ ብመንፈስን ብሓቅን ኪሰግዱሉ ይግባኦም። ኣቦ ኸምዚ ዝበሉ ሰገድቲ እዩ ዚደሊ እሞ፡ እቶም ናይ ሓቂ ሰገድቲ ነቦ ብመንፈስን ብሓቅን ዚሰግዱሉ ሰዓት ክትመጽእ እያ፡ ንሳ ኸኣ ሕጂ እያ።
@samitesfa7170
@samitesfa7170 11 месяцев назад
መደባትካ ብጣዕሚ ሰሓብን መሳጥን እዩ። ስለዚ የ ኩሉ ቪዲዮታትካ ዝከታተሎ፡ተቅርቦ መደባትካ ብፍልጠትን ጥበብን ስለተቅርቦ ዝያዳ ንክትሰምዖ ትህንጠ ብፍላይ ከኣ ምስ መጽሓፍ ቁዱስ ዝተሓሓዝ ተቅርቦ መደባት ፍሉይ ፍልጠት ትከስበሉ፡ፍልጠጥ ብርሃን እዩ፡ዘይምፍላጥ ከኣ ጸልማት እዩ ይብል ቃል ኣምላክ።❤❤❤❤
@asmaratimes3140
@asmaratimes3140 10 месяцев назад
Well explained . No body could explained better. You r doing huge impact to the gospel expansion, cos many worship the actors as if they r JESUS the God
@filimontsegay9289
@filimontsegay9289 9 месяцев назад
ክታዘረብ ከለኻ ኣዚኻ ትህወኽ ኣለኻ መደባትካ ግን ብጣዕሚ ጽቡቕ
@BUFERI
@BUFERI 9 месяцев назад
ESHI KESTEKAKL YE BRO.THANK YOU!!
@eomalkerkebet3222
@eomalkerkebet3222 11 месяцев назад
ኩቡር ሓው በቲ ምሃርን መኻርን መደባትካ ከየመስገንኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን ካብ ፈጣሪ ተኸፈሎ❤ ኣብቲ ኣጋጣሚ ናይ ዘጋጥሞም ሽግራት ድሕሪ ምስርሖም ርኢቶይ ክህብ 1) ከምቲ ዝበልካዮ ፍርሃት እግዚኣብሄር የኸትለሎም ይኸዉን ነቶም ፕሮዲሶራት መኽንያቱ ሆሊዉድ ከምቲ ኩልና ንፈልጦ ኩሉ ዝፍጸመሉ ቦታ ዩ ስለዚ ፍርሃት ይስምዖም ይኸዉን። 2)ንተምሳል ጎይታ እየሱስ ኩሩስቶስ ዝኣክል ገጸባህሪ ዝተላበሰ ኣብ ካልእ ፊልም ገጸባህሪ ምልባስ ክስእን ኣይምኽኣለን ምበልኩ፥ እንታይ ድኣ ስራሕ ፈጣሪ ኮይኑ ይስምዓካ ርኢቶይ ያ❤🙏
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 10 месяцев назад
Hakeyu ab ical amelican mesle atemnu zeblena alo amlicakiena abimnetu zenatu yhbena amen
@daynomgerbremeskel6692
@daynomgerbremeskel6692 10 месяцев назад
ኣነ ብወገነይ ነዚ ትብሎ ዘለኻ ጽቡቅ ከምዘይረክብ ወይ ካብ ሕልሙ ከም ዝጎናደብ ውይ ኣብ ክለባት ክኸይድ ከሎ ከምዘቓጭጭሉ ይርዳኣኒዩ። የግዳስ ኣብ ዓለም ዘለና ህዝቢ ሓደ ኣይኮንናን ብነብሰይ ክሪኦ ከለኹ እዚ ተዋሳኣይ ን ናይ እየሱስ ክርስቶስ ተላቢሱ ኣብ ፊልሚ ሬአዮ ባኣካል ተዝረኽቦ ከኣ ኣድናቆተይ ምገለጽክሉ ወይ ኣክብሮተይ ምገለጽክሉ እዚ ትብሎ ዘለኻ ግን ካብ ኩሉ ሰባት ከምዘነጸሎን ምስ ሰባት ክቐርብ ክሳብ ዘይክእል ካልእ ሙቪ ተሰረሐ ወን ከምቲ ዝደለዮ ከምዘይኮነሉ ። ኢልካ ትዛረብ ኣለኻ ብጽቡቅ ዘኽብርዎ ዝብከባኸብዎ ኣይነበሩን ማለት ኣይኮነን እቲ ሓበሬታ ኣጉዲልካሉ ዘለኻ ይመስለኒ tanks ጽቡቅ መደብ ቀዝሎ ብሩኸይ
@Jesusmylord345
@Jesusmylord345 10 месяцев назад
Kbur hawey Kemti goytana medhanina eyesus krstos zbelo eti abo hasot Kulu gziye ksab ab edu zelena nab dletu eyu ztewyena gin kem neay koynu zsmani ezi nay amlak srah eyu mkniyatu hansab maere msli krstos hizom ente serihom xelae senayat srihu eyu zserih zelo kab kulu knxlom emo bchinqet mftaro kxelieu emo neti zfeterom bmmirar yelekan enda belu kqutiewo deliyu kab kulu nexilwom eti ziabeye tmhrti nialem ente mihirom kabu ziabi tmhrtin sbketn yelen slezi eyu kab zna nay alem wey kabti zneberom hbubnet awxiewom xeqtin shiberan wala qa ente bezehom nxbah gin kemti beal hawariya qdus betros qudus pawlos nsle krstos ab ketematat zfesese demom eti kulu zkiel goyta kemti netom zteneakun ztewaredun liel kemzeblom tezarebe eziom kea kab nay alem znan hagosin nslieu waga kkeflu emo abti nay mewedata zemen win ms hawaryatu kxbirom wrdetom ab alem zebzeho xega amlak mseom eyu✝️🙏
@maazaaraya8776
@maazaaraya8776 11 месяцев назад
መቅጻዕቲ ናይ ኣብላኽ ወን እከውን ዓውትን ፍርሕን ዝሕዞም። የቀንይልና ኩቡር ሓውና!!! 👏💪👏💪👏💪👏👏💪
@HHy-hz1du
@HHy-hz1du 10 месяцев назад
እየሱስ ክርስቶስ ወዲ ማርያም 🙏🙏🙏😘😘😘
@hienokgebretnsae1324
@hienokgebretnsae1324 10 месяцев назад
ኣብዚ እሲኪ መልሱለይ, ንሕና orthodox ኣብ ገዛና ይኩን ኣብ ቤተክርስትያን እዚ ዩ ኣምላክና ኢልና ንሰግደሉ እቲ ትክክል ስእሊ ኣምላክ ድኣ ኣየናዩ❤
@MisganatekalyMisganatekaly
@MisganatekalyMisganatekaly 10 месяцев назад
N amelak kesab hji zerayo seb yalane :: gn b emnati ena nesgdalu nati kulu seltate enber n amelak zefalto seb yalane ::
@mikalbemnet3800
@mikalbemnet3800 10 месяцев назад
Sieli nay amlak yelen Ezi kulu ab gezana nseklo sieli nayzom actors eyu
@mikalbemnet3800
@mikalbemnet3800 10 месяцев назад
ኦሪት ዘዳግም 5 8፤ ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ካብ ዘለዉ፡ ኣብ ታሕቲ ኣብ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ወይ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ኣብ ማይ ካብ ዘለዉ እተወቕረ ምስልን ስእሊ ዘበለን ንኣኻ ኣይትግበር፡
@eluyorda1413
@eluyorda1413 10 месяцев назад
John 4 ትግ - ዮሃንስ 23-24: ኣምላኽ መንፈስ እዩ፡ እቶም ዚሰግድሉ ድማ ብመንፈስን ብሓቅን ኪሰግዱሉ ይግባኦም። ኣቦ ኸምዚ ዝበሉ ሰገድቲ እዩ ዚደሊ እሞ፡ እቶም ናይ ሓቂ ሰገድቲ ነቦ ብመንፈስን ብሓቅን ዚሰግዱሉ ሰዓት ክትመጽእ እያ፡ ንሳ ኸኣ ሕጂ እያ። ኣብ ምስልን ስእልን ኪንሰገድ ቃል ኣምላኻዊ ኣይኮነን
@milimedhanie1753
@milimedhanie1753 10 месяцев назад
ኣምላኽ መንፈስ እዩ ስእሊ ክኣ ክንገብርን ክንሰግደሉን ኣይደልን እዩ ብመንፈስ ን ብሓቅን ኢዩ ዝስገደሉ
@MengisTeafay
@MengisTeafay 11 месяцев назад
Selam hawina xbuq medeb eika teqrbelna zelka abzia nay lomi medebka the passion of the christ zserhe actor abzia sound of fredom serhwa zelo film kabtom b dhrit koynom ktserha zgebru mel gibson alo eske update zkone info dle thank you
@Erey647-l9p
@Erey647-l9p 10 месяцев назад
Zkone kemzi filim menfesawi hiwet zneber agelgali amlak keserho iyu xbuq alemawi seb keserho aygebaen ab betecristianat zneber iyu kgebru zegebae
@HsabuOkubay
@HsabuOkubay 10 месяцев назад
Tanx bro bkiali thezito amlak yhagezika❤❤❤
@ወዲ.ምድረ.ኣግኣዚት
@ወዲ.ምድረ.ኣግኣዚት 11 месяцев назад
ይከታተለካ ኢየ ብጣዕሚ ንፉዕ ኢኻ ሓደ ሓደ ተቅርቦም ክሰምዖም ዘይደሊ ኣለዉ ነቲ ዘድልየኒ ግን ይሰምዖ ኢየ ኣይሓልፈንን እዩ እሞ ቀጽሎ ክብለካ ይደሊ
@ghideygeta3024
@ghideygeta3024 10 месяцев назад
Eritrea for Eritrea sle zbele dyu agametay arkey
@dinglmaryameyadegoytay9328
@dinglmaryameyadegoytay9328 10 месяцев назад
​@@ghideygeta3024😂😂😂😂
@yonasbokure6911
@yonasbokure6911 10 месяцев назад
thanks bro
@henokzemuykil7540
@henokzemuykil7540 10 месяцев назад
Nmesgnka Egzabher yhabelna 🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
@pitrosy4610
@pitrosy4610 10 месяцев назад
Ab kexali kea abu znebere tamrat buzuh yu mo ketekrbelna kxbeyeka ye thanks
@FirewoyniWoldegorgis-wm4oy
@FirewoyniWoldegorgis-wm4oy 11 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@mihreteabgebrekidan3144
@mihreteabgebrekidan3144 8 месяцев назад
❤❤❤❤
@amanueltekle6791
@amanueltekle6791 10 месяцев назад
Weyo dea seb zeiyredon zeynebeben koyneu ember qal amlak selen meselen naka aytegeber zebel qal alo kalay ewen kem amlak koynom sele zemeleku zelewu qal amlak entay yebel ane qenae amlak eye bejaky amalekti ayhalka ewen yebel meten etseli zesegedon zemlekin ete zesereho yesaqe alo melsu namlak mehret mehtat eyu bekale selam kerekeb aykelen mensah terah amlak bemenfesu aweshetekan abe menfesekan yenebere ember abselen meselen aykonen zeneber tebareku
@haylabafewrqi1197
@haylabafewrqi1197 9 месяцев назад
Ya thx haweni🙏
@biniam9156
@biniam9156 10 месяцев назад
ygerm yu ngoytana yesus krstos kulu yu ms tenseo haki merar slezkonet ya
@tokonbiyacapitalcityofmyli1443
@tokonbiyacapitalcityofmyli1443 10 месяцев назад
The best Chanel my favorite ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@msgiesanta9432
@msgiesanta9432 10 месяцев назад
❤❤❤ gele aynet medeb bitaemi xibuk medeb alea qexilo eka bro❤❤❤
@GodlovesS3
@GodlovesS3 11 месяцев назад
❤❤❤❤❤
@lyonmiki2470
@lyonmiki2470 10 месяцев назад
❤❤ jesus❤
@qeidsw5090
@qeidsw5090 10 месяцев назад
በሓቂ ግን ካብታ ፊልሚ ብዙሕ ኢና ተማሂርና 😢
@teaby6258
@teaby6258 10 месяцев назад
Mehari zikone medebat ika tekirib bruk hawna kesilo
@Mussie5
@Mussie5 10 месяцев назад
Thank you brother 🙏🙏🙏
@Awet-EPLF-1304
@Awet-EPLF-1304 11 месяцев назад
👍👍👍
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
መድሃኒኣለም ኣቦይ❤❤❤
@mam-o9z
@mam-o9z 10 месяцев назад
Yesus menfes eyu
@sirakaraya9659
@sirakaraya9659 10 месяцев назад
What's wrong ur voice today
@BUFERI
@BUFERI 10 месяцев назад
Sorry for the voice, its sound editing problem.
@AlexJohn-u3p
@AlexJohn-u3p 10 месяцев назад
Mekalhi ygebir alo zerebaka
@tirhasdainel4906
@tirhasdainel4906 10 месяцев назад
ዝገርም ዩ
@3445English
@3445English 11 месяцев назад
❤❤❤❤❤
@amanueltekle6791
@amanueltekle6791 10 месяцев назад
16:45
@GotiomHagis
@GotiomHagis 11 месяцев назад
Ageka
@berakitewelde7211
@berakitewelde7211 11 месяцев назад
Hollywood wonento slezewo natom entkonka laaly ysekloka natom entezaikonka baita yhrmoka nakrstos tselati film mestserh kemzom akterat zigetemom may be kkeen ykel ?
@znkidmit
@znkidmit 10 месяцев назад
መን ስርሑ እልዎም። ኢየሱስ መንፈስ ዶ ኣይኮነን ዝረኣዩ ሰብ እንተ ኣሎ ኮይኑ ቤተክርስትያ ብስእል ኢየሱስ ዘይትጥቀም ካብ ብተዋሳኢት ትጥቀም። ብዝኾነ ምንባር ማለት ተዋስኦ እዩ። ስለ‘ዚ ኣብ ናይ ተዋስኦ ናብራ ንንበር ካብ ምስሉይነት ወጽና። ኢየሱስ ተወልዱ እምበር ዝረኣዮ የለን ተሰዲዱ ምስ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ክኣ ይብሉ ብዛዕባ ስደቱ ክኣ ዘየዘንትዉ። ወላ እንተ ኣዘንተዉ ክኣ ዘይርድኣካ። ኣብ‘ቲ ግዜ ዝተወለደሉ ካሜራ ስለ ዘይነበረ ዶ ይኸውን እቲ ሓቀኛ ኢየሱስ ክስእሉ ዘይከኣሉ? ብተዋስኦ አይትጨነቁ በሎም ተዋስኦ ምንባር እዩ በለለይ። እትኦም ጸዓዱ ንቁሓት ስለ ዝኾኑ ግን የሕጉሰካ ኣፍርቃውያን ግን ውሑዳት እዮም ነዚ ስእል ዝመራመርሉ። ሓቐኛ ከም ዘይኮነ ቀደም ብመግዛኢት ናይ ምዕራባውያ ስለ ንግዛእ ዝነበረና ኩሉ እቲ ዕላምኦም ብግቡእ ሃርሞም እዮም ብዙሓት ኣፍርቃውን ንጻዕዳ ቈውቋ ከም ኣምላኽ ርእዮመሞ ኣብ ቤተክርስትያኖም ጠቅዖሞ እዮም እዚ ሓሶት ኣይኮነን ሓቂ እዩ።
@makerma3853
@makerma3853 10 месяцев назад
እግዚአብሔር ይባርኩኩም
@hanandani7400
@hanandani7400 10 месяцев назад
ወላ ኣብ ዓድና ውን ኣብ ፍቐዶ ናይ ክርስትያናት ገዛ ተጠቒዑ ኣሎ😢
@vio6431
@vio6431 10 месяцев назад
Ata hawey tsebuk kitzarwb tsenihkas neti goitanan medhaninan yesus kristos zintel abilka emo dema kemaresti KIRSTOS ELKA ZENTILKAYO ,slezi mearemta
@hizbawignbar8484
@hizbawignbar8484 10 месяцев назад
Далее
HA-HA-HA-HA 👫 #countryhumans
00:15
Просмотров 1,3 млн
小路飞嫁祸姐姐搞破坏 #路飞#海贼王
00:45