Тёмный

እንታይ ይበሃል ኣሎ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ፧ 

Zelenayo Show
Подписаться 23 тыс.
Просмотров 19 тыс.
50% 1

እንታይ ይበሃል ኣሎ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ፧ መደብ ምስ ኣቶ ሙሉእ ዘርእዝጊ

Развлечения

Опубликовано:

 

26 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 281   
@tesfufissahaye
@tesfufissahaye 2 дня назад
ዮዲታ ኣብ ስራሕ ውረድ ደይብ ኣሎ።እንተኾነ ግን ኣብዚ ዝቐነየ ኣንቺ መንቺ ግን ክትኣትዊ ኣይነበረክን።ኣብ ውልቃዊ ነገራት ኣይትውረዲ።ኣብ ሓሳብ ኣድህቢ።ብፍላይ ኣጋይሽ ካብ ኤርትራን ትግራይን እንዳምጻእኪ ትግብርዮ መደብኪ ከትቅጽልዮ ሓደራኺ።
@embatekera9244
@embatekera9244 2 дня назад
Tebeka shtaraka dewur
@Befreedaily
@Befreedaily 2 дня назад
ኣጆኪ ውልቃዊ ርኢቶ ናይ ምግላጽ ሓርነትኪ የሕሊፍኪ ከይትህቢ
@fightforyourright96
@fightforyourright96 2 дня назад
አነ አኮሎግዛይ እየ ግን ደጋፊ ኩሉ ደላዪ ፍትሒ እየ ። ንዓይ የሕዋተይ ደላዪ ፍትሒ ብዘይ የገድስ አውራጂኡን ሃይማኖቱን ። I ❤ ደለይቲ ፍትሒ
@wahs1235
@wahs1235 2 дня назад
ኣጆኺ ቲ፡ ጊን እዞም ሜድያታት ገለ ምስ ተፈጥረ ብዉሽጢ ምርድዳእ ከኣሉ፡ ንስኺ ዉን በዓል ዉፉይ ዝከኣሎም ዝገብሩ ዘለዉ ኣብ ገዛኺ ብሰባት ክዝንጠሉ ኣይተፍቅዲ፡ ንሕና እቶም ተቓለስቲ ንቃለስ ጥራይ ኢና ዘለና። በዞም ሰብ ሜድያ ግን ኣይግድን፡ ብኣኹም ንበኣስ ብኣኹም ገለ
@Tesfa325
@Tesfa325 2 дня назад
ዮዲታ ሎሚ ጽባሕ አብዝኾነ እዋን እንብሎ እዩ ንስኺ አብነታዊ ት ካብዘለዋና ደቀንስትዮ ስለዝኾንኪ አዚና ንኸርዓልኪ ስኽፍ አይበልኪ በዚ ገልጣም ሰልጠነ ዝገብሮ ዘሎ መጥቃዕቲ ንውድቀቱ እዩ ዝሰርሕ ዘሎ አጆኺ ዮዲታ❤
@awets23
@awets23 2 дня назад
ዮዲታ ኣጆኺ እዚ ኩሉ ነጎዳ መሐየሊኺ እዩ። ንሰብ ኢልኪ ከይትቅየሪ። It is your platform use it whatever you want.
@checas7241
@checas7241 2 дня назад
Mule and yodita authentic analysis thank alot for your limtiless explanation 👍
@MANUDIBANGO-cw7uu
@MANUDIBANGO-cw7uu День назад
ዮዲት አጆኺ ሰልጠነ ካብ ሚድያ ንኹሉ አልዩ ንበይኑ ወናኒ ኽኸውን ይፍትን ንስኺ ኸአ ተዓጳጰፊ ድላይኪ ነጳ ኾንንኪ ተቓለሲ አጆኺ 💙❤️💙
@semerearaya7302
@semerearaya7302 День назад
መርሓባ ዮዲታ ኣባኪ ዘለኒ ክብሪ ብጣዕሚ ምዘና የብሉን ኣጆኪ በርትዒ
@tekestegh
@tekestegh 2 дня назад
ከምትግራዋይ እነ ምስ ክፍት ኣለኩ ፣ ለባምን ግልፅን ስብ እያ ፣ ካብ ብቆልኣኣ ቃልሲ ትፈልጥያ ካብ ስራሃ ብውነ እያ ትቃለስ እቶም ካልኦት ሆይ ሆይ እዩ ፣ በኣል ስልጠነ ፅገም ተሃልዩ ብግልፂ ክመፅእ ዳኣ ኣለዎ እምበር አንፃር ብፂትካ ዶ ይክወንዩ ፣ ድላዩ ይበላ ዩዲት ንስልጠነ ሽሙ ክተጥፍእ እርሱን ፣ ሰልጠነ ወሪዱ ብጣእሚ፣ ዩዱት ድላዩ ይበሃል ቃልስኪ ምእንተ ህዝቢ እምበር ግለሰባት ኣይኮነን ፣ ብር ግድ ንሃመዱ ሃይሊ እምበር ፓለቲካዊ መስርህ ገና ኣይሃዞን ኣሎ፣ ድጋፍ ይደሊ ፣ ዩዲት በርትኢ
@WediDebas
@WediDebas 2 дня назад
Yodita you are so humble. keep going.
@teklekifle2672
@teklekifle2672 2 дня назад
Yodita I have liked your program from day one. Seltene means a maniac who always dared, he recognized himself as a warrior, working hard. And this is a disease in a psychology/psychiatric.
@tesfuteklab528
@tesfuteklab528 2 дня назад
Yodit anebesa ❤❤❤you are doing excellent show, keep up with the good work. we have learned a lot from semar and tesfay and your show. we love you.❤❤❤
@samigere5114
@samigere5114 2 дня назад
ሰልጠነ ገና ዘይበሰለ ጥረ ክንሱ ብኡ ዝምርሑ መናእሰይ ካብ ምርኣይ ዝዓቢ ውርዳት የለን😢
@nasinetb1462
@nasinetb1462 2 дня назад
Please stop attacking each other.we have one enemy hugdf . Can we all focus on our enemy. Our people in Eritrea are dying, there are genocides on our people, they have no food, no medicine, and no water. And we’re all here arguing and talking nonsense while they are suffering. Let us be voices for the voiceless people
@samsonm2011
@samsonm2011 2 дня назад
ዮዲታ ብርሃን ናይ ወጋሕታ ኣቲ ጅግና ንብዙሓት ሓቦን ጽንዓትን ገርኪ መገዲ ሓቂ ስለዝሓበርኪ እቶም ኣካይስት ሕልንኦም ዝሸጡ ኩሉ ጊዜ ዕንቅፋት ክፈጥርልኪ ምዃኑ ኩላትና ንጽበዮ እዩ።
@alexanderbirhane4611
@alexanderbirhane4611 2 дня назад
Yodit a great woman of Justice and Good fights... I am always your fan because you are a true fighter. Forget the narrow ppl of benefit like "Gebray"
@user-py6fi4cx9p
@user-py6fi4cx9p 2 дня назад
ዋው ብራቮ ሙሉእ🙏🙏🙏
@danielgebreab692
@danielgebreab692 2 дня назад
Great analysis
@MeraMaku
@MeraMaku 2 дня назад
ዮዲት ሓፍትና ግደፊ ክንብለኪ ቀኒና ግን ኣይሰማዕክናን ንቓልሲ ከተህርሚ ቀኒኺ ብጣዕሚ ተጋጊኺ ኢኺ ግን ድሓን ብሕጂ ይቅረ ኢልኪ ነዚ መንእሰይ ክትክሕስዮን ክትጉስጉስዮን ኣለኪ🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@selemonabraham8178
@selemonabraham8178 2 дня назад
ዮዲት ሐፍትይ ኣነ ሐደ ካብእቶም ኣዝዮም ዘኽብሩኽን ዝፈትወክን እየ ኔረ ኣብዚ ወርሒ እዚ ግን ብጣዕሚ መዕነውቲ ሰባት ኢኺ ተቅርቢ ዘለኺ ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ ስለምንታይ ሕማቅ ኣተሐሳስባን ፈላለይቲን ሰባት ተቅርቢ ኣለኺ ?
@semerehabte7595
@semerehabte7595 2 дня назад
ጸበብቲ ኣብ ዝበጽሕዎ የብሎምን ቀጽሊ ጥራይ ብዘለኽዮ ዮዲታ ዋዕሮ
@Habesha28
@Habesha28 2 дня назад
Thanks Ema ❤
@eseyasberhe7842
@eseyasberhe7842 2 дня назад
ዮዲታ ስኽፍ አይበልኪ ጌጋ መናብርቲዮ ተአራሪምና ንቐጽል ጥራይ
@ImproudbTigrinya
@ImproudbTigrinya 2 дня назад
ነዚ ቃልሲ ድሕምሶ ዘሎ ሰልጠነ ዪ ብዓል ዮዲት መልሲ ምሃበን ገበን ኣይትሕሰብዎ ሰልጠነ ከም ሕሙም ከልቢ ነዛ ኩላ ተቃላሳይ ክለክፍ ሰዓብቲ ኣራእስ ሰብ ከድንኑ እንዳ ወዓሉ ጌጋ በሉ እቶም ናይ ሰልጠነ በራዪ ከኣ ንቅሑ 😢
@yo-61
@yo-61 2 дня назад
akalb seltene wuh wuh yblu alewu🤣
@jermaymillash8947
@jermaymillash8947 2 дня назад
ኣቲ ዮዲታ ቅድም ጽቡቕ ኔርኪ ሎሚ ሎሚ ግን ኣይግድን። ንስኺ እኳ ደኣ ሕማቕ ኣይትዛረቢ እምበር ኣጋይሽኪ ግን ብቕዓቶም ዝጎደሉኢዮም።
@danielhabteslase3932
@danielhabteslase3932 2 дня назад
Ajokum keep it up
@user-xm2yq8kf8b
@user-xm2yq8kf8b 2 дня назад
ዮዲታ ኣጆኺ ኣብ ቃልሲ ብዙሕ ነገር እዩ ዘሎ ንኹሉ ጸለመ ከምትብድህዮ ካኣ ርግጸኛ እየ❤
@tekienigusse
@tekienigusse 2 дня назад
Please subscribe, Comment and share
@user-qz9om9eh8k
@user-qz9om9eh8k 2 дня назад
Tifozo ayedlen eyu seb beta kinenuuen mengedu yikid abagora abey kemzibexih kinrieyo ena::
@natnaelbidu1782
@natnaelbidu1782 2 дня назад
አጆኺ ናይ ቆልዐ ስራሕዩ ዝገብር ዘሎ ዘሕዝንዩ ንስኺ ጉዕዝኺ ቐፅሊ ገንዘብ አይትኽፈልን ኢኺ ነቲ ተዐፊኑ ዘሎ ህዝቢ ድምፂ ኢኺ💙💙💙💙
@fremhret5643
@fremhret5643 2 дня назад
ኣቱም ሰባት ክሳብ ሎሚ ከይፈለጥናዮ ጸኒሕና እምበር ሰልጠነ ዕሉል ኣውራጃዊ እዩ።ሓቂ ብሓቂ ኣብ ልዕሊ ሓማሴንውን ኣዝዩ ጽልኢ ኣለዎ እንታይ ሙኳኑ ኣይርድኣንን እዩ።ዘይተጸበክዎ ሰብ ኣብ ዓዲ ውልቀ መላኪ ኢሰያስ ኣብ ማስሜድያ ድማ ውልቀ መላኪ ሰልጠነ ክፍጠር ይሕሰብ ኣለዎ።ግን ውድቀቱ ዘይተርፍ እዩ።እቶም ሰዓብቱ ኩብኩብታ ክሳብ ዝፈልጥዎ ጥራይ እዩ።ወናኒ ኣከለጉዛይ ክኸውን ደልዩ።
@shamsham-pj8fm
@shamsham-pj8fm 2 дня назад
ዮዲት ቀጽሊ ኣጆኺ በጃኹም ካብዚ ነኣሽቱ ነገራት ውጹ ።ኣብ መድያኺ ድማ ሓላፍነታውያን ሰባት ከተምጽኢ ይምረጽ ።
@zeritebaye8292
@zeritebaye8292 День назад
Yodita we are so proud of you ❤💙🌿
@solomonghebreslassie7667
@solomonghebreslassie7667 2 дня назад
ብሓቂ ዋዕሮ
@hermonkelete8841
@hermonkelete8841 2 дня назад
❤❤❤❤Great
@asmeromnguse5258
@asmeromnguse5258 2 дня назад
Yodit anebesa ❤❤❤
@kuflomhadgu5532
@kuflomhadgu5532 2 дня назад
ዮዲት ንፈትወኪ ኢና። ምኽንያቱ ተባዕ ትቓላሲት ኢኺ። ግን ከኣ ውፉይ ዝገብሮ ዘሎ ጽቡቕ ስራሕ ስለዝኾነ ከተታባብዕዮ ይግባእ።
@mehrettesfama1727
@mehrettesfama1727 2 дня назад
Yeditey ketslyo ajoki gn Yeditey etom tekrbyom bztekaele halafnet zelewom kkenu tsbuk neru 💙💙💙💙💙
@natsenat6087
@natsenat6087 День назад
ዮዲታ & ሙሌ ንኪድ ጥራይ ኣጆና ❤🌿❤🌿❤
@danielmekonen4426
@danielmekonen4426 2 дня назад
Ajoki ab gonki alena belwom nkefwom 🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿
@dadudaduye8652
@dadudaduye8652 2 дня назад
ኣንቲ ዮዲታ ክትዓብዪ እንበር ክትወድቂ ኣይንደልን ነዚ ወለዶ ነዛ ሒዝዎ ዘሎ መንገዲ ኣብ ምሕጋዙ እንበር ኣብ ናይ ውልቀ ሰባት ዓቅሞም ዝሰርሑ ዘለዉ ኣምሲልካ ሕብረተሰብ ምጽራፍ ኣብዚ ገዛኪ ቅቡል ኣይኮነን ነዚ ቃልሲ ኣብ ምሕጋዝ ብውሕሉል ምንቃፍን ክከውን ኣለዎ ዮዲታ።
@user-qz9om9eh8k
@user-qz9om9eh8k 2 дня назад
Suk bel wedi kueenti:: seb koynkas dro seb kitxerf jenmirka hbey Wahls. Wedi nebse mithat::
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 2 дня назад
Sister Yodit was please we love you those who are trying to stop wufuy from his good intentions and work hard against the dictator and they nothing relevant to say about him challenge them thanks
@tesfatekle-ku7ji
@tesfatekle-ku7ji 2 дня назад
Good job yodita ❤
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e День назад
ዮዲታ ፎርሳ ፎርሳሳ ንቕድሚት ጥራይ💪💖💖💖
@Combeshtato
@Combeshtato День назад
Wow wow wow wow. Are we fighting HEGDEF or each other.???????????????.
@egeg4900
@egeg4900 2 дня назад
Ajoki yodita zkone seb agedasi u Amxyom tray seltene gena u zelo. Seltene Ab politics zkone aflto yeblun gena u aybeselen
@yonatanseid-kq9if
@yonatanseid-kq9if День назад
@nigistigebrezgiher8555
@nigistigebrezgiher8555 2 дня назад
Ajokum Yohwat kalsukum Keslu, zereba nai Kalii aitsmuu.
@mannieberhanu3469
@mannieberhanu3469 2 дня назад
I am really really fed up with those who sit around and try to critique those who are doing their best to oppose the dictatorship in every situation in their part in their time..but there are those who talk but never ever take action to bring about change...I really don't care how one oppose the dictatorship but do something to weakened the dictatorship in every corner of the world...one has the full rights to critique anyone but not while seating around doing nothing...remember action is the only way to bring about change against the dictatorship in Eritrea 🇪🇷.....
@semerearaya7302
@semerearaya7302 День назад
ሙሌ ኣገዳሲ ኣጆካ በርትዕ
@mercyeritrea5590
@mercyeritrea5590 2 дня назад
Seltene is very immature. Don’t mind him. You are way smarter sis.
@girmaigedlu5197
@girmaigedlu5197 2 дня назад
ሰላም ይዲት፣ጽቡቕ መዱብ ኣሎኪ ቀጽልዮ። እቶም ርእይቶ ወሃብቲ ገጾም ቀሊዖ ብቪድዮ እንተ ተዛርብዮም ጽቡቕ ኔሩ።
@Kerar-Idris
@Kerar-Idris 2 дня назад
Hello Yodita Bihaki hubu elama entelekm tegagikum . Ezom Seman and Tesfay zibahalu elamom entay eu ane yigermeni eu
@brhanetewold9767
@brhanetewold9767 2 дня назад
selam selam yodita weyke neq waerona iki tsubuq Aleki
@faligali6690
@faligali6690 2 дня назад
ዮዲት ብዛዕባ እቶም ንሶም ዝደልይዎ ሓሳብ ጥራይ ክትዛረብ ወይ ክትድግፍ ዝደልዩ ሰባት ብዙሕ ኣይትጨነቒ።ኣነ ርግጸኛ እየ ሰሪሕኪ ትነብሪ ሰብ ኢኺ።ገሊኦም በቲ ናቶም ሳብስክራይብ ትነብሪ እዩ ዝመስሎም።ስለዚ ነቶም ሓቂ ትመሮም ሰባት ሳብስክራይብኩም ኣብ መዓኮርኩም ወትፍዎ በልዮም።እቲ ሓቂ ቀጽልዮ።
@ngusebrhane5994
@ngusebrhane5994 2 дня назад
Yodita xebuk aloki kem beal muliea zelewom hasab redeit kea aytestewahedeyom thanks
@haileezgihaxera9293
@haileezgihaxera9293 2 дня назад
Judi ♥️
@wedigermen2776
@wedigermen2776 2 дня назад
አየ ንስክትኩም ነስመራ ብነፍሪት ዝክይዲ ዘሎ ይመስል ዓቢ ነብሲ እምበር ዓቢ ልቢ አሃበካን አምላኽ ቁም ነገር ተዛረብ ትምህርቲ ዘለወ ካብ ወፍይ ህዲእ ኢልካ ተማሃር
@issakhabtenkiel9387
@issakhabtenkiel9387 2 дня назад
ሰላም ዮዲት እንተትድውልለይ ጽቡቕ ምኾነ 1 መጀመርታ ኣብ ማስሚድያ ዘለኹም ሰባት በጃኹም ልቦና ግበሩ ብኣኹም ብኣወንታን ብኣሉታን ብዙሕ ሰብ ስለዝጽሎ ለብሙ 2 ዮዲታ ንምንታይ ዓበይትን ዝምህሩ ንመንእሰያት ዘይተምጽኢ ኩሉ ግዝየ ዝተወሰኑ ሰባት ጥራሕ ኢኺ ተምጽኢ
@adbt3565
@adbt3565 День назад
ናትኪ እስኪ ደሃን እዚይ ምሉእ ድዩ ዋላ ገለ ንምንታይ እዩ ነዳዲ ዝደፍእ ዋ
@user-ud8gv6dk7h
@user-ud8gv6dk7h 2 дня назад
Yodita Ajoki qexlyo netom n Brged nhamedu dxerfu gn nobelyom
@hamassien323
@hamassien323 2 дня назад
እዋይ ገሪሙና እኮ ናይዚስ ዲክታተር ዋሒድ
@user-qz9om9eh8k
@user-qz9om9eh8k 2 дня назад
Yigermeqa eyu fara defar kibehal haqi eyu ayannne nere::
@sansiro1977
@sansiro1977 2 дня назад
ዮዲት , ካልኣይ ብዛዕባ ናይ ቢርገድ ንሓመዱ ጀርመን ከም ትሻቀሊ ትዛረቢ ነርኪ ።ክገርመኪ ግን ኣብዞም መንእሰያት ባእሲ ዝበሃል የብሎምን ,ንምሳሌ ኣብ ሙኒክ ባየርን ኣብ ናይ ወዲ ወርቁ ዝተገብረ ናይ ሽምዓ ምውላዕ, ዋላ ኣቶም ናይ 16 ዝባሃሉ የዳልዉዎ ግን ኩሎም ተረኺቦም ናቶም መግለጺ ሂቦም ,ንምሳሌ ኣቦ መንበር ናይቶም ብናይ 20 ዝፍለጡ ወልዳይ ኣብኡ ተረኺቡ ናቱ መግለጺ ሂቡ።ብጣዕሚ ሓደ ለባም ሰብ ኢዩ።ስለዚ ነቲ ባእሶም ንናቶም ጥቅሚ ክብሉ በዓል ተፈትታዊ ዝገብርዎ ዘሎዉ ኢዩ, እምበር ነዔኦም በይኖም እንተዝገድፍዎም ቀደም ሰላም ጌሮም ምሃሎዉ ነሮም።ስለዚ ኩለን መድያ ሰላም እንተዝህብዎም ከመይ ጹቡቅ ነሩ።
@mhretaebgebregergies8984
@mhretaebgebregergies8984 2 дня назад
👍🏽
@michelmeles-hx3so
@michelmeles-hx3so 2 дня назад
የደት መደባትኪ.ናይባሐቂ እየ ዝድግፎ ግን ህዝቢኺ አይፈሊጢዬን ህዚቢ ዝነበረ.ሰዉራ.ቀተለዎ እዩ እስከ ንረኤ50ዓመት ስምረትአብ ክብል አብ ነንድነድና ክንባላዕ. ህዝቢና ነጥፍ አና ዘሎና ሽግርና.አብና ክንድና ነጽብቦ ነገፎሖ
@fretayohannes2346
@fretayohannes2346 2 дня назад
❤❤❤❤❤🎉
@selamtesfay1834
@selamtesfay1834 2 дня назад
Ygerm u zkeyd selo , zehzn lbna tsebruna alekum nkulatkum ye zwecks yodita ajoki
@hiwetfitiwi3046
@hiwetfitiwi3046 2 дня назад
አጆኺ እዚ ጓለይ ከም አተዓዐቢያኺ ጥራይ መሪሺ ሰብ ዝበልዖ እዩ ዝስኤን እምብር ዝዛረቦ አይስእንን
@yosiefabraha4576
@yosiefabraha4576 2 дня назад
Men suq bel aytzareb eluka? Qenikum ekum ktgebru tedelikumgberu Endo.zgebr nediu neynegr
@fetawihaqi2760
@fetawihaqi2760 2 дня назад
በርጌድ በል ኩልኻ ንሕና ንዕወት
@hamassien323
@hamassien323 2 дня назад
ናይ ቀታልን ተቐታልን እንዳበለ እንድዩ ኣብዚ ኩሉ ስብጺሑዎም ደሎ።ስዲ ዝኾነ ሰብ
@wedifish924
@wedifish924 День назад
yodit the great🎉🎉❤
@teamemedhanie3669
@teamemedhanie3669 2 дня назад
Mhret yewrdelki Yodit mstim Esba Aklabatki halew lew aytbel Seltene eu kemau Neau belo aytfrah nkulom aytbel ( Nskatkum kea Esba Aklabat ekum)
@rurururu4775
@rurururu4775 2 дня назад
Yodiya we love you 💙🙏💙🙏💙🙏
@monenmerah2565
@monenmerah2565 2 дня назад
ዮዲት ንምንታይ ኢኺ ብተዳጋጋሚ ነዚ ሂወቱን ኣካልን እንዳከፈለ ዝቃለስ ዘሎ ኣብ ክንዲ ምድጋፍኪ ዘዋርድዎን ዳውን ንክገብርዎ ዝጋየዩ ዘለው መርገጺ ዘይብሎም ሰባት ኣምጺኺ ተህርምዮ ዘለኺ ውፉይ ከ እንታዩ ጌርኪ? ኣብክንዲ ዝሰርሐ ሞተር ኣብ ክንዲ ዝኾኖ ነዚ መንእሰይ። ኣበይ እሞ ብዙሓት እንዶ ኣይምኾኑልናን። በጃኺ ኣቃርጽዮ ምስዞም ዝተቃያየምኩም ብውሽጢ ተረዳዲእኩም ፍትሕዎ። መንእሰይ ይዕዘበኩም ኣሎ
@biniamberhe7810
@biniamberhe7810 2 дня назад
Yodita ajoki ❤
@dawitdawit8016
@dawitdawit8016 2 дня назад
Way yedit habtey please berged nhamedu bseltene bwfy aylkaen eu. ab gezaki zzarebu zereba gn bwegeney kbul koynu ayrekebkuwon, please please kem shti gme ndhrit aylmeles❤
@user-ns7ic2sq6q
@user-ns7ic2sq6q 2 дня назад
ዮዲተይ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ የግዳ ኣብዚ ሕጂ ተቅርብዮ ዘለኺ ንዓና መዕነዉብ ጽርፍን ኮይኑ እንታይ ስለ ዝበልና ሰልጠነ እንተተዛረበ ንዓኺ ንምዉዳቅ ኣይኮነን ከምኡ ዝብል ዘሎ መጀመሪያ ንሱ እዩ ቀዳማይ ሳብስኪራይብ ግበሩላ ኢሉ ዝግስግስ ዝነበረ ንሰልጠነ ዝነቅፍ እንበር ጉድለቱ ብግቡእ ዝርዳእ የለን ስለዚ ዮዲተይ እንታይ ከም ትዛረብ ምፍላጥ ጽቡቅ እዩ።ሰዓብትኺ ኣይተህድሚ ንኹሉ ኣማዛዝንኪ ረአዩ 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@yo-61
@yo-61 День назад
ሰልጠነ ዝገብሮ ጌጋታት ዘይትር ዮ ተኮንካ ፡ደንቆሮ ኢካ
@aynalemtewelde6172
@aynalemtewelde6172 День назад
Yodit ajoke🥰🥰🥰
@yonasteages2600
@yonasteages2600 2 дня назад
Ageb tefetawi
@bkt2781
@bkt2781 2 дня назад
አነ ብጣዕሚ ዘብል ፕሮግራም ኢዪ ኔሩ ናይ ብዓል ስራክ, ተስፋይ, ስማር, ወዲ ንጉስ ሸው። ናይ ብሓቒ ከኣ መሃራይን ዘሎ ህልው ኩነታይ ዝገለጹ ኣሕዋት ኢዮም። ሽግር ናይዚ ኩሉ ነጎሃሃሪ ግን ሰልጠነ ኢዪ። you are doing excellent show, keep up with the good work. we have learned a lot from semar and tesfay and your show. we love you.
@rishantesfu8948
@rishantesfu8948 2 дня назад
Bertii Yodita kab haku ayhalfn eyu kulu
@akifesse
@akifesse 2 дня назад
💙💙💙💙💙💙
@MeraMaku
@MeraMaku 2 дня назад
ኣታ ምሉእ ንስኻኸ ይፈልጥ ኢየ ወይ ይምጉት ኢየ ዲኻ ክትብል እዋይ እዚ ጊዘስ ንኹሉ ኣኻኺባ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@user-lz7nv6gp5u
@user-lz7nv6gp5u 2 дня назад
ሸልል
@gerebrhantewold4353
@gerebrhantewold4353 2 дня назад
Gerh aytkun had awraj eyom
@russomkahsay2954
@russomkahsay2954 2 дня назад
ቅንኢ ክንድዚ የዛርበኩ😢
@jemaltaha4871
@jemaltaha4871 2 дня назад
27 min zela Asmireala Aleku
@petrosandemariam500
@petrosandemariam500 День назад
እቲ ኣገራሚ ኮይኑ ዘሎ ክሳብ ክንደይ ማርሞ ዝኾኑ ተኸታተልቲ ሾሻል መድያ እዮም ዘለውና፡ሰልጠነ ተኸታተሉ ኢልዎም ዝከታተሉ ሰልጣነ እዝንኹም ዕጸው ኢልዎም እዝኖም ዝዓጽው ከኣ ኣለውና፡ ኣምላኽ ኣቦይ የእምርኦም ይኽፈተሎም።
@asmarina2540
@asmarina2540 2 дня назад
Ajioki yodita nifetiweki ina ❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-lz7nv6gp5u
@user-lz7nv6gp5u 2 дня назад
ሲለያ ስራሕኩም ወዲእኩም
@mihriehabte9936
@mihriehabte9936 2 дня назад
Ajoki yodit haftey ab gonki alena 20,01,2024
@sansiro1977
@sansiro1977 2 дня назад
ዮዲታ ,ሓደ ስብ ለባም ተሳኢኑ , ንዑኡ (ተፈታዊ) ሕጂ መጀመርዩኡ ኣይኮነን ብዛዕባ ሰባት ምዝራብ , ግን ኩሉኹም ሱቅ ኢልኩም ትሰምዕዎ ነርኩም , ብሕልፊ እዚ ሙሉ ካብቶም ቀንዲ ሓገዝቱን መተሓምይቱን ኢዩ ነሩ።ስለዚ ዮዲት ንስኺ ካብ ኩሎም ከም ትልብሚ ኣርእይዮም።ንቅድሚት ንኺድ ኣጀንዳ ንህግደፍ ካብ ሙዃን ንቆጠብ።ህግደፍ እዚ ናይ መንእሰይ ቃልሲ ኣፍሪሕዎ ሃተፍተፍ ኣብ ዝብለሉ ሰዓት ,እዞም ናይ መድያ ሰባት ነዚ መንእሰይ ክቃለስ ግደፍዎ።ብሕልፊ እዞም እብ ህግሓኤ ዝነበርኩም ፡ካብኡ ክትማሃሩ ነሩኩም።ማለተይ ኣብ 88 ምስ ወያነ ኣብ ዝነበረ ግርጭት ክትሓቶም ከሎኻ ሱቅ መሪጽና ኢያ ነራ መልሶም።ስለዚ ዮዲት ነዞም ኣብዑር ድላዮም ይበሉ ገዲፍኪ ናብ ቃልሲ ጥራይ ኣድህቢ።
@garykifle8817
@garykifle8817 2 дня назад
Yodita neski ki kem bale tesfay akelguzay agame eyom elki deki teamni weys kem eritreawian elki eki teamni ?
@user-pi5fn5dl7i
@user-pi5fn5dl7i 2 дня назад
Yodit nktqalesi aykonkn mexieki galki anda aleki kemey gerki income trekbi iyu amxieki amber ktqalesi andhri deliki nwedi ambaye hawki krkur hgdef teqalesyo bdhrit koynu ajenda kemzhbeki ena nfelt
@user-vf2mj6rb1z
@user-vf2mj6rb1z 2 дня назад
Ajoki ab gonki alena ember nay wedi adgi si zereba yeblun
@user-lz7nv6gp5u
@user-lz7nv6gp5u 2 дня назад
ክክክክክክክ😂😂😂😂😂
@medhaniekesete5588
@medhaniekesete5588 2 дня назад
ሸለል በልዮ ንስኪ ትልብሚ
@SamiSami-vg9te
@SamiSami-vg9te 2 дня назад
Hzbi akeleguzay esle zbl kal entezeyfetewwo. Entay xegem alewo kab medebki eza kal zey egdya.
@FxFz-xk5dx
@FxFz-xk5dx 2 дня назад
ነቀፌታ ክህሉ ኣሎዎ ክትዓ ክህሉ ኣሎዎ 👍👍👍
@hagerchannel2203
@hagerchannel2203 2 дня назад
ዮዲት ካብቲ ወፍሪ ሰላም ሰባት ምካድ ዝገደፉላ ዕለት ጀሚርኪ ኣንጻር ብርጌድ ንሓመዱ ትኸዲ ኣለኺ 🩵🩵🩵
@teamemedhanie3669
@teamemedhanie3669 2 дня назад
Yodit Ms Asba Aklabata Tabd Ala sleziy hmam yfelet Ezi tblo zelekum halew lew eu
@mihretabyobio3671
@mihretabyobio3671 2 дня назад
Antsar bergedawian aykonetin nimtslama zigber eyu
@natsenat6087
@natsenat6087 День назад
ንሓመዲ ኣገዲስኩም ዘይኾነ ጽልኢት ትግራይ እዩ ዘሳራስረኩም ዘሎ
Далее
How the hell is this done#joker #shorts
00:14
Просмотров 1,9 млн
SIUUUU!
0:15
Просмотров 1,3 млн