Тёмный

እንክብለኪ Enkbleki New mezmur by Ze.Temesghen and Ze.Bahrawit 

fnote brhan
Подписаться 18 тыс.
Просмотров 1,6 млн
50% 1

Bmkniyat Beal Hidar Xion Mariam ztedalewe menfesawi mezmur.

Опубликовано:

 

26 ноя 2021

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1 тыс.   
@yedingellij7560
@yedingellij7560 2 года назад
⛪✝️እንክብለኪ✝️⛪ ካብ ድንግል መሬት ፡ ኣዳም ተፈጥረ ካብ ድንግል ኣደ ፡ ጎይታ ተወልደ ኢለ ዝደግሞ ፡ ማሕሌት ወለደይ ሓሳብ ሂቡኒ ፡ ቃል ምስክረይ ስብከት ዲኺ እንክብለኪ ፡ ኣእዛን ዝተጸልወላ ትርኢት ዲኺ እንክብለኪ ፡ ኣዕይንቲ ዝትከላ ኣንክሮ እንተበልኩኺ ፡ ኣእምሮ ዝጽመዶ ምስጢር ዲኺ እንክብለኪ ፡ ንልቢ ዝእውዶ ጽድቂ ዲኺ እንክብለኪ ፡ ኩሉ ሰብ ዝምነያ ጥበብ ዲኺ እንክብለኪ ፡ ንሕይወት ትቓንያ ጸጋ ዲኺ እንክብለኪ ፡ ምስትውዓል ዝነገሳ በረኸት እንተ በልኩኽስ ፡ መና ሰማይ ዝሕፈሳ ክፈሊ ዘይክእል ድየ ታቦትን ጣዖትን እፈሊ'ባ ድኣ እምነትን ክሕደትን ምሕረትኪ ምዝካር እምነት'ዩ ንባዕሉ ኪዳንኪ ጽላለይ እንተስተውዒለሉ ካብ ድንግል መሬት ፡ ኣዳም ተፈጥረ ካብ ድንግል ኣደ ፡ ጎይታ ተወልደ ኢለ ዝደግሞ ፡ ማሕሌት ወለደይ ሓሳብ ሂቡኒ ፡ ቃል ምስክረይ ማሕጸን ዲኺ እንክብለኪ ፡ ኣምላኽ ጥራይ ዝጽነሶ ግርሁ ዲኺ እንክብለኪ ፡ ናውቲ ዘይሓረሶ ሳርማ ዲኺ እንክብለኪ ፡ ወይኒ ድሕነት ዝተሓትመላ ኣልባ ዲኺ እንክብለኪ ፡ ጻልጣ ጸባ ዝጽዕየላ ኣደ ዲኺ እንክብለኪ ፡ ድንግል ምዃን ዘይተርፈኪ ምህርቲ እንተበልኩኽስ ፡ ማዕከን’ኳ ዘይረኽበልኪ ብራና እንተበልኺ ፡ ፍቕሪ ልቢ ዝፍተዋ ስሕበት ጽገ ዶ’ኾን ኢኺ ፡ ዕስለ ‘ናህብ ዝሃርፍዋ ትግሃት ወስኽኒ ፡ ዘሎኒ ከስዕቦ ትርጉም ኩሉ ‘ነትኪ ፡ ብልበይ ክነቦ ኣብኡ‘ሎ ህላወይ ፡ ትንፋስ ዝሰኹዓሉ ማልዶትኪ ሒዘ ፡ ናብራይ ዘቕንዓሉ ባይቶ ዲኺ እንክብለኪ፡ ሕጊ’ን ድጊ’ን ዝጸድቀላ ጽላት ዲኺ እንክብለኪ፡ ቃል ሂወት ዝሰፍረላ ወላዲት እንተበልኩኽ’ስ ፡ ትንሳኤ እትብኮር ጽዮን እሞ ዘይብለኪ ፡ ሳላ ሓቂ እትሕኮር መን ኢኺ እንተበልኩኺ ፡ ድፍረት ኣይትቑጸርለይ ክሓንኽ ድማ ኣይደልን ፡ መን ኢኺ ዘይምፍላጠይ ቃልን ሓሳብን ከራኽብ ፡ ሃሪፈ ነቲ ፍልጠት ክፈልጠኪ ካብ ዘይክእል ፡ ይትረፈኒ ‘ለ ሕይወት (4) 🔔✝️⛪✝️🔔🔔✝️⛪✝️🔔🔔✝️⛪✝️🔔
@henonezkielbaire2059
@henonezkielbaire2059 2 года назад
"ጽዮን'ሞ ዘይብለኪ ቃላት ሓቂ እትጸውር" ኢላ እንትትእረም ክንደይ ምመስጠረት ማለት ምስጢር ምመቀረት ብወገነይ። thanks.
@fnotebrhan4943
@fnotebrhan4943 2 года назад
@@henonezkielbaire2059 nay behaki des zebil mistirawi abehahila , tesfa yigebir zemertin getemtin abzimetsie mezmurom kitikemula. Thanks.
@luwamandemariam7218
@luwamandemariam7218 2 года назад
Yup I’m
@brhanetesfazgi615
@brhanetesfazgi615 2 года назад
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ንኣሕዋትና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልም ልዑል ፈጣሪ ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም በረኸትን ረዴትን ምስካላትና ትኹን
@4serviceyorda658
@4serviceyorda658 2 года назад
Asey keberi ni Amilak
@user-xy2gb4qf5s
@user-xy2gb4qf5s 2 года назад
መንፈሳዊ መዝሙር ናይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያና ተሰሚዐ ኣነ ጥራይ ድየ መንፈሰይ ዝሕደስ ሓይሊ ዝኮነኒ ሓጎስ ዝስማዓኒ ዝማሬ መልኣኽ የስማዓልና
@hewanhabte7809
@hewanhabte7809 Год назад
Kulna Enber maarey❤️
@hdebesai3033
@hdebesai3033 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@bruksamiel8652
@bruksamiel8652 2 года назад
ኣብዚ ግናይ ግዜ እዚ ከምዚ ዝበለ ኣዕጽምቲ ዘጥልል ዝማሬ መላእክት ተስምዑና ዘለኩም ኩላትኩም ሰማያዊ ርስቱ ይሃብኩም🙏ኣሜን
@semiramehari1279
@semiramehari1279 2 года назад
Omg you guys make me cry 🥺😭 amlak xega yebzhalkum yhwatey .bzuh Ena nxbe nab Kum deki orthodox keep it up 🥺🇪🇷😭😭🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🇪🇷🥰🥰
@user-ze4el9gj3v
@user-ze4el9gj3v 2 года назад
ናይ ብሓቂ ነበልባል ስራሕ ንልቢ ትምስጥ ....... ኣብ ግጥሚ አሞ...ክፈልጠኪ ካብ ዘይክአል ይትረፈኒ ኢለ ሂወት .....ኣዝያ ዝስሓበትኒ...። ኣብ ሰአሊ አሞ ብልጽቲ ዳሪክት ናይ ብሓቂ ኣዝያ ደስ ተብል መዝሙር + ግጥሚ +ሰአሊ=ነበልባል መዝሙር ናይ ብሓቂ ኣዝያ ደስ ተብል መዝሙር ኣብ ቀጻሊ ስርሓኩም ዓወትን ብልጽግና ንምነይልክም ኣምላኽ ዘይ ውዳአ ጸጋ ይሓብኩም ከምኡ ድማ አታ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ጸጋኣን በረኸታን ተብዝሓላ ..።አግዜኣብሄር ኣምላክ ጸጋ በረከቱ የብዝሓልክም የሕዋተይ...,,😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
@fnotebrhan4943
@fnotebrhan4943 2 года назад
Amen Amen and bsm mezemiranin , getemtin , sealtin nayza sirah yekenyelna.
@villayedngllij7537
@villayedngllij7537 2 года назад
ኣሰይ ክንደይ ደስ ዝብል መዝሙር'ዩ። ኣደ ጎይታ እዕዚዛ ትባርኹም ዓስብኹም ኣብ ሰማይ ይኹን ።
@eyerusendriass8191
@eyerusendriass8191 2 года назад
ኣሜን!!!
@mikaltesfagabir427
@mikaltesfagabir427 2 года назад
Bhaki Amen Amen Amen
@teklitk4333
@teklitk4333 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏🙏❤❤❤
@rahwayemane7994
@rahwayemane7994 2 года назад
@@eyerusendriass8191 11¹
@wizmdb4102
@wizmdb4102 2 года назад
Amen amen amen 🙏🏾
@user-ev7ts5mt4c
@user-ev7ts5mt4c 2 года назад
ካብ ድንግል መሬት ኣዳም ተፈጠረ ካብ ድንግል ኣደ ጎይታ ተወልደ ኢለ ክደግም ማህሌት ወለደይ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልዝማሬ ማልእክት የስመዐልና ክንደይ ደስ ዝብል እዩ ብእውነት 🍀🌷🌷🍀🍀🍀🍀🍀🌷🌷🌷🌷🌷🍀🌹🌻🍀
@naodteklehaimanot6764
@naodteklehaimanot6764 2 года назад
ምሕረትኪ ምዝካር እምነት እዩ ባዕሉ ቁምነገር ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ጎሮሮ ዘርስርስ መዝሙር እዩ
@othm4308
@othm4308 2 года назад
ኣሰይ ክንደይ ከ አያ ደሰ ትብል ሙዝሙር እምለካ ፀግኡ የብሕልክም 🙏🙏🙏🙏🙏💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋
@user-th3vp5te2v
@user-th3vp5te2v 2 года назад
በሓ ደስ ዝብል መንፈስካ ትሕድስ መዝሙር ቃለ ህይወት የስመዐልና🙏🙏🙏
@mahderemesfun5039
@mahderemesfun5039 2 года назад
ዝማረ መልኣክት የስመዓልና። ታዕማን ፍቅራን ናይ እግዝእትነ ድንግል ወላድት ኣምላክ ምስ ኩሉ ህዝበ ክርስትያን ይኹን።
@abrahamafewerki4633
@abrahamafewerki4633 2 года назад
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይይይይይ ቡሩኻት ደቂ እመብርሃን ክንደይ ኮን ተዓዲልኩ ዝማረ መላእክት የስመዓልና ።መላእክት እምበር ሰባት ዝዝምሩ ዘለዉ ኮይኑ ኣይስመዓንን ዘሎ ኣምላክ ጸግኡ የብዘሓልኩም ኣዝዩ ብሉጽ ስራሕ !!!!!!!!!!!!!
@sirakhabtom10
@sirakhabtom10 2 года назад
ክፈሊ ዘይክእል ድየ ታቦትን ጣኦትን እፈሊ እባ ዳኣ እምነትን ክሕደትን ናይ ብሓቂ ኣዝያ ጥዕምትን መሳጢትን መዝሙር ዝማሬ መላክቲ የስማዓልና እግዚኣቢሄር ኣምላክ ኣዕዚዙ ይባርኩም ፡ ኣብ ቀጻሊ ብከምዚ ዓይነት ዜማ ክትመጹና ትውስፋ ንገብር
@WS-Media553
@WS-Media553 2 года назад
መዝሙር ማለት እዚ ዩ! እዛ መዝሙር ንባዕላ መጽሓፍ ያ! ኣብ ቲክቶክ የ ሰሚዐያ ብጣዕሚ ድማ ክሰምዓ ደስ ኢላትኒ። ዘመርትን ገጠምትን ናይ በሓቂ ጸጋ የብዝሓልኩም። ቀጽልዎ እግዚብሄር ምሳኹም ይኹን። ናይ ዘመና መናፍቃን እየሱስ #ጥራይ ብምባል እቲ ውሒዝ ፈለገ ሂወት ፍቅሪ ድንግል ማርያም ብዘይ ምርካቦም፡ ብሓለንጊ ምንፍቅና ተኣሲሮም ይነብሩ ኣለዉ ግን ምሕረታ ምእማን ንባዕሉ እምነት ዩ። ባሕቱ መኑ የአምሮ ዓይን ቦሙ ኢይነጽሩ እዝን ቦሙ ኢይሰምዑ።
@yonastesfalidet3945
@yonastesfalidet3945 Год назад
Amen Amen Amen
@user-gj6bu7jc3n
@user-gj6bu7jc3n 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልንና🙏💒💞💐💐💐💐💐💐
@tesfiewedigerie767
@tesfiewedigerie767 2 года назад
💒💒💒 ካብ ድንግል መሬት ኣዳም ተፈጥረ ካብ ድንግል ማርያም ጎይታ ተወልደ 💒 ክብርን ምስጋናን ንቅድስተ ቁዱሳን ይኹን ኣሜን (3)
@ermilove685
@ermilove685 2 года назад
ዝማሬ መልኣክቲ የስምዓልና and ተባረኹ ደስ ትብል መዝሙዝ ብዙሕ ከምዝደኸምኩምላ ውጽኢት እዛ ስራሕ ይነግር ኣሎ
@user-lz9ct2dh9x
@user-lz9ct2dh9x 2 года назад
ኣሜየን /፫ \ ዝሜሪ መላእክቲ የስመዓልና ባሓቂ ደስ ክብል ሙዝሙር ተመስገን ኦርተደክስ ተዋህዶ ገይርካ ልፈጠረካኒ ኣልልልልልልልልልልል 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰
@user-kv4dx4px8g
@user-kv4dx4px8g 2 года назад
ዮሃንስ 3 (John) 16፤ ኣምላኽ፡ በቲ ሓደ ወዱ ዝኣመነ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ንወዱ በጃ ኽሳዕ ዚህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቀራ♥️🥰✝️📖🙏
@merhawigebreab5544
@merhawigebreab5544 Год назад
Amen Amen Amen
@maryamdngley3422
@maryamdngley3422 8 месяцев назад
ሓድሽ ክርስትያን ንሕናስ ብሰይጣን ዲና ኣሚና ዘለና እንታይ ዓይነት ርእሲ እዮም ተሰኪሞም ዝከዱ ዘለዉ
@user-yu9nf7no6f
@user-yu9nf7no6f 7 месяцев назад
​@@maryamdngley3422እንታይ ዶ ኢሉ ኢዩ
@habtomgezhey
@habtomgezhey 2 года назад
♻️መንፈሳዊት💖መዝሙር♻️ •√ክፈሊ ዘይክእል ደየ፡ታቦትን ጣዖትን •√እፈለ ' ባ ደኣ፡ እምነትን ክሕደትን •√ምሕረትኪ ምዝካር፡ እምነት 'ዩ ን ባዓሉ •√ኪዳንኪ ጽላለይ ፡እንተ ' ስተውዒለሉ 💖♻️🌺💖♻️🌺💖♻️🌺♻️💖 በሓቂ🌸ዝማሬ♥️መላእክት🌸የሳምዓልናአል
@rayatube7151
@rayatube7151 2 года назад
ዝማሬ መላእክት ያሰሜን የተዋህዶ ልጆች እግዚአብሔር ይባርካቹ
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 2 года назад
Blxti mezmur kem kulu mezamuratnan kale egzabhernan ❤💒✝️❤❣🙏🏻🌿🍀😍👏👏👏!
@fevenbe
@fevenbe 2 года назад
Amen
@user-vw6rq1bv9w
@user-vw6rq1bv9w 2 года назад
ኣሰይይይ ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና🙏🙏🙏
@Wedeb_tv
@Wedeb_tv 2 года назад
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓል
@meramajor3515
@meramajor3515 2 года назад
Amen Amen Amen zmare melakti ysmalna
@eritreagirl9344
@eritreagirl9344 2 года назад
KFELI ZEKEAL DYE TABOTN TAOTN EFELI BADEA AMNETN KHDETN MHRETKI MZKAR AMNET EYU NBAELU KIDANKI XLALEY ANTESTEWIELELU AMEN 🙏🙏🙏ZMARIE MELEAKTI YESMEALNA BRUKAT
@bereketbere4809
@bereketbere4809 2 года назад
Zmare melakti yesmalna amen amen amen
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 2 года назад
ኣደ ዲኺ ከይብለኪ ድንግል ምዃን ዘይተርፈኪ ናይ በሓቂ ኣደ ተበልካያስ ግን ከኣ አቲ ድንግል ምዃን ዘይተርፋ በሓቂ ቃለ ህይወት የስምዓልና ተረካቢ ቃላት ደስ ዝብል መልአኽቲ ዘለዎ ከም ኩሉ መዛሙራትና *ኣምላኽና* ጥበብኩም የብዝሓዮ ናይ ኣዴና ድማ ጸጋ በረኸታ ይሕደረና ይሕደርኩም ፍቁራተይ 12.01.2014 | 20.01.2022!
@weyniissac2053
@weyniissac2053 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና 🥰🥰🥰⛪️⛪️⛪️🙏🙏🙏
@abel_yibabie
@abel_yibabie 2 года назад
Kale hiwet yasemaln Semere hawna Egziabhier Amlak ydegfka
@kisanetbeyn370
@kisanetbeyn370 2 года назад
Asey zimare melakit yesimana 🙏🙏🙏
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላአክት የሥመዐና ወገናተይ አሰይይይይ ደስ ክትብሊ መዝሙር❤❤❤❤❤❤❤
@meharijohn2829
@meharijohn2829 2 года назад
Zmare Melakti Yesmalna Birukat!!! Misganakum Yebzahayo Egziabher ⛪️💒
@SmilingCherryPie-hz8nj
@SmilingCherryPie-hz8nj 12 дней назад
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ብሓቂ ሓይሊ ዝህብ ኣእምሮ ዘረሳርስ ፍልጠት ዘዕቢ ኣደናቂ መዝሙር እግዛቢሄር ሰግኡ የብዝሓልኩም በርከታ ድንግል ማርያም የሕድረልና❤
@user-lh2zp9dz5r
@user-lh2zp9dz5r 2 года назад
አሜን(3)⛪️⛪️⛪️💒🥰🥰🥰ዝማሬ መላክት ያሠማልን
@user-sv9wp6ls9g
@user-sv9wp6ls9g 2 года назад
እልልልልልልል ኣሰይይ ዝማሬ መላእኽቲ የስማዐልና 🥰🥰🥰
@user-nj3fn5sc2e
@user-nj3fn5sc2e 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዕልልልልልልልል 🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ዕልልልልልልልልል ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ዕልልልልልል ❤️❤️❤️❤️❤️
@biniamtesfa9585
@biniamtesfa9585 2 года назад
ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ፡ እግዚኣብሄር ጸጋኡ የብዘሓልኩም ። ናይ በሓቂ ልቢ ዘረስርስ መዝሙር ። ምስቲ ውቁብን ክቡርን ጉሩምን ዝኾነ ባህልና ምሳሌ ብምጋባርኩም ።
@meronwaldeamlak8710
@meronwaldeamlak8710 2 года назад
ተመስገንካ ኣቦይ መዓረይ ኦርተዶክስ ተዋህዶ ጌርካ ዝፈጠርካኒ
@dawitsimon9481
@dawitsimon9481 2 года назад
ኣሰይይይይ ደስ ትብል መዝሙር ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ናይ ኣገልጉሎት ዘመምንኩም ይባረኽ ጽሎታን ፍቕራን ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ከምኡ ውን ምሕረት ፍቑር ወዳ ኢየሱስ ክርስቶስ ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን። ኣሜንንን
@robeltekle8094
@robeltekle8094 2 года назад
ዘማሪ መላአኽቲ የስማዕልና🙏ኦርቶዶክስ ንዘላለም ትንበር አሜን አሜን አሜን
@matanyosief2170
@matanyosief2170 2 года назад
ኣየ 'ወ "ጽድቂ ዲኺ እንክብለኪ ኩሉ ሰብ ዝምነያ" ጥበብ ዲኺ እንክብለኪ ንሕይወት ትቓንያ ጸጋ ዲኺ እንክብለኪ ምስትውዓል ዝነገሳ በረኸት 'ንተ በልኩኽስ መና ሰማይ ዝሕፈሳ #ክፈሊ ዘይክእል ድየ ታቦትን ጣዖትን እፈሊ'ባ ድኣ እምነትን ክሕደትን ምሕረትኪ ምዝካር እምነት'ዩ ንባዕሉ ኪዳንኪ ጽላለይ 'ንተስተውዒለሉ ይበል መዝሙር ደቂ እመ ብርሃን👏🏽፡ ዝማሬኹም ዝማሬ ቅዱስ ዳዊት ይግበሮ❤፡ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና🙌🏼፡ ድንግል ወላዲተ ሕይወት ጸጋኣ ተብዝሓልኩም ኣሕዋተይ በርትዑ፡ ብሉጽ ስራሕ♥️
@efremfeshaye8136
@efremfeshaye8136 Год назад
ብሓቂ ደስ እተብል መዝሙር ፡ ፡ እዝጋቢሄር ኣምልኽ ጸግኡ ይብዝሓልኩም ፍትዋት የሕዋተይ።
@binyjr.5652
@binyjr.5652 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏 ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና🙏🙏🙏
@henokgebru842
@henokgebru842 2 года назад
ድንግል ማርያም ጹላላ ተንብረልኩም የሕዋተይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዝሙር ካብዚ ዘለናዮ ሕምቅ ዘመን ባዕላ ድንግል ማርርያም በ ማልዶታ ነቲ ፉቀር ወዳ ክትልምነልና ሰናይ ፍቃዳ ይኩን ሰላም ቅሳንት ኣብ ሽግር ደልዉ ኣብ ጥሚት ስቃይ ዘልዉ የሕዋትና ሰላም ተዉርደሎም
@yonashadish5209
@yonashadish5209 2 года назад
Kal wiet yesimala ortho forever
@alxandertekle2008
@alxandertekle2008 2 года назад
Ewayy kitime mezmur huguse ele beka tebarku
@user-fm9vt3pq8h
@user-fm9vt3pq8h Год назад
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ዝተቀበለ ዝሜሬኹም ይቀበለልኹም ክቡራን ድቁ እመቤታችን ደቂ ዓዶም ንቅዱሳን ❤❤❤❤❤✝️
@mikugulejoni6693
@mikugulejoni6693 2 года назад
ዝማሬ መላእክት የሰማዓና ❤️🙏🙏🙏🙏
@lme5630
@lme5630 2 года назад
ኣሰይይይይይይ ኣነስ ስም ማርያመይ ውዳሲኣ ክሰምዕ ከለኹየ እየ ዝሑጎስ ደሥሥስ ክኣ ይብለኒ ብሓቂ ጡዑም ዜማ ዘለዋ መዝሙር አያ ክም ናይ ቀደም ዜማ ትጥዕም ሰሚዐ ምጽጋባ ሲኢነ ጸጋ የብዝሓልኩም ኣሜን
@samrawitmebrahtu3544
@samrawitmebrahtu3544 2 года назад
ዝማሬ መላአክት የስምዓልና ይሕዋተይ ተባረኹ !!! ''ክፈሊ ዘይክአልዲያ ታቦትን ጣኦትን አፈሊአባ ደኣ አምነትን ክሕደት"...... "ክፈልጠኪ ካብ ዘይክአል ይትረፈኒ'ለ ሂወት "
@user-pf4qx4ub8s
@user-pf4qx4ub8s 2 года назад
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና❤
@fotoisackwedikidanemhret
@fotoisackwedikidanemhret Год назад
Amenn Amenn Amenn zmare melakti yesmealna
@user-wd7rk3mz9h
@user-wd7rk3mz9h 6 месяцев назад
ሰሚዐ ዘይጸግባ ሞዝሙር ልበይ ተርግኣለይ❤❤❤🙏🙏🙏
@gualorthodoxtewahdo8229
@gualorthodoxtewahdo8229 2 года назад
ኣሰይ ደስ ክትብል ናብ ሰማየ ሰማያት ሒዛትካ ትገይሽ መዝሙር ልብኻ ዘረስርስ ዝማረ መላእክት የስማዓልና 🙏🙏🙏ድንግል ማርያም ትሓልኹም የሕዋተይ 🙏❤️🙏❤️🙏❤️
@hbntiertra6854
@hbntiertra6854 2 года назад
ኣዝዩ ደስ ዘብል መዝሙር እግዚኣብሄር ጸጋኡ የብዝሓልኩም " ክፈልጠኪ ካብ ዘይክእል፡ ይተፈኒ 'ለ ህይወት" እዚኣ ፓርት ግን ኣይተርድ'ኣትንን
@robelkebreab8000
@robelkebreab8000 2 года назад
Kem zteredetni tekoynu kfelteki zeykiel tekoyenes ytrefeni mnbar maletom yom (ytrefeni le hiwet) hiwetey key dahanet titref natey rdeit eyou gin
@eyerusendriass8191
@eyerusendriass8191 2 года назад
ምሕታት ጽቡቅዩ ክቡር ሓወይ/ሓፍተይ፡ ክፈልጠኪ ካብ ዘይክእል ይትረፈኒ'ለ ሂወት።ክብሉ ከለዉ ኸኣ እታ ዓለም ቅድሚ ምፍጣራ ኣብ ሕልና እግዚኣብሄር ዝነበረት ን ኣዳም ተስፋኡ፡ንነብያት ትንቢቶም፡መቖምያ ቅዱሳን ን እግዚኣብሄር ወልድ ኣደ ዝኾነት ን 30 ዓመት ምስ ጎይታ ከርተትን ምረትን ዝረኣየት፡ ኣይፈልጣንየ እንተድኣ ኢልና ብዛዕባ ነብያት፡ ቅዱሳን ኣቦታት፡ ተስፋ ኣዳም ብዓቢኡ ብዛዕባ ክርስቶስ ንፈልጦ ነገር የብልናን ንብል ኣለና ማለትዩ። ከምዞም ናይ ዘመንና መናፍቓን። ብሕጽር ዝበለስ ካብ መናፍቕ ዝኸውን ይትረፈኒ ኢለ ሂወት ንብል ኣለና ማለትዩ ምንፍቕና ዘልኣለማዊ ሞት ስለዝኾነ። ስብሃት ንእግዚኣብሄር ንወላዲቱ ድንግል ንመስቀሉ ክቡር ኣሜን!!!።
@fkrimisamlak6256
@fkrimisamlak6256 2 года назад
@@eyerusendriass8191 kal hiwet yesmana Eyorus haftey tsibuk bzridae melsi hibkyo ane ewin kal hatsiruni neru nkigeltselu Egzabher tsegu yebzhalki zhaftey.
@eyerusendriass8191
@eyerusendriass8191 2 года назад
@@fkrimisamlak6256 ኣሜን ብሩኸይ/ብርኽተይ። ዋላ ኣነ ካብቲ ኹሉ ንፈልጦ ነዘን ውሑዳት ብኽንደይ ኢየ ጽሒፈየን። እዛ ቅድስቲ እምነትና ኦርቶዶክስ ንኹሉ መልሲ ኣለዋ፡እቲ ሽግር ናትናዩ፡ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር!!! ኣሜን!!!።
@abrhaleyweldetnsae6260
@abrhaleyweldetnsae6260 2 года назад
ሰላም አምላክ ምስ ኩልና ይኩን ክቡር ሓው/ሓፍቲ ጽቡቅ ሕቶ ኢካ ሓቲትካ ሰኣን ዘይምሕታትና ብዙሕ ኢና ንከስር ክምለስ ናብ ሕቶ ከም ፍቃድ አምላክ ክንፍትን ኣሓዋት ሰብ ቻነል(ነቲ ቃል ኣሳሪኡ ንሱ ክፈትሖ ደስ ይብል ንምባል ) ከኣ ብሰፊሑ ክምሉሱልና ይላቦ ፡*፥ነገረ ድሕነት ካብ ዘይንቅበል ካብቲ ኣዳማዊ ሓጥያት ብዕለተ ዓርቢ ኣብ ቅዱስ መስቀል ውዒሉ ዝተበጀወና ፡ናብ ህይወት ተሰጋገርና ነዚ መሳልል ንድሕነትና ምክንያት ዝነበረት ወላዲተ አምላክ ኢያ ነይራ ነቢይ ኢሰያስ 1፥ 9 ንመልከት ትርጉም ምንባርና እንታይ ፍረ ኣለዎ፥ (ይትረፈና ሂወት፥ ነገረ ድሕነትና ካብ ዘይንቅበል) * ብስጋ ነቢርና ብመንፈስ እንተ ሞትና ምውት ኢና ንብሃል ንዘክር እቲ ጥፉእ ወዲ ሞይቱ ነይሩ ትንሲኡ ዝብለና ኣብ ወንጌል ሉቃስ 15፥*(ይትረፈና ሂወት ምውት ብነፍሲ ካብ ንከውን) መጣቃለሊ ብስጋን ብነፍስን ኣጣሚርና እንተ ዘይነቢርና ትርጉም ህይወት ኣልቦ ኢዩ ዝከውን ፡ ንክርስቶስ ዝወለደት ኣደ ህይወት ከም ዝኮነት ክሒድካን ከይፈለጥካን ብትዕቢት ምስ ትመላለስ ናይ ስሕተት ስሕተት እዩ ፡ በዛ ንእሽቶ ዓቅመይ ክምልስ ፈቲነ እሞ እመ በርሃን ብኣማልድነታ ቅዱሳን ብጸሎትም ኣይፈለዩና ፡ዝተጋገክዎ በኣፈ ትጉሃን መላእክቲ ይተኣረመለይ ስብሓት ለእግዚኣብሄር ልዑል።
@semharhaptezgi1529
@semharhaptezgi1529 Год назад
Asey Elllllll Elllllll Ellllll Dess Zebl Mezmur Amen Amen Amen Zemari Melakti Yesmalena
@teklitzekaryas2063
@teklitzekaryas2063 Год назад
እልልልልልልል ኣሰይ ካለሂወት የስማልና ከንደይ ደስ ዘበል መዝሙር
@millionghm5358
@millionghm5358 Год назад
One of my favourite mezmur. Friday morning 1.30am UK time. ......... Peace 🙏.......
@nigistiwelegbrel2353
@nigistiwelegbrel2353 2 года назад
አሜንአሜንአሜን አስተይ ደስስስስ ክብል ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ፫///እመአምላኪ ትባርክልን
@helwannaomi9489
@helwannaomi9489 2 года назад
Amen3 kali hiwet yesmalina bitaemi des zbli ablibi zatu mezmur sle zsmakumna nemsgn amlak edmen tienan yhabkum❤🙏🏽
@Geeztube21
@Geeztube21 Месяц назад
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ኤሬትራውያን አሕዋትና ቀፅልሉ
@simondawit229
@simondawit229 2 года назад
ልብኻ ዘረስርስ መዝሙር፡ዝማረ መልኣኽቲ የስምዓልና።
@dendenzeray6491
@dendenzeray6491 Год назад
ዝማረ መላክት የስመኣልና ኣስብኩም ኣብ ሰማይ ይxeሓፈልኩም 🙏🙏🙏
@NatanyemariyamLij
@NatanyemariyamLij Год назад
ኣሰይ ክጥዕም ዝማሬ መላኣኽቲ የስመዓልና
@arontesfalem5682
@arontesfalem5682 2 года назад
ዝማሬ መላአክቲ የስመኣልና
@zelalemawibechristmedia1549
@zelalemawibechristmedia1549 2 года назад
Ertrian orthodox is unique 🥰🥰🥰 From Ethiopia
@heruy8274
@heruy8274 2 года назад
How so? Orthodox Christians in Eritrea and Ethiopia have the same traditions.
@rodas7016
@rodas7016 2 года назад
ኣሰይይይይይይይ ዕልልልልልል ዕልልልልልል ዕልልልልልልል ኣሜን ዝማሬ መላኢክት የስመዓልና ብሩኻተይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ግጥሚ 100% ዜማ 100% ቀጽልዎ ኣምላክ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ የዓድልኩም ኪዳነ ምህረት ኣብ ጸላላ ተንብርኩም ፍትዋተይ፡💖👏
@FtCf-qf6so
@FtCf-qf6so 6 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእኸቲ የሰምአልና❤❤❤
@tmnitgebremeskel2045
@tmnitgebremeskel2045 Год назад
Des tbl mezmur mefeska zehda zmare melakt yesmealna
@user-uk5ij7lv2g
@user-uk5ij7lv2g 2 года назад
እልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ልዘላኣለም ትንበር✝️⛪️✝️🕊🥀🍃🥀🍃🥀🕊
@dawitghirmay6415
@dawitghirmay6415 2 года назад
Amen(3) xioney❤️🙏🙏🙏🙏🙏
@Eritera137
@Eritera137 2 года назад
Aseyyyyyy elllllllllllll zimare melaekti yesmalna birukatey des tibil mezmur❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 2 года назад
🙏🏽💒🇪🇷💒🇪🇷🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@maryamadey7376
@maryamadey7376 2 года назад
uffff entay zbele lbi zeresrs mezmur eyu zmarie melaekt yesmalna
@Roses_z
@Roses_z 2 года назад
ጸጉኡ የብዝሕ....ብሩኻት የሕዋት ዝማሬ ዳዊት ዝተቀበለ ዝማሬኩም ይቀበል...💒♥♥✝💯..
@mussieande2190
@mussieande2190 Год назад
Amen amen amen nay behaqi meglexi yeblan
@asmeromhaile7908
@asmeromhaile7908 2 года назад
Amen Amen Amen zmarie mlaakti yesmana
@E_Y_O_R_S_A_L_E_M
@E_Y_O_R_S_A_L_E_M 2 года назад
ኣሰይይይይይይይይይይይይ ዕልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላኢክት የስምዓልና ብሩኻት የሕዋተይ ብጣዕሚ ሰሚዕካ ዘይትምኖ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ግጥምን ዜማን ቀጽልዎ ድንግል ማርያም ምሳኹም ትኹን።❤🙏😍
@user-vg3gb6fm9z
@user-vg3gb6fm9z 2 года назад
ዘማሪ መላእኽቲ የስማዕልና🙏, ኦርቶዶክስ ንዘላለም ትንበር 🙏
@nkulugizealewo1074
@nkulugizealewo1074 2 года назад
Aseyy semieka zeytxgeb btaiemi des Tibln sehabitn Mezmur sle zekrebkumlna kab lbi nemesgn & zmare melakti yesmealna kulukum yehwat❤️
@user-nk3nm4od5x
@user-nk3nm4od5x 6 месяцев назад
elllllllllllllllll elllllllllllll ellllllllllltemesgen amalakey zemare melaketi zesmakani🙏🙏🙏
@user-ki9lg2zn4t
@user-ki9lg2zn4t 2 года назад
ዝማሬ መላእክት የስምዕኩም ብሩኻት የሕዋተይ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ዝማሬ ገጣምን ዘያምን ሰመረ ሓወይ ብጣዕሚ ዓቢ ስራሕ እዩ እግዚኣብሄር ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልካ ።
@harertachannel6784
@harertachannel6784 2 года назад
I cant keep listening ዝማረ መላእኽቲ የስምዓልና
@rahwagezana
@rahwagezana 5 месяцев назад
ብሓቂ ደስ ዝብል መንፈስካ ዘሕድስ መዝሙር ዝማሬ መላእክት የስምዓልና 🙏🙏
@wizmdb4102
@wizmdb4102 2 года назад
Tewahdo orthodox n’zellalem tmber ☦️❤️☦️❤️☦️🙏🏾
@user-ez3qd7cx4f
@user-ez3qd7cx4f 2 года назад
ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና አሕዋተይ ብጣዕሚ ደስባሃሊ መዝሙር እዩ ⛪️⛪️👏👏👏
@tube-me5mo
@tube-me5mo 2 года назад
እግዚአብሔር ዝተመስገነ ይኩን ንዓና ንድሕነትና ብመዝሙር፡ብትምህርቲ ዝምህሩ ዝሃበና ደቂ እመ ብርሃነይ ብትሓጓስ እና ነባዕኩ የ ሰሚዐያ ክብሪ ይሃበልና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይሃብኩም ፈጣሪ
@user-zp4kz6fg8j
@user-zp4kz6fg8j 10 месяцев назад
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና
@rutess97
@rutess97 Год назад
Des zebl Mezmur bhaki ❤️❤️❤️
@bielulmenkerios5086
@bielulmenkerios5086 2 года назад
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና፡ ብጠዓሚ ደስ ዝብል መዝሙር
@wedierey9270
@wedierey9270 2 года назад
So amazing mezmur yehwat God blessed u 🙏❤️🙏🇪🇷
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 2 года назад
🙏🏽💒🇪🇷💒🇪🇷❤💒🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@ashenafikabeta5149
@ashenafikabeta5149 2 года назад
Kalate ybleye... kndey ytem .... zmare mlakti yasmakum.😇🥰💙
@desatebyo8588
@desatebyo8588 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏♥️♥️♥️🤲🤲🤲💒💒💒✝️✝️✝️
@ghsghshjshhs5709
@ghsghshjshhs5709 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት ያስምዐልና ዕልልልልልልልልልል
@bsereke
@bsereke 2 года назад
ዝማሬ መልእኽቲ የስምዓልና። ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ኣዕዚዙ ይባርኽ
@filmonmehari776
@filmonmehari776 2 года назад
Biteami des tible mezmur Kale hiwet yesmealna xegiu yebzihalkum yehwatey🙏🏻🙏🏻🙏🏻☦☦☦
@kbromhabtemariam5426
@kbromhabtemariam5426 2 года назад
Naybhaki zeytmuno mezmur zmarie melakti yesmealna 🙏🏼
@sendayowlegebrial4195
@sendayowlegebrial4195 2 года назад
+++አሜን አሜን አሜን +++ ጥዑም ዝማሬ ባሓቂ።🕊
@user-ur5ub1ee3h
@user-ur5ub1ee3h 2 года назад
ጥዕምቲ መዝሙሩ ሕማምካ ትፍውሳለኻ ልማዓንቲ ባእታ ማርያም ደስ ኢለኒ ውዒሉ ኣብ ጾለትኹም ዝክርኒ ወላ ውን ትጽልእኒ ኣብ ሕክምና እየ ዝለኹ
@selamlove4330
@selamlove4330 2 года назад
Mhret yewrdelki fetari haftey natey
@user-ur5ub1ee3h
@user-ur5ub1ee3h 2 года назад
@@selamlove4330 🙏ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብረተይ🤗
@nadiakifle6088
@nadiakifle6088 2 года назад
Imebrhan ade goyta bida tdahsski
@user-ur5ub1ee3h
@user-ur5ub1ee3h 2 года назад
@@nadiakifle6088 🙏🙏🙏🙏🙏🙏ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብረት ይሃብልይ ክብረተይ ሕጂ'ስ ፍኹስ ኢለኒ ኣሎ ካብ'ቲ ናይ ብቅዳመይ ዳኣ እግዝኣቢሄር ይመስገን
@isaiaswoldetnsae4539
@isaiaswoldetnsae4539 2 года назад
@@user-ur5ub1ee3h ኣብዚ ሕጂ ስዓት እኮ ብርግጽ ሓዊኽስ ምሕረት የውርደልኪ ዘይኮነ እንቋዕ ተማሓርኪ ክኸውን ይምነየልኪ። ወላዲት ኣምላክ እመብርሃን ምሳኺ ትኹን።
Далее
POLI зовет Газана
00:12
Просмотров 364 тыс.
POLI зовет Газана
00:12
Просмотров 364 тыс.