እንኳን 💒ናብ ዓመታዊ 💒ክብረ ብዓል 💒ቅድስት ሥላሴ አብፀሐኩም አብፀሐና
ሓምለ 7 💒ኣጋዕዝተ ዓለም 💒ሥላሴ ኣጋይሽ💒 መሲሎም ናብ 💒እንዳ ኣቦና ኣብርሃም💒 ኣትዮም ቤተ💒ኣብርሃም 💒ዝባረኹሉን💒 ዝተኣንገዱሉን💒 ብዕድመ ደፊኣ💒 ዝነበረት አዴና 💒ሳራ ክትወልድ💒ከምዝኾነት 💒ዘብሰሩሉን 💒ዕለት እዩ💒💐
ቤተ ኣብርሃም 💒ዝባረኹ ሥሉስ💒 ቅዱስ ቤትናን ህይወትናን 💒ይባርኹልና💒አሜንሰናይ ሕደሩታ🙏
13 июл 2024