Тёмный

እዋናዊ፡ "ሎሚ እውን ንፍትሒ ሃረር ንብል ኣለና" || ቐጥታዊ መልሲ ኣመሓደርቲ ንነበርቲ 10/06/2024 

TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Просмотров 1,7 тыс.
50% 1

Support TPM by donating donorbox.org/b...
© Copyright: TPM, Any unauthorized use, copying, or distribution is strictly prohibited.
/ @tigraypublicmedia
እዋናዊ፡ "ሎሚ እውን ንፍትሒ ሃረር ንብል ኣለና" || ቐጥታዊ መልሲ ኣመሓደርቲ ንነበርቲ 10/06/2024
• እዋናዊ፡ "ሎሚ እውን ንፍትሒ ሃረር...
SUBSCRIBE NOW. For The Latest News And Politics Videos.
#tigraynews #tigraytoday
#tigrignamusic #tigrignadrama #tiktok
#tigray #youtube #tigrigna #tigraycomedy
#tigraymusic #tigraytiktok #tigraynew
#tigraynews #visittigray #mekelle #tdf
#tigraymedia #tplf #hagere_tigray
#ethiopianpolitics #getachew_reda #debretsion

Опубликовано:

 

26 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 9   
@HanzaHamza-s2i
@HanzaHamza-s2i 3 месяца назад
ግርም ሕዚ #ኣብዚኣማ እግሪ ኹልዖ# ድሕሪ 34 ዓመት ተመሊሳ መፂኣ ቀፅሉሉ #ምስጋ ንኣባላ #TPM
@naninani-wx5eo
@naninani-wx5eo 3 месяца назад
አዛታ ገረይ በጊዚዊ መምሕደረ ተምራሕ አላ ዘበ ሓሰት ደዮ ነረ አዘም ለዛረበ ዘለወ አቲ መምረሕ ሕዚ አከበ ሕወሐተ መምረሒ መፂና አሎ ይበሉ አለወ አቲ ምትላል ንምን አዮ ገን
@AsefaTafere
@AsefaTafere 3 месяца назад
አታ ነባር ከተማ እምባ ፍቃዱ መታከያ ወሲዱ ኳሐ የለይ ሐሻዎ ከይትአምን ብሊዝ ክሸጥ
@tester8090
@tester8090 3 месяца назад
እት ናይ መጀመርያ ፅቡቕ ዘረባ እዩ ተዛሪቡ እት ብዓል መነፀርን ቀፂሉ ዝተዛረበን ግን ትኽክል እዩ ሕቶኹም ናበሉስ ምፍርራሕ ውን ዘለዎ ዘረባ ይመስል ብፍላይ እት በዓል መነፀር በደንቢ እዩ ኣፈራሪሑ ህዝቢ ሙሉእ ተጋግዩ ኣይፈልጥን ከመሓድረና ዓቕሚ የብሉን 30 ዓመት ገባሪ ሓዳጊ ኾይኑ ይፃወተልናሎ ናበለ ህዝቢ ብጣዕሚ የሕዝን
@haileseged1124
@haileseged1124 3 месяца назад
ጸግሽ ጽቡቅ ትኽክለኛ ሐሳብ ኢኻ አቅሚጥካ እቲ ቀጺሉ ዝተዛረበ ወዲ ግን መን እዩ እሱ ??? ወረዳ እንደርታ ዘይመረጾ ዘይወከሎ መን እዩ መዲብዎ ??? ቤት ጽሕፈት ህወሐት አብ መሬት ውደባ ታይ አእተዎ ??? ብስሩኸ ብስም ሕቶ ሽፋን ካሊእ ተልእኮ እዩ ! መትከልና ሕግና ዝብላ ቃላት ኮነ ኢሉ ይጥቀመለን ነይሩ ። መን ዝወከሎ እዩ እዚ ??? ስለዚ ስማዕ ህዝቢ እንደርታ ብመልሐስን ብወገንን ዝተመደበ ኩሉ ናዓኻ ዝወርር ዝዕፍን ዝሰርቅ እምበ ዝጠቅመካ ከይመስለካ ። አስተውዕሉ ነኒ ባዕልኹም ናባአሱ መሬትኩም ንምውራር እዩ ። መማሐደሪኹም ባዕልኹም ምረጹ ባዕልኹም መማሐደርትኹም ምረጹ አውርዱ ። ተዘይአለ ዘይፈልጠኩም መሬትኩም ንክወርር ዝምደብ ኩሉ አይትቀበሉዎ በቃ ይኾኖ በሉዎም ።
@meresagirmay2637
@meresagirmay2637 3 месяца назад
Ezi tabia memahaderi eti ane lnebrelu kebbabi memahaderi tabya maere. Kulom kab laeli ksab tahti himakat!
@haileseged1124
@haileseged1124 3 месяца назад
አስተውዕል ህዝበይ ! አብ ቀጻሊ አኪቦም ጣቢያ ንጣቢያ ከይባአስኹም ከይባልዕኹም ተጠንቀቁ ! ነኒ ባዕልኹም አኪቦም ዘላቂ ዘይነበረ ጽልኢ ከይምስርትልኩም ! ተጠንቀቅ ህዝበይ !!!!!!!!
@kalu546
@kalu546 3 месяца назад
አብዚ አኼባ ዙይ ዘለኹም መናእሰይ መቕረብቲ ሕቶ ጎዎዛት ኢኹም ጠንኪርኹም ቀፅልዎ ሕቶኹም ብአፍ ምሽዋድ ይአክል ህዝቢ እንደርታ ኩሉ ደላይ ለውጢ ክኾን አለዎ መዓርይ ጠስምይ ዘብላዕኻዮ መራሒ ከባጭወልኻ ግዜ አይትሃቦ ካብ ጫፍ ዓፋር እስካብ ጫፍ መቐለ ዘለኻ ህዝቢ ንቓሕ ሕተት ተወደብ
@AsefaTafere
@AsefaTafere 3 месяца назад
ከይትአምኑ ኳሐ ጉዶ ጌሮምና እዮም ብሊዝ ክሸጡ ደልዮም አታ አንሕና ዞባና ማይጨው ኔሩ ሐሻዎ መታከያ አይህቡ መቀለ አእትዮምና ሐሻዎ
Далее
CORTE DE CABELO RADICAL
00:59
Просмотров 1,1 млн
CORTE DE CABELO RADICAL
00:59
Просмотров 1,1 млн