Тёмный

እዋናዊ፡ ንዝጠመየ ህዝብኻ ዝነቐዘ እኽሊ ምቕራብ ጫፍ ፀግዒ ጭካነ እዩ || ህፁፅ ምላሽ ንትግራይ 11/06/2024 

TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Просмотров 4,6 тыс.
50% 1

Support TPM by donating donorbox.org/b...
© Copyright: TPM, Any unauthorized use, copying, or distribution is strictly prohibited.
/ @tigraypublicmedia
እዋናዊ፡ ንዝጠመየ ህዝብኻ ዝነቐዘ እኽሊ ምቕራብ ጫፍ ፀግዒ ጭካነ እዩ || ህፁፅ ምላሽ ንትግራይ 11/06/2024
• እዋናዊ፡ ንዝጠመየ ህዝብኻ ዝነቐዘ ...
SUBSCRIBE NOW. For The Latest News And Politics Videos.
#tigraynews #tigraytoday
#tigrignamusic #tigrignadrama #tiktok
#tigray #youtube #tigrigna #tigraycomedy
#tigraymusic #tigraytiktok #tigraynew
#tigraynews #visittigray #mekelle #tdf
#tigraymedia #tplf #hagere_tigray
#ethiopianpolitics #getachew_reda #debretsion

Опубликовано:

 

26 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 26   
@ትግሪይአይኪ
@ትግሪይአይኪ 3 месяца назад
ዝሐዘን እይ😢😢😢
@kibromyowhanis4353
@kibromyowhanis4353 3 месяца назад
Tigray leyba
@TeklayGHagos
@TeklayGHagos 3 месяца назад
መርዚ ገዚኦም ንህዝቢ ካብ ዝዕድሉ ግን ጥምየት የለን እሎም ዝሽፍኑ ይሕሹ !! ንሶምስ ኳ ፀላእቲ !! 😭😭😭
@destaAman-xn7td
@destaAman-xn7td 3 месяца назад
ንህዝብክም መርዚ እትቡ መራሕቲ ብጣዕሚ ታሖዝኑ
@fregosho4042
@fregosho4042 3 месяца назад
😢😢😢😢😢
@mass-media6445
@mass-media6445 3 месяца назад
ወረ ገና ብዙሕ ነገር ክንሰምዕን ክንሪኢ ኢና አብ ትግራይ፣ ህወሓት ጨካን አረመነ ብሽም ህዝቡ ዝሽቅጥ ነውራም ዝኾነ ውድብ እዩ። ህወሓት እንተዘይተአለየ ትግራይ ካብቲ ዘለዋ መከራን ቅልውላውን አይትላቐቕ እያ።
@haileseged1124
@haileseged1124 3 месяца назад
ታይ ዓይነት ጭካነ እዩ ! ካብ ኩሉ ዝሕርቀካ ድማ ነዚኦም ግደፍዎም ዝብል ጉጅላዊ ን ወገናዊን ፍትሒ ክትሰምዕ ከለኻ እዩ
@Awet229
@Awet229 3 месяца назад
😢😢😢😢
@destaAman-xn7td
@destaAman-xn7td 3 месяца назад
እዚ ህዝቢ እንታይ እዩ ብዲልኩሞ
@FishaFitsum
@FishaFitsum 3 месяца назад
Ayne,siwrat,diom,geziomwo,yehzin,eyu❤
@kingjo7100
@kingjo7100 3 месяца назад
ኣየ ትግራይ እቲ ሓደ ንዓዱ ንህዝቡ ሂወቱን ኣካሉን ይከፍል...እቲ ሓደ ድማ ህዝቡ ንሞት ፈሪዱ ገንዘብ የምልክ የሕዝን እዚ ኩሉ ዘጋደዶን ዘጋፍሖን እቲ ፀረ ብሄራዉነት ትግራይ ዝኮነ ፍልስፍናን ኣካይዳን ህወሓሽ እዩ🤔
@AlemWedigreye
@AlemWedigreye 3 месяца назад
ይገርም እዩ
@GereMMakdanat
@GereMMakdanat 3 месяца назад
ጉድ ሰማዕ ሰቃይ ህዝብና ጠጠው ይበል የሕዝን ትግራይ ብለያብ ብክዳዓት ደቃ ሓፊራ
@dessalegntadele1626
@dessalegntadele1626 3 месяца назад
መቕረቢ ኤመሪካ ኣትዩ ይህሉ።
@HayetTesfay
@HayetTesfay 3 месяца назад
ካብ ባንዳታት ብምንታይ ይፍለዩ ዞም ሸወጥቲ ደቂ ርግምቲ
@Hareg675
@Hareg675 3 месяца назад
እዚኦም ካፍቶም ዘፅነቱና ብምታይ ይፍለዩ😢😢 ታይ ኸ እዩ ክኸውን ፍርዶም ክኾን ብትክክኛ ፍርዲ? በይዛኹም ግቡእ ፍርዲ ኣርእዩና ዘጠፍአና ሰብ ከይኣክልስ ?ዝተረፈ
@KahaseMezgebe
@KahaseMezgebe 3 месяца назад
እቲ ዑፉን ዘቅረበ ኩለን መሊሱ ብሓድሽ እኽሊ ክቅይረን ኣለዎ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ካብ ጎሮሮ ድኻ ሕብረተሰብና ዝበልዕ ሰራቂ መታለሊ ክቅተል እውን አንክውሕዶ
@selamntgrayadey2059
@selamntgrayadey2059 3 месяца назад
ንስኻትኩምሰ ንዳማትኩም ተፃአፉ ፀፍ ትብሉ ሃገር ከም ተማሓድሩ ዝተባላሸወን ዘይተባላሸወን ዕፉን ክትፈልጡ ዘይትኽሉ። ህዝበይ መሸቀጥቲ ጓሓሉ ዶ ኮይንኻ😢 ፈጣሪ ህዝብኻ ኣይትረስዕ 🙏
@tsegayebirhane5157
@tsegayebirhane5157 3 месяца назад
መጀመርታ ክንደይ ፐርሰንት እዩ ተኻፊሉዎም
@yemanetse4602
@yemanetse4602 3 месяца назад
እንታይ እዩ ወሪዱና
@tutulgugul2659
@tutulgugul2659 3 месяца назад
እዝኸሉ አብዛ ዓለም ዝፍጸም ዘሎ ጪካነ ሃይማኖት ብዘይምህላው እዩ፣ ንወድሰብ ሃይማኖት ምህላው ወይ ሃይማኖቱ ብገቡእ ምሓዝን ምትግባርን ካብ ወንጀል ክርሕቕ ይኽእል እዩ፣ አማኒ ክርስትና እቶም 10 ትእዛዛት ብጉቡእ ተማሂርዎምን ፍሊጥዎምን አብ ተግባር ምስ ዘውዕል እቲ አስላማይ ውኳ ኩሉ ግዜ ሃይማኖቱ ንኸይ ፈልጥን ንኸይትግብር እንዳተኸልከለን እንዳ ተጨቆነን እንኮሎ እቲ ዝሓሸ አምላኽ ዝፈርሕ ሕብረተሰብ ምኻኑ ዝተራጋገጸ እዩ።
@fitsumfesehaye5108
@fitsumfesehaye5108 3 месяца назад
አቤት ግፍዒ ግን እዚ ህዝቢ እንታይ እዩ በዲልዎም ደቁ ሂቡ ስለ ዘድሐኖም ድዩ
@asterabera3567
@asterabera3567 3 месяца назад
Yehemime…nezye zegber sebe edeme lieke kesere allewo ..ketali sebe eygyu ..megeltsi yebelune
@mhregerezghier3869
@mhregerezghier3869 3 месяца назад
ኣቤት ጭካነ እንታይ ዓይነት ሕብረሰብ እዮም እዞም ተጋሩ
Далее
Help Me Celebrate! 😍🙏
00:35
Просмотров 13 млн
Top U.S. & World Headlines - September 25, 2024
10:41
Просмотров 140 тыс.