Тёмный

እዋናዊ፡ ኣብ ውድብ ባይቶና ዝገጠመ እንታይ'ዩ? || ሰፊሕ ፃንሒትን ክትዕን ካብ መስረትቲ እቲ ውድብ ሓደ ምስ ዝኾነ ተስፋይ ንጉስ 05/06/2024 

TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Просмотров 2,2 тыс.
50% 1

Support TPM by donating donorbox.org/b...
© Copyright: TPM, Any unauthorized use, copying, or distribution is strictly prohibited.
/ @tigraypublicmedia
እዋናዊ፡ ኣብ ውድብ ባይቶና ዝገጠመ እንታይ'ዩ? || ሰፊሕ ፃንሒትን ክትዕን ካብ መስረትቲ እቲ ውድብ ሓደ ምስ ዝኾነ ተስፋይ ንጉስ 05/06/2024
• እዋናዊ፡ ኣብ ውድብ ባይቶና ዝገጠመ...
SUBSCRIBE NOW. For The Latest News And Politics Videos.
#tigraynews #tigraytoday
#tigrignamusic #tigrignadrama #tiktok
#tigray #youtube #tigrigna #tigraycomedy
#tigraymusic #tigraytiktok #tigraynew
#tigraynews #visittigray #mekelle #tdf
#tigraymedia #tplf #hagere_tigray
#ethiopianpolitics #getachew_reda #debretsion

Опубликовано:

 

26 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 11   
@Alihaidar-jm2re
@Alihaidar-jm2re 3 месяца назад
ጋዜጠኛ ግን ብጣዕሚ ጎቦዝ ሕቶ ጅግና ንህዝብካ ኢልካ እትገብር ዘለካ ሓቀዊ ሕቶ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እዚ ተሰፋይ ዝባሃል አመራርሓ ባይቶና ግን ሕማቅ ሰብ ግልፅነት ዝጎዶሎ እዩ
@Alihaidar-jm2re
@Alihaidar-jm2re 3 месяца назад
እሞበር አድሓኖም ንትግራይ ብሓቂ ክተድሕና ኢካ ጎበዝ ቀፅለሉ ንህዝቢ ሕሰቡ
@GantaAfeshum-zo2qd
@GantaAfeshum-zo2qd 3 месяца назад
ልወረደ ስብእና ለለዎ ሰብ ላብ ማሕበረሰብ ከይዱ እዩ ልሕባእ።ባይቶና ልወረደ ስነምግባር ለለዎም ሰባት ልተኣከብሉ እዩ። እዚ ልዛረብ ለሎ ሰብለ ስልጣን ሒዙ ህዝቢ ክመርሕስ ይቕረ ልባዕሉለ ብትኽክል ልመርሕ ኣይመስሊ።ፅንዓት ይሃብኪ ዓደይ።
@MussieGirmay-n1q
@MussieGirmay-n1q 3 месяца назад
ብጣዕሚ መሕፈሪ ኢካ በዓል ንስኻትኩም ኣይ ኮነንዶ ትግራይ ክትመርሑ ነንባዕልኩም ኳ ክትረዳድኡ ዘይክእሉ ብከባቢያዊነት ሕማም ትሳቀይ ዘለኻ ድኩም ኢካ
@hailemariamgirmayabrha9849
@hailemariamgirmayabrha9849 3 месяца назад
ኣድሓኖም ኑፉዕ ቀፅለሉ። አቶ ተሰፋይ ግን ሕቶት ብአግባቡ ክምልስ አይተርአየን። ብሕልፊ ፀለመ ካብ ዝመፃእኹሉ ማሕበረሰብ ምክንያት ዝብል ዘረባ ብጣዕሚ ዝወረደ እዩ። ብሓፂሩ ናይ ፓለቲካ በስለትካ ትሕቲ ቅርፂ እዩ ዝመስል ወግዕካ ብጣዕሚ ተራ እዩ። ባዕልካ ካአል ስንፍናካ ናብቲ ጀግና ህዝቢ ራያ አይተምፃአያ ሰነፍ መሪሕ እምበር ሰነፍ ማሕበረ ሰብ የለን።
@aregaiw
@aregaiw 3 месяца назад
ተይ ጸመደ ኣንጎደ ዝብሃል ከምዙይ ዝበለ ዶ ይኸውን?
@Abel77638
@Abel77638 3 месяца назад
all the parties in Tigray,are simply Useless
@beletu7041
@beletu7041 3 месяца назад
የቅን የልና ቁሸት ውን አንመርሕን ዶ በልካ የንጨብጨበሉ
@beletu7041
@beletu7041 3 месяца назад
አቤት እቲ ዘረባታትኩም ንሰኻትኩምስ ንባዕለኹምክትረዳድኡ አቅምን ብቅዓት ሰኢንኩምስ ቁንጣር ቁፅርስ 8 9 ሚለየን ክትመርሑታ ናብ ጎፈንድ ሰራሐትን ዳርጋ አቲና /ምታው ተጀሚሩ አልካ አይትበፅሐን እንበር ጠቅሊልኩም ክትኩልሱና ኢኹም ዋይ ዋይ ድማ ትፃረፉታ እኒ ኪዳነ አመነ ለያው
Далее
История Hamster Kombat ⚡️ Hamster Academy
04:14
История Hamster Kombat ⚡️ Hamster Academy
04:14