Тёмный

እዛ ሰበይቲ ብሰብ ዶስ ብኣምላኽ ኢያ ተላኢካ? ብሓቂ ዶ ኣምላክ ናብ ህዝቢ ኤርትራ ኢትዮጲያን ሊኢክዋ እዩ? ንጹር መልእክት'ከ ኣለዋ ዶ ሓቢርና ንስምዓያ። 

Nahu senay, ናሁ ሰናይ
Подписаться 4,9 тыс.
Просмотров 28 тыс.
50% 1

#CapCut I made this amazing video with CapCut. Open the link to try it out: capcut.com/tools/desktop-video-editor

Опубликовано:

 

7 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 165   
@ErmiasBerhe-bp4iu
@ErmiasBerhe-bp4iu Месяц назад
“ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን።” - ግብረ ሐዋርያት 4፥12
@eritrea3560
@eritrea3560 Месяц назад
ትምቢት እንተኾይኑ ምስተፈጸም ኢዩ ዝረኣ ነተን ኣብ ኣስመራ ዘለዋ ብዓጽሚ ናይ ዲመና ዝሞተት ሰብ ካብ ግብጺ ኣምጺኤን ብዓጽሚ በጽቢጸን ኣስትየን ዘይወልዳ ክወልዳ እየን እንዳበላ ደናግል ዝተባሃላ ኦርተድክስ እየን ስለምንታይ ነዚኤን ዘይተቃወምካየን ሓሰውቲ ነብያትን መምሃራንን ከምዘለው ቃል ኣምላኽ ይነግረና ኢዩ ናይታ ቅድስቲ ዲመና ዝብለኣ ካኣ ተቓወም።
@WintaGrmay
@WintaGrmay Месяц назад
Ewa sk bel natensi fluy eye rie mexie ab gezawtey
@tsegahizkias4114
@tsegahizkias4114 Месяц назад
Jesus Kristus eyou megeden haken heweten bezey be nab abo zemetse yelen Joh 6 fekdi 14.
@freweinitekie7869
@freweinitekie7869 Месяц назад
እግዝአብሔር ብሐደን ብኸልተን ይሰርሕ እዩ እግዚአብሔር ነጺሕ ልቢ ይፈቱ እዩ እንታይ ይፍለጥ አይትፍረዱ እዚ ኻአኒ ናይ ሰላም ሕልሚ ሰናይ እዩ እግዚአብሔር ለዋህ ልብን ጹሩይ ልቢ ይፈቱ
@alemsegedhabtesion4996
@alemsegedhabtesion4996 Месяц назад
መሳኪን ፈጣሪ በዓሉ ኮሎ ጠንቋሊት ዝተዛረበቶ ክትኣምኑ የሕዝን እዮ
@Luliya381
@Luliya381 Месяц назад
@@alemsegedhabtesion4996 🤣🤣🤣
@tiebekidane8680
@tiebekidane8680 Месяц назад
Ewe tenqalit
@tiebekidane8680
@tiebekidane8680 Месяц назад
Kkkkk😂😂😂😂😂
@brhanagerye815
@brhanagerye815 11 дней назад
@@alemsegedhabtesion4996 bible anbbu emo krdakum eyu egzabihier kem dzareb
@job3404
@job3404 Месяц назад
“ኣምላኽ ነቲ ዘመን ድንቊርና ኣሕሊፉ፡ በቲ ኻብ ምዉታት ዘተንስኦ እሞ ብእኡ ንዂሉ እምነት እናሃበ ዝመደቦ ሰብኣይ ንዓለም ብጽድቒ ዚፈርደላ መዓልቲ ወሲኑ ስለ ዘሎ፡ ሕጂ ኣብ ኲሉ ቦታ ንብዘሎ ሰብ ኪንስሑ ይነግር ኣሎ።” - ግብረ ሐዋርያት 17፥30-31
@job3404
@job3404 Месяц назад
Eyesus zmeten ztesen hiwet ktrekb eu haymanot ksebkaka aykonen
@iloveyoumysweethomeeritrea2162
@iloveyoumysweethomeeritrea2162 Месяц назад
Amen amen amen
@muhurhadu6896
@muhurhadu6896 Месяц назад
Romans 1 ትግ - ሮሜ 21: ግናኸ ንኣምላኽ እናፈለጥዎስ፡ ከም ኣምላኽ ገይሮም ስለ ዘየኽበርዎን ዘየመስገንዎን ብሓሳቦም ከንቱ ዀኑ፡ እቲ ዘየስተውዕል ልቦምውን ጸልመተ። 22-23: ለባማት ኢና እናበሉ ዐሸዉ እሞ፡ ንኽብሪ እቲ ዘይሐልፍ ኣምላኽ ናብ ምስሊ ሓላፊ ሰብን ኣዕዋፍን ኣርባዕተ መሓውር ዘለዎም እንስሳን ለመም ዚብልን ንዚመስል ለወጥዎ።
@ibrahimbayan1622
@ibrahimbayan1622 Месяц назад
ብዘይካ ኣላህ መጻኢ ዝፈልጥ የለን
@solomonzerit
@solomonzerit Месяц назад
Amen
@nastnetogubamicheal467
@nastnetogubamicheal467 Месяц назад
Amlak ab nebskum ygbero hasewti Nebyat
@YosefTsehay
@YosefTsehay Месяц назад
ሃሰውቲ መሲሃን ንህና ሉኡካት ኣምላክ ኢና ዝብሉ ክመጹ አዮም አሞ ተጠንቀቁ ?ምጻአተ ኣምላክ አጽአ አዩ አሞ ብአምነት ምስ ኣምላኩም ቁሙ፥
@haderakelati1160
@haderakelati1160 Месяц назад
ናይ ሓሶት ነብያትን ናይ ሓሶት ሃዋርያትን ክትንሱኡ ንቡዙሓት ሰባት ውን ከስሕቱ እዮምሞ እንሆ ኣቤ ኣሎ እንተበሉኹም ኣይትእመኑዎም እንሆ ኣብ ጎቦ ኣሎ እንተበልኹም ዊን ኣይትእመንዎም እኖሆ ኣብ ገደና ኣሎ እንተበሉኹም ውን ኣይትእመኑዎም ይብለና መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ማቴ 24:12- 30 ተጻሒፉ ንረኽቦ ኢናሞ ነዞም ናይ ሓሶት ነብያት ኣይትስማዓዮም። ❤❤❤❤❤!!!
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 Месяц назад
ደም ንፁሃት ዘፍሰሱ ምድራዊ ሓይሊ ፍትሒ እንተዘይረኺቡ ብሓይሊ ኣምላኽ ክምለስ ናይ ግድን ይኾውን ማለት እዩ።🎉🎉🎉
@kidaneermieas1860
@kidaneermieas1860 Месяц назад
ንምንታይ ናታ ምሉእ ቅድም ዘይተስምዓና ዲሕሪኡ ንስኻ ትዛረብ ምኽንያቱ፡ ናይ ኢትዮጵያ ቤት ክርስትያን ናይ ኣምላኽ ኣይኮነትን ኢላ ትብል ኣለኻ ካብ ኣፋ ምሰማዕናዮ። እቲ ቂም፡እቲ ደም ድኽነትን ዕግርጊርን ሽጊርን ሓቂ ኢዩ። ፈታሕና ወይ ምሕረት ሕጂ ውን ካብ ኣምላኽና ኢና ንጽበ ስለዚ እዚ ትምቢት ሓቂ ተትኾነልናስ ሓዘንኩም ሬ ክምሕረኩም ናባይ ተመልሱ ኢዩ ዚብል። እምነትኩም ቀይሩ ዚብል ኣይሰማዕናን! ተዋህዶ ክንስና ናይ ወረ ኣይንኹን ኣምላኽ ከኣ ብሓቂ ንስኹም ምስራሕ እንተ ኣቢኹም ብዝደልዮ ክምዝሰርሕ እሙን ኢዩ።
@AsghedomWeldegiorgis
@AsghedomWeldegiorgis Месяц назад
ውድቅት ኤቲትራውያን ዝገርም ኣዮም
@wonder580
@wonder580 Месяц назад
​@@AsghedomWeldegiorgisናይ ክልልካ ግበር
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 Месяц назад
ህዝቢ ኤርትራ ሰላማዊ እዩ ነዞም ጎረቤታችን ጥራሕ ካብ ውግእ ደም ምፍሳስ ግደፉ ኣይጠቅምን እዩ በልዬም
@titiweldu813
@titiweldu813 Месяц назад
God will first speak to us !!!
@y.g5890
@y.g5890 Месяц назад
ክንሰምዓኪ ኣይከኣልናን ትጎይይ ኣላ ተሓዋዊሱና
@teme6697
@teme6697 Месяц назад
ዓጀውጀው ዓጀውጀው ዓጀውጀው
@simonhiyabu1483
@simonhiyabu1483 Месяц назад
ሰላም ኣምላክ ምሳኻ ይኹን ፥ መጀመርታ ንትንቢት ክትምርምር እንተኾንኻ መንፈስ ኣምላክ ክህልወካ ኣለዎ ፥ መንፈስ ኣምላክ እንተዘይ ሃሊካ ከምዚ ትዛረቦ ዘለኻ ብግምት እዮም ዝዛረቡ ቅድሚ ሕጂ ዘይተፈጸሙ ብዙሓት እዮም እንዳበልካ ንልቢ እዚ ህዝቢ ከምዝተርር ኣይትግበር ፥ ህዝብና ናብ ምድሓን ይመጽእ ኣሎ ፥ እታ መንገዲ ሓቂ ብፍቅሪ ስለ ትሰርሕ ብዙሓት ይማረኹ ኣለው ፥ እንተቶም ጽልኢ ትሰብኹ ግን ወይ ናይ ምድሓን ምጹ ወይ ድማ መንገዲ ምድሓን ኣይትቃወሙ ፥ ብዛዕባ እዚ ትንቢት ንጹር መልእክቲ እዩ ዘለዎ ፥ እዚ ደም ዝርኣየቶ ብዛዕባ እዚ ዝፈሰሰ ደም እዩ ፥ ሕጂ ግን ጎይታ ክበጽሓና ጽልኢ ኣፍሪሱ ናይ ፍቅሪ ድልድል ክገብር እየ እዚ ግን ብመንፈሰይ እዩ ዝከውን ካብ ማሕበራት ኣይትጸበዩ ትብል ኣላ ጎይታ ክበጽሓና ንነሳሕ ናብኡ ንመለስ !!
@nahusenay6106
@nahusenay6106 Месяц назад
ትምኒትን፡ ን ትንቢትን ፈላሊካ ፍለጥ። እዚ ኣቲ መንፈስኩም facebook.com/share/r/tRGj2NpGya6ddAcw/
@lemlemberhe149
@lemlemberhe149 Месяц назад
መንፈስ ኣምላኽ ድኣ ዘይፈልጦ ዘይብሉ ምሕረት የውርደሎም ኣብ ጸልማት እንድዮም ዘዉ
@muhurhadu6896
@muhurhadu6896 Месяц назад
1 John 2 ትግ - 1ይ ዮሃንስ 1: ኣቱም ደቀየ፡ ሓጢኣት ምእንቲ ኸይትገብሩ፡ እዚ እጽሕፈልኩም አሎኹ። ሓደ እኳ ሓጢኣት ዝገበረ እንተሎ፡ ጠበቓ ኣብ ኣቦ አሎና፡ ንሱ የሱስ ክርስቶስ፡ እቲ ጻድቕ፡ እዩ። 2: ንሱ ድማ ብናይ ሓጢኣትና መተዓረቒ እዩ፡ ብናይ ሓጢኣት ኵላ ዓለም ድማ እዩ እምበር፡ ብናይ ሓጢኣትና ጥራይ ኣይኰነን።
@Mihreteabberhane
@Mihreteabberhane Месяц назад
THANKS ZEYESEMAENAYO TIMBIT ASMIEKANA juses is lord
@kibreabhabtemariam5386
@kibreabhabtemariam5386 Месяц назад
ጠንቈልቲ ዘይኰነ ሻዕብያ እዩ እቲ መፍትሒ። ዓወት ንሓፋሽ። መታለልቲ።
@astertzeggai1447
@astertzeggai1447 Месяц назад
ወይ ጉድ ሎምስ ክአ ጻዕዳ ሰበይቲ ን ኤርትራ ሐሊማ እግዝኣቢሄር ድአ ኩሉ ግዜ ምስ ሐለዋ ካብ ሰለይቲ ሐሰውቲ ተኻሉ 🙊🙊🙊
@abbyha7518
@abbyha7518 Месяц назад
Amen qal hiwet ysmalna 🙏🏽
@rigat9104
@rigat9104 Месяц назад
Nemsgneka thanks hesewti eyom
@etiioerit2563
@etiioerit2563 Месяц назад
ምናልባት ተተመሰለልኩም ብቻይናውያን ትንቢት ፈትንዎ እምበር ወድ ኣፌስ ወይከ ፈተኽ ይብሉ ጎረቢትና ኣብያ ኢያ ናይወያነ ደብተራታት ጠንቆልትን ከምቲ ናይ ፎርኦን ምስራሕ ኣብዩ ምናልባት ናይ በልዓም ተሰርሐ ኢሎም ይፍትኑ ኣለዉ
@zg3061
@zg3061 Месяц назад
Tebarek🙏🏾❤️💐
@tsegahizkias4114
@tsegahizkias4114 Месяц назад
John 14 ትግ - ዮሃንስ 6: የሱስ ከኣ በሎ።፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።
@nahusenay6106
@nahusenay6106 Месяц назад
እወ ትክክል። ብዘይ ጎይታናን መድኅኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ደኣ ኣበይ ክንበጽሕ፡ ንሱ ጎይታ ጎይቶን፡ ንጉስ ንገስታት ኣምላከ ኣምልክት ጎይታኩሉ ፍጥረት እንዲዩ።
@nahusenay6106
@nahusenay6106 Месяц назад
ግን ሓሳብካ እንታይ እዩ፡ ብዘይብ ብእኡ ድሕነት ኣሎ ኢለ ዲየ።
@YosefTsehay
@YosefTsehay Месяц назад
ኣባንጀሊስት ሃሰውቲ መሲሃን አዮም ኣብ ኣለምና ብሃሶት ዝሰብኩ ናይ ሰይጣን ልኡካት ኣጋንንቲ አዮም ብምልዮናት ሰባት ብስም ኣምላክ ዝነግዱ አዮም፥
@johnmisgena4256
@johnmisgena4256 Месяц назад
ኢየሱስ ክርስቶስ ብፁሑፍ ዲዩ መሊሱላ ከይውስኽ ከየጉድል ትብለና ? " Swedish evangelical church " did you forget whom you collaborated to eliminate our freedom struggle ? You can't cheat eritreans in the name of God! We know God much more better than you ! First clean your own home and talk about others We Eritrean live by the grace of God and protects as from all odds for We have faith, respect and fear of him 🙏🏼 At the end I will advise you to turn back to your senses and stop cheating in the name of God! God is the great !!!!!!
@MedaEstifanos
@MedaEstifanos Месяц назад
Haqi aleka hawey
@habteabukbaldet4419
@habteabukbaldet4419 Месяц назад
We are not illiterate. We have a lot of saint . Just dream about Europa which are so long from Jesus. Eritrea and Ethiopia are the land of holy people.
@tsegayyeman3173
@tsegayyeman3173 Месяц назад
ካባሕታውያን ኢትዮጵያውን ናብ ጻዓዱ ብዛዕባ ኢትዮጵያን ኤሪትራ ዘኪሮም ቲንቢት ሪኤን ናሃገረንከ ተንቡየዶ
@user-zs2fr1pw1v
@user-zs2fr1pw1v Месяц назад
Hakena Eka Enjera Alem blae Amlak kemaka zbele Yebzahayom Zhawey Edmen Tenan Yhabka Goytanan Medhanina Amlak msaka ykun ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@simret.bereket6400
@simret.bereket6400 Месяц назад
ፓስተር ከኣ እያ😢😢😢
@realtube6031
@realtube6031 Месяц назад
ናሁ ሰናይ አብ ኤርትራ ዳርጋ ኩሉ ህብረተሰብ ተጻራፊ ትዕቢተኛ ኮይኑ እዮ ስለዚ አክንዲ ፀሎት ትገብሩሉ ንሰኻትኩዉን ትጃሃሩ አለኹም። በጃኹም ፀሎት ግበሩ ፀርፊ ትዕቢት ጠጠዉ አብሉ።ንእግዚአብሄር ነኽብሮ አይንጻረፍ
@wonder580
@wonder580 Месяц назад
@@realtube6031 እስኻ ትግራዋይ ክነስኻ ናይ ክልልካ ግበር ትዕቢተኛ መንዩ ኩሉዝፈልጦ እዩ ግን ናይ ክልልካ ግበር
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 Месяц назад
ዶብና ንሓጽረሉ እዋን ወይ ኣምላኽ ኣብ ሞንጎክልቴና ሃገር ዝስንጠቀሉ ዝፈላልየና ሰላም ክትረኽቡ ኢኹም ህዝቢ ኤርትራ ኢላ እንተትሓልመልና እዩ ጽቡቅ ኔሩ
@biniam9636
@biniam9636 Месяц назад
መቸም ካባኹም ንሃይማኖት ጥብቅና ዝቆምኩም ከምዚ ምቅላል ምጽባይ ሉሙድ እዩ ኣምላኽ ግን ብኣፍ እንስሳ እካ መልእኽቲ ከማሓላልፍ ዝኽእል ኣምላኽ እዩ። እዛ ሰብ እዚኣ ከም ማንም ሰብ ራኢ ከም ዝሪኢ ደም ዝፈስስ ሪኣ ጸልያትሉ ኣስተንቲና ንወርሒ ሙሉእ ድቃስ ዝኸልኣን ንኣባይቲ ማሕበራት ቤተ-እምነት ክትነግር ወሲና እዚ ኣብ ሞንጎናን እዛ ጎረቤትና ክኸውን ዝኽእል መዓት ሪኤ ይጥጃእ ኣሎ ይቀርብ ኣሎ እንተ በለት እዚ ድማ ከይደቀስና ንሓልሞ ዘለና እዩ። ብኣፎም ውን ቦጮቅ ዘብልዎ ዘለው እዩ። ማዓስ እያ እታ ናይ ዜሮ ሰዓት እምበር ምትፍናን መሊኡ ሓሊፉን እዩ ኣጆኹም ዝብልዎም ዉን ኣይተሳእኑን ንመናዊሒ ስልጣኖም ድዩ ቀልቢ ክውሕጡና ዝደልዩ ህዝቦም ምስሓብ ድዩ ኣብ ጫፍ ከም ዘለና ኣይሰሓትን ድሮ እካ ብዛዕባ ዲፕሎማሲ ምስ ኤርትራ ክዛረብ ኣይደልን ክብል ፖርራማኡ ዓጺዎ።ኣብ ውሽጢ ኢድካ እንዳእተኻ ምሕማስ ግን ቁቡል ኣይኮነን ማለቱ። ኢዳ ተኡቱ ኣላ ማለት ሙኻኑ ግልጺ እዩ። ኣገልግሎት ዜጋታትካ ምሕላው ጉቡእ እዩ ግን መስመር ኣገልግሎት ጠጠው ምባሉ ሃንደበት ኣይነቅስንን መወሰኽታ ከይትህልዋ ምስቲ ምትፍናን። ዝኾነ ኮይኑ ቁዱሳት ክጽልዩን ክጾሙን ይግባእ ምፍሳስ ደም ኣይንደል ኣምላኽ ፍትሒ ኣምጻኣልና ዝብሉ ዝቃቱቱ ዘእውዩ ኣብቅድሚ ኣምላኽ ዋጋ ዝኸፍሉ ይሃበና ነዚ ዝመልሱ ነዚ ደመኛ ሰይጣን ካብ ሕልና ሰብ ዘባርሩ ሰብ ጹሩያት ልቢ ብጎይታ ዝተዓደጉ በቲ ዝኸፈሎ ዋጋ ድማ ዝተዓደጉ ጸሎቶም ይዛሪይ።
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 Месяц назад
ደቂ 40 ኣንድነት ኢልኩም ኣብይኩም ወፍሪ ሰላም ኣብ ኢድኩም ሞይታትኩም ንጁንታን ደቂ ጁንታን ምድሓን ድዩ ?ነቶም ብዘይ ውግእ ክነብሩ ዘይክእሉ ትጸልየሎም ::
@AB-nm4hj
@AB-nm4hj Месяц назад
እዋይ ሃለውለው በቓ መጻወቲ ክትገብርዎ እዚ ህዝቢ። ዘመድ ከብዶም ጻዕዳስ ኣምላክ ኣዛሪብዋ ንህዝቢ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኢልካ ኣሎ። ነቲ ህዝባ ብሰዶም ዝነብር ከ ኣየርኣያን? ሓሰውቲ ነብያት ክነግሱ እዮም። ሎሚ ከኣ ኣብ ኩሉ ንርእዮም ኣለና። ህዝበይ በዞም ሓሰውቲ ከይትደናገር ጽናዕ ኣብ እምነትካ። ልዕሊ ራኢ የውሃንስ የለን።
@tsigetesfagigorgis7379
@tsigetesfagigorgis7379 Месяц назад
Kab ezom hasewuty menafykan nukuhu kab egzyabyher entezykewun netom nusuhat eritrawian ewun mytegeleselom neyru It's just bussen
@berihuhayele1838
@berihuhayele1838 Месяц назад
ማቴ፡15፥6-9 ምእንቲ ስርዓትኩም ነቲ ቓል ኣምላኽ ከንቱ ገበርክምዎ።7 ኣቱም ግቡዛት፡ኢሳያስ ብዛዕባኻትኩም፡ጽቡቕ ተነበየ፡ከምዚ ኢሉ፡8 እዚ ህዝቢ እዚ ብኸናፍሩ የኽብረኒ፡ልቡ ግና ኻባይ ርሑቕ ኢዩ።9 ትምህርቲ ትእዛዛት ሰብ እናመሃሩ፡ንኸንቱ የምልኹኒ።
@B-syi8jj
@B-syi8jj Месяц назад
ግርም ግርም ኣቡዑርውን እምባኣር ንሰብ ብዛዕባ ሃይማኖት ክምህሩ ጀሚሮም?ህዝቢ ኤርትራ እትረፍ በቡዑር በቶም ጎራሓት ወኻሩ ከማን ኣይተታለለን።
@user-ms8ci3hu6w
@user-ms8ci3hu6w Месяц назад
ኣታበጃኹም እዶ ሰላም ሃቡና ጱሮሲስታን ዲኹም ሸይጣን ከማን የሕልመካ እዩ
@habtayhagos5182
@habtayhagos5182 Месяц назад
Nhna aebewat aelewuna aeb berekatat bi timetin bi xmien bi xelotin aelewuna kekin vinon ena belakan ena setekan mis aemlak trakibe ktblena ( nhnas deki aemlakin emnet crstnan zelona hzbi ena nay tinqolan nay haswon nebyat yelenalun aemlak kaeb hasewti nabyatat yedhnena
@etiioerit2563
@etiioerit2563 Месяц назад
ካህናት ወያኔ ካኣ ተተመሰለልና ቢምባል ብኩናት ምፍራስ ዝኣበዮም ብናይ ትንቢት ጫውጫውታ ጀሚሮም ናይ ጻዓዱ ሓሶት ያኣምኖ ዪከውን ኢዩ ብምባል ወርቃዊ ሓሶት ሒዘን መጼን ድሕሪ ያሪኮ ብጫውጫውን ድምጽን ዝፈርስ መንግስትን ሃገርን የለን በሉልና
@esayasmisgina9212
@esayasmisgina9212 Месяц назад
ሓወይ ብሩኽ እዚኸ: እንታይ ማለት እዩ? ክንበዩ እዮም ዝብል ኣይንረክብን ኢና ኢልካ:: ኣብ ግብሪ ሃዋርያት ዘሎኸ እንታይ እዩ ዝብል ዘሎ?? መናፍቓን'ውን ኣይተረድኣትካን መስልእኒ: እንታይ ማለት እዩ:?? ሰብ ከይትልክም እምበር ንርእስኻስ: ይፈልጥ እየ ትብል ስለዘሎኻ: ባዕልኻ ትምልሶ:: ካብ ብሉይ ኪዳን: ዮኤል 2:28፤ ብድሕርዚ ኪኸውን እዩ፣ መንፈሰይ ናብ ልዕሊ ዅሉ ስጋ ክዅዑ እየ፣ ኣወዳትኩምን ኣዋልድኩምን ኪንበዩ፣ ኣረገውትኹም ሕልሚ ኪሐልሙ፣ ኣጕባዝኩም ከኣ ራእይ ኪርእዩ እዮም:: 29፤ በተን መዓልትታት እቲኤንሲ ኣብ ሰብኡትን ኣንስትን ባሮት እኳ መንፈሰይ ክዅዑ እየ። ኣብ ሓድሽ ኪዳን ክኣ ግብሪ ሃዋ 2:16፤ እዚ ግና እቲ ብነብዪ ዮኤል እተባህለ እዩ፡ 17፤ በተን ዳሕሮት መዓልትታት ኪኸውን እዩ፡ ይብል ኣምላኽ፡ ኣብ ልዕሊ ስጋ ዘበለ ዂሉ ኻብ መንፈሰይ ከፍስስ እየ፡ ኣወዳትኩምን ኣዋልድኩምን ኪንበዩ፡ ኣጒባዝኩም ከኣ ራእይ ኪርእዩ፡ ኣረገውትኹምውን ሕልሚ ኺሐልሙ እዮም። 18፤ በተን መዓልትታት እቲኣተን ድማ ኣብ ሰብኡትን ኣንስትን ባሮተይ ካብ መንፈሰይ ከፍስስ እየ፡ ንሳቶም ከኣ ኪንበዩ እዮም። Godbless you.
@alemsegedhabtesion4996
@alemsegedhabtesion4996 Месяц назад
ሓሰውቲ ነታ ዓወት ናይ ቢኒያም ንምድዋን ብኩሉ መገዲ ተዋፊሪኩም
@ghirmaygebrelibanos8429
@ghirmaygebrelibanos8429 Месяц назад
Brather ety melkty nhzbi orthodox tray aykonen nhzbi eritrea euu zbl zelo bzaba doctrin ewn aykonen please
@titiweldu813
@titiweldu813 Месяц назад
Leave them....those who spread it are worst than those who brought it.
@user-rx6pt8ps3z
@user-rx6pt8ps3z Месяц назад
senay timnit EYU sgab himak zeytezarebet senay eyu AMLAEK SELAM YEWRIDELINA ERITREA ETHOP AMEN🙏🙏🙏
@Mesgana7
@Mesgana7 Месяц назад
Ertra bhayli Eti kubur Amlak, mdre Selam,ksanetn, hagosn habtn ktkown eye🙏🙏Temesgen Goita sle ti kulu tegbaratka🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹 Linda,tina yhaba hmam hateftef hizwa alo. It’s not about Eritrea, she had a nightmare about her own country 😢😢😢
@muhurhadu6896
@muhurhadu6896 Месяц назад
Acts 17 ትግ - ግብሪ ሃዋ 29: እምብኣርስኸ ዓሌት ኣምላኽ ካብ ኰንናስ፡ ኣምላኽ ነቲ ብናይ ሰብ ብልሓትን ሓሳብን እተገብረ ቕርጺ ወርቂ ወይ ብሩር ወይ እምኒ ኸም ዚመስል፡ ክንሐስቦ ኣይግብኣናን እዩ።
@andayaman4097
@andayaman4097 Месяц назад
ካብ እንግሊዝ እንትርፎ ሰይጣንን ግብረ እከይን ካልእ ጸቡቅ ከቶ ኣይርከብን።
@blueblueablueblue5904
@blueblueablueblue5904 Месяц назад
@@andayaman4097 👍
@al.ak12
@al.ak12 Месяц назад
ሓቂ ናይ ኣምላኽ ኣይ ኮነትን...ናይ ኣምላኽን ኔይራ እያ..2000 ወይ 3000 ዓመታት ነይራ ኣይ ትበል ተራኺሳስ መሸቀጢትን መጽነቲት ዕሸላት ውን ኮይና እያ
@MrGezai
@MrGezai Месяц назад
ክቡር ሓው: በቲ ሓደ ወገን ድማ ስኽፍታ ኣሎኒ ምስ ጴንጤ ክትተሃላለኹ ካብ ኦርቶዶክስ ናብ እስልምና እናኸዱ ግን ግዲ ዘይብለኩም እንታይ እዩ እሞ ዘዛርበኩም ዘሎ? ህይወት ደቂ ሰባት እንተኾይኑ ንምንታይ ናብ እስልምና ንዝኸዱ ዘይትግደስሎም? ጴንጤ ናብ ኢየሱስ ክርስቶስ እዮም ከይዶም ናበይዶ ከይዶም እዮም?
@nahusenay6106
@nahusenay6106 Месяц назад
ኣምላክ ይባርካ፡ ሰብ ኣብ እምነቱ ክጸንዕ ናብ ዝኮነ ይኩን ናብዝን ናብቲ ክብል የብሉ። ኣይትሓዘለይ እምበር ናብ ክርስቶስ ከምዝከዱ ርግጸኛ ዲካ። ናብ ክርስቶስ እንተከይዶም ደኣ ኣበይ ኢዮም ጸኒሖም ማለት እዩ? ዶስ 2ተ ክርስቶስ ኣለዉና እዮም። እምነት ሓንቲ እያ፡ ናብዝኮነ ይኩን ካብታ ጽንዕቲ እምነት ዝወጸ ሰብ። ክምለስ ክትሕግዞ ወይ ሓቂ ክትነግሮ ይግባእ እዩ።
@ibrahimahmed775
@ibrahimahmed775 Месяц назад
Never Pentecostal I don't believe them lie to much
@MeleseDemowez
@MeleseDemowez Месяц назад
ናይ ኤርትራን ኢትዮዽያን ይኹን አብ አለምና ዘሎ ኩናት ጎንፂ ናይ ምዕራብያን ናይ አመሪካ ሽርሒ ምኻኑ ንምንታይ ዛይገለፀላ ?ንምንታይ ብቃል አምላኽ ዘይትግፅፆም ? አምላኸ ኽ ናይፍሊስጠምያንም እዮ ፣ሽጣራኹም ንኻሉኩም ንገሩዊም ፣🤣😂😅😄😅😆
@berihuhayele1838
@berihuhayele1838 Месяц назад
1ተሰ5፥20 ትንቢት ኣይትንዓቑ።
@berihuhayele1838
@berihuhayele1838 Месяц назад
1ተሰ5፥20
@SurprisedCherryDumplings-wk5bp
@SurprisedCherryDumplings-wk5bp Месяц назад
Why ina ab rai do gele knzarb ndeli zelena kab rai yowhans zabi rai yelen emo gdefuna bejakum kemu dea kndey gzie endyu tesebikulkum ksab eza sat eziea kemu eyom zsebkulna ezom abotatna orthodoxawyan merahtna emo aythaswu bejakum bietekrstianna dma kulu gzie nqhun xelyun eyom zblun zmhrun
@SurprisedCherryDumplings-wk5bp
@SurprisedCherryDumplings-wk5bp Месяц назад
Kem tewesaki nskum thgzwo yelen endyu nskum nwelade kthgzwo aytklun ikum emo plzz mejemerta mskr nay amlak ente koynka nezi teqmi hagez nay sga ayteqedmn ika emo plzz bezi kemzi aynet raie aytgeremu mihret kab luul fetari eyu emo kabu nhtett ember ezia men koyna eya antum sebat qdusan abotatnas capichino enda seteyu kemzi kbluna kkkk😂😂😂😂
@MrGezai
@MrGezai Месяц назад
ግን ክሓተካ: ንሓንሳብ ዚፍጸም ትንቢት ኣሎ እሞ ብዛዕባዚ እንታይ ትብል ክቡር ሓው?
@mebrehetbenian3784
@mebrehetbenian3784 Месяц назад
Paster do geledo aytbelu bejakum ortodox tewahdo aytshewedu eski
@fisehahmariam6307
@fisehahmariam6307 Месяц назад
እንታይ ድአ ናይ ደብተራ ትንቢት ደሊኻ መጀርታ መፅሐፍ ቅዱስ እንታይ ከምዝብል ፍለጥ Please read this verse. 1 Timothy 2 ትግ - 1ይ ጢሞቴዎስ 5: ማለት፥ ኣምላኽ ሓደ በይኑ እዩ እሞ እቲ ኣብ መንጎ ኣምላኽን ሰብን ዘሎ ማእከላይውን፡ እቲ ሰብ፡ ክርስቶስ የሱስ፡ ሓደ በይኑ እዩ። 1 John 2 ትግ - 1ይ ዮሃንስ 2: ንሱ ድማ ብናይ ሓጢኣትና መተዓረቒ እዩ፡ ብናይ ሓጢኣት ኵላ ዓለም ድማ እዩ እምበር፡ ብናይ ሓጢኣትና ጥራይ ኣይኰነን። 1 John 2 ትግ - 1ይ ዮሃንስ 1: ኣቱም ደቀየ፡ ሓጢኣት ምእንቲ ኸይትገብሩ፡ እዚ እጽሕፈልኩም አሎኹ። ሓደ እኳ ሓጢኣት ዝገበረ እንተሎ፡ ጠበቓ ኣብ ኣቦ አሎና፡ ንሱ የሱስ ክርስቶስ፡ እቲ ጻድቕ፡ እዩ። 2: ንሱ ድማ ብናይ ሓጢኣትና መተዓረቒ እዩ፡ ብናይ ሓጢኣት ኵላ ዓለም ድማ እዩ እምበር፡ ብናይ ሓጢኣትና ጥራይ ኣይኰነን። Romans 1 ትግ - ሮሜ 21: ግናኸ ንኣምላኽ እናፈለጥዎስ፡ ከም ኣምላኽ ገይሮም ስለ ዘየኽበርዎን ዘየመስገንዎን ብሓሳቦም ከንቱ ዀኑ፡ እቲ ዘየስተውዕል ልቦምውን ጸልመተ። 22-23: ለባማት ኢና እናበሉ ዐሸዉ እሞ፡ ንኽብሪ እቲ ዘይሐልፍ ኣምላኽ ናብ ምስሊ ሓላፊ ሰብን ኣዕዋፍን ኣርባዕተ መሓውር ዘለዎም እንስሳን ለመም ዚብልን ንዚመስል ለወጥዎ።
@nahusenay6106
@nahusenay6106 Месяц назад
ደብተራ ማለት እኻ ሊቅ ምሁር መጻሕፍት ማለት እዩ። እዚ ትብሎ ዘላ ብመስረት መጽሓፍ ቅዱስ ቅኑዕዩ ዝብል ሰብ እንተሎ። ዕድል ክህቦ መጺኡ ምሳይ ይዛራረብ።
@Beraster24
@Beraster24 Месяц назад
Kkk tehawikha tehawikha, gena eta titrgum zela zerebaA keywedEt, zereba tigimrela.❤
@user-ms8ci3hu6w
@user-ms8ci3hu6w Месяц назад
ኣታበጃኹምእድ ብስም እዝጋቢሄር ኣይትሸቅጡ
@Truth-vc8yy
@Truth-vc8yy Месяц назад
ክቡር ሓው እግዚአብሔር ንጹር መልእኽቲዩ ዝህብ አብ አዋኑ ኽአ ክተብጽሖ ነይርዋ ኢልካ:: እወ ጽቡቕ አሎኻ:: ዮናስ ዝተዋህቦ መልእኽቲኮ አብ እዋኑ አይበጽሕን ብሰንኪ ዮናስ ተደናጉይ:: ይኹን ድአ እምበር በትአምር ዮናስ ካበዝአተዎ ሐደጋ ወጽዩ መልእኽቱ አመሓላሊፉን ቶም ሰባት ስለዝተነስሑ ድሒኖም ክአ:: እዛ ሰብውን ደንጉያ እያ ተብጽሕ ዘላ መልእኽታ:: ተመሓላልፎ ዘላ መልእኽቲውን ሕማቕ አይኮነን:: " ተነስሑ ትብል...ስብከት ድዩ ዋላ ትንቢት...." ኢልካ ይኹን ድአ እምበር ንስኻውን ንሀይማኖት ትከላኸል ዘሎኻ ትመስል እምበር ንሳ ትብሎ ዘላስ ሓጋዚ እምበር ዘራጊ ክሳብ ዘይኮነስ ተቓውሞኻ ሩዱእ አይኮነን:: እቲ ተምብቦ ዘሎኻ ቃል እግዚአብሔር ግና እወ ሓቂዩ:: ምስዛ ሰብ መልእኽቲ ኢላ ተመሓላልፎ ዘላ ተጻራሪ አይኮነን:: ሓሶት ድዩ ሓቂ ግና ንግዜ ዝግደፍ ይመስለኒ::
@AleneNguse-gq8jd
@AleneNguse-gq8jd Месяц назад
ሓንት ጌጋ ረኪብካስ እቲ ብዙሕ ዝተፈጸመ ሓቅታት ከ ናበይ ትገድፎ
@nahusenay6106
@nahusenay6106 Месяц назад
እዚ ኣቲ መንፈስኩም facebook.com/share/r/tRGj2NpGya6ddAcw/
@MedaEstifanos
@MedaEstifanos Месяц назад
Eti tnbit koynu tblo zeleka bzey gmtom kulu seb felitwo qdmiom.beja orthodox kunu.
@selemuntekie3043
@selemuntekie3043 Месяц назад
AB Eritrea zmetsi yelen ,selam eyu, aytcheneku belom.
@ibrahimahmed775
@ibrahimahmed775 Месяц назад
Nay Eritra tiray diyo zeriya
@zufanmicael6070
@zufanmicael6070 Месяц назад
Repent and believe in Jesus Christ and you will be saved.
@memhrandegideykahsay3906
@memhrandegideykahsay3906 Месяц назад
ብሙሉኡ ነቲ ቪድዮ ርኢና ናይ ባዕልና ፍርዲ ምሃብና። ከይረኣናን ከይሰማዕናን ድኣ ከመይ ኢልና ሓቅን ሓሶትን ክንመሚ ?
@nahusenay6106
@nahusenay6106 Месяц назад
ሰላም ንዓካ ክቡር ሓወይ። እሞ ኣይትር ኣይዋ እዃ ኣይበልናን
@abelsimon8114
@abelsimon8114 Месяц назад
Bezedehesesen zeree iheye zeamen
@tiebekidane8680
@tiebekidane8680 Месяц назад
Kkkkkkkkk
@semharmehari-mu4ph
@semharmehari-mu4ph Месяц назад
mejemerta amlak mhret ygberelkum nriesukum defirukum me'enqefi sebat kea tkenu alekum. nmntay zeyele ngere tzarebu nezi zbeleto b qal amlak zeytmirmiro.😢amlak yrdeakummmmmmm....
@Seam20-24
@Seam20-24 Месяц назад
ብዓል ንስኻ ንህዝብና ኣብ ጸልማት ክነብር ትሓባብልዎ ኣለኹም ኣይትድሕኑ ኣይተድሕኑ ነቶም ክድሕኑ ዝደልዩ ድማ ትዓጽውዎም ኣለኹም። “መራሕቲ እዚ ህዝቢ እዚ መስሓትቲ እዮም፡ እቶም ብኣታቶም ዚምርሑውን ኪጠፍኡ እዮም።” - ትንቢት ኢሳይያስ 9፥16
@RahbotNhzbey
@RahbotNhzbey Месяц назад
እዞም መራሕቲ ሃይማኖት ህዝቢ ሒዝኩም ተነስሑን ተመለሱን እዚ ናይ ኢቶጽያን ኤርትራን ትንቢት አዩድልዮን እዩ። ምስ ናይ ሃይማኖት ጽልኢ አይተተሐሕዞ እዚ ዝረአየቶ አብ ምድርና አይተፈጸመን ድዩ? ክንደይ ደም ድዩ ፈሲሱ ክንደይ መክራ ድዩ ተሐሊፉ። አነ ካብ እዚ መልእክቲ ዝርድአኒ እቱ ድልድል መራክቢ ናይ እዚ ኬልተ ህዝቢ ብጾም ብጸሎት ብዕርቂ ቤተ-ክርስትያን አብ ቅድሚ አምላክ ብምቅራብ እዩ ዝፈርስ። ሽግርና ክይፍታሕ ካብ መራሕቲ ሃይማኖት ጀሚርካ ባዕላትና ኢና አምላክ ወሪዱ እይኮነን ከዕርየልና ተመለሱ ተነስሑ እዩ ዝብለና አብ ቃሉ ዋላ ነቲ ዘንብብዎ አየስተውዕልዎን እዮም። ነታ መገዲ ሐቂ እዃ ቃሉ እና አንቡብዎ ንሐቂ ብጽልኢ ዓዊሮም ይጠዋውዩዋ😢😢😢
@kibreabkibreab9266
@kibreabkibreab9266 Месяц назад
እዚ ናይ ኩሉ ዓለም ወዲ ሰብ ተዝኾውን መጠራጠረ እዚ ሐሶት እዩ ።እዚ ፖለቲካ ሐሶትዩ መልእኽቲ ኢዩ
@donbosco3732
@donbosco3732 Месяц назад
እዞም ሰባት ወንጌላውያን እዮም ስለዚ ወንጌላውያን ይመልሱሎም:: እስኻ ኦርቶዶክስ ኢኻ ብዛዕባ ናይ ኦርቶዶክስ ጉዳይ ተዛረብ ዝሓወይ
@nahusenay6106
@nahusenay6106 Месяц назад
ሰላም ንዓካ ክቡር ሰብ፡ ኣስተብህል ብዛዓባ ህዝብና እምበር፡ ብዛዓባ እምነቶም ማዓስ ተዛሪቦም፡ ንህዝብና ኮንቱ ሓሶት ወይ ጥንቁልና ይነግሩ ኣለዉ፡ እሞ ነዚ ዶ ስቅ ኢልና ክንሰምዖ ደሊካ?
@tesfaymichael1754
@tesfaymichael1754 Месяц назад
ኣንታ ሓወይ፡ ነዚ ዳ እንታይ ሕቶ ደሊኻሉ፡ኦርቶዶክስ ናይ ኣምላኽ ኣይኮነን፡ ብኣግንንትን ብጣኦታትን ዝነበር ዘሎ ህዝቢ ምስኪናይ፡ ናብ የሱስ ተመለሱ፡ እዛ ሰበይቲ ትብሎ ድማ ብወገነይ ሓቂ እዩ፡ ኣበዘይትፈልጦ ኣይትእቶ?
@tsegaaraya5672
@tsegaaraya5672 Месяц назад
ግን ናይ ቆልዓ ምውላድን ዘይምውላድን እዚ ብዙሕዉነን ኣገዳሲ ኣይኮነ ነዳይ ናይልቡ ይሓልም እቲ ኣቀዲሙ ዝተባህለግን ሓደ ካብትሓቂ እዝመጺና ዘሎ ማዕበል ብቀሊል ዝፍታሓ ኣይኮነን ንእግዛኣብሔር እሞ እታይ ይስኣኖ ነቲ ጽልኢ ካብ ቶም ናቱ ዝኾና ነቲ ክፍእ መንፈስ ኣርሒቁ ባዕሉ እትሰብ ናብሓደ ናይምእካብ ተኽሎ ኣሎ እወ ልብና መን ተቋጻጺርዋ ኣሎ ንፈልጦ ነገር የብልናን ሃይማነቱ ዝቅይርዘሎ ክኣ ጽቡቅ ኣለኩ ብዝብል ርዲእትዩ ሕጂ እዞም ሰባት ሰናይ ድሊት ዘበገሶ ርዲእት እዩ ። ናብት ናቶም መንገዲ ክንስዕብ ዘይኮነ ግን ነቲ ንምክሖኣምላክ ክኣ ኩሉ ናትካ ፍቃድ ይኩን እተንብል ናቱ ናይመድሓኒ መሀንገዲ ኣለሀዎ።
@dedebit33
@dedebit33 Месяц назад
ቺዱ ሓሰዉቲ ሰረቅቲ
@hanatsegay6359
@hanatsegay6359 Месяц назад
Lairs no back Eritria banda 😢👎
@zaidteklay67
@zaidteklay67 Месяц назад
Hawey buruk amlak bnebiyat eyu zzareb mtlal aykonen Orthodox neyesus tfelto dyu nibyat ke tqbel dya .qal amlak mahar key haweska kale male aythaws bal dimun zbahal taotat aytmhar.🇪🇷ne eyesus eya nay taot aykontn.eit kbri amlak nkaloot thbwo zelekum nskum aedawkum ab afkum kse tenburu ktkonu eikum.🇪🇷eyesus tray ksbek eyu eyesus ngus negestat eyesus
@user-rv7oo4kg9g
@user-rv7oo4kg9g Месяц назад
ንኦኖባሲk.ንኦኖባሲk.ንኦኖባሲk.ንኦኖባሲk.pፓxልይሎ
@yonasaraya2402
@yonasaraya2402 Месяц назад
Nay gibresedom adiki giberi bela😂😂😂
@muhurhadu6896
@muhurhadu6896 Месяц назад
1 Timothy 2 ትግ - 1ይ ጢሞቴዎስ 5: ማለት፥ ኣምላኽ ሓደ በይኑ እዩ እሞ እቲ ኣብ መንጎ ኣምላኽን ሰብን ዘሎ ማእከላይውን፡ እቲ ሰብ፡ ክርስቶስ የሱስ፡ ሓደ በይኑ እዩ። 1 John 2 ትግ - 1ይ ዮሃንስ 2: ንሱ ድማ ብናይ ሓጢኣትና መተዓረቒ እዩ፡ ብናይ ሓጢኣት ኵላ ዓለም ድማ እዩ እምበር፡ ብናይ ሓጢኣትና ጥራይ ኣይኰነን። Romans 8 ትግ - ሮሜ 34: እቲ ዚዅንንከ መን እዩ፧ ክርስቶስ የሱስ፡ እቲ ዝሞተ፡ ኤረ ኻብ ምዉታት እኳ ዝተንስኤ፡ ኣብ የማን ኣምላኽ ኰይኑውን ምእንታና ዚልምን ዘሎ እዩ። Hebrews 7 ትግ - እብራውያን 25: ስለዚ ድማ ነቶም ብእኡ ኣቢሎም ናብ ኣምላኽ ዚመጹ፡ ኵሉ ጊዜ ምእንታኦም ኪልምን ዚነብር ስለ ዝዀነ፡ ፈጺሙ ኼድሕኖም ይኽእል እዩ።
@zg3061
@zg3061 Месяц назад
ድህር ሕጅ ዝመጽእ ሐድሽ ነብይ የለን ብጀካ ነብይ ሔኖክን ነብይ ኤልያስን ቅድሚ መሲህ ክምለሱ እዮም ብድህሪኡ መሲሕና ይመጽእ። ግን መደናገርቲ ናይ ሐሶት ነብያታት ከምዝመጹ አጠንቂቁናዩሞ ንጠንቀቅ ሐደራ አህዋት።❤
@Seam20-24
@Seam20-24 Месяц назад
ኣበየናይ መጽሓፍ እዩ ነብይ ሄኖክን ነብይ ኤልያስን ክመጹ እዮም ዝብል እባ በጃኻ ስደደለይ
@letayhabteghergis2037
@letayhabteghergis2037 Месяц назад
ራእ የዉሃ ምዕ 11.3-13
@user-ee4zt5cq7i
@user-ee4zt5cq7i Месяц назад
@@letayhabteghergis2037 ኣብዚ ጽሒፍካዮ ዘለኻ ጥቕሲ ከምኡ ዝብል የለን:,ሰብ ኣይተጋጊ
@TewodrosTesfay-hh6ny
@TewodrosTesfay-hh6ny Месяц назад
በጃኹም ንነብስኺ ጸልይ በልያ እዚ ጽውጽዋይ ጆሞ ኬንያታ ኣብሪሁልና እዩ ኣይደግሞን እየ ግን ብወገነይ ለኽባጥ ኢለያ ኣለኹ
@Seam20-24
@Seam20-24 Месяц назад
እንታይ ደኣ ክትብል ወዲ ቁጥዓ እንዲኻ ናይ ኣቦኻ ትገብር እንበር ትጻረፍ “ሰረቕቲ፡ ወይ ስሱዓት፡ ወይ ሰካራት፡ ወይ ተጻረፍቲ፡ ወይ ዘረፍቲ ንመንግስቲ ኣምላኽ ኣይኪወርስዋን እዮም።” - 1ይ ቆረንቶስ 6፥10
@TewodrosTesfay-hh6ny
@TewodrosTesfay-hh6ny Месяц назад
@@Seam20-24 ናይ ቤተኽህነት መፍትሕ እንተሓዝኻ ናይ መንግስተ ሰማይ ዝሓዝኻ መሲሉኻ ጥቅሲ ደኣ ዋላ ሰይጣንስ ኸማኹን ጥቅሲ ይነግር እዪ ብግባር ግን ዜሮ
@Seam20-24
@Seam20-24 Месяц назад
@@TewodrosTesfay-hh6ny እሞ ኣነን ንስኻን እሞ ብግብርና ፍጹም ክንጸድቕ ከም ዘይንኽእል ኣጸቢቕና ንፈልጥ ኢና ። ድሓር ድማ እዚ ዝሰደድኩልካ ጥቕሲ ካብቲ ኣምላኽ ዝበሎ እንበር ካብቲ ሸይጣን ዝበሎ ኣይኮነን ። ስለዚ ናብ ቃል ኣምላኽ ደኣ ምጻእ እንበር ካልእ ጓል መንገዲ ዘረባ ኣየድልየካን እዩ ። ንጽድቂ እየሱስ ክርስቶስ እኩል እዩ። ቃል ኣምላኽ ከምዚ ይብል ። “ሰብ ብእምነት ብየሱስ ክርስቶስ እምበር፡ ብግብሪ ሕጊ ኸም ዘይጸድቕ ካብ ፈለጥና ግና፡ ኵሉ ስጋ ብግብሪ ሕጊ ዘይጸድቕ ስለ ዝዀነ፡ ንሕና ኸኣ ብግብሪ ሕጊ ዘይኰነስ ብእምነት ብክርስቶስ ምእንቲ ኽንጸድቕ ብክርስቶስ የሱስ ኣመንና።” - ገላትያ 2፥16
@hiayabyesus2011
@hiayabyesus2011 Месяц назад
ኣብዚ ኣተራጓጉማ ክህቦ ዝደልዮ ርእይቶ፡ ትንቢት ኣይትንዓቑ ግን መርምሩ ይብለና ቃል ኣምላኽ፡ ነገር ግን ብቓል ኣምላኽ ክንምርምር እንተኾይንናስ ፡ ሓብትና ኣበባ፡ እንተዘይ ኣሽጊረክስ ነቲ ዝበለቶ ብቛንቋ ስዊድንን ብትግርኛን ባዕልኺ እንዳበልኪ፡ ብንጹር እቲ ትርጉም ብትግርኛ ጌርኪ ደጊምኪ ፡ እንተትብልና ኣነ ምፈቶኹ ነይረ፡ ምኽንያቱ ነዚ መበልየይ፡ ብጣዕሚ ትቕልጥፈኪ ስለዝነበረት ፡ ነቲ ዝበለቶ ተርጒምኪ ስጋብ ተብልዮ፡ interupt ትገብረኪ ነይራ፡ ኣይትሕልወክን ነይራ፡ ስለዚ መንፈስ ቅዱስ ኣይህወኽን እዩ፡ ብጣዕሚ ትህወኽ ነይራ፡ መልእኽቲ እንተኾይኑ፡ ስጋብ ቶርጒምኪ ትውድኢ፡ ክትሕልወኪ ነይርዋ፡ ስለዚ please ኩሉ ኣጻሪኺ እንደገና እንተተሕልፍዮ፡ ንኹሉ ጽቡቕ ነይሩ። እዚ ግን ኣነ ከም ኣነ ክብል እንተኾይነ፡ ፍርቀ፡ ፍርቂ ኢየ ሰሚዔዮ፡ የቐንየለይ ፡ ተባረኹ።
@mengstabaraya2837
@mengstabaraya2837 Месяц назад
Kkkkkkk
@AleneNguse-gq8jd
@AleneNguse-gq8jd Месяц назад
እሞ ኣብ ተዋህዶ ከምዘይትእመን ትገብር ኣሎካ ኣገል ጋሊት ኢሰያስ ድኣ እንታይ ቤተክርስትያን ኮይና ናይ ኤርትራ
@tadyalemu4954
@tadyalemu4954 Месяц назад
Is your prophecy only working on your business and needs
@kibromgebrekidan7947
@kibromgebrekidan7947 Месяц назад
Ane zigerimeni kulu paster bezaba Eritrea kab zerihi bezaba adu zeyehelem kaleay paster madam paster bezaba kale gehuziyena ayerakumen please stop lies and distureb people this is brain washing business. And last go, Eritrea and baptised we are ortodoxs and Muslim never trust pastor
@keletaberhe7593
@keletaberhe7593 Месяц назад
Eritrea gn anta hagez kemzeyedlia nigerlna
@skking3686
@skking3686 Месяц назад
ቀንድ በጽበጽቲ ሃገር እዚኣ ሃይማኖት እያ በንጤ ኣንጀሊካ ፓስተር ኢና ሕልሚ ሪኢና ኩሉ ሓሶት እዩ እቲ ዝራኣኽዩ ነኣኹም ይግበረልኩም እዚኣቶም ተከተልቲ መሲሕደጃል እዩም እቲ ዝረኣቶ ደጃል እዩ የሁድ ኢራን ኩሉኹ ተከተልቲ 666 ደጃል እዮም ።
@mebrehetbenian3784
@mebrehetbenian3784 Месяц назад
Egzabher amlak ortodox sienudyu ni paster zizareb ke ewae weygod.
@simonhiyabu1483
@simonhiyabu1483 Месяц назад
😂
@user-rv7oo4kg9g
@user-rv7oo4kg9g Месяц назад
ክባብ . ዶብቶራ.ዶብቶራ.አእንቶይ . ከቶxbe..ከቶxbe..ኖእይ . ሕስቶt.ሕስቶt.ኖበያቶ
@arontekle4936
@arontekle4936 Месяц назад
Tseadu win mhsaw lemidom bshim Amlak. Etom Habesha eyom alamidoma. Nsa aythazan beli eya tebahila bioom
@MedaEstifanos
@MedaEstifanos Месяц назад
Anta Kab alem etom bhasot qedamot dea tseadu endyom msiom serihka aytfeltn eka malet eyu.
@MeronAlem-n7m
@MeronAlem-n7m Месяц назад
Amlak tenesihu tenesihu eyu zibl kulu gize. Eza seb dima nab Niseiha zewesid Meliekti endihir dia Amtsia.. ni ninesah mibal diyu abika eti Afikan libikan. Ni mintay eyu ezi kulu firdi. Waga yekifil eyu mifirad. Niska tegagika ni Sebin hizbin aytegagi bejaka. Nab nisiha ziwesid meliekti Kulu kab Amlak eyu. Bial anen nisikatkum ab negerin negremeremin sile zelena bi Swedenawuyan geru meliekti ysedelna alo Amlak. Riesina aynetalil ninesah ninesah.
@abrehetgebrehiwot8907
@abrehetgebrehiwot8907 Месяц назад
Menafeq men eyu. Nathan Emneth Terry haqegna eyu kab metal eti raey mefetsamun zeymefetsamun Terry mereay betsom tselo tselot gotta meleman yedeli . Erqy yedeli mebal qal amlak sefetewo eyu. Bejeka natty antebellum.egziabiher yefeweska kab asach menses yerheqena.
@solomonsolomon5826
@solomonsolomon5826 Месяц назад
ክላኦ ሐሰዉቲ
@BiniamTesfay-ke5hq
@BiniamTesfay-ke5hq Месяц назад
Entay ke ybahal ezi
Далее
ПРИКОЛЫ НАД БРАТОМ #shorts
00:23
Просмотров 2,8 млн
ПРИКОЛЫ НАД БРАТОМ #shorts
00:23
Просмотров 2,8 млн