Тёмный

እግረይ ተሰይረ😞 ኣግንየዮም ሎመዓንቲ ገዛና ኣዕቢደዮም😂 ልገርም prank 

Afewerki Tsegay Smile
Подписаться 24 тыс.
Просмотров 30 тыс.
50% 1

#love #tigray #ethiopian #film #habesha #femousname #music #tgraymusic #ethiopia #muzik #selamtsegay

Опубликовано:

 

26 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 459   
@Tgraweyti1221
@Tgraweyti1221 5 месяцев назад
ልኣደኩም ግን ፕራንክ ትሰርሑ ተለኩም ንገርወን ብማርያምኩም ከብዲ ወላዲ ኣብ ቀረባ እዩ ኣሕዋተይ😢
@enzeshgebrekidan4317
@enzeshgebrekidan4317 5 месяцев назад
❤❤❤ ብዝተረፈ ጥዕማት ደስስስስ በሃልቲ ❤❤❤
@ፅዮንማርያምኣደይሓድራኪ
እወ ልዘን ኣደና ንገርወን ብጣዕሚ ሓዝነ ዋይይ😢😢😢😢
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm 5 месяцев назад
ብሓቂ😢
@LEMI-l3e
@LEMI-l3e 5 месяцев назад
❤❤❤❤😢😢
@tggaltewahdo
@tggaltewahdo 5 месяцев назад
ልገርም ፕራንክ እዩ ግን ክልተ ካሜራ ድኪ ወሊዕኪ ሰሉ ዓይነይ😉😂 እሰቲ ዘይተረድኦ ናይ ካሜራ ነገር ላይክ😓😀 ሳብሰክራይብ እውን ግበሩለይ ለሚነ ኣይፈልጥን😡❤
@dani7teka7
@dani7teka7 5 месяцев назад
ኩሉዩ ለይቸረደአኒ ኣነስ😊😅😅😅
@mariyamey555
@mariyamey555 5 месяцев назад
እመብርሃን ታሓልኪ ወለላይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️
@HeruMilu
@HeruMilu 5 месяцев назад
ወላ ንዓይ ኣይተረድኣንን😂😂
@ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ
@ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ 5 месяцев назад
ኣነለ ክፅሕፍ ኢለ ነይረ ከምኣ ኢለ😂😂
@tggaltewahdo
@tggaltewahdo 5 месяцев назад
@@mariyamey555 እሹኒ ማዓረይ ንሰኪ እውን ግበርለይ✅👏❤
@ihhb1835
@ihhb1835 5 месяцев назад
ኣፎም ግን ብጣዕሚ እዩ ዓብዪ ሰብ ተዓዲላ ንዕኡ ዝተመርዓወት 😢♥️
@tube-de8eq
@tube-de8eq 5 месяцев назад
እዘን ወላዲት ግነ ኣብ ርእሲ ሕማመን ሕማም ክትውስኹለን ኢኹም በጃኹም ልወላዲት ዘደንግጽ prank ኣይትግበሩ 😢
@Gulomukadwit
@Gulomukadwit 5 месяцев назад
ዘን ወላዲት ከበደይ ክበልዓኒ😢❤ንአየ ይግበሮ ንአየ ይግበሮ ኡፍፍ አደዋይ ሓላል👸❤
@MeazaTube12
@MeazaTube12 5 месяцев назад
yesssss💃💃💃ሰሉየ ኣሐጉስክኒ ግን እዚ ሕፀ እዩ ወድኩም ሃቡና😂 ገና እዩ መርዓ ብዝኮነ ኣፎመይ ይፈትወካ እንድየ ግን ብሰሉ መፂእካኒ🥺❤❤❤❤❤🎉🎉ነዛ ፅሕፍቲ ዘንበብኩም ደሚረሰኩምኒ ሕለፉ ጋይሰይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Wedigere-ij7fv
@Wedigere-ij7fv 5 месяцев назад
ነተን ወላዲት ግን ፕራንክ ክትገብሩ ከለኩም ኣይትሕወሰወን ወላድ ድንጋፅ ሕማቅ ዩ።
@مممم-ه9ذ3ش
@مممم-ه9ذ3ش 5 месяцев назад
ኣነስ ሓው ተዝህልወኒ ኔሩ ተዓዲልኪ ሰላምኩም የብዘሓዮ❤😢
@hiwetagidey7316
@hiwetagidey7316 5 месяцев назад
ብሓቂ ማዓረይ መን ኸም ወድኖ😢😢😢😢
@goeytsegezab6494
@goeytsegezab6494 5 месяцев назад
ገለ ዓይነት ፕራንክ ግን ነተን ወላዲት ተጠንቀቁለን እታ ካመራ ግን ኣብ ደገ ኢያ ነራ ከመይ ገርኪ ገዛ የእቲክያ ❤❤❤❤
@marrymarry8649
@marrymarry8649 5 месяцев назад
ኦኾ እና ደስ ባሃልቲ ሙቁራተይ ❤
@mariyamey555
@mariyamey555 5 месяцев назад
እመብርሃን ታሓልኪ ወለላይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️
@ቁዱስሚካኤልአባቴጠብቀኝ
ክልተ እዩ ልኾን
@enzeshgebrekidan4317
@enzeshgebrekidan4317 5 месяцев назад
ፅቡቃተይ ❤❤❤❤ ግን ፕራንክ ክትገብሩ ከለኹም ንኣደዋና ንገርወን ❤❤❤❤
@kesenetkahsey2874
@kesenetkahsey2874 5 месяцев назад
😂😂😂😂 ናተጨነቁ ነይረስ አስሒቁምኒ ሰላም እግረይ ትብል አፎወርቂ ክአ ከብድክያ😢 ጎይታዋይ ሓልዩልኪ እዩኮ
@mariyamey555
@mariyamey555 5 месяцев назад
ንክብርቲ ወላዲትኩም ግለፅዋ ተትባሃሉ እንታይ እልኩም ምገለፅክሞዋ
@haymigallwkro
@haymigallwkro 5 месяцев назад
ዊዊ ቃደማክን ማማዋይ መዓረይ ልኣየይ ኣዶዊተይ ንደቃ ኣሕሊፋ ዘይትህብ ኣሕዚነናኒ 😢 በይዛኪ ሰሉየይ መዓረይ ብድንጋፅ ከይሓማ ንማማ ፖራንክ ክትገብሩ ከለኩም ንገርወን❤ፅሩያት ስድራ ሰላምኩም ይብዛሕ❤❤❤❤❤
@Selamtube21225
@Selamtube21225 5 месяцев назад
ሰላም እግረይ ትብል ኣፍወርቂ ከብድኺ ይብል። ብዝኾነ ናይ mother ድንጋፀ ግን ኣይተደንግፁዎን እንዶ ናይ ባዓልትኩምስ ከም ድሌትኩም
@ufig6973
@ufig6973 5 месяцев назад
ዝገርም prank 😂 ግን ሰሉየይ ንማሚ ክትሰርሑ ከለኩም ወላዲት ሰለ ዝኮና ትቲነግርወን የሐሸ ❤
@ልበይክፈተለይልቢይሊድያክ
ሰሉተይ ማዓርይ ሰላም እግዚአብሔር ኣምላክ የብዘሐለኪ ምስ ስድራኪ ዝሓፍተይ ❤❤🙏ኢና ዛሓፍተይ ን ኣደይ ብዘኮ ነገረ ገረኪ ኣሐጉስየን በዘኪ ሰሉዋይ ኩሉ ግዜ እናደገፁኩምን ብጣዕሚ እየዘሕዙናኑ 😢 ብዝተረፈ ሰላምኩም የብዘሓዮ ሙቁራተይ🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹love ❤❤❤❤ሓፍቱኩ ካብ ሰደት ክቲሓሊፊኒ
@EmuGalWukro
@EmuGalWukro 5 месяцев назад
ከብድኪያ ኣየ ኣፎም ዝቆልዓ ከይጉዳእ ፈሪሑ ዋ እዘን ወላዲት ግን ኣይተደግፅወን ዋ ጠኒሳ እያ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@rfduv1457
@rfduv1457 5 месяцев назад
ኣፈወርቅ ብራክ ትባል ተሎ ኣይትኾር 😂😂❤
@MiriMiri-fb8fx
@MiriMiri-fb8fx 5 месяцев назад
ማማ የሕዚናትኒ ናይ ካሜራ ነገር ግን ኣይተረደኣንን ናብ ገዛ መን የአትይዋ ሰሉ ኣብዚኣ ኣብርህልና❤😂😂😂
@rakgaltagery3471
@rakgaltagery3471 5 месяцев назад
ኣነ ለ ኣይተረደአንን😂
@HeruMilu
@HeruMilu 5 месяцев назад
ናብ ገዛ ምስ ኣተኹም ግን መን ካሜራ ሒዙልኩም ኣትዩ?😂😂😂
@fgchffhfh9256
@fgchffhfh9256 5 месяцев назад
ክልተ ይኮን
@ራሄላጓልኣክሱምይትዬብ
@ራሄላጓልኣክሱምይትዬብ 5 месяцев назад
ያ ሰላም😂😂 ግደፍየን ልማማ ኣቀድምኪ ንገርየን 😢😢
@sndug3394
@sndug3394 5 месяцев назад
አህ ወዲነካ እኮ በስማኣም ከመይ ዲዩ ዝሓሊየለካ 🙏❤❤ኣደዋይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕና ይሃብክን ፈጣሪ❤❤
@mebrihitkidanu16
@mebrihitkidanu16 5 месяцев назад
ዋይ አፈወርቂ ኣተጉርዕ ልቃሓካ እያ😂 ኘራንክ ተገብሩ ተለኩም ግን ንወላዲትኩም ንገርወን❤
@fjgfjfg1826
@fjgfjfg1826 5 месяцев назад
ኣፍወርቂ ሓወይ ኣይቲ ኮሪ ሳሓቅ እዩ ዘጥዕመልካ ጎይታዋይ❤
@ghmn-eq9vi
@ghmn-eq9vi 3 месяца назад
ማምተይ ፃዕዳ ልባ ❤❤❤❤ ኣነስ ሃመይ ዲየ ፍቱዉዉ ዳብለክን❤❤❤❤ ማምተይ ❤❤❤1000 ንበራለይ ምስ ደቅኽን ❤❤❤❤❤
@GenetBerhe-yp5jx
@GenetBerhe-yp5jx 5 месяцев назад
ግን ሰሉ ሓንቲ ነገር ክነግረኪ ንዘን ወላዲት ብራንክ ክትሓስቡ ከለኩም ንገርወን ቡዙሕ ጊዜ ይድንግፃ እየ ዝርኣን ዓባይኩም ❤❤❤ብጣዕሚ እየ ዝፈትወን መነሳሳት ❤
@SELAMATAKILTI
@SELAMATAKILTI 5 месяцев назад
ውይውይ ሓወይ ምዓራኻ ኣሕዚኑኒ እረ ዘን ኣደዋኺ ታይ ገበራኺ ዝስራሕ ስኢንክስ ብዚ ፕራንክ ኻልኣይ ግዜ ከይትደግሚ
@Akaze-y6p
@Akaze-y6p 5 месяцев назад
እውይ ኣደዋክ ኣንብዐናን ሰሌዋ ሕደግ ንወላድካ😢😢❤❤❤❤😅
@FinisterreFhiol
@FinisterreFhiol 5 месяцев назад
ከዝስ ጠኒስኪ ዲኪ ዋላ prenk እዩ ኣቲ ጓል ኣዳናጊርክና ኮ😒😘😘
@brktikeshi9761
@brktikeshi9761 5 месяцев назад
😅 ሳብስክራይብ ግበሪለይ❤
@fgchffhfh9256
@fgchffhfh9256 5 месяцев назад
ለይሕማምኪ ረስኒ😁😁😁
@daniwelay7490
@daniwelay7490 5 месяцев назад
ዝገርም prank እዩ ግን ንማሚ ፕራክ ተዘይትገብርዋ ይሓይሽ SS
@SalamSalam-gb7tx
@SalamSalam-gb7tx 5 месяцев назад
ናማማ ገደደ ኣታ አግረይ ትብለካላስ ርአሳ ትድግፍ😂❤
@ተመስገንኣምላክ-ዠ8ረ
@ተመስገንኣምላክ-ዠ8ረ 5 месяцев назад
ስሉይይ ነደዋይ ኣተሰብዱዋ ባዓተዉኡ ነገረዋ የመችኩም❤❤❤❤
@dgvh7060
@dgvh7060 5 месяцев назад
ሰሉየይ ልማማ ነጊርኩምዎን ፅንሑ አይተ ተንግፅዎን በጃኩም ❤እና ይፈትወኩም እየ
@ድንግለይአዶፍቅሪ-ደ2ጘ
@ድንግለይአዶፍቅሪ-ደ2ጘ 5 месяцев назад
ተማኪርኩም ኢኩም ሰሪሕኩምዋ ካሚራ ሓቢእክያ ነይርክስ ዳሓርግን ንውሽጢ አእቲክምዎ 😊 ግን ደስ ኢኩም ትብሉ ❤
@brktikeshi9761
@brktikeshi9761 5 месяцев назад
😂 ሳብስክራይብ ግበሪን ❤🎉
@ድንግለይአዶፍቅሪ-ደ2ጘ
@ድንግለይአዶፍቅሪ-ደ2ጘ 5 месяцев назад
​​@@brktikeshi9761ጨለ ገይረልኪ ንአይለ ግበርለይማ😌
@brktikeshi9761
@brktikeshi9761 5 месяцев назад
@@ድንግለይአዶፍቅሪ-ደ2ጘ እሺ👏😘❤
@FanaYBRah-hq8cw
@FanaYBRah-hq8cw 5 месяцев назад
ኣይመስለንይ
@ጋልትግራይ-ዐ2ገ
@ጋልትግራይ-ዐ2ገ 5 месяцев назад
ሰላም እግረይ እልትብላ😂😂አፈ ወርቂ ኻብዳ አዩ ያ😅😅😅😅😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@rutaseyum6768
@rutaseyum6768 5 месяцев назад
😂😂😂
@salamaaa905
@salamaaa905 5 месяцев назад
ኤህ ሰላም ኣይትሳኣኒ ልማማ ኣደንጊፅክየን😂😂😂😂😂
@brktikeshi9761
@brktikeshi9761 5 месяцев назад
ሳብስክራይብ ግበሪን ማዓረይ❤
@TadkanBrhana
@TadkanBrhana 4 месяца назад
ልማማየይ ኣትግበሩወን ከንፀልአኩም😢
@HsevBegd
@HsevBegd Месяц назад
ኣደኽ ድየንባ ሰን ሰልየ ዋላ ማኣዛይኣ መንአን ይአን ማዘርኽ 😢❤❤
@ካሓሲትማሓዛካሓሲት
@ካሓሲትማሓዛካሓሲት 5 месяцев назад
ሰሉዋኒ መን ኣትዋ ከማራ ካብ ደገ 😅 ብዝከነ ፍቅርኩም ይብዛሕ😢
@MeriHaylsh
@MeriHaylsh 5 месяцев назад
ደምርኒ ወለላይ❤🎉
@fanafani2638
@fanafani2638 5 месяцев назад
ካብዳ ጠኒሳ ድያ ኣብ ካብዶ ታይ ከም ዞሎ ፈሊጥክያ😂ካብድኪ ኣይትፅቀጥዮ😂
@TsegaGhiwet-qv8fz
@TsegaGhiwet-qv8fz 4 месяца назад
እወ ❤❤❤❤
@sonaabachaa1670
@sonaabachaa1670 5 месяцев назад
ናምክሪ እያ ትመስል ትብሉ👍
@fgchffhfh9256
@fgchffhfh9256 5 месяцев назад
ኣይመስልን
@ትዕግስቲTdFዩቱብCanal
@ትዕግስቲTdFዩቱብCanal 5 месяцев назад
ናይ ኣዶ ልቢ ኣብ ቀረባ እዩ ሓደራ መጀመሪያ ንኣዶ ንገሪዋ ንሰርሕ እና እልኹም እንታይ ገበራ ወደይ ሕቀኦን ይሰበር ኣሎ ብድንጋፅ።😢😢❤❤❤
@sas7080
@sas7080 5 месяцев назад
ግን ተማኪርኩም ኢኩም ወይ ካሚራማን መን ነሩ ❤️❤️🤣🤣🤣
@fgchffhfh9256
@fgchffhfh9256 5 месяцев назад
ክልተ እዩ ካሚሩኡ
@alemhadush6717
@alemhadush6717 5 месяцев назад
ዋይ ስላም ክትረግሚ ታይ ገበራኪ ዘን ኣደኪ ማማ ኣሕዚነናኒ
@Merri-d4m
@Merri-d4m 5 месяцев назад
ፅቡቅ እዩ ግን ንማማ ግን ኣቀድምኩም ነገርወን በይዛኩም ወይ ካዓ ቅልል ዝበለ ክከውን ኣለዎ እንበር ከብድ እዩ❤ ብጣዕሚ እየ ልፎትየኩም❤❤
@mariyamey555
@mariyamey555 5 месяцев назад
እመብርሃን ታሓልኪ ወለላይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️
@aabaditmumu2317
@aabaditmumu2317 5 месяцев назад
አረ እተን ወላዲት ንገርወን ንቃደም እዋይ ከሕዝናካ😢
@ብሪጋልተዋህዶ-ጀ2ፐ
@ብሪጋልተዋህዶ-ጀ2ፐ 5 месяцев назад
ሰሉየ ኤፈየ ብጣዕሚ እየ ዝፈተዎኩም ካብ ሰደት ተመሊሰ ብአካል ከረክበኩም ተሰፈ ይገብር ❤❤❤❤ግን ዘንወላዲት አይተደንግፅዎን ወይ ቅድሚ ምስራሕኩም ንገርወን ❤❤❤❤❤❤
@tsarkangebremeskel6947
@tsarkangebremeskel6947 5 месяцев назад
ቀደመካ ሓውካ አዴካ ጥዕሙ ሰላምኩም የብዘሐልና❤😂😂😂ሰሉ ዓይነይ
@love-uw6ri
@love-uw6ri 5 месяцев назад
ምሽ ካሚራ መን ሒዝዋ😂
@RahwaRahwa-pu5lp
@RahwaRahwa-pu5lp 5 месяцев назад
ዝገርም ፕራንክ ቆሲለ እየ ብሳሓቅ ኢፊ ማራ ኣሕዝኒኒ ኣጆኪ ኢፊየ❤❤❤❤😊
@Geni__12
@Geni__12 5 месяцев назад
ሰሉ መሕረር ንሕካ ፍደ ኤፊ😅
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm 5 месяцев назад
ኣቲ ሰሉየ ዘን ኣዶዋኩም በጀኩም ከምዘይ ኣይትገበሪዋኑ😢
@mareyiove8024
@mareyiove8024 3 месяца назад
ኣብየት ናበይ እየ ልኽዶ ኣደዎይ ኣስታዊስ😢😂
@LamlmLamlm-hn4cf
@LamlmLamlm-hn4cf 5 месяцев назад
ሰሉየይ ምቅርቲ ኢፉየይ ፁሩይ❤❤❤🎉🎉
@kbkejivjr3601
@kbkejivjr3601 5 месяцев назад
ሰሉዋይ ምዓረይ ፕራንክ ክትገብሩ ከለኩም ንማማ አቀድምኩም ንገርወን 🙏ንበይነን
@ብዓልቲተስፋ
@ብዓልቲተስፋ 5 месяцев назад
ዋይ ልዘን ወላዲት ሕሰብሎን 😢
@የርዱጋልሃይልሽ
@የርዱጋልሃይልሽ 5 месяцев назад
ሰሉየ ዘስሓቀኒ ነገር ወየ ማዓዘየ ምስ በለት 😂😂😂
@bxnydu2194
@bxnydu2194 5 месяцев назад
ማማ ግን ኣይታደንግፁዎ😢
@nuratbintali2755
@nuratbintali2755 5 месяцев назад
ወለህይ ኑሱ አሕዘኑነይ በክያት መፅአንይ ❤❤❤
@WeWe-iz2eh
@WeWe-iz2eh 5 месяцев назад
ንማማ የሕዝናኒ ለዋ አብ ኩሉ ድጋፅ
@UxYv-mn6fh
@UxYv-mn6fh 5 месяцев назад
እግርኪ ምንም ኣይብለክንዋ ከብድኪ🤣🤣🤣🤣🤣🤣ካሚራክለ ፕራንክ ገይሩኪ ደገ ሓዲግክዮስ ደድሕሬኪ ስዒቡ🤗😁😁😁😁
@AbrehaleyGrmay
@AbrehaleyGrmay 13 дней назад
አረ ከምኡ ኣይግበርይ ንማዘርኩም እኖታት ማዘርኩም ለ ይመቸወን
@ተመስገንኣምላኸይ-ደ1ከ
@ተመስገንኣምላኸይ-ደ1ከ 5 месяцев назад
ንስኻትኩምስ ለምድክምዎ ኢኹም ቱ ፕራንክ ዝበሃል ዋ ዘን ወላዲት ግን ታይ ገበራ
@SabeSabe-v2b
@SabeSabe-v2b 5 месяцев назад
ፅሩያተይ ኣነስ ደስ ክብሉ ንይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉😢🎉🎉
@titinotitino2910
@titinotitino2910 5 месяцев назад
😂😂😂 አታ እግረይ 😁ካብድኪ 😁😁ሰሐቅ ቀቲልካና አፎም 😁🥰🥰
@user-in4hz6ew8oSelam
@user-in4hz6ew8oSelam 5 месяцев назад
ናይ ኣፌ ፅርፊ ደነዝ ተመችያትኒ😂😂😂
@Sat43ya
@Sat43ya 5 месяцев назад
😢ሰሉ ኣንብዕክን ዋይ ፕራንክ ምካኒ ናፈለጥኪ😢
@TigrayAdey-ug8sf
@TigrayAdey-ug8sf 5 месяцев назад
ሰሉየይ ኣነስ ከብደይ ቦሊዖምኒ ❤❤❤❤❤
@ygg949
@ygg949 5 месяцев назад
ይመችኩም❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@SnduSndu-x4q
@SnduSndu-x4q 5 месяцев назад
አረ አደዋይ የተድንግፅዋ ግደፉ አብ ፕራንክ አይትሕወስዋ
@sameralibis6724
@sameralibis6724 5 месяцев назад
ኣይ ሰሉዋይ ኣትሳኣኒ 😂😂❤❤❤
@Askalgremay
@Askalgremay 5 месяцев назад
ሕነኺ ፈድኺ ለለ ሉዙ ሓደ ብራንክ ግበርዮ መን ድዩ ስሙ ጠፍእኒ 😂😂😂
@TsarkanGalTigray-cq3yg
@TsarkanGalTigray-cq3yg 5 месяцев назад
ሰሉዋይ መሕረር ይመቸኩም❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@binyam1578
@binyam1578 5 месяцев назад
አደዋይ እቲ ሽሮ ወይ በርበረ ንዓና ክትሰርሕልና አብ ወጻኢ ዘለና ትክእሊ ዶ?🥰
@GenetBerhe-yp5jx
@GenetBerhe-yp5jx 5 месяцев назад
ዓባይኪ ግን ❤❤❤❤ ግን ደስ ክትብሉ ያዓኪ ብራክ ናይ ሎሚ 🤣🤣🤣
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 5 месяцев назад
ሰላም ፀሊአኪ😢😢😢😢😢 ዘን. ኣደዋይ. ኣሕዚናኒ. 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 ልኘራንክ ትብሊ ስ. ተሓማማከ. ደሓር. አር ሕሰቢብልን ንኦሽተይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@binyam1578
@binyam1578 5 месяцев назад
ኩሉ ጹቡቅ ግን 😂ቃላት አምሐርና በዚሑዎ 😢እቲ ጠንቂ አብ ቤት ትምህርቲ እዩ ማለት እቶም ገዛእቲ።🌘ቀስ ግደፍዎ ኩሉና ይአክል።ንፈትዎኩም ኢና 🔔🕊😇👏🌿ነደዋይ🌻👑🥰☔️😇🙏🏼
@salm4735
@salm4735 5 месяцев назад
ኣደዋይ ኣሓዝኒነ ዋይይ😢😢😢
@FinisterreFhiol
@FinisterreFhiol 5 месяцев назад
ከብድኪያ የኔ ማርርር😂❤❤❤
@kuluNsenay21
@kuluNsenay21 5 месяцев назад
ሕቶ ኣለኒ ፕራክ ተኮይኑ ካሜራ መን ሒዝው እንዮ😊
@Tgraweyti1221
@Tgraweyti1221 5 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም❤
@Nebu1619
@Nebu1619 5 месяцев назад
ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ
@fayaz3598
@fayaz3598 5 месяцев назад
እጭ ሳክታማት prank የኾነይ እዙይ:: ዙ ሰብ ሃማኻቱ ዓንጃል ድዩ ልመስለኩም ሰገጣት 😬ሰላም ቆሳል😕
@tsegagaltgray
@tsegagaltgray 5 месяцев назад
ፕራንክ ምኳኑ ምስ ፈለጥካ ኣይቱኮሪ ኣፍወርቂ😁
@brktikeshi9761
@brktikeshi9761 5 месяцев назад
ሳበስክራይብ ግበሪን 🎉❤
@MeriAlemayu
@MeriAlemayu 5 месяцев назад
Eey anse😢😢 egra zey kones kebdki eilu ahzineni betaemi kemzi hawi yehabena❤❤❤
@MuluGebremichael-b8o
@MuluGebremichael-b8o 5 месяцев назад
Seluye mkrtiii eko eki gn aytedngtsyen nmama
@mekdiqueen4550
@mekdiqueen4550 5 месяцев назад
ተማኪርኩም ኢኩም ወይ ካዓ ካሜራ ማን መን ነይሩ አምፅእዩ 😂😂😂😂
@GoGo-hn3bj
@GoGo-hn3bj 5 месяцев назад
ካሜራ መን ሒዝልኩም ዳኣ😊
@tg-ty3cn
@tg-ty3cn 5 месяцев назад
ኡፍ ከብድኪ የኔ ውድ ኣሕዚንኒ😢
@FavenTesfalem
@FavenTesfalem 5 месяцев назад
Seluye btaemi eye zfetwki kulu gzi mxi❤❤❤❤ ms sebeayki ke niei
@የዋህፈቃርእየ
@የዋህፈቃርእየ 5 месяцев назад
ሰላም ጥንስቲ እያ ማለት እዩ ኣፎም ከብድኪ ገለ😂❤
@Merontubeፍቅሪ
@Merontubeፍቅሪ 5 месяцев назад
ታይ ገበራኩም ዘን ወላዲት ግን ሶሊይ ማዕረ ክንድዚ ፕራንክ ንወላዲት ኣይትግበሩ መደንገፂ😢❤
@nsjs1115
@nsjs1115 5 месяцев назад
ኣነ ናተጨነቅኩ ይፀንሕ ሞ ናትኩም ሪኤ ይስሕቅ❤❤❤❤❤ እና ኣነ ናትኩም ምክሪ ደልየ ፡ሰብ ዉን ክመሃረሉ እዩ ንሰላም መሰንጀር መልስለይ በላ እና ተስፋ ይገብር ክትምልሰለይ
@kbgeshji9385
@kbgeshji9385 5 месяцев назад
Abey tnebri
@tirhasabrha3406
@tirhasabrha3406 5 месяцев назад
እዋይ ኣነ ዘስሓቀኒ እግረይ እኮእያ ትቢል ዘላ ንሳትቢል ዘላ እግረይ ንስካ ትቢል ዘልካ ክብዳኣ እዋይይይይ😂😂😂😂😂😂
@TsegaGhiwet-qv8fz
@TsegaGhiwet-qv8fz 4 месяца назад
ጥንስ ፈሪሑ ይኾን
@Meme-en1vu
@Meme-en1vu 5 месяцев назад
ሓዉካ ❤❤❤ወለላካ❤❤❤❤ምዓረካ❤❤❤
@Tgraweyti1221
@Tgraweyti1221 5 месяцев назад
ክክክክ ጥንስያ ኣፎም 😂😂😂😂
@مممم-ه9ذ3ش
@مممم-ه9ذ3ش 5 месяцев назад
ዋው ሰላም ሃጢራ ሕጂ ❤😅
@DaianaDaiana-he4jq
@DaianaDaiana-he4jq 5 месяцев назад
ደስ በሀልቲ በሓቂ
@tigraytdf4084
@tigraytdf4084 5 месяцев назад
የስራሕ ሰላም ጠኒሳ😂
@ተመስገንእዩቃለይ
@ተመስገንእዩቃለይ 5 месяцев назад
መስቀል እሰሪ ሰሉየይ❤❤❤❤
@hdfu4095
@hdfu4095 5 месяцев назад
ሀዝስ ኣቲ ካሚራ ደገ እዩ ነይሩ ከመይ ገይርኪ እማ ናብ ገዛ ሰርሕልኪ ብዝኾነ ወንጫር እኺ ማራ እየ ዝፀለአኪ ፈኮስ
@RcaxCdhr
@RcaxCdhr 5 месяцев назад
ኣቲ ደነዝ ሰብ ኣይተሕርርይ 😐😂😂😂
Далее
Самая сложная маска…
00:32
Просмотров 627 тыс.