Тёмный

ኦርቶዶክስ ዘይትምህሮ ሓድሽ ቃል ኣምላኽ ስለ ዝረኸብካ ዲኻ ሃይማኖትካ ቀይርካ!!! 

Daniel Pictures
Подписаться 42 тыс.
Просмотров 74 тыс.
50% 1

Hello Everyone Welcome To Daniel Pictures.
unauthorized use, distribution, and re upload of this content is strictly prohibited
Copyright © Daniel Pictures 2023
© All rights reserved
FOLLOW ME
Instagram:
► / daniel_pictures._
Facebook Group:
a660709

Развлечения

Опубликовано:

 

1 июн 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 590   
@daniel-pictures
@daniel-pictures Год назад
don't forget to like share subscribe hit the notification bell
@rezeneghirmatsion664
@rezeneghirmatsion664 Год назад
ክፍሉን ኣስሜን የሕዋተይን የዕሩኽተይን፡ደስ ዝብል ቃለ ዝርርብ፡እዛ ናይ ክፍሉ ሓቂ'ያ፡የሱስ ጎይታ'ዩ፡የሱስ መንገድን ሓቅን ህይወትን እዩ።
@blackstar7660
@blackstar7660 Год назад
ኣሕዋተይ ኣብ እምነትና ንጽናዕ ኣብታ ጥንታዊትን ዘልኣለማዊትን ዝኾነት ኦርቶዶክስ። ክፍሉ ከኣ እዚ ጽላለ እምበር እምነት ኣይኮነን ናብ ልብኻ ተመለስ፥ እዚ ደፊ እምበር መዝሙር ኢልካ ኣይትሕሰቦ።
@lulrbahri
@lulrbahri Год назад
"ደርፊ ንክብሪ ገዛእ ርእስካ መዝሙር ከኣ ንኽብሪ ጎይታ" ስሙ ይኽበር
@edentewolde742
@edentewolde742 Год назад
Wawww, amazing testimony ❤❤❤❤❤❤blessed more and more praise the Lord🙌🙏👏👏👏👏👏
@negistimehari6245
@negistimehari6245 Год назад
Shalom just we believe Jesus Christ we’re happy with out many Gbu 🙏🏾
@tsegayabraham2424
@tsegayabraham2424 Год назад
ክፍሉ ብሩኽ. ኣምላኽ ይባርኽኻ 🙏🏻. እግዛብሄር ብኣኻ ጌሩ ብዙሕ ነገር ክዓዬ ኢዩ. 🙋🏼‍♂️
@rezeneghirmatsion664
@rezeneghirmatsion664 Год назад
Ane men ye!!! One of my favorite gospel son.Tebareku Kiflu and Asmie.
@Senu2211
@Senu2211 Год назад
Wow Amazing explain God bless you more.Kiflu blessed we love you guys.
@akberetbrhane9201
@akberetbrhane9201 Год назад
ዋው ክንሪ ን ኣምላኽ ይኹን ።ብሩኻት ኢኹም ዘመን ሂወትኩም ኩሉ ይባረኽ🙏😇🙌🎶👏
@whatdoyouthink403
@whatdoyouthink403 Год назад
ሰላም ክፍሉ፡ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ አቲ ሓደ ባህሪይ ሓደ ኣካል ዝኾነ፡ ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ደኣ እምበር፡ ብዛዕባ ካልእ መድሓኒ ኣይኮነን ዝተጻሕፈ። እምነትካ ደኣ ካበይ እያ? ሰላመ እግዚኣብሔር ምስኩልና ይኹን።
@danitimtem3381
@danitimtem3381 Год назад
ጋዜጠኛ ግን ተባዕ ኢካ ቀጽሎ
@maharigebrehiwet1810
@maharigebrehiwet1810 Год назад
ዋእ ኣታ ኩሉ ሰብ ድዩ መንፊቁ ኣምላኽ ልቦና ይስትውዓልን ይሃብኩም ብዘይጾምን ጸሎትን ስግዳንን ቅዱስ ቁርባንን እምነትን ተፈሊኻስ ዝንበር ሂወት ከምቲ ካብ ባሕሪ ዝወጸ ዓሳ እዩ
@kokobdebesom2660
@kokobdebesom2660 Год назад
Nay bhaqi xbuq tezaribka bzey xomn xelotin kudus qurbann dea entay hiwet alewo ab feqedeu adarashat enda kedka goyta tegelixley seabi kirstos eye ane tebarike eye zblu bezihom kudusan abotatna gn ms nxhnoeom kelewu ane hatyatena eye enabelu eyom zkedu zneberu tiht bmbal kea mengsti amlak werisom kemzi tgebro zeleka aykonen goyta zrkeb ayngage ahwat ayne lbona ykfetelna azyu zefrih zemen eina bexihna zelena
@maharigebrehiwet1810
@maharigebrehiwet1810 Год назад
@@kokobdebesom2660 ትኽክል ትሕትናን ቅድስናን ስለ ኢየሱስ ክርስቶስ ንነገስታት ንስሕለት ሴፍ ክሳዶምን ሂወቶምን ዝሃሉ በዓል ቅዱስ ጴጥሮስ ኣነስ ከም ኣምላኸይ ንላዕሊ ኣፈይ ክስቀል ኣይግበኣንን ዩ ንቑልቒት ተደፊአ ደኣ ስቀሉኒ ቅዱስ ጳውሎስ ሑሩይ ኣቕሓ ስለስተ ሰማያት ዝረኣየ ኣነ ዘይጠቅም ቁላዕ እየ ቅዱስ ዳዊት ከም ልበይ ዝተባህለ ኣነ ሓሰኻ የ ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ዝበሉ ንሕና ሓጥኣን ደኣ ከመይ ኢልና ኢና ምጹ ክትፍወሱ ቅዱሳን ምውታት ዘተንስኡ ከማን ክንፍስ ኣይበሉን
@hailenteklen
@hailenteklen Год назад
​@@maharigebrehiwet1810 መጀመርያ ንስኻ ትጸዉም ፡ ትሰግድ ፡ቅዱስ ቁርባን ትወስድ 'ዶ ? ኣይመስለንን ም/ቱ "መናፍቕ " ኢልካ ንምጽራፍ ኣይምደፈርካን ። እቲ ንስኻ እትኣምነሉ መንግዲ " መንገዲ ሓቂ " ንዓኻ ፡ ካልኦት ድማ እቲ ዝኽተልዎ መንገዲ " መንገዲ ሓቂ " ምዃኑ እዮም ዝኣምኑ 'ሞ ናይ ሓድሕድና እምነት ብኽብረት ንሓሉ
@hermonberhe8467
@hermonberhe8467 Год назад
Eti filitet zeybilu huzi eyu ezi zizare mo kea2024 nisaka kidm filetn astewiel eti hito nay hawimano zey Kone eti hakin men gedin men eyu kirstos ezi ybrhalka nazi xomika akonen bruk
@maharigebrehiwet1810
@maharigebrehiwet1810 Год назад
@@hailenteklen ስለቲ ነቀፌታኻ የቀንየለይ ግን ትቆልበ ዶ ዝበልካዮ ከኣ ኣይትፈልጥንን ኢኻ ብግምት ኣይትዛረብ ይቆርብ እወ"ኑፋቄ እንታይ ማለት ድዩ ጸርፊ ኣይኮነን እቲ ዝኣምነሉ እንዳሰሓቀ ናይ ኑፋቄ ትምህርቲ ይሕልፍ እዩ ዘሎ ኦርቶዶክስ ንኢየሱስ ከምዘይትፈልጦ እዩ ዝብለካ ዘሎ ብእምነት ቀልዲ የለን እቲ ዝሓትት ውን ናይ ቅድስት ቤተ ክርስርያን ክህልዎ ኔርዎ ንጥልቅ ዝበለ ኣፍልጦ ዘትብሉ ዝቡሕ ዕቅፋት እዩ
@massawino4ever939
@massawino4ever939 Год назад
Kuflu bro you are so blessed ❤ love you, i hope all the singer comeback to Jesus ❤🎉
@euphorichan1307
@euphorichan1307 Год назад
ፉፉየ ጥዑም ሰሓቁ ❤❤❤❤ ምሉእ ዘመንካ ብክርስቶስ የሱስ ሰሓቅን ባህታን ዩ።
@rodasberhane4916
@rodasberhane4916 Год назад
You are amazing be blessed in Jesus name!
@user-ld9kh4tx4p
@user-ld9kh4tx4p Год назад
ታ እንኮ መንገዲ ጽድቂ ኦርቶዶክስ ያ
@emanuelephrem4307
@emanuelephrem4307 Год назад
ኣጋጣሚ ኮይኑ ድማ ኣብኣ ተወሊድካ🙆 ካብዚ ኩሉ ቻይና ህንዲ...ሎቶሪ በጺሓትካ ኣብ ምድረ ኦርቶዶክስ ተፈጢርካ! ኣምላኽ ዶ መሪጹካ ይኸውን?
@solo_blessed_8828
@solo_blessed_8828 Год назад
እቲ እንኮ ሓቅን መንገድን የሱስ ጥራሕ ኢዩ ብሩኽ ሓው
@MichaelBirhane-wh4ku
@MichaelBirhane-wh4ku Год назад
Haymanot ayxdqnn eyu.. emnet eyu zexdqq amlak goyta mukanu Ms etamn b afka wn Ms etmskrr ika txedqq..
@God-db9vp
@God-db9vp Год назад
@@solo_blessed_8828 እሞ ኦርቶዶክስ ማለት ኮ ቅኑዕ መንገዲ ማለት እዩ፡ ጎይታና የሱስ ከኣ እቲ እንኮ ቅኑዕ መንገዲ እዩ።
@j4l472
@j4l472 Год назад
እታ እንኮ መንገዲ ሓቅን ጽድቅን ሂንዱ ኢያ 😂😂😂
@user-lq1eh3dc8y
@user-lq1eh3dc8y Год назад
ዋው ተመስጢ የ ክልተ ፓርት ስሚዕ በቃ ከምዚ ተረዲኡካ ንጎይታ ክትመርጽ ከለካ ኩሉ ገዲፍካ አዚ ዩ ወንጊል ሃቂ ፈጻሚ ይግበርካ ተባረክ ከማካ የማስለና ብሩክ ፈጢስና ንወጸሉ ከማካ ይግበረና ክትዝምር ንበር ❤ ግን ሃደራ ክብለካ ኣብቲ መገዲ ኣምላክ ትከደሉ ጎደና ‘ስብ ' ከይ ትጥምት ነቲ ፈልፋሊ ስላም ዝኮነ ጎይታ ጥራይ ጠምት !!!!!
@user-tc7st1kv2n
@user-tc7st1kv2n Год назад
Hawey ajoka wesn
@user-lq1eh3dc8y
@user-lq1eh3dc8y Год назад
@@user-tc7st1kv2n ሃወይ ሃደመኣልቲ ንሱ ኣብ ዝመደቦ ከወስነኒ ዩ ጽልየለይ 🙏🏼
@natisweet
@natisweet Год назад
Bless u kfu hawey proud of u to be Christian ❤
@user-dm3tf3is1m
@user-dm3tf3is1m Год назад
ኣፍርቃዊ ክንዲ ምህዞ ዝመራመር ፡ ነቢ የ" መንፈሳዊ ክኸውን ፡ ጠንቂ ሕማም ኣፍሪቓ ዝከውን ዘሎ እዩ። ክፍሉ ደርፊ ዘይኮንካ ቀይርካ ቅዲ ደርፊ ኢካ ብመዝሙር ቀይርካ።
@galqadi-qalaseraye6561
@galqadi-qalaseraye6561 Год назад
Nay behaqi wegeney
@selamkidane4715
@selamkidane4715 Год назад
Nay behaki
@simretyosef2175
@simretyosef2175 Год назад
Eti haki fletwo emo hara kitwetsu ekum ,kuflu kea eti zbeletse hiwet zelialem eyu meritsu. Ninebskum bkeyula burukat
@adenakittube6412
@adenakittube6412 Год назад
😂😂
@ZebeHabieki
@ZebeHabieki Год назад
ሓቂኻ ኢኻ
@simontewelde738
@simontewelde738 Год назад
ሰላም ንዓኩም ክብሪ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽ ድማ ይኹን።ብምቅጻል እነ ክሓቶ ዝደሊ ንክፉሉ ሓውና ካልኣይ ግዜ ተጠሚቅካ ዶ እንድሕር ካልኣይ ግዜ ተጠሚቅካ ኣብ ኤፌሶን 4፥5 ሓደ ጎይታ ሓደ ጥምቀት ሓደ እምነት እዩ ዝብል።ንምንታይ ካልኣይ ግዜ ክጥመቅ ኣድለየ እታ ዝነበርካያ ሃይሞኖት ሓደ ጎይታ ዝስበኸላ ሓደ ጥምቀት ምስጢረ ጥምቀት ዝፍጸመላ ውልድነት እተውህብ ኣብታ ዝነበርካያ ሃይማኖት እዚ ስለ ዘይውሃበት ዲኻ ሃይማኖትካ ቄይርካ፣መጀመርታ ተሪድኡኒ ኣሚነ ክጥመቕ ኣለኒ እትብል እንድሕር ኮንካ ኣብ ወንጌል ማቲዎስ 28፥19 ከመዚ ይብል ኪዱ ንኹሎም ኣህዛብ ብስም ኣብን ወልድ መንፍስ ቅዱስን እናጠመቕኩም ደቂ መዛሙርተይ ግበርዎም።ንዓይ ከምዝመስሉ ግበርዎም ንምንታይ መጀመርታ ምሂርኩም ሰቢኽኩም እናጠመቅኩም ደቂ መዛሙርተይ ግበርዎም ዘይበሎም ንምንታይ እያ እዛ ዘለኻያ ሃይማኖት ማለት Protestant ንቃል ኣምላክ ብድላያ ተርጊማ ካልኣይ ግዜ ተጠምቅ።
@ruth2653
@ruth2653 Год назад
ሓንቲ እምነት፣ሓንቲ ጥምቀት፣ሓደ ጎይታ ማለት ብክርስቶስ የሱስ ኣሚንካ ምጥማቅ ማለት ኢዩ። ቆልዓ ኣብ ሰማንያን ኣርብዓን ኣጥምቅ ዝብል የለን ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ። እቲ ኣብ ብሉይ ኪዳን ዘሎ ሓንቲ ሰበይቲ ምስ ሓረሰት ጋል ተኮይና 40መዓልቲ ክትነጽህ ኣለዋ ዝበሎ ናብ ጥምቀት ኣልጊብኩምዎ 😢 ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ከ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኩን ዝብል ኣሎ ድዩ? ፍጽም እካ የለን። ንሓደ ኣምላኽ ከተምልክ ከም ዘለካ ኢካ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተጻሒፍ ዘሎ። እቲ እንኮ መድሓኒ ድማ ክርስቶስ የሱስ እዩ ኣብ መስቀል በጃና ዝሓለፈ ክብሪ ንስሙ ይኹን።
@simontewelde738
@simontewelde738 11 месяцев назад
@@ruth2653 ሰላም ንዓኺ ይኹን ናይ ኣምላኽ ሰብ መጀመርታ ኣነ ኦርቶዶክስ ኣይኮንኩን ኣነ ክርስትያን እየ ሰዓቢ ክርስቶስ ኣነ ዝብል ዘለኩ ጥምቀት ንምንታይ ካልኣይ ግዜ ኣድለየ ንምታይ እያ እዛ Protestant church ካልኣይ ግዜ ተጠምቕ እዩ ሕቶይ ንሓደ ኣምላኽ ስለ ዘምልኽ እየ ንምንታይ ካልኣይ ግዜ ኣድለየ ዝብል ዘለኩ።
@habtomberhane1541
@habtomberhane1541 Год назад
Asmerom btaemi ena nemesgn nsle ti kulu tebro God blessed wendrfuly amazing discuss guys 👍❤👃
@yonatanteamekahsay5001
@yonatanteamekahsay5001 Год назад
Egizabiher Amlak yiezizu yibarka Kuflu hawey bruk❤. Nay hiwetka Misikrinetka Bitaemi zigerim zedenik zibarik misikrinet eyu goyta yesus zeben hiwetka yibarik🌻🙏🌹.
@mussie361
@mussie361 Год назад
Thank you Asmie for making a good talk show. We were tired of interviews. You made the atmosphere so lively.
@rutaberhe6439
@rutaberhe6439 Год назад
@maryyesus2309
@maryyesus2309 Год назад
Goyta yebareka Kifluyee hewey ❤️🤩❤️🙏❤️❤️
@wintatekle7063
@wintatekle7063 Год назад
Wow tebarek kflu hawey I'm so proud of you 😍❤❤❤
@aloniab6037
@aloniab6037 Год назад
Waww beka mirdaeka memelisu yehaguseni ❤❤ waww yesus jegna ,,,, awsiuka😮❤
@afieafi
@afieafi Год назад
ክብርን ምስጋናን ንኣምላክ ይኩን❤❤❤❤❤❤❤
@selammati8684
@selammati8684 Год назад
Goyta ybarkum. Des zibel medeb❤❤❤.
@RBalay-vj4xf
@RBalay-vj4xf Год назад
ጐይታ ይባርኸካ ክፍሉ ሐወይ 🙏🙏
@saliemteklemariam2507
@saliemteklemariam2507 Год назад
Kiflu dangew I love you,,,,,,I love your personality Egziabhier ybarkka ❤
@efremmenghistu4957
@efremmenghistu4957 Год назад
God bless you Kiflu hewy haqna fikiri Amlak ala ab hiwtika❤
@temesgentesfay9485
@temesgentesfay9485 Год назад
Man of God nay amlak seb nesku berukika berekit nay medrena go head blessd
@deko9088
@deko9088 Год назад
Omg kflu hawey beruk ne kulatna kemnatka berket yehabna goyta jesus bruk eka tebarek❤❤🙏🙏
@tseghewoldu4016
@tseghewoldu4016 Год назад
God bless you and uses more and more for his glory 🙏
@Wawa61919
@Wawa61919 Год назад
ክፍሉ ንዓይ ፍሉይ ሰብ ብፍሉይ የድቆ የፍቅሮ ፍቅሪ ዝኾነ ሰብ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ❤🇪🇷✅
@selamalem1324
@selamalem1324 Год назад
Amen amen kflu blessed
@teklukidane7243
@teklukidane7243 Год назад
God blesss you Keflu Bruk 🌻
@yerusalemhailezgi3486
@yerusalemhailezgi3486 Год назад
What a great testimony and wisdom!! 🙌❤️
@merrygebreyesus1929
@merrygebreyesus1929 Год назад
Wawww kebri neamlak Keflu hawey betami dess zebel haqi wengel zemnkum yebarek❤❤❤❤❤
@user-bb4ib1xf8c
@user-bb4ib1xf8c Год назад
Shalom zetefeqrka b goyta Exactly Kiflu bruk nay amlak seb Goyta brk yeblka!!!......
@merihghidey5377
@merihghidey5377 Год назад
ኣምላክ ይባርካ ክፍሉ ሓወይ ብሩክ መመሊስካ ተገለጽ፡ ኣስሜ ሓወይ'ውን ጎይታ ይባርካ ።
@adhanettekie2995
@adhanettekie2995 Год назад
God bless you guys 👏 👍 👌
@merhawiteklay9441
@merhawiteklay9441 Год назад
Kiflu blessed you are blessed in Christ.
@mhretmengistu3084
@mhretmengistu3084 Год назад
ተባረክ ብሩክ ናይ ጎይታ ሓወይ
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 Год назад
Waw God bless you more and more
@tomorrowisgift7723
@tomorrowisgift7723 Год назад
Anbesa keflu!god bless you.
@rustomhannes3744
@rustomhannes3744 Год назад
ዳኒ ሓወና እግዚኣብሄር ይባርኽካ። ንክፍሉ ሓውና ወንጌል ክሰብኽ መድረኽ ስለ ዝኸፈትካሉ ነመስግን ቀጽሎ ኢኻ ካብ ኣምላኽ ዓስቢ ኣለካ።
@freweinitesfay4678
@freweinitesfay4678 Год назад
God bless you more brother.
@jesusismylord1352
@jesusismylord1352 Год назад
Abundant blessing 😍😍😍🙏🙏🙏
@abrahamfiory8978
@abrahamfiory8978 Год назад
Yes God bless you 🙏🏻
@eritreansportsfocustigrign9161
Nice interview Kflu hawna ab reality ztemorkose agelalxa Egziabher ybarKka
@kbrabkidane8004
@kbrabkidane8004 Год назад
ናይ በሓቂ ናብ የሱስ ምምጻእኻ ዕድለኛ ኢኻ። ኣጆኻ ትባዕ ዘልኣለማዊ ኣቦ ምሳኻዩ። ኣይከሕፍረካን ውንዩ።
@maharigebrehiwet1810
@maharigebrehiwet1810 Год назад
ንኢየሱስ ኣምላኽ ገዲፍካ ንኢየሱስ ኣማላዲ ምባል ድዩ ክብረት ዝሓወይ ኣይትጋገ
@kbrabkidane8004
@kbrabkidane8004 Год назад
@@maharigebrehiwet1810 እቲ ጸገምኩም እኮ ነቲ ቃል ሓቂ ክትእዘዙ ስለ ዘይደለኹም እምበር መዓስ ጠፊእኩም። የሱስ ኣማላዲ ሙኻኑ እኳ ብዙሕ ግዜ ተጻሒፉ ኣሎ። ንስኹም ግና ኣየማልድን እዩ ትብሉ። ሞ ነቲ ቃል ምእዛዝ ኣቢናስ ነቶም ደብተራታት ዘሕምምኹም ክንእዘዝ ዲኹም ደሊኹም? 😭😭
@selamalem1324
@selamalem1324 Год назад
​@@maharigebrehiwet1810 Romans 8 ትግ - ሮሜ 34: እቲ ዚዅንንከ መን እዩ፧ ክርስቶስ የሱስ፡ እቲ ዝሞተ፡ ኤረ ኻብ ምዉታት እኳ ዝተንስኤ፡ ኣብ የማን ኣምላኽ ኰይኑውን ምእንታና ዚልምን ዘሎ እዩ።
@maharigebrehiwet1810
@maharigebrehiwet1810 Год назад
@@kbrabkidane8004 ደብተራ ዝብል ሒዝኩም ንመ/ቅዱስ ኣንብቦ ደብተራ እንታይ ማለት እዩ ከ ትፈልጦ ዶ ትርጉሙ ንስኹም እምበር ንፓስተራት ክረግጽኹም ዕድል ትህቡ ተደልዮም ማስቲካ ንኽልተ ሰብ ሂበየን ብሓደ መዓልቲ ወሊደን ናይ ረሃጸይ ሶፍቲ ጸሪገ ሂበዮ ምስ በልዖ ሓውዩ ምስ ጎይታ ፎቶ ተሳኢለ ምስ ጎይታ ተባኢሰ 10 ቁጽሪ ይረኣየኒ ኣሎ ሓፍትኺ መኽሊት ስማ ንዑ ክንፍውስ ትብሉ ትዕቢተኛታት ቅዱሳን ምዉት ኣየተስኡን ኣይጽልዩ እንዳ በልኩም ንዑ ክንጽልየለየኩም ትብሉ ኣማላዲ ትብል ሲ ኣምላኽ እንድዩ ንመን ክትምን"ኣቦታት ከኣ ናታቶም እዮም ክርስቶስ ውን ብስጋ ካባታቶም እዩ ንሱ ንዘለኣለም ብሩኽ ኣምላኽ ልዕሊ ኩሉ እዩ ኣሜን"ሮሜ9፡5"እነሆ ቀልጢፈ ይመጽእ ንነፍሲ ወከፍ ከከም ዓስቡ ክፈድዮ ከኣ ዓስቢ ምሳይ እዩ ኣልፋን ኦሜጋን ቀዳማይን ዳሕራዋይን መጀመርታን መወዳእታን ኣነ እየ"ራኢ22፡12-13
@maharigebrehiwet1810
@maharigebrehiwet1810 Год назад
@@selamalem1324እቲ ዝኹንን ከ መን እዩ?በሊ ክሓተኪ ከምቲ ትብልዮ ዘለኺ እንተ ኮይኑ መንፈስ ቅዱስ ውን ከም ዘማልድ ተጻሒፉ ኣሎ"ስለዚ እቲ መንፈስ ባዕሉ ብዘይንገር እህህታ ዝልምነልና"ሮሜ8፡26 እዚ እንታይ ክትብልዮ ኢኺ?
@debora9761
@debora9761 Год назад
God bless you more and more
@hailemichaekibreab1430
@hailemichaekibreab1430 Год назад
ገለ ካብ ዝበሎ እቲ ወልድ ሲ ኢየሱስ ክርስቶስ ምዃኑ ይርስዕዎ ኢዮም ኢሉ:ተጋጊኻ ኦርቶዶክስ ውን 24 ሰዓታት ኢየሱስ እናበለት እያ ትምህር:ትዝምር & ትቅድስ: የግዳስ ናብታ መሰረት እምነት ኣቦታትካ ተትምለስ ምሓሸካ
@selinateklesion9398
@selinateklesion9398 Год назад
Pure hwas zeyblu GOYTA YESUS TRAY ksab zeysebeket Kab Kal Amlak wetsae eyu emo nea anbb bruk hawey kemu yhsheka
@maharigebrehiwet1810
@maharigebrehiwet1810 Год назад
​@@selinateklesion9398ድሕነት ብኢየሱስ ክርስቶስ ከም እተፈጸመ ትሰብከሉ እያ ግን ካብ መን ተወሊዱ ምክንያት ድሕነትና ከኣ ድንግል ማርያም ኢና ንብል"ጸርኪዮ ዘይጽወር"ነቲ ዘይጽወር ጸርክዮ ብጸቢብ ደረት ብውሱን ቁመት ክውለድ ዝገበረት ከ መን እያ ንስኹም ኣማላዲ ክትብሉ ንሕና ኣምላኽ ፈራዲ ብመን ዩ ዝኸብር
@Meron_blessed_by_christ
@Meron_blessed_by_christ Год назад
@@maharigebrehiwet1810 ግብሪ ሃዋርያት 4 12፤ ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን።
@Meron_blessed_by_christ
@Meron_blessed_by_christ Год назад
@@maharigebrehiwet1810 ግብሪ ሃዋርያት 4 12፤ ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን።
@Meron_blessed_by_christ
@Meron_blessed_by_christ Год назад
ወንጌል ዮሃንስ 3 17፤ ኣምላኽ ንወዱ፡ ዓለም ብእኡ ኽትድሕን እምበር፡ ንዓለም ኪፈርዳስ ኣይለኣኾን።
@ftwimesmer7611
@ftwimesmer7611 Год назад
Waaaaw tebarekiley ziteredeo hawi bereketna eka
@dovasweet6700
@dovasweet6700 Год назад
Tebareku des zbl kulu neger beka
@muraeltsegay1555
@muraeltsegay1555 Год назад
ስብከት ድዩ ዝገብር ዘሎ ወይስ ቃለ መጠይቅ ቁሩብ ዶ ሃውቲቱ ክፍሉ ኩልና ደቅ እየሱስ ኢና ንኩሉ ፍጡር ጸጋ ኣምላኽ ኣለዉ ስለዚ ኣብትቃለምሕትት ከተድህብ ኣለካ ክፍሉ ምስ ብዙሕ ይቅረታ ።
@luwamamine7302
@luwamamine7302 Год назад
bless you ♥️♥️♥️♥️♥️
@salinahabtay2117
@salinahabtay2117 Год назад
Kiflu your words are gold thanks and thanks for the amazing testimony ❤ you just amazed me how brave you are 👏🏽🥹and you so funny 😂 Tebareku
@biniam9636
@biniam9636 Год назад
ዋው ክፍሉ ደረጃ ዕቤትካ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዘሐጉስዩ ክብሪ ድማ ንኣምላኽ ይኹን። በቲ ናይ ጳውሎስ ሕርያ ዝተሓረኻ ፉሉይ ኣቅሓ ንኽርስቶስ ኢኻ። እቲ ልቢ ዝምርምር ዋላ ውን ኣብ ዓለም ዕውልነት ከለኻ ናይ ሕልና ሰብ ፉሉይ ብምኻንካ ካብቲ ጌዜቲ ከምዝተሓረኻ ውን ኢየ ተዓዚበ። ኣምላኽ ኣይጋገን ኢዩ። እቲ ብርሃን ወንጌል ዘብርሃልካ ጎይታ ድማ ይባረኽ። እቲ ናይ ጎይታ ፍቅሩ ዓቢዩ ዝብሉ ቃላትካ ብጣዕሚ ዝትንክፍ ኢዩ። ዕላመት የሱስ ትጸውር ይግበርካ ኣሜን።
@biniam9636
@biniam9636 Год назад
በዚ ኣጋጣም ነቲ ውሽጢኻ ዝመሰጠ ዝገልጽ ብቃላት ብቃል ኣምላኽ ሒዝካ ክትመጸና ተስፋ ንገብር መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ ይመስል ጸጋ ኣምላኽ ንኣፍቀርትኻን ሰዓብትኻን ከተብርህ በዚ ይላበወካ። ናትካ ሜድያ ንጽበ ስፐርያሞ። ሓደ ሓደ እዋን እቲ ናዬ ክርስቶስ ነገሩ ንኹሉ ወዲ ሰብ እንድዩ ዝጠቅም ነገር ግን ሒዝናዮ ንፍለ ናብቲ ሕብረተሰብና ሒዝናዮ ንምጻእ ኣብ ሕብረተሰብና ይፈለጥ የሱስ ሂወት እዩ ኣብ ክርሴትና ምስልምና ኣብ ኣመንትን ዘይኣመንትን ብማዕረ ይሰበኽ። ንቡዙሓት ድማ ፈውሲ በረኸት ልዕሊ ዅሉ ድማ ምድሓንን ዘልኣለማዊ ርስቲ ክኸውንዩ..ኣሜን
@teibetesfai4182
@teibetesfai4182 Год назад
ጎይታ ይባርኽካ ክፍሉ ሐወይ ተባረኽ መመሊስካ
@Ariam146
@Ariam146 Год назад
Wawww btaemi nifue Kifllu hawna Aazizka tebarek ❤ 😭
@Mogos29
@Mogos29 Год назад
አስሜ ሐወይ thank you ንኩሉ ትገብሮ ንወዲ ዳኘው father ክራር ከይትትንክፍ እንዳ በለካ አብ እብ መርዓ እንዳ ደረፍካ ምስ ረከበካ ከመይ ኔሩ ኢልካ ሕተተቶ thank you 🙏 ሞጎስ ክብ London
@nayalem4065
@nayalem4065 Год назад
ሰላም ንዓኹም ኣብ ዘለኹሞ ብምቕጻል ኣብ ኦርቶዶክስ ከለኻ ንኽንደይ ዝኣክል ቸርች ተመላሊስካ እቲ ካብ ኦርቶዶክስ ዘይረኸብካዮ ፉሉነት እንታይ እዩ ኣብ ጴንጠ ይቕሬታ ኣብ መንጎ ክልቲኡ ዘሎ ፍልልይ እታይ እዩ ንዓኻ thanks htoy ezien ymesla
@arsualem6685
@arsualem6685 Год назад
Amen tebarek kiflu
@rahelbinyam7683
@rahelbinyam7683 Год назад
Jegna ambasader kerstos gebu melsi 🥰 may God blesss you
@marymhretab1403
@marymhretab1403 Год назад
ጽቡቕ ቃለ-መጠይቕ ኣስሜ ሓወይ።
@euphorichan1307
@euphorichan1307 Год назад
37:58 ኣስሜ ናይ ኣምላኽ ሰብ !!!! ኣሜን !!!!
@grmeso6369
@grmeso6369 Год назад
Amlak ybarika kflu hawey
@tirhastewelde3216
@tirhastewelde3216 Год назад
ብዙሕ ዘረባ ተዛሪብካ ተረቢሽካ ከኣ ኣምላኽ ናብ ልብካ ይምለስካ ካብዚ ዘለኻዮ መዋጽእቲ ይፍጠረልኩም
@semharyemangebrhiwet3136
@semharyemangebrhiwet3136 Год назад
Entay koynu kirbesh bzaeba eyesus eyu zinegr zelo
@kdstilaryaadeybarkniasmeretbrh
@kdstilaryaadeybarkniasmeretbrh 11 месяцев назад
@@semharyemangebrhiwet3136 kfelto gn aykealen
@YonasYemane-de3vf
@YonasYemane-de3vf Год назад
Jesus is the way of life,Jesus love and Jesus truth blessed kflu bro
@fevenabraham4100
@fevenabraham4100 Год назад
Wawww ❤❤❤❤❤
@starthegunners7089
@starthegunners7089 Год назад
ሕቶታት ካብ ኣገልገልቲ ኦርቶዶክስ ነዚ ትገብሮ ዘለኻ ቃለ መሕትት ኣብ RU-vid ተኸታቲልካ ደጊምካ ክትምልስ ትኽእል እንተኮይንካ ክጽበየካ'የ::
@adhanettekie2995
@adhanettekie2995 Год назад
Hatati, you are very handbell ❤❤❤
@mesgennagenet-hz8ej
@mesgennagenet-hz8ej Год назад
God bless you brother 💙🌺🌺💐💐
@noahshikor8923
@noahshikor8923 Год назад
Memeliska tebarek kflu hawey
@fish-ev3xm
@fish-ev3xm Год назад
God bless you 🙏🙏🙏
@zebibkesete555
@zebibkesete555 Год назад
ክብሩ ሓወይ ዓይኒ ልቦናካ ይክፈተሊካ እግዚኣብሄር ኣምላኽ
@azmarinomotivation4188
@azmarinomotivation4188 Год назад
ናይ ምንታይ ዓይኒ ልቦና ክኸፍተሉ ደሊኺ ካብዚ ንላዕሊ ዓለም ዋጋ ከም ዘይብላ ምርዳእ
@ruthokbamichael9438
@ruthokbamichael9438 Год назад
Aynelbona ykfetelka tray ilki zzarebo Zelo kulu aymdegemon sakt u zzareb zelo hamimu u machelot yedliyo alo🙏🙏
@semharberhe5443
@semharberhe5443 11 месяцев назад
Blessed Bro
@kiebronwediyesus2967
@kiebronwediyesus2967 Год назад
❤❤❤❤ n bereket kun nay amlak seb
@YonasHabtu-mu4fk
@YonasHabtu-mu4fk Год назад
Hatati btami anbesa
@efremteklebrhan5548
@efremteklebrhan5548 Год назад
O amlak bayni mhretka temtena kulu seb menafkan koynu😢😢😢
@ariamamanuel2016
@ariamamanuel2016 Год назад
Ohhhhh May God..... Amazing Explanation May God bless U More & More
@fkriyeabinfaker9661
@fkriyeabinfaker9661 Год назад
Bejakum belkum hasot hasikum teamnwo alekum
@aloniab6037
@aloniab6037 Год назад
❤❤❤❤❤❤wawwwwww
@user-cr6ir8nz2w
@user-cr6ir8nz2w Год назад
ክፉሉ ኣብ ከምዚ ወዲቅካ ክሪኤካ ብልቢ ሓዚነ:: ካብ ኦርቶዶክስ ወጻኢ ድሕነት የለን ኢየሱስ እውን እንተኾነ ካብ ኦርቶዶክስ ወጻኢ ኣይክትረኽቦን ኢኻ:: ኣምላኽ ናብ ሃይማኖት ኣቦታትካ ይምለስካ::
@azebhany3299
@azebhany3299 11 месяцев назад
Gadada ata Jesus Christos abe orthodox teray eu abayt denkurna amlke abe kulu nay kulu eu zalo
@user-cr6ir8nz2w
@user-cr6ir8nz2w 11 месяцев назад
@@azebhany3299 መጽሓፍ ቅዱስ ባዕሉ ኣምላኽ ምስ ዘይኣመንቲ እንታይ ሕብረት ኣለዎ ይብለና ስለዚ ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብታ ባዕሉ ዝሃነጻ ቤት እምበር ኣብ ካሊእ ኣይክትረኽብዮን ኢኺ::
@edenbereket2290
@edenbereket2290 Год назад
Kfluye tiumm seb❤
@yordanoszemicheal679
@yordanoszemicheal679 Год назад
Man fo God ❤❤❤❤❤ blessed
@galqadi-qalaseraye6561
@galqadi-qalaseraye6561 Год назад
Seb gna entay ykewn alo 😢🙏 men eyu sm eyosus kurstos tsewieu menafq eyu zbl aythasu 😢🙏
@trhasbrhane7039
@trhasbrhane7039 Год назад
Kflu blessed ❤❤❤❤❤
@yohanamehari3727
@yohanamehari3727 Год назад
❤❤❤❤wldyioo nay bhaqiiii gtmiiii
@efremamanuel5362
@efremamanuel5362 Год назад
GBU ❤
@semretabraha8737
@semretabraha8737 Год назад
Wow
@kraftnuggets2223
@kraftnuggets2223 11 месяцев назад
ኹፍሉ ቡሩኽ አስሒኻኒ🤩🤩🤩
@user-zy8bh2cs3e
@user-zy8bh2cs3e Год назад
@awetsium9833
@awetsium9833 Год назад
Amlak ybarkkum
@alemtewelde123
@alemtewelde123 11 месяцев назад
Goyta yebarekum❤❤❤
@titititi2598
@titititi2598 Год назад
Aemn ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@bethelihemtewolde7773
@bethelihemtewolde7773 Год назад
Wawwww wawwwww GBU
@selamtekeste5239
@selamtekeste5239 Год назад
❤❤❤
@Amlak-71
@Amlak-71 Год назад
Kflu buruk enkae nay goita konka❤
@kiebronwediyesus2967
@kiebronwediyesus2967 Год назад
Jigna ❤❤❤❤❤❤
Далее
ሓዳር ጌርካ ዲኻ?
1:02:09
Просмотров 40 тыс.
Eritrean new  music 2016 Kiflu  dagnew ''Besalaki
6:35
Просмотров 616 тыс.
🍁 Последний звонок
0:11
Просмотров 2,9 млн