ኩሉ ግዜ ናይ ሰይጣን እስራት እንተ ኣለዎ ሰብ ከምዚ ዓይነት ተግባር ከርኢ ንቡር ዩ:እቲ እስራት እውን ይፋላለ ዩ:እቲ ሰይጣን ሙሉ ምስ ተቋጻጸሮም ዝገበርዎ ኣይፈልጡ ኢዮም:ምኽንያቱ እዚኣ ህጻን ኢያ:እዚ ወዲ ድማ ንኡሽተይ ኣይኮነን:ከምኡ ክገብር ዝካኣል ኣይኮነን ጥዑይ እንተ ዝኸውን:ምኽንያቱ ከም ንቡር ዝሓስብ ሰብ ዝገብሮ ኣይኮነን:: You need to come to Jesus Christ before the devil will control you fully, Jesus Christ is Lord,