Тёмный

#ከቢድ 

Lbona TV
Подписаться 60 тыс.
Просмотров 3,3 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

10 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 35   
@k.yonashabte2557
@k.yonashabte2557 25 дней назад
ህዝቢ ትግራይ ነዚ ሰብ'ዚ ተቀላጢፉ ተዘይኣሊዎ ኣብ ከቢድ ሽግር ክወድቅ እዩ።
@adamsolomon3080
@adamsolomon3080 25 дней назад
Agree with you, I think he is day are very short
@toyotaw2500
@toyotaw2500 24 дня назад
@@adamsolomon3080ሕዝቢ ትግራይ ምስ ጎይቶኦም ምስ ወዲ ወረደ እዩ ዘሎ ጃንዳ አድዋ አብ መጻወድያ ኢራኢሮ ትአቱ ዘላ.
@kiflemariamgebreslassetesf3816
@kiflemariamgebreslassetesf3816 25 дней назад
ጥልመት ዝብልኻ ከምዚ ኢዩ። ኩሉ ድኽመታት ናብኦም ከጸግዖ ይፍትን ኣሎ። ትማሊ ትማሊ ምስኦም ከምዘይነበረ ንሶም ኢዮም ናብ ሐደጋ የእቴሙና ይብለና ኣሎ።😢
@AronYohanis
@AronYohanis 25 дней назад
ኣንታ ዘይሓፍር ተገልቢጡ ጉጅለ ይብል ኣሎ። ናይ ባሓቂ ዘሪጋ እዩ። ካብ ኩሉ ንላዕሊ ድማ ሓሶቱ ከፈአና። እቲ ጉባእተኛ ሓላፊ መንገዲ እዩ። ይገርም እዩ።
@solomonhadush9726
@solomonhadush9726 25 дней назад
ኣነ ዝገርመኒ ቅድሚ ሕዚ ሕወሓት ጉባኤ ትገብር እንድሕር ኮይና ውግዕ ከይላዓል ይብሉ የፋራርሑ ፀኒሖም ሕዚ ድማ ንዕፅዋ ተዛጋጂና እንዳበለ መፋራሪሒ ይህበና ሎ እንታይ ዓ ይነት መራሒ እዩ ክንድዙይ ድዮም ወዲቆም ዞም መራሕቲ እቲ ሓቂ ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ይከታተሎ ኣሎ እዩ ጭቃ
@alemkidane7964
@alemkidane7964 24 дня назад
@@solomonhadush9726 ንሱ እቶም ሸየምቱን ኮብኮብቱን በል ዘዝበሉዎ እዩ ዝዛረብ ዘሎ እምነቱ አብ ህዝቢ ትግራይ አይኮኑን አፍቶም ዙሾሙዋቶ አፍቶም ብዊስኪን ብኽትፎን ዘዔንዘሩዋቶ እዩ ዝኒሆ ውነኡ።
@solomonhadush9726
@solomonhadush9726 25 дней назад
ዓበድበድ ይብል ኣሎ ሕዚ እውን ብዛዕባ መረፃ ሕዚ እውን ይዛረብ ኣሎ መን ሓሳዊ ከምዝኾነ እኮ ህዝቢ ትግራይ ተረዲኢዎ እዩ ወይዚ ዘጣሪ ከብዳም
@AronYohanis
@AronYohanis 25 дней назад
እቶም ጋዜጠኛታት ውን አይረብሑን። ታይ እዮም ጥንክር ዝበለ ሕቶ ዘይሓቱ?
@natiaman4609
@natiaman4609 24 дня назад
ወለየ ፀጊቡ
@tbtmidia7397
@tbtmidia7397 25 дней назад
ጌታቸው ረዳ ካብ ዝፈልጦ ጀሚረ በዚ ደረጃ መሬት ክዘብጥ ይኽእል,ዩ ኢለ ጠርጢረ አይፈልጥን ወ*ራ*ዳ ሰብ።
@alemkidane7964
@alemkidane7964 24 дня назад
አይ ተ ጌታቸው ተፀጊዑ ዝብሎ ዘሎ ንመንዩ? ንሱ ዶ አይኮነንዩ አብ ድርኩዂት አዲስአበባ ተወቲፉ ዘሎ ? ጭግራፍስያ ባዕላ ጭግሪፋ ናብ ባዕላ ተእዊ።
@toyotaw2500
@toyotaw2500 24 дня назад
አዋን ምስ ኢሳያስ ጃንዳ አድዋ አብ መጻወድያ አትያ ብ ሕዝቢ ትግራይ ተፈኒፍና እያ
@toyotaw2500
@toyotaw2500 24 дня назад
ጂንዳ አድዋ ጎባኤ ጎባኤ ትብል ዘላ ዶርሆ ሐሙስ ጹጎቦ ተተሊኤ ይጸግቦ አርቢ ስቅለት ዛ ውነይ ተሰቅለት ቀዳም ሱኡር ነብሰይ አረበት አብ ኤርትራ ዝጠለመቶ ኢትዮጵያ ናብ ጁባ ኤእትያ ሐሙሽተ እሲ እኽሊ ዘይውዳእ መሲልዋ ሕጂ መረብ ከይዳ ጎይታይ ኢሳያስ ይቅረታ ግበሩልና ኢድ ምሐብ አይኮነን ግደፊ ዶሮሖ ኖቆ ከይትጠልሚ ተባሂላ ዝአበየት ጭፍራ አድዋ አዋሳ ድዩ ዝሕሻ ኢሪኢሮ እግዚኣብሔር ይፍልጥ ግና president Goitom the greatest of leaders of Tigrinya ✍️✍️✍️
@user-bu8iw5eh3g
@user-bu8iw5eh3g 25 дней назад
Remove traitor Getachew and fascist Tsadkan.
@sisaywoldeyohannes737
@sisaywoldeyohannes737 24 дня назад
ከወያኔ፥መታረቅ እባብ መቀለብ፥መሆኑን መንግስት፥አለመገንዘቡ፥ያሳዝናል። ቀልበን፥ቀልበን፥ተረባርበን፥ከሞት አስነስተን፥ይኸው ትርፉ ተመልሶ፥ለመደፈር፥ሆነ። በርግጥ፥ከመጡን፥ፋኖን፥ጨርሰው፥ስለሆነ
@wedimeriet3576
@wedimeriet3576 25 дней назад
ሰላም ልቦና ኣብ ማዓልታት ኣብዝገበርካዮ መደብ ብዛዕባ ምኽሪ ንጌታቾው ረዳ ብርዲኢት ዲኻ ምኽንያቱ እቲ ኩነታት ናይ ትግራይ ናበይ ገጹ ይኸይድ ከምዘሎ ዝተአድኣ ኮይኑ ኣይተራእየንን ብርዲእት እንተኮይንኻ ግን ጌጋ ርዲእት እዩ
@AronYohanis
@AronYohanis 25 дней назад
ህዝቢ ትግራይ ካባኻ ንላዕሊ ፀላኢ የብሉን።
@brhanetewold9843
@brhanetewold9843 25 дней назад
Negirnacum hgi Ayfelti
@maiykadera3445
@maiykadera3445 25 дней назад
መፍትሒ ሐሳብ 1. ናይ ዶ/ር ደብረፂዮን ጉጅለ እዛ ኣኼባ(ጉባኤ ክበሀል ስለዘይክእል) ምስወድኡ ከይተበተነ ቀፂሎም ናይ እን ጌታቸው ረዳ ጉጅለ ብተመሳሳሊ ምስትካድረ ተኣኪቦም ይመያየተጡ ሐሳቦም ምስቲ ካድረ ይመያየጡ እዚ ማለት ክልቲኦም ወገናት ዘለዎም ሓሳባት ንትካድረ በዘይ ስክፍታን ብነፃነትን ዝገልፆሉ ሰፊሕ እድል ይኮንኣሎ ማለት እዮ እቲ መድረክ ናይተቧዲንካ ምምርራፅ ተጎጂላ ምእፋን እድል ዘይህብ ስለዝኮን እዚ ካድረ ናይ ክልቲኦም core value ኣምርዳእ ይኮን ኣሎ ትኩረቱ ማለት እዮ 2.ቀፂሉ እት ዋና ጉባኤ ዝግበረሉ መኣልቲ ክልቲእም ጉጅለ ተወከልትን ቁፅፅር ኮሚቴ ኣብዘለውዎ መኣልቲ ይወስኑ 3. ክልቲእም ጉጄለታት ዝወከልዎም ኣባላት ምስ ቀፅፅር ኮሚቴ ክይኖም ድሞክራሲያዊዊ ብዝክነ መንገዲ ኩሉ ወረዳ ዘሎ ካድረ ተወከልትን ዝሳተፍሉን ምድላው ይግበር 4.ኩሉ ኣይነት ናይ ፌደራልን ምርጫቦርድን ህግታት ያማልእ 5.ክልቲኦም ወገናት ኣብዝተሰማማእሉ መኣልቲ እቲ ጉባኤ ተኣዘብትን ምርጫቦርድን ኣብዘተረኸብሉ የካየድ
@Men1109
@Men1109 25 дней назад
ነዉርን ንቡርን ዘይፈልጥ
@Erifuture
@Erifuture 25 дней назад
"ጉባኤ ዝገብር ዘሎ ዝተወሰነ ጉጅለ"""" ኸኣ ኢሉዎ
@Heimattg
@Heimattg 24 дня назад
ለካ ጌታቸው ናይ ፅባሕ መንቀርቀር አብይ ዘይርዳኦ ኽንዱዙይ ዶንቆሮ እዩ ነይሩ !? እመኑኒ ሎሚ ጉጅለ ኢሉ ንናይ ትማሊ ብፆቱ ዝወንጀሎም ፅባሕ ርዱኡኒ ኸምዝብል።
@user-fp1lk6sh7t
@user-fp1lk6sh7t 24 дня назад
ኣየ ተጋሩ ልክዕ ደገፍቲ ህግደፍ ተቐይርኩም በቃ በሉ ኪዱ ምስ ሻዕብያ ተሕሽኩምሲ ደግም ግዜኡ ኣኽሉ ዩ ሻዕብያን ህወሓትን ዝጠፍኡሉ ዩ።
@user-bu8iw5eh3g
@user-bu8iw5eh3g 25 дней назад
Traitor fascist Getachew no supreme judge of Tigray and Ethiopia.
@k.yonashabte2557
@k.yonashabte2557 25 дней назад
ኢሰያስ ነዓና መሲሉ ኣብ ውሽጥና ተሰዊሩ ኣጥፊእና የጥፍኣና ውን ኣሎ፡ ህዝቢ ትግራይ ምስ ጸላእትኻ ዝሰርሕ ውላድካ ርኢኻዮ ኣሎኻተሎ ኢልካ እለዮ
@Erifuture
@Erifuture 25 дней назад
ልክዕ
@toyotaw2500
@toyotaw2500 24 дня назад
@@Erifutureጃንዳ አድዋ ኢትዮጵያ አብ ጁባይ ኤእትየ ኢላ ብዙሕ Genocide ጌራ ግና ኩልግዜ ትእቢተኛ ጃንዳ አድዋ ማአልታ አኺሉ ሐሙስ ጹጎብ ተተሊኤይ ይጸግቦ አርቢ ስቅለት ዛ ውነይ ተሰቅለት ቀዳም ተሰቀልቁ ትብል አላ kkkk ጎባኤ እንታይ ሒዝካ እንታይ ተዋሒስካ እዩ ጽግእ ጽግእ መረብ ሩባ.
@Erifuture
@Erifuture 25 дней назад
ወያኔ ተጠሊሙ ህዝቢ ትግራይ ከም ዝተጠልመ ኢዩ። ኣየ ጌቸ ወረርቲ ሽረ ኣኽሱም ምስ በጽሐ ቀቅድሚ ፕሪቶርያ ዝገበርካሉ ቃለመሕተት ርኢናዮ እንዲና ኣብ ተስፋ ቕብጸትን ጥራይ ዘይኮነ ነዛ ናይ ውልቂ ሂወትካ ፈሪሕካ በዓል ስዩም መስፍንዘይገደፉ ደኣ እንዳበልካ ኣብ ራዕድን ኣቲኻ ምንባርካ እትህቦ ዝነበርካ ናይ ጭንቂ ነጸብራቕ እቲ ናይ ሽዑኡ ቪድዮ ይመስክር። ተመሊስኩም ረኣዩዎ። ዚ ናይ ሕጂ ስልቲ ድማ እቲ ወያኔ ኣቐዲሞም ፈሊጦሞ ዘለዉ ቀስ ብቐስ ድሕሪ ምፍታሕ ዕጥቅን ምጥያስ TDFን ምልቃም ኣባላት ወያኔን ካድራትን ካልኦት ነኣሽቱ ውድባትን ጌርካ ንትግራይ ከም ህዝቢ ኤርትራ ምርማስ ሙዃኑኣለሊዮሞ ኣለዉ ወያኔ።
@User65432s
@User65432s 25 дней назад
@erifuture, why don’t you talk about ur erifuture, coz Tigrayns are talking about their own future, ሃሳስ፥ ንስካ ብዛዕባ ህዝቢ ትግራይ ኣገዲስካ ኣይኮነን፥ ቶንኮልካ፥ ንኢሰያስ ኣማክሮ፥ ንስካ ብኮሞንት እትቅይሮ፥ ነገር ውን ኣይኮነን ትግራይ ዳግም ክትውለድ ግድን ዩ። ብዛዕባ ወያነን ህዝቢ ትግራይን ግን ጉዳይካ ኣይኮነን እቶም ዋናታት ኣብ ዳስ ኣትዮም ይዛተይሉ ኣለው
@Erifuture
@Erifuture 25 дней назад
ጸላኢ ህዝቢ ትግራይን ህግደፍን ብትግርኛ ኢዩ ዝነብሕ ከም ትግራዋይ መሲሉ ኸኣ ክፋእ ይኣልም። ሃሱሳት ህግደፍ ኣብ ኩሉ ጠብሎቕ ጦብሎቕ ብምባል ንዓመጽ ከጋድዱዋ ንፍትሒ ክቐብሩ ንጽልኢ ከባርዑዋ ኢዮም ዝሓልሙ። ኣነ ህልውና ህዝቢ ትግራይ የገድሰኒ ኢዩ ብርእይቶይ ጥራይ ዘይኮነ ብኹሉ ቁጠባ ሕውነት ፣ንግዲ፣ ፖለቲካ፣ ምትሕግጋዝ ። ወያኔ ከኣ እንኮ በዓል ዕላማ ኢዩ ኣንዳዕዲዐ ይፈልጥ። ኮመንትኻ ከም ትግራዋይ ዲየ ክምልሰልካ ወይስ ከም ኤርትራዊ ዘደንግጽ ወይ ዘራህርህ ኢዩ። ምኽንያቱ ትግራዋይ እንተኾይንካ ታእለ ክጸድፍ ክመውት ኢየ ከይትሕዘኒ ትብል ዘለኻ ኢዩ ዝምሰል ብፖለቲካ። ኤርትራዊ ህግደፍ እንተኾይንካ ከኣ ከም ትግራዋይ ተመሲልካ ግደፎም ጉዳይካ ግበር ህልም ይበሉ ዝዓይነቱ መልእኽቲ ኢዩ።
@toyotaw2500
@toyotaw2500 24 дня назад
@@Erifutureጂንዳ አድዋ ሀብቲ ኢትዮጵያ እንቃኣ ምሸላ ዘይውዳእ መሲልዋ ሐሙስ ጹጎቦ ተተሊኤ ይጸግብ አርቢ ስቅለት ዛውነይ ተሰቅለት ቀዳማ ነብሰይ አሪባ kkkkkk ጎይታይ ኢሳያስ ብጀካ ኤርትራ ስድሪ አይንኸይድ ይቅረታ ኢልካ መረብ ዶ ማጫሎት ትረክብ ትኸውን.
Далее
🍏 Устарели ОФИЦИАЛЬНО! 🤡
00:32
Cute
00:16
Просмотров 3,7 млн
OMN   ODUU  FULBAANA 11, 2024
20:32
Просмотров 6 тыс.