Тёмный

ከይንጸንት ዓገብ ንበል  

Lbona media
Подписаться 12 тыс.
Просмотров 1 тыс.
50% 1

ከይንጸንት ዓገብ ንበል #LbonaMedia,#Tigrignamotivation,#Eritreapolitics
© Copyright: Lbona Media
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
lbona Media
#EritreanMotivation
#tigrignamotivation
#Tigray Motivation

Опубликовано:

 

3 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 10   
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 4 месяца назад
😢😢😢😢😢 መሐዘኒ አምላክ ይአክለክም ይብለና
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 4 месяца назад
Hakka eka ezias Hdhd mktkat Mittal Wala ab hagrna zgebr znebere EU kab 1973 Mnkae jmiru When hdhd jebha shebiya Darga 51 ametat koynu alo Hi gn equba hatitna ab sdet Msel seb mghas EU gben Ka EU . Ageb ageb knkunno ygbae . Hakka enjera ezgi blade .
@menkemtsnat708
@menkemtsnat708 4 месяца назад
ኩቡር ሓው ንሓውና መንግስተ ሰማያት የዋርሶ😭😭😭💔💔💔 ንበተሰቡን ንመቃልስቱን ፈተውቱን ጽንዓትይሃብ ሓቂ ብምዝራብካ ኣድነቐካ ከማካ የብዝሓልና ሰብ መሰል ኣለዎ ክድግፍን ክቃወምን ምትታል ግን ፍትሓዊ ኣይኮነን ኣነ እውን ኣስሚረላ ኣለኩ ነዛ ሓሳብካ ❤
@wediere2238
@wediere2238 4 месяца назад
ልቦና ሓውና ጽቡቕን ለባምን ምዕዶ መዲርካ እዚ ትብሎ ዘሎኻ ካብ ቀደም ክትሓስብሉ ይግበኣኩም እንተኾነ ግን ሕጂ ውን ልቢ ይሃብኩም፡ ንሕና ኤርትራውያን ዋላ ኣብ ዕላማ ብስነሓሳብ እንታፋላለና ኣሕዋት ኢና ምቕትታል ኣይመድለየን እታ ዝበልካያ ሕልክስቲ ወያነ ግን ተጣፋኣና ኣላ በዓል ሓውኻ ውፉይ ስልጠነ ከኣ ገንዘብ ተኸፊሎም ኣሕዋቶም የባልዑ ኣሎው፡ እቲ ንህዝቢ ዝሓስብን ጂግና ኣብ ሃገሩ ምስ ህዝቡ ንሃገር ከድሕን ይረባረብ ኣሎ ኣብ ድፋዕ እቶም ህዲምና ዝመጻና ከም በዓል ኣነ ንስኻ ኻኣ ናይ ስደት ገንዝብ ሰርኒቑና ነንሕድሕድና ንቃተል ልቦና ሜድያ ኸኣ ህግደፍ ኢሳያስ ክትብል ከብል ግዜኻ ተባኽን፡ ሓንቲ መዓልቲ ጽቡቕ ንህዝቢ ዝጠቅም ጺሒፍካ ኣይትፈልጥን ንስኻ ውን ተኣረም ሜድያ ሕማቕ ናይ ሃገሩ ጥራሕ ኣይኮነን ዝጽሕፍ ምስቲ ኽሉ እተታትና ገለ ጽቡቕ ውን ጸሓፍ ዋላ ትምህርቲ ናይ ጋዜጠንኘት ኣይሃልኻ ክትምሓየሽ ግን ትኽእል ኢኻ።ሎሚ ጸላእትና ጸላእትና ኢልካ ጠቒስካ ኣብ መደረኻ ንጸላእትና ዘሓጉስ ኣንጻር ህዝብን መንግስትን ግን ምስ ጸላእትና ወያነ ኮንካ ትዝንጥል እዝስ ምስ ምንታይ ይቑጸር እቲ ትገብሮስ ባዕልኻ ትዎቕዖ ኣሎኻ ሞ ቀዳሞት እቶም ኣብ ሜድያ ትነጥፉ ኢኹም ተቐይርኩም ንህዝቢ ባኣወታዊ ሓሳብት ትቕይርዎ። ልክዕ ዝበልካዮ መንግስቲ ሓላፋይ ኢዩ ህዝብን ሃገርን ግን ነባራይ ኢዩ ትኽክል ጽቡቕ ኣሎኻ፡ ኮሙኡ ክትብል ግን ንህዝቢ ዘራሓሕቕ ጥቕስታትን ስእልታትን ንጽሊኢ ዝዕድም ቃላታት ኣብ ፊንስትራ ኣይዝርጋሕን ኢዩ ጽልእኻ ምስ ቲ ሃገር ዝመርሕን ዝሃንጽን ዘሎ እንተኾንካ ኣዉኡ ኣቲኻ ምብታብ ኢያ ኣብ ስደት ኮንካ ብታህዲድን ፈኽውራን መንግስቲ ኣይእለን ኢዩ ወያነን ኣቦሓጎታታን ኣይከኣሉን። ስለዚ መደረኻ ጹብቕ ቐጽሎ ግን ከም መራሒ መደብ ወገንንን ኣይትውሰድ ንኹሉ ኣሳትፍ ንኹሉ ደጋፋይ ተወታፋይ ከይበልካ ሰባት ዓድም ካብ ኩሉ ህዝቢ ተሞክሮ ክትክስብ ኢኻ፡ እነ ንኤርትራ ተበጊሰ ኣሎኹ ስድራይ ክርእዮም ይሕሸኒ ካብ ኮለልን ኣንጻር ሃገርን መንግስትን ዝኾወን፡ስድራይ ይቐርቡኒ ኩሉ መንእሰይ ከማይ የማስሎ።ንሓውና ኸኣ መንግስተሰማይ የዋርሶ ንስድራ ቤት ጽንዓት🌷🌷🌷 ይሃብ።ቐታሊ ኣብዘብሎ የብሉን በኣምልኽ ኣብ ፍርዲ ክቐርብ ኢዩ ሰላምን ፍቕርን ይእድለና ኣምልኽ ኣመስገንቲ ንኹን ካብ ዕቡያት🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ንኾውን፡
@Sebeysebey-ru9xi
@Sebeysebey-ru9xi 4 месяца назад
Kemz kamaka lebam yebzhala ❤❤❤
@lovelyfamily9031
@lovelyfamily9031 4 месяца назад
Btami eyu zehzen eta amlke zfetra tnfas bseb kttefe.😢
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 4 месяца назад
ብሓቂ እንታይ እና ዝከንለና አብ ሰደት ኸይካዶ ከምዚ ዓይነት ደምነት ይፈጠር
@woldugebrehans9195
@woldugebrehans9195 4 месяца назад
Kubur hawey megemeria ab etgebro timrti btami eye zemesgneka zednkekan nenhidhidka bmktal zmetsi lewti kemzeyele wn yeamin eye msti zekrebkayo kulu wn ysemamae eye. Hanti abza nay dekika zbelkayen gn gega koyna eya tismeani mknyatu eti haki ab adna zelo shigir ktnegren nerka bshigir zmetsu bmkanom wala eka kgber zeygbo ente kone hirkan eyu aw abtsihiwom kitblen nerka koynu ysmeani
@lbonamedia
@lbonamedia 4 месяца назад
ሰላም ሓወይ ናተይ ጽቡቕ ኣለኻ ምስ ኩነታት ዕድምኤንን ዝነብራሉ ዘለዋ ቦታን ግዜን ኣብ ግምት የእትኻ ከተረደአን ኣጸጋሚ እዩ ምኽንያቱ ኣብ ቤት ትምህርቲ እየን ብወግዕ ነቲ ቭድዮ ርእየንኦን መግለጺ ተዋህብወን። ብዓቕመይ ከረደአን እኮ ፈትነ እየ ግን እቲ ብዓይነን ዝረኣየኦ ስእሊ ክትሓኮ ቀልል ኣይኮነን።
@mebrahtsamuel2348
@mebrahtsamuel2348 4 месяца назад
ሰብ መስል ኣለዎ ክድግፍ።44
Далее
У КОТЯТ ОТКРЫЛИСЬ ГЛАЗКИ#cat
00:26
小路飞嫁祸姐姐搞破坏 #路飞#海贼王
00:45
ጥቅስታት ኣልበርት-ኣንስታይን
7:43