Тёмный

ኩናት ምስ ኤርትራ ዘይተርፍ'ዩ? ኣፈኛ ኣቢ! ጥማዕ ተጋሩ የቀንየልና? ዜናታት ሰኑይ 29 ሓምለ 2024 

Fenql eri media (ፈንቅል ኤሪ ሜድያ )
Подписаться 44 тыс.
Просмотров 22 тыс.
50% 1

#zenatigrigna #zena #zena_tigrigna #eritreanbestguayla #eritreanguayla #eritreancomedy #eritrean #eritreanmusic #eritreanews #eritreanfilms #eritreanmovie #eritreanwedding #eritreantiktok #filfiltv #solomedia #sahelmedia #diletmedia #aanmedianetwork #eritveritreaofficial #eritv #erisat #neshneshtv #tigraynews #habesha #mestyatbetna

Опубликовано:

 

7 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 154   
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 Месяц назад
ደቂ ኤረይ ክንደይ ጊዜ ዘይጠረጥና ግድያ ዝበለት አድጊ ክንደይ ጊዜ ዘይፈከሩ እዚ ብጫት ዝደንዘዘ ጥፍጣፉ እንዳነጸገ ብጀካ ፈኸራ ጠራዕራዕ ዘምጽኦ የለን ክፍክር ክግዕር መሰሉዩ ክትንክፍ ግና ዉርደቱ ምዃኑ ታሪኽ አቦታቱ ምስክርዩ ። ሕጂ ናይ አቅሊ ጽበትን ቅንኢን ተንኮልን ከምዘለፍልፎ ዘሎ ፍሉጥዩ ፈኸራን ጃኽራን ድማ ን ሰኽራም ኖርማል እዩ ደቂ ኤረይ ነዛ ሐጎስና ክዘርጉ ክንደይ ዘይተባሕለ ።🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@SamiHadgu-hk2rd
@SamiHadgu-hk2rd Месяц назад
ንሕና ንሶም ከም ድላዮም ክዛረቡ እንከለዉ ንሕና ግን ይጅምርዋ እሞ ኣብኣ ይረኽብዋ ንሕና ውን ድልዋት ኢና ንዕኦም ንሓዋረ ንክነትፍኦም ዳግማይ ሽም ኣረትራ ንኸይ ይለዓል
@user-zt3kb4wc9d
@user-zt3kb4wc9d Месяц назад
Shgr. nay hagerom gda zeyfethu gahtafat
@user-kk7dl9ow1w
@user-kk7dl9ow1w Месяц назад
Eritrea 🇪🇷 ♥️ ❤️ 💖 😍 🇪🇷 ♥️ ❤️ 💖
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 Месяц назад
Kulusalasabia Nizehleme Niberena Eritrea 🇪🇷 ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🇪🇷✊✅👍🌺❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊✊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@zzeeyib3009
@zzeeyib3009 Месяц назад
This wgat we are telling to our friends and to those who underestimate our unity 🤝 ✌️ 🙏 this is what Eritrea 🇪🇷 👏 and Eritreans. Awet nehafash .
@akberatweldemicheal9502
@akberatweldemicheal9502 Месяц назад
እዚ ሰብ ጡዑይ ድዩ ነፋሒቶ ጽንብላሊዕ።ዕብዳት
@almasghebre6647
@almasghebre6647 Месяц назад
Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤
@akberatweldemicheal9502
@akberatweldemicheal9502 Месяц назад
ስመርት ዓድኻ ኣብቅድሚ እቲ ዛሃብና ግዚያውት ርስትና ጹቡቅ። ንሰይጣን ካኣ ጽፊዒት።
@meharitsegay9674
@meharitsegay9674 Месяц назад
እንስሳ ታሪኽ ተወከስ ንሰሜን ዝወፈሩ ኣቦታትካ ኣበይ ኣለዉ ? ክድገም ኢየ ዝብል ተሎ ድማ ይውፈር ኣለና ኣብ መትከልና ለዛዪ በላዒ ቀጽለመጽሊ😂😂😂😂
@weldemariamzerea5386
@weldemariamzerea5386 Месяц назад
ኤርትራዊነት ኩቡር መንነት ክብርን ሞጎስን ንሓይልታት ምክልኻልን ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-fx1ch5uz1k
@user-fx1ch5uz1k Месяц назад
ሰላም ኩቡራት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑👑👑🎉🎉🎉🌳🌳
@GhideyM
@GhideyM Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ኤርይራውት ኩቡር መንነት
@BerheAguaStories
@BerheAguaStories Месяц назад
ስዩም ቶሾመ ደጋጊሙ ታሪኽ ሻዕብያ እንተዘንብብ ምሓሾ። ኣብ ታሪኺ ሻዕብያ ስዒራ እንበር ተሳዒራ ከምዘይፈልጥ ምፈለጠ ነይሩ ።ንርእሳ ዘየላ ኢትዮጵያ ዓሻ ኮይኑ እምበር ንርእሱ ፝ኣብዚ ቐረቤ ግዜ ኦፊሱን ድጎምኡን ጠንጢኑ ክሃድም እዩ፣ ሻዕብያ ከም ሰለስተ ስላሴ ኣብ ኩሉ ስፍራና ከም ዘለዉ ክርዳእ ዘይክእል ሰብ እዩ።ጉራን ፈኸራን ጸኒሖም ደሓር እናቴ እናቴ እናቴ ከምዝብሉ፝ኣያታቱ ረሲዑዎ ኣሎ ፣ ኣጆኹም ደቂ ኤረ ኣንጻር ባዕድነት ወትሩ ጥርኑፋት ኢና። ዝመጸ ይምጻእ ወራሪ ኣብ ባርዕ ሰዉራሓራሪ ምዃኑ ጥራይ ንእመን ኣሽንኳን ሰብ፝ ሸይጣን ምስ ሰራዊቱእንተወረረ ፣ሻዕብያ ብመስቀል ዝተሰርሐ ጠበንጃ ገይራ ክትስዕሮ ምዃና ጥራይ እመን ።ጥራይ ሓድነት፣ሓድነት ፣ሓድነት፣ ኣብ ታሪኽ ንሻዕብያ ዝሰዓረ ሓይሊ የለን፣።
@mulugetatemesgen3352
@mulugetatemesgen3352 Месяц назад
ወዲ መሬት ነዚ ጥስጡስ ሰኽራም ብዙሕ አይትገደስሉ ይንዋሕ ይሕጸር ሓፋስ ምውሳዱ ኣይተርፎን ዩ።
@helenheydemann7223
@helenheydemann7223 Месяц назад
Amlak Eritrea aydekezen eyu Amen 🙏 🙏 🙏
@samsonmehari7013
@samsonmehari7013 Месяц назад
ብዝክኣሎ መንግስቲ ኤርትረአ ን ኢትዮጵያ ኣብ ኣጀንደኡ ከትዋ የብሉን! ጎረቤት አና ሰላም ኢትዮጵያ የገድሰና አዩ በ ኤኮኖምይ ብ ሓባር ክንብልጽግ ዝብልዎ ነገር ምስ ኢትዮጵያ ክተርፋለዎ :: ኤርትረአ ናይ ኢትዮጵያ ዝኾነ ርክብ ከየትካ ም ዕብልቲ ኤርትረአ ምህናጽ አዩ ዘገድስ! ፋሕ ይበሉ ይቃተሉ ጉዳይና ኣይኮነን! ህዝቢ ኤርትረአ ዉን ክብረቱ ክሕሉ ኣለዎ ግልብጥ አልካ ናብ ኢትዮጵያ ምኻድ ኻብ ዉሽጢ ኤርትረአ ይኹን ዳያስፖራ ደው የብሎ :: ኢትዮጵያ ብ ኤርትረአ ክትምድር ዕድል ንህብ ዘለና በዓልና ኤርትራውያን አና ነዛ ዝተረግመት ሃገር ኣብ ኣጀንዳና ኣይነትዋ ብሓጺሩ ኹሉ ርክብ ምስ ኢትዮጵያ ደው ክብል ይምረጽ ንክብርና ስለምንታይ አና ብ ኢትዮጵያ ምሓስብ?
@mebrattesfay5436
@mebrattesfay5436 Месяц назад
Merhba wedi erye 🇪🇷🇪🇷❤️❤️🌹🌹🌹👍👍👍
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o Месяц назад
እ ዚ ዕ ዉር ሰክራን ኣብ ዝሰክረሉ ኣኡዋን አስብ ዓሰብ ይብል ዝገብርዎ ነገር የብሎምን ሰራዊቶም ምስ ፋኖ ኣብ ዝገብሮ ኳናት 500 ንማ ዓ ልቲ ይረግፍ ኣሎ ኣብዚ ዝሓለፈ ቀረባ ኣኡዋን ከመይ ከምዝተገመቱ ዝርሳዕ እይመስለንን ፋኖ ሕጂ ኣብ ቦሌ ከጥፍ ክብል ኢዩ ድል ለ ፋኖ!!!!!!
@user-cc5cq4jz1h
@user-cc5cq4jz1h Месяц назад
ኣብይ ካብ ኢማራት ጥይት ዘይበስዐን መካይን ይእቱ ኣሎ ብደሽቃ ጥራይ ኢየን ዝብስዐ ብፍርሕ መሳርያ ጥራይ ኢዩ ዝክብ ደሎ ኣብይ
@KifleBrhane-eq9ne
@KifleBrhane-eq9ne Месяц назад
❤Eritrawnet kbur mennet abshrku deki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@dogelimisgina9191
@dogelimisgina9191 Месяц назад
🇪🇷❤️❤️🇪🇷ajeka Eri media🇪🇷
@heywotsiyoum5016
@heywotsiyoum5016 Месяц назад
Yes yelone viva eritrea💪💪💪💪💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐🥂🍾🌹🥂🍾🌹🥂🍾🥂🍾💐🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@miniaseium8181
@miniaseium8181 Месяц назад
Bravo❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@TesfaldetOKUBEAB
@TesfaldetOKUBEAB Месяц назад
እቲ ካብ ዓለም ድሓመቐ ሰብ ፈካሪ ሰብ ጸላእኩ ጎረቤታችን ምጹ እሞ ከም ቀደምኩም ተደክርኩም ትምለሱ😂😂
@TupacAmaru-fz1bm
@TupacAmaru-fz1bm Месяц назад
ደይ ብቐደሙ ምስዚኦም ገዛእትናን ጨፍጨፍትና ተደሚርና ኢና ኢልኩም ሕጂ ኣብ ኩናት ኣብ ወደብ ዝብል ዕግርግር ተእትዎ ኣልኩም ነዚ ሰብ ካብ ኣምሓራይ ዳኣ እንታይ ክብል ትጽበ ኣለካ ግደፉና እስከ ሰላምና ሃቡና
@wonder580
@wonder580 Месяц назад
ኪድ ረሳሕ ኪድ ናብ ክልልካ ጨናዊ ዊዒጊን
@emoneshilaentsytiblobelain7017
@emoneshilaentsytiblobelain7017 Месяц назад
ሱቅ በል እንታይ ሒዙ ክዋጋእ ይፈትን ኤርትራ ሉኡላዊት ሃገር ኢያ ስጋብ ማዓኮሩ ክውተፎ ኢዩ
@ariamdawit9894
@ariamdawit9894 Месяц назад
ፈንቅል ሚድያ ጽቡቅ ግብረ መልሲ ከምቲ ዝበልካዮ ናይቲ ዕሸል መራሒኦም መልእክቲ እዮ ዘማሐላልፍ ዘሎ ። ብዝኮነ ግን ነቅነቅ እናበለ ብመስተን ጫትን ደንዚዙ እዩ ዝዛረብ ። ዓቅሚ ሃልይዎም ዘይኮነስ ነቲ ናይ ኤርትራ ጉዕዞ ምዕባለ ንምስንካል ነቲ ህዝቢ ኤርትራ ጅሆ ንምሐዝ ክፍትኑ ይክእሉ ይኮኑ እዚ ካአ ንጥፍአቶም እዩ በትሪ ሻዕብያ መራር እያ ሎሚ አይኮነን ቀደም እቲ ዘይካአል ዝመስል ተደጋጋሚ ወራራት ብህዝቢ ኤርትራ ተመኪቱን ገዚፍ ሰራዊት ደምሲሱ ነጻነቱን እውሂሱ እዩ ።እዚ ሕሱር ዝኮነ ሰብ ታሪክ ይወከስ እቦታቱ ፈቲኖም ከይሰለጦም ከምቲ ዝበልካዮ ጎቦታት ኤርትራ አዕጽምቲ አቦታቱ ፎቆዱኡ ፋሕ ኢሉ ይርከብ ። ሕጂ ውን ኩናት ጽቡቅ አይኮነን ንክብርና ክንብል ግን እታ በትሪ ናይቀደም አብ ቦትአ አላ።
@AberhaGirmay
@AberhaGirmay Месяц назад
አነ ደንቀሮ አብ ሐደነገር ዝተሸኸለ ኹነታት ዘይግምግም ጽሉል ዑቡድ ሐደ ደርፋ ኢለካ አለኹ።
@saidmohamed268
@saidmohamed268 Месяц назад
Eretrewint. Comes first No matter what. Thank. You
@MichaelYonas-id2zw
@MichaelYonas-id2zw Месяц назад
Fenql fars ❤❤❤❤❤❤
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 Месяц назад
Selam. Deki.erey 🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷
@sarajoh313
@sarajoh313 Месяц назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💪
@asterfecadu5753
@asterfecadu5753 Месяц назад
👍👍👍👍👍👍👍👍👍 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 💚💚💚💚💚💚💚💚💚 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹 ዓወት ንሓፋሽ❣️❣️❣️ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@almazmesghin6281
@almazmesghin6281 Месяц назад
❤❤❤❤❤❤🎉
@beriyewedierey8797
@beriyewedierey8797 Месяц назад
ይምጻእ እሞ ከምቲ ናይ 3ይ ወራር ተጨፈጨፈን ከኣ ትብል ኣታ
@ermiastesf7298
@ermiastesf7298 Месяц назад
ሰብካን ሰራዊትካን ንብረትካን ምስ ውግእ ደሮን አብ ግምት ንዘአተወ ክዳሎ አለዎ። አብ ዘመነ ደሮን ሰራዊት አሰሊፍካ ናብ ግንባራት ምትማም ክሳር ክህልዎ ኢዩ
@eseyaswerede6052
@eseyaswerede6052 Месяц назад
Welcome deqi Eriyyyy ❤❤❤❤❤❤❤❤
@edenpazom9452
@edenpazom9452 Месяц назад
አሰይ ዋልታ ሀገር ናይ ብሐቂ ቅያ ሰሪኩም ክብሪ ያሀብኩም🇪🇷እውይ ሻዕቢያ ዝብል ጫት አሎ ድዮ አብቲ አገር እዋይ ፎብያ ጠራዕራዕ ናትኩም አብ ሂወትናስ አሪዒድና ዘይፊልጥ ተመሊሱ የስሕቀና ።
@user-gi8sj6qz1m
@user-gi8sj6qz1m Месяц назад
Sekaram suyum teshem aseb wedehm telahm🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷nat
@andiesteweldeberhan1299
@andiesteweldeberhan1299 Месяц назад
እዚ ዕቡድ ከልቢ/ሰዩም ተሾመ/ጫት ቁሒሙ ምጉራዕ አመል እዩ ገይሩዎ!! ክፍክር ነጻ እዩ ከተግብር ግን?? ንጸላኢና ግን ዘይምንዓቅ!!
@eritrea63
@eritrea63 Месяц назад
ኣየ ኢትዮጵያውያን መመዋእልኩም ዘይናትኩም ወደብ ክትምነዩ ነታ ብዓባያ ኢትዮጵያ ሃገርኩም ብገዛእ ፍቓድኩም ሃደሽደሽ ኣቢልኩማ ትርከቡ ኣለኹም።ብቐትሪ ክትሓልሙ በቲ ትገብርዎ ዘለኹም ኣብ ኮማ ኣቲኹም ትርከቡ ፡ ሓላሞ ሕልሚ ምሕላም መን ከሊኡኩም።
@SleepyComputerChip-qt2zh
@SleepyComputerChip-qt2zh Месяц назад
Teref mengustun melesn eyom hanti aygebrun eyom Eritrea 🇪🇷 nkdmit
@user-cc5cq4jz1h
@user-cc5cq4jz1h Месяц назад
❤❤❤❤❤❤
@negushtzehaye9523
@negushtzehaye9523 Месяц назад
ከምዚ ሃለውለው ክብሉ ከለው ብልቢ ሓጉስ ይስምዓኒ፡ ስቅ እንተ ኢሎም ወርዝዮም ግን ብዙሕ የሻቅሉኒ። ኣይዞ ቀጥል ፡ ዓወት ንህዝቢ ኤርትራ ንሓዋሩ።
@user-rp1rv5vb7w
@user-rp1rv5vb7w Месяц назад
ዳሓን ወዲ ሪመይ ኢተጵያ ሲ እዞም ሓንቲ ኣይገብሩን እዮም ኩናት እቶም ወርቂ ዝኮነ ኤርትራዊ ዜጋ ስለዝወስድና እዩ እምበር እዛ ፈርካሽ ሃገር ትገብሮ የሎን
@tseguteklemikal-fk7lo
@tseguteklemikal-fk7lo Месяц назад
yohwhana deki erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪💪💪💪
@hasansaid2059
@hasansaid2059 Месяц назад
ግደፎም እዞም ዓፈርቲ አኡዱግ ኣብ ውሽጢ ሃገሮም ዘሎ ህዝቢ ኣየማሓደሩን ን ኤረትራ ክጥምቱ
@user-mr1is1on9h
@user-mr1is1on9h Месяц назад
Yigerimeka wedi rimey nayzatom Kisab hamedibe zilebusu tuti misbelu kakkkkkkkk 🤩 kakkkkkkkk 🤩 kakkkkkkkk 🤩
@GdeyGeremicheal-nl5ly
@GdeyGeremicheal-nl5ly Месяц назад
ሓደ ሓራኢ ኢኻ ንስኻ ግን ስዩም ተሸመ።❤❤❤❤❤❤
@trussom647
@trussom647 Месяц назад
ኤርትራዊ ብደኅጕላ ኣይኮነን ብታንክታትን ብመዳፍዕን ዉን ኣይስዓር ኣይድሃል መሊሹ መሔየሊኡን መጠርነፊኡን ኢዩ ንኤርትራዊ መንነት እቶም ሓያላት ኢና ዝብሉ ዉን ኣይካኣልዎን ሻዕብያ ማለት ህዝቢ ኤርትራ ማለት ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🐪9️⃣✝️☪️💪🏻👈🏻
@Jerry-ly6gs
@Jerry-ly6gs Месяц назад
Abea yrekbwa 🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 Месяц назад
Iziomo Behleikilele Gorebetena mukano Yewaye
@mebrakrostom6315
@mebrakrostom6315 Месяц назад
Suyem Teshem aned wened Soyehon 👨🏽‍🎓 😂 betagenih besurih teshnalebh shnitam We are Eritrean 🐅💪
@ariamsequar9104
@ariamsequar9104 Месяц назад
Anteko beri neh egzabher mhret ywrdlh KAB HLMKA TEBERABER🎉
@HenokRobiel
@HenokRobiel Месяц назад
Ezom ab sdet zelkum germunyie zelo shibya 30 amet arbrebomo ne klom hagerat eje ezyie fistval kegdfwo tasebu alkum tegagekum
@girmaykiflay8609
@girmaykiflay8609 Месяц назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
@user-fr3os2yn4t
@user-fr3os2yn4t Месяц назад
❤🎉❤🎉❤🎉❤
@ErmiasGerezgiher-d5t
@ErmiasGerezgiher-d5t Месяц назад
ክቡር ሃወይ ስለምንታይና በዛርምስቲ ሃገር ሰላም ንስእን አብ10 መቃቂል ሰላምና ምእዋእዋጅ አይሃይሽን
@zaidghidey569
@zaidghidey569 Месяц назад
Ket ahbakahk wedb jamtahwuo ahnt kamie ketel
@lettetecle4258
@lettetecle4258 Месяц назад
Amlak nemesegen be hagos selamen hzbi Eritrea zehalfe. Betame nemesegen jeganu kemze be zebuk Festival kehalf zegeberkum🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍👍😁😁😁😁😁😁😁😁😁
@yemanegebreyohans5980
@yemanegebreyohans5980 Месяц назад
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@homehome9688
@homehome9688 Месяц назад
መልሓሱ አብ ትንሓጉ ትጣበቕ ብስም የሱስ።
@yemanegebreab1150
@yemanegebreab1150 Месяц назад
"ዝመጽእ 5 ሓምለ ብንያም ግርማይ ንኤርትራ ዝምለሰሉ ዕለት እዩ" ኢልካ ብጌጋ። እንተኾነ ወርሒ ሓምለ ክትውዳእ 2-3 መዓልትታት ጥራይ እዩ ተሪፉዋ። ስለዚ ንዝቕጽል ወርሒ ነሓሰ ማለትካ ክኸውን ከም ዝኽእል ንዓይ ርዱእ እዩ። እንተኾነ ኣብቲ ናይ ምሸት መደብካ መኣረምታ እንተጌርካላ: ንኽብሪ ቻነልካን ክብሪ ተኸታተልትኻን ጽቡቕ እዩሞ: ተባዕ ናይ "ይቕረታ" ስጉምቲ ውሰድ ወዲ ሪም ኣንበሳ።
@esaiasmehari7409
@esaiasmehari7409 Месяц назад
Selam❤❤❤ seb nkun Tfieeeeuu dan diyu🎉🎉🎉
@abduibrahim5254
@abduibrahim5254 Месяц назад
@miki-eu1cx
@miki-eu1cx Месяц назад
🇪🇷🌹❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-mt5nv7dl3y
@user-mt5nv7dl3y Месяц назад
😂😂😂😂ክላ እዚ ሽንፍላ ኣያዋጣችሁም ኣየናችሁ እኩ በትግራይ ጦርነት በ ኣንድ ፓርቲ ስትጨፈጨፍ ኣጆና ደቂ ሪመይ
@user-ry1nj2vs9x
@user-ry1nj2vs9x Месяц назад
Senedo atwede
@tedrosberhe1850
@tedrosberhe1850 Месяц назад
ህዝቢ ኤርትራ ብሙሉኡ ኢሰያስዮ ..እዞም ሰባት ዶምበር ይርድኦምዮ
@EfremHans
@EfremHans Месяц назад
Wedi beshasha nfano zeykeales ms eritrawi 😂😂😂😂
@user-bg3qh6bv3w
@user-bg3qh6bv3w Месяц назад
Semetze yemtza werari ameret eritrea harari
@danitesfa7420
@danitesfa7420 Месяц назад
Ata Ezi lezayi kem Ajakis Sudan ab media yeAfir Afari
@siedaisshak3618
@siedaisshak3618 Месяц назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🙏🙏🙏
@arsemasemere3786
@arsemasemere3786 Месяц назад
Sekiru du dizareb delo
@dehabkifle3663
@dehabkifle3663 Месяц назад
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@asterkidane3093
@asterkidane3093 Месяц назад
ወያነ ዘአጠቀቶም ይእዱግ ሕጂ አብ ፈቆዶ ማሐቡሰ ተደርብዮም እቶም ዝተረፉ ከአ ነንሕዶም ይባልኡ አለው ኤርትራውነት ከአ ደሚቁ አሎ እዚ ሰክራም ሰዩም ተሸመ አመሉ እዩ ምፍካር አሰብ ናይ ኤርትራ እዩ አድጊ ፈጸሙ አይርድኦን እዩ
@MathewosMehari
@MathewosMehari Месяц назад
Bingo 1st like
@gmekonnen397
@gmekonnen397 Месяц назад
War for those who sing war and peace for Eritrean and poor Ethiopians who suffered by Abiy and his cadres
@zaidghidey569
@zaidghidey569 Месяц назад
Ieftnwo ehzom goahfaht kesabe mewdahto negohvom
@user-ks6kx8fm5r
@user-ks6kx8fm5r Месяц назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍💪💪✌👌🌹🌹🌹🌹
@YACOB-r7t
@YACOB-r7t Месяц назад
ዘኸበርካ ኣዳላዊ፡ ኣርእስቲ ኣብ ምሃብ ጥንቅቕ ምባል ከድሊ እዩ፡ መጀመርያ እዚ ሓደ ብጫት ዝደንዘዘ ዓፋሪ 'ኣፈኛ ኣቢ' ኢልካ ዘይግቡኡ ክብሪ ትህቦ ኣለኻ፡ ሓደ ብገንዘብ ዝተዓሰበ ዘይረብሕ ግዳም ሓደር፡ ካልኣይ ከኣ 'ዘይተርፍ ኲናት' ዝብል ኣርእስቲ ዘድሊ ኣይመስለንን።
@fthawi2218
@fthawi2218 Месяц назад
Ane zgermeni nayzom araeti ajow jow si abey eyu kebtshim belu kemtafkum ygbero aytgebrwan ekom daber ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍅🍅🍅 beleley nozem gahtafat mbal docuter mayn sabtun
@Martha-q3t
@Martha-q3t Месяц назад
😃😃😃😃😃😃😃😃😃🌹
@hagerawiraye1552
@hagerawiraye1552 Месяц назад
ዝከበርካ ፈንቅል መድያ ስእሊ ናይዚ መንቀላወጢ ኣፈኛ ኣቢ እንተኽኢልካ ጎምጺጽካ ድዩ ኣካፍኢካ ከተምጽኦ ኣሎካ ከምቲ ንሳቶም ንመራሕትና ሕማቅ ስእሊ ዘምጽኡ ንስኻ ግን ኣበይ ኣሎ ጽቡቅ ስእሉ ፈትሽካ ዘምጻካዩ ትመስል። ስለዚ ንድሕሪ ሕጂ ክትሓስበሉ ኢለ እየ።
@beyenehabte7072
@beyenehabte7072 Месяц назад
Afari iwe afari netom 3 abehagotatka fetinom imo kea smrti Ethiopia iqua aykealeton yitref fafah zibelet Ethiopia.
@dawitteklehaimanot7785
@dawitteklehaimanot7785 Месяц назад
ኣንተ አርጉም ጦርኖቱ ና ጥፋቱ ላንተ አና ለዘርክ ይሁን
@mebrahtumehari9107
@mebrahtumehari9107 Месяц назад
👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹♥️♥️💪💪🙏🙏
@semereteklezgi-k5g
@semereteklezgi-k5g Месяц назад
🔇🔇🔇🔇
@HenokRobiel
@HenokRobiel Месяц назад
Golgol barka Nakfa zetkyere keymselka Melsu eyou trabora nay Afghanistan tekyeru zelo
@dawithabte2458
@dawithabte2458 Месяц назад
Ata papagallo , nisikum misael hizkum maxikum fano bibetri eyom zisierikum zellewu, komiu endabelka tiray kebdika milae ata weteto wahid
@nugusemengestabe5974
@nugusemengestabe5974 Месяц назад
❤❤❤❤❤😢😢😢😮
@aziebjohanes8312
@aziebjohanes8312 Месяц назад
Teshome hashsh wesidu
@ephraimtik920
@ephraimtik920 Месяц назад
ግዜ አይትውሰድ😂😂😂😂 ጀምር በሎ???
@NigstiGebrengus-du3qi
@NigstiGebrengus-du3qi Месяц назад
❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🏻🙏🏻❤️🙏🙏
@sebfeluyrebha
@sebfeluyrebha Месяц назад
At fenakila arkey ezi adgi meskerem entay belieu iyu zetreto zelo
@gezaeafewerki8795
@gezaeafewerki8795 Месяц назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪💪💪❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@heywotsiyoum5016
@heywotsiyoum5016 Месяц назад
Ante dedebe aheya heleme ayekelekelem😡😡😡😡
@AsefaTafere
@AsefaTafere Месяц назад
ንስካ ውን እቶ ንምንታይ ድአ ሀዲምካ
@user-ez4ky4oc3g
@user-ez4ky4oc3g Месяц назад
ላሃጩን መጥረግ ያልቻለስ በጦርነት ይናገራል የኢትዮ ሰው በላ ብልጽግና።
@teberihtwolde9593
@teberihtwolde9593 Месяц назад
Wedi.adigi.wufuy.abeydea.alochum.wecharu.lezayatin.
@user-ci4cq3ze1b
@user-ci4cq3ze1b Месяц назад
Eway halewlew😂😂😂😂😂😂
@lettebrhanghebre4391
@lettebrhanghebre4391 Месяц назад
Eze denkoro droga sekeram, tarik jelatem Ethiopia ke Sudan Somalia, Eritrea werea Amerika, Europabjeza ke Eritrea gar tewagta tedebdeba leba werada rikash Ethiopia ke Sowiet Union, Kuba, Germen, Jemen, Amerika, Europa teredeta tedebdeba tishenfech. Gura jebesebse jetela, Sende lemenrh jemetenor deha mn alh bje mengedu jete tala hzb bet jelelew jehe nw weis lela aleh👍👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Далее
Modus males sekolah
00:14
Просмотров 11 млн
when you have plan B 😂
00:11
Просмотров 24 млн
The Most Elite Chefs Ever!
00:35
Просмотров 2,9 млн