Тёмный

ካህን ከመይ ክኸውን ኣለዎ HIYAWAY GUASA NEW ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO SIBKET 2020 

HIYAWAY GUASA
Подписаться 33 тыс.
Просмотров 85 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

12 июн 2020

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 209   
@user-dr7ku3yz9w
@user-dr7ku3yz9w 4 года назад
ጥዑም ቃል አምላክ ክብር አቦና ነዊሕ ዕድመን ጥእናን ንምነ ቃለ ህይወት የስመዓልና ከምኦም ዝበሉ አቦታት የብዝሓልና አሜን
@NatuG-tj4bm
@NatuG-tj4bm 3 месяца назад
ቃለ እግዚኣብሄር ይጥእመኒ እምመዓር ወስኾር ክቡር ኣቦና ካብ መዓርን ሽኮርን ዝጥዕም ቃል ኣምላክ መጊብኩምና ኣብ ሂወትና መራሒ ዝኮነ ትምህርቲ እዩ እሞ ንኩሎም ጻድቃን ሃዋርያ ነብያት ዘሃበ ጸጋ የሃኩም ክርስቶስ ኣምላክና ቃለ ሂወት የስምዓና ።
@abadieri8870
@abadieri8870 4 года назад
ኣቤት ጸጋ ካብ ማዓርን ወለላን ዝበልጽ ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንኩም ባሪኩን ቀዲሱን ይሃብኩም
@kudsantewelde7170
@kudsantewelde7170 2 года назад
Amen Amen Amen kalhwet jsmalna Amen kalehwet jsmalna Amen kalehwet jsmalna Amen Abana kemakom zamselo Egzabiher Amlakna jlaklna Amen
@hiwisereke9211
@hiwisereke9211 5 месяцев назад
Amen 🙏 kalu hiwet ysmealuna 🙏
@user-ib1jr4pf9t
@user-ib1jr4pf9t 5 месяцев назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና ናይ ኣጎልግሎት ዕድሜኩም የንውሓዮ
@anesnafike9536
@anesnafike9536 3 года назад
Amen Amen Amen kal hiwet ysmalina Abena egziabhr Tegu ybzhlikum betamie deszebl Temhrite naybhki abna God
@mazeabraham1057
@mazeabraham1057 2 года назад
Amen Amen Amen kalehewet yesmealna xegeau yebzehalkom Egzabher amlak abona
@hanetsahabtemichael4652
@hanetsahabtemichael4652 3 года назад
Amen amen amen kale hiwet yesmaalna nay agelgolot admekom yebarikalkom
@meazabokretsion7583
@meazabokretsion7583 3 года назад
Amen Amen Amen kalehiwet yesmealna abona 💒💒💒🙏🙏🙏
@berekettesfamkael6952
@berekettesfamkael6952 4 года назад
ብጣዕሚ ዓቢ ትምርቲ የቀንየልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም የንውሓልኩም ኣሜን።
@hywetkemwaza546
@hywetkemwaza546 4 года назад
ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና ኣቦና፡ክብርን ምስጋናን ን ጎይታና እየሱስ ክርስቶስ፡ነቦና ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
@zafukonjozafukonjo6790
@zafukonjozafukonjo6790 4 года назад
ብሃንቀውታ ክንጽበ ኢና ጸኒሕናሞ እንኳዕ ብሰላም መጻኹም ኣቦና
@temesgenamiak1409
@temesgenamiak1409 3 года назад
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalina abena bitaMi zibel tiMireie eye Egizabheri Amlak Teguue ybzhlukom
@weldaytikerida8133
@weldaytikerida8133 4 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃለሒወት የሰመአልና ናይ አገልጋሎት ዘመንኩም እጋዛብሔር ይባርከልኩም ዓዱመን ጥእናን ይሀብኩም አቦና ካብዚ ብምቅፃል ብዛአባ አባትነብሲ ከመይ ንደቁ ከገልግል አለዎ? ብኮረና ምክንያት ቤተክርስቲያን ተአፅዩ ስለዝነበረ ቅድስ ቁርባንከይወሰዱኩ ነዊህጊሬ እሞ ነባት ነብሰይ ንስሀ ክአትው ደልየህራይ ኤልም ከብቅኡ ግንጠሊመሙኒ አነግን ንአምላከይ ብፀሎት ለሚነ ተቀቢለ እሞ አባና ጌጋ ጌሪዱየ?
@samuelgebreluel2470
@samuelgebreluel2470 4 года назад
ቃለ ሂወት ኣቦና ናይ ብሓቂ ኣፍና ማይ ምምላእ ጥራይ። እግዚኣብሄር ኣምላክ ዘመን ኣገልግሎትኩም ባሪኹ ኣብ ዝለዓለ ማዕርግ የብጽሕኩም ቅዱስ ኣቦና ናይ በሓቂ ሂወት ዝህብ የዕጽምቲ ዘጥልል ንክትሰምዖ ዘብህግ ማዕዳን ትምህርትን። ብፍላይ ናይ ኣቦና ኣብርሃም(ግብጻዊ) ዝሃብኩምና ኣበነታዊ ትምህርቲ ኣምላክ ዕድመን ጠዕናን ሂቡ ነቦታትና ዝኸዱላን ኣብ ጉስነቶም ዝመሃሩላን ይግበረልና። ነዓና ንደቅኹም ከኣ ንዓብየሉን ኣብ እምነት ኣቦታትና ጸኒዕና፡ ዕሽርናን ምጽዋትናን ኣብ ቤት ኣምላክ እነውዕለሉ ይግበረና ኣቦና። (ህዝበ ክርስትያን ንሓና ከኣ ንስለ ምስማዕ ጥራይ ዘይ ኮነስ ብምስትውዓል ንንበረሉ ኣቦታትና ኣብ ከምዚ ዘእተወ ኣካይዳ ኣይንኺድ፡ ዕሽርና ንሃብ ኣቦታትና ካብ ዓለማዊ ስራሕ ተኣልዮም ብዝግባእ ክጋስዩና ክምዕዱናን ንጽዓር፡ ጥራይ ጌጋን ናቶም ኣይንጸብጽብ፡ ካብ ምውንጃል የድሕነና ኣግዚኣብሄር ኣምላክ። ብድጋሜ እግዚኣብሄር ኣምላክ ናይ ዘመን ኣገልግሎትኩም ኣዕዚዙ ይባርኸልኩም ኣቦና።
@keshimesele8033
@keshimesele8033 4 года назад
N
@arsamatekali3580
@arsamatekali3580 3 года назад
qq
@berhane.hadera9847
@berhane.hadera9847 3 года назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡር ኣቦና ኣባ ኪሮስ
@sabasimon4736
@sabasimon4736 4 года назад
አሜን አሜን አሜን ቡሩኽ አቦና ቃል ሂወት የስማዓልና አቦና እዝግአብሄር ባአኹም ጌሩ ነዚ ቁዱስ ቃሉ ስለ ዝማሃረና ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን አቦና እዝግአብሄር ዘመነ አጎልጉሎትኩም ይባርኽ
@galshambel9571
@galshambel9571 Год назад
Amen amen amen kale hiwet ysmalena abona tsegu ybzhalkum egzabhier amlak neana dema zestawel ayni lebona yhbena
@yordanosabedom683
@yordanosabedom683 3 года назад
Amen kale hiwet yesmalna xegu yebzhalkum
@arsemagmedhin9416
@arsemagmedhin9416 3 года назад
Amen Amen Amen Qale Hiwet Yesmealna
@divoratsegay6369
@divoratsegay6369 2 года назад
Amen Amen Amen kal hiwet yesmolna
@lidiagebreyewhanes8789
@lidiagebreyewhanes8789 4 года назад
Amen qal hiwet ysmalna abona Amen 🍇🍇🍇🍇🍇🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@robelhailemichael809
@robelhailemichael809 4 года назад
Qal hiwet yasmelena Abona edaman tanan yhabkum
@user-ci6gf5ih7h
@user-ci6gf5ih7h Год назад
ባሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና
@wdasimariam2289
@wdasimariam2289 4 года назад
Wow my God this need to share to all Eritrean priests
@habtomkesete7792
@habtomkesete7792 4 года назад
Amen amen amen abna qela hewat yesmalna
@hagosangosom6523
@hagosangosom6523 4 года назад
ኣንቱም ኣቦና እዛ ኣብ ልበይ ዘላ ደኣ ኮፍ ኣቢልኩማ፡ ንኦቶዶክሲ ተዋህዶ ደኣ ካህናት እንድዮም ከፊኦምና ዘለዉ
@user-ir8rs9ow7g
@user-ir8rs9ow7g 4 года назад
ብሓቂ ናይ ልብና ረኪቦማ።
@kdstimesfn1059
@kdstimesfn1059 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን. ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ኣንውሑ ክብርን ምስጋናን ይሃብኩም ኣምላኽ🙏🇪🇷
@user-ec2td3os2b
@user-ec2td3os2b 4 года назад
አሜን ፫ ቃል ሂወት የስመዓልና አቦና አብ ጸለትኩም ዘኩርና
@berhane.hadera9847
@berhane.hadera9847 3 года назад
ብሓቂ ኣቦና ትምህርትኹም መዓር ኢዩ።
@almazabrham3751
@almazabrham3751 4 года назад
Amen Amen Amen Qalehewat yesmulna Abonaye!!! Edmen tenan yehabekum Fetari!!!
@eyobghebremedhin3914
@eyobghebremedhin3914 4 года назад
ቃለ ህወት የስሚዓልና ኣቦና ኣባ ክሮስ ዘመን ዕዲመኹምን ናይ ኣጎልጉሎት ግዜኹም ይባርኽልኩም ፈጣር
@ghenetghe8493
@ghenetghe8493 8 месяцев назад
ኣስይይ ደስ ዝብል ካህውት የስማኣልና abona
@hlnafkri5658
@hlnafkri5658 3 года назад
ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣቦና።ኣገዳስን እዋናውን ትምህርቲ እዩ።ብፍላይ ካናት ኣቦታትና ጺን ኢልኩም ስምዕዋእም።ኩልና ካኣ ነታ መንግስተ ሰማይ ክንኣትዋን ጣዕሚ እግዝኣብሄር ንዘልኣለም ክጥዕመና እዩ።
@tirhastesfay2455
@tirhastesfay2455 3 года назад
Zmare melaekt yesmealna ABONA KALE HIWET YESEMALN
@merhawihagos7668
@merhawihagos7668 4 года назад
qale hiwet yesmeana abona Nay bhaki des zbil tmhrti Ezia wela meemena knkono zgbeana eya nkahnat tray ngedfa aykonetn egziabiher xeguau yebzehalkum abona❤️❤️❤️
@habtugezae7135
@habtugezae7135 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦና ናይ ኣጎልግሎት ዘመንኩም ይባርኽልኩም እግዝኣብሄር ኣምላኽና ናይ ባሕቂ ካብ መዓርን ጠስምን ዝጥዕም ቃል እግዝኣብሄር ምሂርኩምና ሰማዕቲ ጥራይ ዘይኮናስ ኣተግበርቲ ክንከውን ሃይሉን መንፈስቁድሱን ይስደልና እቲ ልዑል ኣምላክና ነዓይ ንድኹም ወድኹም ኣብ ጸልትኩም ዘኩርኒ 🙏🙏🙏🙏💒💒💒💒💒💒⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️
@mebrakrostom6315
@mebrakrostom6315 2 месяца назад
Amlak yeborukum Abona Amen Amen Abona 🙏
@weldaytikerida8133
@weldaytikerida8133 4 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃለሒወት የሰመአልና ናይ አገልጋሎት ዘመንኩም እጋዛብሔር ይባርከልኩም
@Biney-ry9tq
@Biney-ry9tq 4 года назад
Amen Amen Amen Aboye mearey qale hiwet yesmealna Abzi Europe si bzuh genzeb sle zfetwu nknnsah zelena Akmi xebib eyu ezi malet leli Akmna eyom habu zbluna kulom Abotatna gn aykonun mechem bzuh xegemat alena teuy Qeshi nmrkab
@mbrak2149
@mbrak2149 4 года назад
*ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዓዕዚዙ ይባርኩም። እግዚኣብሔር ይመስገን ነዚ ካብ መዓርን ወለላን ዝጥዕም ሰናይ ቃል ክንሰምዕ ዝገበረ።*
@linadawit6891
@linadawit6891 4 года назад
Waaaaaaaaaaaw tebareku❤❤❤❤❤❤❤
@eriasma6597
@eriasma6597 4 года назад
ኣሜን ኣቦና ቃል ሂወት የስመዓልና ናይ ብሓቂ ኣብ ልቢ ዝኣቱ ትምህርቲ በረከት እግዛብሄር የብዝሓልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 🤲🤲🤲🙏🙏🙏
@andemariyamasfahale7074
@andemariyamasfahale7074 4 года назад
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣባ ብሓቂ ኣብ ልብና የሕድሮ ናይ ዘበን ኣጎልጉለትኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ይባርኸልኩም
@sabayohannes3540
@sabayohannes3540 4 года назад
Yekenyelna Abona kale hewit yesmalna Nay Agolglt zemnkum ynwhlna Amen Amen
@samuelgebreluel2470
@samuelgebreluel2470 4 года назад
ኣቤት ኣቦነት ቃለ ሂወት ኣቦና ናይ ብሓቂ ሞትና ወሲዱ ሂወቱ ንዝሃበና ጎይታ ኣለም ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብነት ብምግባር ኣብ ሂወቶም፡ ነታ ዝጠፍአት በጊዕ ዝመለሱ ኣቦ ተዓዲሎም፡ ስለ ስመይ ኢሉ መከራ ዝዕገስ ዝብል ቃል ብምፍጻም ቅድሚ ነታ በጊዕ ምምላሶም ጽድቂ ርእዮም፡ ደጊሞም ነታ ዝጠፍአት በጊዕ ብምምላስ ዓስቢ ኣገልግሎቶም ብደሞም ኣጥርዮማ፡ ብትዕግስቶም ገዚኦማ ደስ ዝብል። እሞ ሎሚ እንዲና ደኣ ዝያዳ ትማሊ ጠፊእና ዘለና፡ኣብ እምነትና ምስ ዘየለዉ ንዋሰብ ዘለና፡ እግዚኣብሄር ከምዚኦም ዝመሰሉ ኣባጊዖም ዘናድዩ ኣቦታት ይለኣኸልና።
@user-kb7jv2cm1e
@user-kb7jv2cm1e 4 года назад
ኣሜን>ንን ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦና ከማኩም የብዘሓልና ዕደምን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚኣብሄር!!!
@milieteberaki2880
@milieteberaki2880 4 года назад
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna Amen
@gaimdesta1419
@gaimdesta1419 4 года назад
ክቡር ኣቦና ኩሉ መደባትኩም ብኣንክሮ እየ ምስ ስድራቤተይ ዝከታተሎ እቲ ሓደ ካብቲ ሓደ ዝሓለፈ እዩ። እግዚኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣብሂወትኩም ሙሉእጥዕና ኣብ ስራሕኩ ድማ ዓወትን ኣሳልልጦን ንኽህበኩም ትምኒተይ ወሰን የብሉን። ቃለ ህይወት የስመዓልና ክቡር ኣቦና። ኣሜን!!!
@hiyawayguasa8129
@hiyawayguasa8129 2 года назад
ክቡር ወዲ ክቡራት ድኣኾይንካ እምበር ኣነስ ሓጥእን ድኻን እየ ። ብሓዳርካን ደቅኻን ከቢርካ ንበር ዝወደይ ። ድምጽኻ ክሰምዕ ክንደይ ባህ ምበለኒ ። 00249903458282 ዋትስኣብ ተጠቐም
@fiyorioukbagebrel7961
@fiyorioukbagebrel7961 4 года назад
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna Abona Nay agelglot zebenikum yibarikelikum egiziabiher amlak
@user-ir8rs9ow7g
@user-ir8rs9ow7g 4 года назад
ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦና ብሓቂ ብፍላይ ኣብ ደገ ዘለዉ ካህናት ካብዚኣ ብዙሕ ተማሂሮም ክኾኑ ተስፋ ንገብር። ኣብ ክንዲ ንዝተባእሱ ዝዓርቁ ነዐኦም ተባኢሶም ኢሎም ክዓርቅቆም መእመን ኮለል ክብል ከሎ ብጥዕሚ እየ ዝሓዝን። እቲ ንርሃንኩም ኣብ ቅድሚ ሰብ ይብራህ ዝብል ቃል ረሲዖም። ተባኢሶም ከልው ከኣ ይቅድሱን የቀሩቡን ።ስለዚ ንኩላትና ዘስተውዕል ልቢ ይሃብና ብፍላይ ከኣ ነቶም ኣዕንቲ እግዚኣብሔር ዝተሰመኩም ካህናት።
@crossisourpowerembrhanmrhn6647
@crossisourpowerembrhanmrhn6647 4 года назад
Amen Amen Amen Qale hiwet yesmealna abona.
@efremkesete6305
@efremkesete6305 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃኦአ ህይወት የስማዕልና ኣቦዋና እግዚኣብሄር ብዕድመን ብጸጋን ይሓልወልና ብርሓን ዝኮነ ገጽኩም ኣነስ ፍትው የዘብለኩም እዚ ተማሓላልፍዎ ትምህርቲ ብጣዕሚ እዩ ሓይሊ ሂቡ ዘጸናንዓካ እግዚኣብሄር ጸጋኡ ኣብዚሑ ይዓድልኩም ኤምዞም ዘምሃርኩምና ኣቦታት የብዝሓልና
@aregawiwelu2821
@aregawiwelu2821 3 года назад
Kale hiwet yesmealna
@selmselm9212
@selmselm9212 3 года назад
Amen amen amen kal hwet yesmeana abena
@luciahaile490
@luciahaile490 3 года назад
Qale hiwet yesmealna bzmeadkumna emo Kea gele gele abzi nryo sle zkone btaemi yefrehaka Amlack lbona hibu kemtom nay adna kgebrelna nlmno xelotkum ayfeleyena
@mariameygoytay4676
@mariameygoytay4676 4 года назад
ኣቦና ብሩክ ብሓቂ ደስ ዘብል ቃል ኢዩ ኢግዚኣብሄር ዕድሜኩም ይባርከልኩም ኣብ ልብና የሕድሮ፡ኣብ ጸሎትኩም ዘኩርኒ ወኣመተጽዮን ኢልኩም ከሙኡ እውን ሓብተይ ዝሓመመት ኣላ ወለተኪዳን ኢልኩም!!!!
@mnny7973
@mnny7973 4 года назад
Xelot qudusan mehret yewrdela fetari
@sofyahabte3207
@sofyahabte3207 4 года назад
ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣቦና ከማኹም ድኣ ኣበይ ክርከብ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ላዕሊ በጺሕኩም ክሪኢ ይደሊ እየ ኣነ ጾሎተይ ናብ ኣምላኽ ከዕርግ እየ
@tecleghebreslasie7782
@tecleghebreslasie7782 4 года назад
ተመስገን ከማኹምን ንዓኹም ዛኣመሰሉ ኣቦታት ኣብዚ ናይ ፈተነ ዘበን ንክንድሕን ዝሃበና ኣምላኽና ንከይንጠፍአ ነመስዝኖ።
@fithawighide6589
@fithawighide6589 4 года назад
@elk5824
@elk5824 4 года назад
መርሓባ ኣቦና መርሓባ እግዚአቢሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባርኽ እቲ ካብ ማዓር ዝጥዕም ትምህርትኹም ኣይፈለየና ቃል ሂወት የስማዓልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@berhane.hadera9847
@berhane.hadera9847 3 года назад
ክብረት ይሃበልና ኣምላኽ ይባርኽኩም።
@edenhans1655
@edenhans1655 3 года назад
Amen 🙏 to our church for us
@user-ne6py7zo3n
@user-ne6py7zo3n 4 года назад
ብደሓን ምጹና ኣቦና ደሃይኩም ጠፊኡንስ ናይ ደኣሓን ዶ ዳኣ ክድዚ ጠፊኦም ኢለስ ተሻቂለ ብድጋሜ ብሰላም ምጹና
@hiyawayguasa8129
@hiyawayguasa8129 4 года назад
00249903458282
@hiyawayguasa8129
@hiyawayguasa8129 4 года назад
whatsap
@user-ne6py7zo3n
@user-ne6py7zo3n 4 года назад
@@hiyawayguasa8129 እሺ ክቡር ኣቦና ምስጋና ይብጻሕኩም
@Hopeisvisson
@Hopeisvisson 4 года назад
@@user-ne6py7zo3n ሳብስክራይብ ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-EN1mWbL_dNw.html
@Hopeisvisson
@Hopeisvisson 4 года назад
@@hiyawayguasa8129 ሳብስክራይብ ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-EN1mWbL_dNw.html
@senaitweldeab1440
@senaitweldeab1440 4 года назад
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna abona des zbl tmrti ezgabher xegu yebzhalkum 💒🙏🙏🙏
@wintatesfay6329
@wintatesfay6329 4 года назад
Abuna Bhaki ab kulu orthodox ksmae zelewo eyu nae agolgulot zemenkum ybarek
@Wedifish
@Wedifish 4 года назад
Kbret yhabelna abona btaemi des zebl tmhrti u kale hywet yesmialna 🥰✝️💒 Goyta agolglotkum ybark
@selinahailetecle5564
@selinahailetecle5564 4 года назад
AMEN AMEN AMEN Qale hewete yesemalena abona edemene tenaene yehabelena fetare
@user-ed5qp4ip4s
@user-ed5qp4ip4s 3 года назад
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና፡ ከምዚ ክትምሁሩና ዝጸናሕኩም ኣቦታት ካህናት ክህልዉና ኣብዚ ምድሪ ሰናይ ድልየተይ ኢዩ፡ ንሕና ደቆም ድማ ናይ ሓገዝ ዕዮና ኣይንረስዕ እንታይ ኮይኖም ዘይደዎሉ ዘይረኸቡኒ ሓሚመ ዘይበጹሑኒ ትምቀት ጌረ ዘይባርኹ ኢልና ነቦታት ንጸልኦም ዉሑዳት ኣይኮናን ግን ባዕልና፡እንታይ ኮይኖም ኢልና ክንሓተሎም ኢዩ ዘለና ሰብ ምኻኖም ኣይንዘንግዕ ክብለኹም ይደፍር ማለት'ዩ፡ ብድጋሜ ቃል ሂወት የስምዓልና። ንዓና ክሕሸና ትምሕርትኹም ኣይፈለየና ኣሜን።
@tbletsasefha4941
@tbletsasefha4941 4 года назад
Amen amen amen Abona tuam adme tian yhabku hiwet zerekumulna 🙏🙏🙏🙏🙏💯💯💯
@yordinebay7656
@yordinebay7656 4 года назад
Kenxbyekum eina halalllllllll abona GBU
@danbrukh3827
@danbrukh3827 4 года назад
ኣሜን ኣቦ: ቃለ ሂወት የስመዓልና::
@luwamahferom255
@luwamahferom255 4 года назад
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna xegu yebzhalkum Abona edmen tenan yhabka fetari
@robeltekia4200
@robeltekia4200 4 года назад
Amen Amen Amen abona Egziabhier amlak admen tanan yhabkum kale hiwet yesmalna
@temesgenamlaky7045
@temesgenamlaky7045 4 года назад
Amen (((3))) kebur abona.kalehiwet yesmealna.nay agelgulot zmenkum yebzehayo.
@esutes6002
@esutes6002 4 года назад
Amen.amen amen abuna klèhwet yesmaln.
@tekleweynikahsay9071
@tekleweynikahsay9071 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣቦና ።
@user-ug5rb8zp2n
@user-ug5rb8zp2n 4 года назад
Amen amen amen qal hiwet yesmealna abatachin
@dngladekrstosmerih7774
@dngladekrstosmerih7774 4 года назад
ቃለ ሂወት የስንዓልና
@user-hi7zu5iz2n
@user-hi7zu5iz2n 4 года назад
ብሓቂ ክጥዕም እዚ ትምህርትኹም ሲ እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኦ ኣብነ ያስምዓነ ቃለ ሰናየ።
@Gerie-yw2fv
@Gerie-yw2fv 4 года назад
ኣዝዪ ጽቡቕ ትምህርቲ ኣቦና ቃለሂወት የስምዓልና
@Bini837
@Bini837 3 года назад
ሰላም ኣምላኽ ምሳኩ ይኹን፥ ብምቅጻል ሕቶታት ነረናኒ ብጣዕሚ ኣድልየናኒ ነረን ተገዲስኩ ኽትምሉስለይ ብትሕትና ይምሕጸነኩም። ናብተን ሕቶታተይ ከብለኩም፤ ኢየሩሳሌም፤ ጄቴሰማኒ፤ ቢታንና፥ ፋጄ፤ ገሊላ፤ ናቡከደነጾር፤ ካህን ቄፋ ኢዚኤን ትርጉመን ኣድልየናኒ ነረን መምህረያ ስለ ተገዳስነትኩ ኣዝየ እየ ዘመስግን ። ስብሃት ለኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን።
@user-jb1mt6nt3s
@user-jb1mt6nt3s 4 года назад
Amen Amen Amen kale hiwet yesmialina Abona.🇪🇷❤
@eriasmara9789
@eriasmara9789 4 года назад
ቃለ ህይወት የስምዓልና ኣቦና። ናይብሓቂ ኣብ ዓድና።
@tirhasgirmay8420
@tirhasgirmay8420 4 года назад
Amen Amen Amen Abona kale hiwet yesmealna
@dglmaryamwahsey510
@dglmaryamwahsey510 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@tesfujohannes7638
@tesfujohannes7638 4 года назад
Amen Amen Amen kale hwat ysmalna mngst smay ywarslna kab zabeb ymker
@aknafhabtemichael9590
@aknafhabtemichael9590 4 года назад
Amen amen amlak edmen tenan yhabkum ezi samesele mukur temerte ayfelyena
@johngidey3979
@johngidey3979 4 года назад
Amen Amen Amen Kale hiwet yesmalna abona
@mirafokbatsion9175
@mirafokbatsion9175 4 года назад
Amen amen amen kale hiwet yesimealina Abona
@sahlesbhatu9794
@sahlesbhatu9794 4 года назад
ክቡር ኣቦና ኣድመን ጥዑናን ይሃብኩም ፈጣሪ ተቕርብዎ ዘለኹም ትምህርቲ ኣዝዩ ጠቓምን ሓናጽን ኢዩ
@milenbahregasi8546
@milenbahregasi8546 4 года назад
Amen amen amen qal hiwet yesemalna
@tiebeyohanes4947
@tiebeyohanes4947 4 года назад
Amen amen amen kale hiwet yesmealna abona
@semereasmelash1187
@semereasmelash1187 4 года назад
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalina abona
@mahelatkebede1424
@mahelatkebede1424 4 года назад
አሜን አቦና ቃለ ሕይወት የስመዓልና
@smrawitluul2065
@smrawitluul2065 4 года назад
Amen amen amen qal hiwet yesmalna abona ❤❤❤❤❤❤
@rejoicealways2966
@rejoicealways2966 4 года назад
egziabher ztemesgene ykun, amen kale hiwet yesmalna tsegun berektun yebzhalkum abona bhaki kemakum aynet nab megedi tsidki zmerhu, fikri kirstos zehdrulana abotat yhabena. bhaki afna may meliu. newih edme yhabkum nberulna.
@kidistiamaniel6524
@kidistiamaniel6524 3 года назад
Kale hweit yesmalna amlkay amen amen amen
@rakrak6737
@rakrak6737 4 года назад
Kale hiwet yesmaelina abona eadmen ceanakum ezgabiher amlak ybark Amen Amen amen
@adeymariam7899
@adeymariam7899 4 года назад
amen amen kal hiwet yesmalna abona tselotkum ayefeleyena
@alexkudus6553
@alexkudus6553 4 года назад
Amen kalie hiwet yesmealna Abona
Далее
Осторожно селеба идет 😂
00:16
Просмотров 245 тыс.
It was like a real simulation👩🏻‍💻
00:15
Просмотров 2,9 млн
🤘РОК или ПОП?💖
3:20:26
Просмотров 1,7 млн