Тёмный

ካልኣይ ክፋል(2) መ/ር ልሎም ምስ ኣያ ጆኮር እናበኸና ኢና ንፅሕፎ 2024  

Adi Khulu Entertainment ዓዲ ኹሉ
Подписаться 10 тыс.
Просмотров 11 тыс.
50% 1

ካልኣይ ክፋል(2) መ/ር ልሎም ምስ ኣያ ጆኮር እናበኸና ኢና ንፅሕፎ 2024 ዝገርም ፃኒሒት ኢዩ።
#gereemun #tigrigna #eritreancomedy #eritreanmovie #ገሬእሙን #tdf #ብረይ #eritreanmovie #እንዳትሕሽ #maggyshow #Neshneshtv

Развлечения

Опубликовано:

 

18 май 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 122   
@Samri16
@Samri16 14 дней назад
ቀፃሊ ን ተጋዳላይ ሲኮ(መጁሙዕ) ና ሼላ(ወንድሙ) ኣቅርበልና❤
@user-lj7qm7oc3u
@user-lj7qm7oc3u 14 дней назад
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ኢኩም ትሰርሑ ኩልኩም ብጣዕሚ ድማ ነድንቀኩም ግና ከም ስነ ጥበበኛታት መጠን ኣብ ትግርኛ ተጠንቅኩም ክትሰርሑ ኣለኩም ምክንያቱ ንስካትኩም ናይ ብዙሓት መምህራን ኢኩም። ንኣብነት፡- ምሽ፣ ከማን፣ እንትን፣ ብያንስ ወዘተ ካብ ቃላት ትግርኛ ክወፃ ኣለወን ናይ ባዕልና ነዕቢይ። ኣብ ክንዲ ምሽ= ሓቀይ፣ እወ ዶ? ዝብል ቃላት ንጠቀም ኣብ ክንዲ ከማን= እዉን፣ ከምኡ እዉን----- ኣብ ክንዲ ብያንስ= እንተወሓደ ኣብ ክንዲ እንትን= እንታይ ድዩ መስሉካ፣ ከምዚ እንተዝኮን ወዘተ💛❤💛❤💛❤
@selamburuk
@selamburuk 14 дней назад
ኣያ ጄኮር@መምህር ልሎም ከምኡ ዉን ሳኣረ ሓዉና ይመችኩም❤🎉❤
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 13 дней назад
አረ መርሃዊ ናብ እንዳ ትሐሽ ይመለስ ትብሉ👍ሃቡኑ❤❤🎉🎉
@user-pj6kq4ds5r
@user-pj6kq4ds5r 10 дней назад
ፅሩያተይ ወርቂታት ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ ትግራዋይ ጀግና ሰብ ቅያ ሰብ ፍቅሪ ቀፅሉሉ ፅቡቃተይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😘😘😘🔥🔥🔥🔥🔥🔥🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 14 дней назад
ኣሰይ ተጋሩዋይ ፅቡቋት ከመይ ቀኒኹም 🙏👋👋💖💖💖💖💖በሃንቀውታ ክፅበየኩም እየ 🙏💖💖💖💖
@user-lz2kl7vq9x
@user-lz2kl7vq9x 14 дней назад
አይ ፈሊጥክስ 😂😂😂😂
@SdDd-bk7xq
@SdDd-bk7xq 14 дней назад
እንዳ ትሐሽ ግን ታይ ኾይኑ እዩ ኣቃሪፅኩሙና
@hdjf4
@hdjf4 14 дней назад
እንካዕ ዳሓን መፃኩም ተጋሩየይ ተናፈቅቲ❤❤
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 13 дней назад
ኣነስ መምህር ልሎሞይ. ፃዕዳ ልቡ❤❤❤❤
@AlamSahan-zi8yr
@AlamSahan-zi8yr 13 дней назад
መምህር ልሎም አነስ ንዳትሕሽ ከቋምት ዓነይ ሊሐ አምስለ እየ ዝፀየኩም ኔረ ታይ ኮንኩም 3 ሰንበት ጠፊኢኩም ናፊቀኩም❤❤❤❤❤❤❤
@azimerakahasi7286
@azimerakahasi7286 14 дней назад
እንኮዕ ድሓን መፃእኹም ድፍቲየኩም ተዋሳኢቲ ደቅ ትግራይና 🎉🎉🎉
@Gog-ok3ly
@Gog-ok3ly 14 дней назад
ዋይ ካብ ድቃስ ተሲእኩምስ በቃ እዚኣ እያ መልሲ ኣነ ዝተፀበኽዎ መልሲ 1ይ ጸሎት እዩ 20:05 ቅድሚ ኩሉ ጸሎት ደቂ ጽዮነይ።
@user-ed7oq6yy9p
@user-ed7oq6yy9p 13 дней назад
አንኮዕ ብዳሓን መፂኣኩም ተጋሩዋይ 💋💋💘💘
@user-hq9pw6up8b
@user-hq9pw6up8b 10 дней назад
እንካዕ ብሰላም መፃእኹሙ ሙጩዋተይ❤❤❤
@edon7537
@edon7537 14 дней назад
አሰይ ሱሑቁኩሙ ይብዛሓ ተጋሩዋይ🎉😂😂😂
@user-nn9gh7nr4i
@user-nn9gh7nr4i 12 дней назад
ይመቸኩም ተጋሩዋይ🥰 ፍቴ ህድአቱ ኣዛራርቡኡ ደስ ክብለካ ብብዙሕ እየ ዝፈትወኩም🥰
@sameraahmed1907
@sameraahmed1907 14 дней назад
ኣያ ጆኮር ትሕናካ ደስክብል💖
@BeGUDEMTUBE
@BeGUDEMTUBE 14 дней назад
ኣነግን መን ተድንቂ ተዝባሃልሲ ""ሽሻይ ገብረ ህይወት {ሲስኮ} ኣነ ምስ ማንም የወዳድሮይ ናይ ትግራይ ሞዴል ተዋሳኢ ደራሲ ዳሪክተር ገጣሚ ዋይ ኮታሰ ብምንታይሞ ክገልፆ ኩሉ ነገርይ እዩ ብፍላይ ኣብ መልሲ ድራማ ሙዉት ኢለ እየ ልፈትዎ ዓድኩሉ እንተርቴመንት ኣቅርበልና ሓደማዓልቲ ዉዕሎካ ምስ ሲስኮ ይኩን ቡኡኡ ካዓ ኣድናቆተይ ንገረለይ ብቡዙሕ እየ ለክብሮ ንዓካዉን የክብረካ እየ ❤❤🎉
@user-kh6tm7lf4q
@user-kh6tm7lf4q 13 дней назад
ዋላ አነ እውን ሲስኮ Top እዩ ንኩሉ ነገር ❤❤❤ ኩሉ ካራክተር ከዓ ክኽእለሉ
@AlmazHadudh
@AlmazHadudh 13 дней назад
ብጣዕሚ ጀጋኑ ኢኹም ቀፅሉሉ❤❤💖
@Cherkos-dz2se
@Cherkos-dz2se 14 дней назад
ፅሩያት ተጋሩዋይ 😘😘😘😘
@user-zs1rr4bo6c
@user-zs1rr4bo6c 12 дней назад
ብጣዕሚ ጽቡቁት ፍጥረት ደቂ ተጋሩ ዋላ አነ ዝረክቡ ኣይመስለኒን ኔይሩ ግን ተጋሩ ሑቡራት እንዲኹም ካብ ቀደሞኹም❤ ንበረልና ሉሎሞይ ጀኾረይ መርሃዋየይ ይመችኹም ንፈትወኸም እዩ❤
@WeWe-iz2eh
@WeWe-iz2eh 13 дней назад
ብጣዕሚ ጎበዛት ቀፅልሉ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 13 дней назад
ተጋሩዋይ❤❤❤
@axsumawit1562
@axsumawit1562 14 дней назад
ብጣዓሚ ደስ ዝብል ፃንሕት ነይሩ ተመስጠ ይሰመዐኩም ፀንሐ ንበሩልና ብጣዓሚ ዝፈትወኩም ዘድንቀኩም ❤❤
@shalom5798
@shalom5798 14 дней назад
ንሰላስቲኩም ኣዜ የድንቕኩም ኣብ ቋንቋ ትግርኛ ግን ኣጽዒቕኩም ስርሑላ ሓደራ !! በትብ በትን ተውሪርና ከይንበርሰ!!
@MedhinDesta-mt5vj
@MedhinDesta-mt5vj 14 дней назад
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ብሩኳት ዘርኢ❤🎉
@greattigray5290
@greattigray5290 14 дней назад
ዝፈትወኩም❤❤❤ክልተ
@shalom5798
@shalom5798 14 дней назад
ብያንስ ዝብል - ? ብውሑድ ኣንዶ በሎ ብትግራኛ ዳኒ, ሐውና !! ዋእ ንሰነጥበባውያን ክንእርም እኮ ላሕ ኢልና ኣቱም ሰብ ዋይ መንዩ ሰነጥበበኛ ? ኣቱምሰባት ? ""ገሪሙንስ ገርማ ኣውጺኤላ በለ"" መላሕስኩም ብቃላት ባዕዲ ተውሪሩ ንዓናውን ኣይተውሩሩና ግደፉ!! ፍትሒ ንብቃልት ባዕዲ ዝተወረረ ቛንቛና ትግርኛና ይብል ኣለኩ ዋእ እሞ ከዓ ብዙሓት ዋጋ ዝከፈልሉ !!!
@eyu1221
@eyu1221 8 дней назад
ስቅ በሊ ሎቁማጽ እስኺ ትገዲ ካባኣቶም ናይ ዛዓበይሉ ላህጃ እዮም ዝዛረቡ ዘለው ኣበር ናይ ሰብ ክትኣርያ ኣበራትኽን ናዓበዬ እዩ ዝክድ 😊
@user-wk8vd9zl8n
@user-wk8vd9zl8n 14 дней назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ግን ልለም እንታይ ኮይንኩም ዳተሐሽ ዘይተለቅዎ
@heefhedhy7144
@heefhedhy7144 14 дней назад
ሳሓቅ ዝመልኦ። ግዜ ይብዘሐልና ክብራተይይ ❤❤❤❤ዕድመን ጥዒናን ይሃብኪም እግዚአብሔር አምላክ ደቁ ትግራይይይ❤
@DdRr-nc1pz
@DdRr-nc1pz 14 дней назад
እንካዕ ብዳሓን መፃኩም ተጋራዋይ ሉሎም እንዳ ተሐሽ ተኮይኑ ተቋሪፁ
@user-gq7uu6oe6c
@user-gq7uu6oe6c 7 дней назад
Lebamat truy twldi fteru ybzah mthllay balka nbalka waw
@drtt2855
@drtt2855 14 дней назад
ብሉፃት ተጋርዋ♥️♥️♥️
@user-hh3ib9hj4x
@user-hh3ib9hj4x 13 дней назад
ሳሓቅኩም ይብዛሕ ተጋርዋይ❤❤❤❤
@Kalu_nekifar
@Kalu_nekifar 9 дней назад
ደቅኖ🔥🙏
@user-cg7is4sl6r
@user-cg7is4sl6r 4 дня назад
❤❤❤❤
@selamselam8386
@selamselam8386 14 дней назад
Wow ዳኒአል ናይ ምስትውዓል ክእለቱ 100/😮❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-pc5hk9ng8v
@user-pc5hk9ng8v 14 дней назад
ብጣዒም ፅቡቕ ፃንሕት
@heriheri369
@heriheri369 14 дней назад
ስሓኩም ይብዛሕ ተጋሩዋይ
@fishktaameley7842
@fishktaameley7842 14 дней назад
part 3 akexilom 😂
@user-on2wf3tl2e
@user-on2wf3tl2e 14 дней назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-yt4qu9yc1g
@user-yt4qu9yc1g 13 дней назад
ስሓቅኩም ይብዛሕ❤❤❤❤❤❤❤
@Yrgu692
@Yrgu692 11 дней назад
❤❤❤❤❤
@MotivationAHSahs
@MotivationAHSahs 14 дней назад
ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኩም
@josephnegasi8839
@josephnegasi8839 12 дней назад
good job seare hawna
@user-mg8rv7bd5u
@user-mg8rv7bd5u 14 дней назад
Asey xubukat❤
@birhankidanu5493
@birhankidanu5493 14 дней назад
ኾባኽብትና❤❤❤❤
@user-fc7gj9su7q
@user-fc7gj9su7q 9 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-sx2rf9om9c
@user-sx2rf9om9c 13 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ኮዋክብቲ ትግራይ 💖💖💖💊💊💊💞💞💞
@shalom5798
@shalom5798 14 дней назад
እዚ ኩሉ ሃናጺ ርኢቶ እንዳሃብኩ ግን ማንኮን እሙን/ቲ ተምልካቲት ኢሉ ቃላመሕትት ክገብተለይ ይኮን😊 መቸም ኣጽክጥ ኣይከብሉን ይብል😊
@Hareg675
@Hareg675 14 дней назад
ብሓቂ❤
@user-gp6bu3nh5z
@user-gp6bu3nh5z 14 дней назад
ኣጀኩም ጐብዙ ዕምበታት ትግራይና❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-lq1tz6hw2r
@user-lq1tz6hw2r 14 дней назад
❤❤❤❤❤🌹🌹🌹
@user-kd8sw3ep2s
@user-kd8sw3ep2s 13 дней назад
ኣሰይይ ምጭዋተይ እንኳዕ ተጋሩ ኮኑኹም እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤
@selmalovefiseha3679
@selmalovefiseha3679 14 дней назад
❤❤❤❤❤❤
@MeazaTube-zy2dp
@MeazaTube-zy2dp 14 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 11 дней назад
ታይ ድዩ ኣስሒቁኒ ሻወር ይገብር ምስ በለ ጆኮር ገፅካ ከይተሓፀብካ ድካ ስንካ ትብርሽ ምስ በለ ዳኒ😅 ብዝኮነ ይፈትወኩም እየ ቀፅልሉ
@selam801
@selam801 13 дней назад
ደቂ ሪመይ ኽፎትወኹም❤😊
@user-bi5zo1yz7d
@user-bi5zo1yz7d 10 дней назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@RakiTube-
@RakiTube- 12 дней назад
♥️♥️♥️
@Hareg675
@Hareg675 14 дней назад
ሳዓረዋ ሳዓትካን ማዓልትካ ዘይተክብር ተዝረክበካስ ክቀፅዐኻ ነይረ😂😂😂
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 14 дней назад
መቅፃዕቲ የድልዮ ኔሩ ሓቅኺ🤣🤣😁😁 ሃረገይ ሸኮር 💖💖💖
@Hareg675
@Hareg675 14 дней назад
@@user-ox7hd8kh9y ላይክ ሃቡኒ በሉ ክቐፅዖ ጂጂየ🥰😂😂😂
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 14 дней назад
@@Hareg675 ለይከኪ በሊ 😁😁😁🤣🤣🤣
@Hareg675
@Hareg675 14 дней назад
@@user-ox7hd8kh9y ግርም😂 ርእኺ ኣብ ርእሲ ምዱንጓዩስ ንሮቡዕ ኢሉናስ ሰንበት የምፅኦ እእ😂😂😂
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 14 дней назад
@@Hareg675 ኣነሰ ረቡዕ ድዩ ሎማዓንቲ ኮእየ ኢለ ኔረ 🤔🤣🤣
@maron278
@maron278 14 дней назад
ዝፈትወኩሙን ዘድንቀኩምን ብሉፃት ❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂
@zefengorhawaria8526
@zefengorhawaria8526 11 дней назад
❤❤❤
@selmalovefiseha3679
@selmalovefiseha3679 14 дней назад
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@FjG-ot9dn
@FjG-ot9dn 14 дней назад
ሽኮራት ❤❤
@user-vt7vj8xh8e
@user-vt7vj8xh8e 13 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤
@ffff8192
@ffff8192 14 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@cutemashoo2174
@cutemashoo2174 14 дней назад
💖💖💖💖💖💖
@GcggChjg
@GcggChjg 14 дней назад
❤❤❤❤❤😊
@user-pv4fd9lh2x
@user-pv4fd9lh2x 14 дней назад
❤🎉
@titisabawit3510
@titisabawit3510 14 дней назад
ዞምናትና ደስ ክትብሉ❤❤❤❤❤❤
@salmo7382
@salmo7382 14 дней назад
❤❤❤🎉🎉
@SmilingDinosaurFossils-oi3jx
@SmilingDinosaurFossils-oi3jx 14 дней назад
ይፈትወኩም እየ ንኩልኩም❤
@user-lz2kl7vq9x
@user-lz2kl7vq9x 14 дней назад
ትፍለዩ ኢኩም❤❤❤😂😂😂😂❤❤❤❤
@Tes-21
@Tes-21 12 дней назад
ነዚ ቆሎ ጡጡቆ ኮሜዲ ድዮም እንዳበኸየ ዝጽሕፍዎ
@GggGgg-nk6bo
@GggGgg-nk6bo 14 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@trfdtre1136
@trfdtre1136 14 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-nl6vx6dz6u
@user-nl6vx6dz6u 14 дней назад
🎉🎉🎉🎉❤❤❤🥰🥰🥰
@user-sv5er9er2i
@user-sv5er9er2i 11 дней назад
😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mirimiri3396
@mirimiri3396 11 дней назад
❤❤👍😂
@user-lz2kl7vq9x
@user-lz2kl7vq9x 14 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂
@Wedhaze
@Wedhaze 12 дней назад
guy international comedy movie english ናኣኩም ስርሑ ግዴታ ክተፈጥሩ የብልኩም። use chatgpt use technology guys. ሎሚ ሎሚ ሎሚ ገሬ እሙን ይስልቹ ኣሎ። ታይ እዩ ኣጠዓዕሞ ናበለ ዝጃጃል ገፀባህሪ? technology ዝፈልጥ ገፀ ባህሪ የለን?
@shalom5798
@shalom5798 14 дней назад
ዳኒ'የ' ? ታይ ማለት'ዩ ዳኒዋይ, ዳኑ,. .. ብትግርኛ ምቕብጣር, ምምጉጓስከ, ኣይምጥንንድዩ ኮይኑ? ዋላስ ያኢ ተማዕቢሉ? ?
@user-ef9ce2xj3o
@user-ef9ce2xj3o 14 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@shalom5798
@shalom5798 14 дней назад
ፍሽ ዓይነይ - ከይድብራ? ታይ ማለት'ዩ ንምንታይ ብንምታይ? ሰምንታይ? ናይ ምምሕሽ ገዛዕዩ ንዓካ 😊
@user-ni5ne7nk5c
@user-ni5ne7nk5c 14 дней назад
ል ዳኒኤል ሙዚቃ የገበርካሉይ 1ይ እና 2 ይ ዙር
@user-sx2rf9om9c
@user-sx2rf9om9c 13 дней назад
💖💖💖💝💝💝💊💊💊😘😘😘
@Bahgi_
@Bahgi_ 12 дней назад
እዚ "ጎይትኦም ወዲ ቁራስ" ዝበሉዎ ክልቲኦም ዘድንቑዎ ተዋስኣይ መን እዩ? ኣበየናይ ድራማ/ፊልሚ ይዋሳእ?
@Entertainment-nf7vr
@Entertainment-nf7vr 11 дней назад
ኣለሻ መንነት ዝብል ትግርኛ ፊልሚ ዋና ገፀባህርይ ዝሰረሐ
@Bahgi_
@Bahgi_ 11 дней назад
@@Entertainment-nf7vr : Ok. Thank you. Interview giberuwo emo. ✌
@user-yh2pp9xn2z
@user-yh2pp9xn2z 14 дней назад
❤❤❤
@user-kx9xo6ok8u
@user-kx9xo6ok8u 14 дней назад
❤❤❤❤
@jafypro2467
@jafypro2467 13 дней назад
❤❤❤❤❤❤
@user-sx2rf9om9c
@user-sx2rf9om9c 13 дней назад
❤❤❤❤❤
@AutomotiveZhai
@AutomotiveZhai 14 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@SamidaWarsam-cp1lv
@SamidaWarsam-cp1lv 12 дней назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-dw5wn9dw8w
@user-dw5wn9dw8w 13 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AaBb-tr6hv
@AaBb-tr6hv 14 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-yb3pj8uu8y
@user-yb3pj8uu8y 13 дней назад
♥️♥️♥️♥️
@user-be3ws9if1g
@user-be3ws9if1g 13 дней назад
❤❤❤❤❤❤
@hggh7539
@hggh7539 13 дней назад
❤❤❤❤❤❤
@haytshewsmeresa6240
@haytshewsmeresa6240 14 дней назад
❤❤❤❤❤❤
@swswots6782
@swswots6782 14 дней назад
❤❤❤
Далее
HELLUVA BOSS - THE FULL MOON  // S2: Episode 8
23:10
😨 СТАЛА ПИЛОТОМ НА 24 ЧАСА
0:36