Тёмный

ካባይ ተማሃሩ||በዓልቤተይ ኣብ ስደት ይጽዕር ኣነ ከኣ ብገንዘቡ ፊዕ ይብል ኔረ 

DEHAY TV
Подписаться 187 тыс.
Просмотров 96 тыс.
50% 1

ካባይ ተማሃሩ
በዓልቤተይ ኣብ ስደት ይጽዕር
ኣነ ከኣ ብገንዘቡ ፊዕ ይብል ኔረ #DEHAY_TV

Развлечения

Опубликовано:

 

7 окт 2019

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 281   
@merihbeyene4081
@merihbeyene4081 4 года назад
Btami mehari medeb eu kemzi kitqslwo eu zelekum mehari tarik eu
@habtomyekalo6217
@habtomyekalo6217 4 года назад
Ane alni yhwat tlfon dele nre zfkd ente konu bitt
@user-ym5db8vs6g
@user-ym5db8vs6g 4 года назад
ሲንግል ጻድቕዩ እንታይ ዝኸውን ሓዳር ሕዳርዩ ሲንግል ላይክ እስከ ርገጹኒ
@Peace-zf1br
@Peace-zf1br 4 года назад
Hakikajka tsebuk alna
@mnbarzelekamfqar3875
@mnbarzelekamfqar3875 4 года назад
@fqri ms kulu lqah zeyblu mamaya alemey giega hasab kulu hade aykonen
@user-pw4hy3sr3c
@user-pw4hy3sr3c 4 года назад
እንተኪኢልካ'ስ እባ Single እምኒ ደርብየላ! እንዳ ከኣልካ ከለካ Single እተመሪጽካ ናይበሓቂ ስንፈት ዩ ሰበይ
@wediblata5643
@wediblata5643 4 года назад
ወዲ ሰንዓ ሓላል kakakkkkkkk it’s really
@judithjudithna5254
@judithjudithna5254 4 года назад
Ewe ya xbuq alena wedi sena shikor 🙌
@user-jr4jx1fw5r
@user-jr4jx1fw5r 4 года назад
*ኣጆኺ ዝሓፍተይ እቲ ዝዓበየ ብጌጋኻ ምእራም ኢዩ እቲ ናይ ውላድ ከኣ ኣምላኽ ኣይትጥፍኢ ክብለኪ ኣቐዲሙ ሓደ ውላድ ሂብኪ ጸኒሑ ኢዩ ንሱ ከኣ ክንዲ ሽሕ ክኾነልኪ ናይ ኩላትና ሙንየት ኢዩ ንስኺ ግዳ ሓደ ውላድ ዘለኪ ገለ ደቂ ኣንስትዮ ግዳ ኣለዋ ሓደ ውላድ ዘይብለን ግን ከኣ ሕጉሳት ኮይነን ንዓለም ዝሓልፍኣ ንስኺ ግዳ ካብኣተን ብ10 ኢድ ትበልጺ ስምኪ ዘጸውዕ ውላድ ዘለኪ ን ኣምላኽ እታይ ይሰኣኖ ንብሕጂ እውን ውላድ ይህበኪ ይኸውን ኣምላኽ ዝተረፈ ዕድሜኺ ይባርኽ ኣጆኺ*
@lifeonhop3252
@lifeonhop3252 4 года назад
ከመዚእን ዓይነት ዝተጋገያ ኣዋልድ ካበይ ተማሃሩ ክብላ እንተ ጀሚረን ፡ ኣቲ ሰናይና ዝኮነ ጊዜየ ይመጽእ ኣሎ ማለት ዩ ። ብዙሓት እየን ዘለዋ ገና ክትዳኸሙ ኢኹም ፡ ክመጻኹም ኣይን።
@imissyoumom238
@imissyoumom238 4 года назад
ክክክክክክ 👍😍
@ssjon3094
@ssjon3094 4 года назад
Btarmi hanaxi abnet yekenyelna
@nanu620
@nanu620 4 года назад
ኣጆኪ ዝሓፍተይ ዓለም ኮምኡ ኢያ ትህበካ ትከላካ ታስፋ ዘይምቁራጽ ትራይ ዝሓለፈ ሓሊፉ ኢዩ ካብ ሕጂ ጥራይ ከመይ ጌርኪ ሂወትኪ ትመርሒ ንወድኪ ትረክቢ ሕሰቢ
@nahom2263
@nahom2263 4 года назад
ኣብ ዓለም ዘደንግጹኒ ወገናት ኣብ እስራኤል ዘለዉ ኢዮም፡ ምኽንያቱ እስራኤል ንኽኣትዉ ዝኸፈልዎ ዋጋ ቀሊል ኣይነበረን ኣብ ልዕሊ እዚ ከኣ ኣብ እስራኤል ምስ ኣተዉ ዝሕልፍዎ ሂወት እዚ ከኣኸሎም ከኣ በኣንስቶም ዝወርዶም ጸገም። ገሊኦም ብገንዘቦም ዘይውላዶም የዕብዩ ገሊኦም ብገንዘቦም ጁባ ከብዲ ውሽምኦም የህጥሩ ገሊኦም ክኾነሎም ኢሎም ምስ ኣዋልድ ተላልዮም ናብ ኤውሮጳን ካልእ ምስ ኣሕለፍወን የቐንየልና ካብ ሕጂ ካልእካ ድለ ንዓይ ዝመስል ረኺበ እየ ይበሃሉ ፡ ገንዘቦም፡ ፍቕሮም, ሓዳሮም፡ ሂወቶም.... ኩሉ ገደል የኣቱ ። ደሓን እዘን ከምኡ ትገብራ ዘለኽንን ዝገበርክንን እቲ ዓይኒ ዝፈጠረስ ኣይርእን ዶ እቲ እዝኒ ዝፈጠረስ ኣይሰምዕን ዶ ነዖኦም ኣምላኽ ዘሓዘሎም ኣለዎም እንተ ንስኽን ዶ ኣበይ ኢኽን ክታትዋ እንድዒ ። ካብዛ ሓፍትና ተመሃራ፡ ኢድ ሽናሒት ጸናሒት ኢያ ንሕጂ ይመስለክን ይኸውን ጽባሕ ግን ዘይትጻወርኦ መዓት ኣብ ልዕሌኽን መዓስ ከም ዝወርድ ኣይትፈልጣን ኢኽን እሞ ተመሃራን ተጠንቀቓን ቃልኪዳን ክቡር እዩ። እዚ ሰብ ካልኡ የኣኽሎ እንበር እዚ ከምዚ ዓይነት ዛንታ ንኣእዛና ሓድሽ ኣይኮነንን ንስኺ ስለ ዝተፈዳሕኪ ኢኪ እንበአ ክንደይ ኣላ ዘይተፈደሐት ክንደይ ከኣ ከምዚ ከማኺ ሓዳራ ዝሰኣነት ። ኣብቲ ሓቂ እንተ መጺና ንስኺ ካብ ጌጋኺ ኣይተመሃርክን ምኽንያቱ ክትመሃርሉ ዝነበረኪ ግዜ ኣብቲ ናይ መጀመርያ ጥንሲ ኢዩ ነይሩ ግን እዚ ሕማም ሎሚ (ማለት ማሺ እንታይ ጸገም ኣለዎ) ዝብል ንሂወትኪ ፋሕ ብትን የእትይሉ። በሓጺሩ ሽግርኪ እንበር ጌጋኺ ኣይመሃረክን እዚ ሽግር እዚ ወሪዱኪ እንተዘይትመሃሪ እዩ ዘገርም ነይሩ እንበር እዚ ሕጂ ዝወሰድክዮ ስጉምቲ ዘደንቕ ኣይኮነን።ኣጋጣሚ ኮይኑ ፈጣሪ መቕጻዕትኺ ኣኽቢድዎ እዚ ከኣ ክትቕበልዮ ጥራሕ እዩ ዘለኪ። ካብ ሕጂ ድማ ተጠንቀቒ ሕጂ ሓዳርክን ማህጸንክን ስኢንኪ ኣለኺ ጽባሕ ንጉሆ ከኣ ሂወትኪ ከይትስእኒ ። ነዚ ትርር ዝበለ መልእኽቲ ክጽሕፍ ዝደረኸኒ ምኽንያት ክንደይ ነዚ ናይዚ ሓፍትና ሂወት ዝደግማ ወይ ዝደግሙ ብዙሓት ስለ ዘለዉ ኢየ መታን ክመሃሩ ካብ ዝብል እየ ብፍላይ እዞም ኣብ ኤውሮጳ ዘለና ሎሚ ላይፍ ይመስለና ይኸውን ጽባሕ ግን ሂወት ሕልፍ ምኻኑ ኣይንረስዕ። ይቕሬታን ንስሓን ተኣማሚካ ምብዳል እቲ ዝኸፍአ ኢዩ መን ይፈልጥ ኣብኡ ከይበጻሕካ ወይ ትመውት ወይ ድማ ትፍዳሕ ። ስለዚ ወገናት ንፍቕሪ ንንበር ካልእ ኩሉ ትርፊ እዩ ወደሓንኩም ሓውኹም ደላዪ ጽቡቕ NB ካብ ጀርመን እየ
@mussiekibrom1520
@mussiekibrom1520 4 года назад
1000 layk hibeka lebam
@user-sl3bv1eh4w
@user-sl3bv1eh4w 4 года назад
Bhaki Lebam seb kamaka ybzhu zhawey
@user-tr5ei8xj8i
@user-tr5ei8xj8i 4 года назад
Anta azi zelekewo alewa sebeauten esrael nesen kea abzi sebeaut ykeyayra
@iamblackboyrambo9430
@iamblackboyrambo9430 4 года назад
Bitaemi adeneqeka lebam seb fecebook natka xehafley kilaleyeka lebam zereba
@whatabouttomorrow1990
@whatabouttomorrow1990 4 года назад
Yeah you right bro
@zem1988
@zem1988 4 года назад
ኣቱም ሰባት እዛ ናይ Single ህይወት ጥዕምቲ፣ብፍላይ ርእስኻ ኪእልካ ካብ ኩሉ ርሒቅኻ ምንባር ጽድቂ እዩ።እንታይ ኣምጽኦ መርዓን ደርዓን ከ? ሕማም ግን ኩላትና ክንፈልጦ ዝግብኣና፣ካብ ሰብ ኣይንተሓባእ፣ልብን ኮላሊትን ዝምምር ኣምላኽ ኣሎ፣
@asmaabduj7136
@asmaabduj7136 3 года назад
Asiilwitmgfjh
@user-ko2hx6mg1m
@user-ko2hx6mg1m 4 года назад
ብጣዕሚ መሃሪት ዛንታ መካይድኻ ፍለጥ ዝባሃልስ ለከ ከምዚ እዩ ለባም መሓዛ ካብ ሕማቅ ተውፀአካ ሕማቅ ማሓዛ ከዓ ተፅድፈካ ኣይዞኺ እንዃዕ ጌጋኪ ተረደአኪ ሓፍተይ ናብ እግዚአብሔር ተመለሲ እግዚአብሔር ከስታካክለልኪ እዩ ንኩሉ ግዜ ኣለዎ ፈተና ኩሉ ግዜ ንወዲ ሰብ እዩ ምውዳቅ ኣዳማዊ እዩ ካብ ዝወደቅኻዮ ዘይምትሳእ ከዓ ሰይጣናዊ እዩ
@God-db9vp
@God-db9vp 4 года назад
ህይወት ቀጻሊት ኢያ ካብ ጌጋኪ ተማሃሪ ምስ ፈጣሪኪ ብንስሓ ተዓረቂ፡ ሓደ መዓልቲ ውን ንወድኪ ክትረክብዮ ኢኪ፡ ተስፋ ጥራይ ይሃልኪ።
@tedrosalem7218
@tedrosalem7218 4 года назад
እዚ ኩሉ ሳዕቤን እዩ ፡ ምክንያቱ ኣብ ክሕንቕቃሉን ኣብ ሕቑፊ ኣፍቓሪአንን ክሞቓሉን ዝግበአን ዕድመ ብዘይ ሰብኣይ ክነብራ ዘገድድ ኩነት ስለ ዝተፈጥረ ብዕልግና ዝበሓል ሰብኣየን ፡ ሰበይቱ ምሱኡ እንከላ ምስ ዝግበር እዩ ።
@user-cy9lz1pe6c
@user-cy9lz1pe6c 4 года назад
ከምኡ ኣይትበል ዝሓወይ ክሳብ ብሂወት ዘለካ ኣብ ኪዳንካ ጽኑዕ በዓል ተስፋ ክትከውን ፍቓድ ኣምላክ እዩ።
@delyselam5668
@delyselam5668 4 года назад
really teach me my heart I'm still thinking pry for me and for my wife lives back home inorder to God keep us from all sin till we meet
@Emacamera
@Emacamera 4 года назад
This lady is covering all the channels well done you are superb
@user-il6je7kk9k
@user-il6je7kk9k 4 года назад
ኣጆኺ ክብርቲ ሓፍትና ጌጋ መናብርትና ዩ ተጋጊኺ ኢኺ መሓዛ ኣብ ምምራፅ ንጠንቀቕ ይሕዋተይ ፅቡቕ ዝመኽራ ዳመሰላ ሓዊ ዝኣጉዳ መሓዙት ኣለዋ የን ኣብ ሓዳርና ንፅናዕ ገለገለ መሓዙት ኣለዋ ፅቡቕ ተሪእናልካ ዝቐንኣ ። እዛ ናብ ዚ ሕማቕ ሂወት ዝመርሓትኪ ሕጂ ሰላም ኣይትብለክን ትኾን ። ኣጆኺ ገና ንእስቲ ኢኺ ዘለኺ ምውላድ ድማ ኣምላኽ ዩ ዝፈቕዶ እዩ ዝኾን ክትወልዲ ኢኺ
@mulugetahadushhagos1389
@mulugetahadushhagos1389 4 года назад
ኣጆኺ ዘይጋገ የለን ኩሉኽን ኣሕዋት ድማ ተማሃራሉ
@hayathas1597
@hayathas1597 4 года назад
ናይበሓቂ መሃሪት እያ የሕዋተይ ካብዛ ሓፍትና ንመሃር ገዘብ ጨናዊ የጋግየካ ዩ ንመሃር
@hanibalgebar9535
@hanibalgebar9535 4 года назад
ረሳሕ ያ ብሓቂ ፎ ነዚኣኣ ሓኒቀ ምቀተልክዋ ናይ ብሓቂ ኢዙ ታሪክ ኢላ ዘርጊሓቶ ኢንዓል ነጅስ ብብዓል ኢዚኣ ኩለን ኣዋልድ ካኣ ሓደ ይብሃላ
@meharifrewoyni9402
@meharifrewoyni9402 4 года назад
Wala eqa hmak tigbere nmot aytfreda kabti getimuwa zelo zkefe yelen selaena kab wladu yfelale
@hanibalgebar9535
@hanibalgebar9535 4 года назад
@@meharifrewoyni9402 ግደፈና በጃካ ባዕላ ዝገበረቶ ውላዳ ኢንታይ ክምሃር ካብዚኣኣ ወደይ
@AsSa-ub9kb
@AsSa-ub9kb 4 года назад
ሰላም ናዓኩም ሓፍተይ ዘይጋገ ሰብ የለን ካብ ጌጋኪ ታኣሪምኪ እግዚአብሔር ይሓግዝኪ ኣጆኪ
@cdc2391
@cdc2391 4 года назад
ናይ በይንኺ ጸገም ኣየኮነን።ናትኪ ተወርዩ እምበር ካብዛ ዛንታኺ ተንብብ ዘላ ጓል ጀሚርኪ ዝኹርዕ ዛንታ ዘለዋ ጓል የላን።ደቀንስትዮ ይጽነታ ኣሜን
@dejuwedieri4842
@dejuwedieri4842 4 года назад
Eway tim dea bel bahabelom nisen ente xeniten dea kemey gerna kinnebir delika Afka eyu enber libka kalie eyu zibl zelo
@negassiteklezghi5860
@negassiteklezghi5860 4 года назад
ላምላኽ ምሳኺ ይኹን ሓፍተይ ናተይ ኣጆኺ ዝኾነ ሒማቅ ክስምዓኪ የብሉን ብጸሎት ጥራይ ምስ ኣምላኽክይ ተራኸቢ።
@user-wi9dk8tr7q
@user-wi9dk8tr7q 4 года назад
Love Love Love ኣምላኽ ኢልካ ቀይራ እታ ጽሑፍካ ላምላኽ ኢልካያ
@user-jb5pu6qw6e
@user-jb5pu6qw6e 4 года назад
ኣጆኪ ሓፍተይ ኣነ ኣብ ስደት ኣለኩ ምስ በዓል ቤተይ ካብዝፈላለ ከዓ ሾሞንተ ዓመት ገርና ሾሞንተ ዓመት ገርና ክብለኩም እሱ ኣብ እስሪበት ስለ ዝነበረ እዩ ኣብ ዓዲ ከዓ እዩ ገዲፉኒ ነይሩ ነብሰ ፁር ነይረ ብድሕሪኡ መፅዩ ኣብ ስደት ተኣሲሩ ካብ ዝእሰር ደማ ሸዉዓተ ዓመቱ ኣነ ከዓ ወሊደ ዉላዱ አዕቢየሉ ናቱ ቃልኪዳን ከይሰብር ዝበለኒ ይሰምዕ ነይረ ኣነ ከዓ ሓቂ ይሓይሽ ብጣዕሚ እየ ዘፍቅሮ ናይመጀመርያየይ ከዓ እዩ ኣነ ከዓ ብድሕሪኡ ዝገበርክዎ የብለይን ኣምላክ ይመስገን ዝደፍረኒ ከዓ ኣይረከብኩን ኣብ እስሪበት እንከሎ ብጣዕሚ እየ ዘሐንቅቆ ነይረ እትይ ምንታይሲ ንከይ ኣስተማስል ኢለ ዝደለካዮ ተከደን ዝዶሎካዮ ብላዕ እየ ዝብሎ ዓዲ ምስ ከዓ ኩሉ ጊዝየ እየ መሻርፍ ዝሰደሉ እሱ ከዓ ብጣዕሚ እዩ ዘሀንቅቀኒ ነይሩ ኣነጊን ናፍቅ ግዲ እንዳበርተዐኒ ዓዱ ምስ ከደ ኩሉ ግዝየ ዝታጎሞ ስልኪ ካብ እዝንካ ኣይት ፍለየኒ እየ ዝብሎ ኣብ ዓዲ ከዓ ክምፅእ እየ እንዳበለ ኮሎሎ ይብል ኣሎ ሐዚ ሐዚ ጊን ፀባዩ ብጣዕሚ ተቀይሩኒ ኣይድዉለለይን ኣነ ከዓ ነቢዐ ሱቅ ይብል እሱ ጊን ገኒኑ እንታይ ተገበርኩ ይሐይሸኒ ኣሕዋት ምክርኩም ለጉሱለይ
@shishaygebrelibanos3340
@shishaygebrelibanos3340 4 года назад
ኣጆኪ ጌጋ ዘሎ ኢዩ ። ያው ካብ ሕዚ ጌጋካ ምእራምን ናብ ሂወትካ ምምላስን አዩ ።
@siemuhab5987
@siemuhab5987 4 года назад
Ata eza gual ab kulu txenhaka Mara fetyeya anes ⚘⚘⚘😘😘
@yonasyadel9297
@yonasyadel9297 4 года назад
Betami des zebel abi mekri
@meharifrewoyni9402
@meharifrewoyni9402 4 года назад
Eway Jhon zrekebo meskinay kehzneka .eway rgimti chekan eki yetfieki
@ghirmayyohannes9845
@ghirmayyohannes9845 4 года назад
ብዝኾነ ጌጋ ከም ሰብ ክትጋገዩ ንብር እካ እንተ ኮነ ብቀዳማይ ጌጋኪ ክትመሃሪ ብዘይ ብኽኣልኪ ኣዝዩ ካብቲ ዘሕዝን ነገር እዩ ስለዚ ፈጣሪ ጥዕና ሂቡ ንቀጻሊ ጌጋኪ ኣሪሙ ምስ እቲ ትፈትዊዮ ወድዝኪ ንክትራከብ ምክርና ንልግሰልኪ ፡ንኻለኦም ከምዚ ናትኪ ዓይነት ኮለልን ሸንኮለልን መንገዲ ዝርከባ ድማ ካብዚ ናቲ ግድለት ንኽመሃራ ጽብቅ ሓበሬታ እዩ ዎደሓንኪ ክብርቲ ኮለልበይ
@estifanoseritrea3423
@estifanoseritrea3423 3 года назад
ግርም ገበረኪ ሓዊ ገርና ምቅጻልኪ እዩ ንዓክስ
@hadumuhur261
@hadumuhur261 4 года назад
ብርኽቲ ሓፍተይ ኣብ ኣምላኽ ተስፋ ኣሎ እሞ ፡ ናብ ኣምላኽ ተመለሲ ። ኣማልኽቲ ኣመስግንዎ። ማቴዎስ 9 (Matthew) 13፤ ኣነ ሓጥኣን እምበር፡ ጻድቃን ክጽውዕ ኣይመጻእኩን እሞ፡ ምሕረት እፈቱ፡፡ ዮሃንስ 3 (John) 16፤ ኣምላኽ፡ በቲ ሓደ ወዱ ዝኣመነ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ንወዱ በጃ ኽሳዕ ዚህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቀራ። ዳዊት 136 (Psalms) 1፤ እግዚኣብሄር ሰናይ እዩ እሞ፣ ምሕረቱ ንዘለአለም ይነብር እዩ እሞ፣ ኣመስግንዎ። 2፤ ምሕረቱ ንዘለአለም ይነብር እዩ እሞ፣ ንኣምላኽ ኣማልኽቲ ኣመስግንዎ። ኣጆኺ ዝሓፍተይ ጎይታ የሱስ የፍቅረኪ እዩ። ንሱ ከም ሰብ ኣይኮነን ፡ንውርደትኪ ናብ ክብሪ ለዊጡ ታሪኽኪ ከጸብቆ እዩ
@user-ku3hp3gr4t
@user-ku3hp3gr4t 4 года назад
Btaemi mehari zanta! Ajoki zehaftey mearey nab abat nebski keribki tenasihki efoyta ktrekbi eki
@ghirmayfutsum7111
@ghirmayfutsum7111 4 года назад
Btami des zbl agelaltsa mchiwti ftret qetslwo 😘😘😘
@Peace-zf1br
@Peace-zf1br 4 года назад
Asm ajoki amlak meski yekun Kab helff geagaki temri Tesfa zaymkurass
@kebreabwoldemariam8821
@kebreabwoldemariam8821 4 года назад
ተጋግየ ተጣዒሰ ዝብል ሰብ ሕልንኡቀሲኑ እም በሐቂ እንተ ተአሪምሉ ካብ አምላኽ እዉን ምሕረትን በረኸትን ይረክብ ስለዚ ዝተረፈ ግዜኺ ካብ አምላኽ ከይተፈለኺ ከየማረርኪ ተመስገን እናበልኪ እንተ ቀጺልክዮ አምላኽ ባዕሉ ሰሰናይ ከዝንበልኪ እዮ ። ብሂወትኪ እዚ አስተምህሮ ን ካልኦት ምግላጽኪ ኦም ዝመሃራ ተረኺበን ወላ ቁርብ እንተ ተአሪመናሉ ንባዕሉ ዓወት እዩ ። ተምኩርኪ ክተምህሪ ምፍታንኪ ንባዕሉ ንአኺ ዓቢ ጸጋ እዩ ። የመስግነኪ መጻኢኺ የብራሃልኪ ።
@user-zg8co1bn6f
@user-zg8co1bn6f 4 года назад
መለበምንያ ኣይኽላእካ መለበምንያ አይግበርኻ ተባሂሉ መለበሚ ኾይንኪ ሓፍትና ብዝኾነ ተስፋ አይትቁረጺ ሰብ ኾይኑ ዘይሰሓሓት የለን እቱ ዓብዪ ነገር ስሕትኻ ፈሊጥኻ ተፀፂትካ ምእራም እዩ ናዓና አምሃራይ ነገር እዩ ኢልኺ ስለ ዘካፈልክና ካዓ አዝየ የመስግነኪ እግዚያብሄር ካብ ከምዙይ ዓይነት ነገር ይሰውረና
@frezghikidane7357
@frezghikidane7357 3 года назад
ሕሳብኪ ብምውሳድኪ ብጣዕሚ ጽቡቅ፡ሰብ ነናይ ኢዱ ክረክብ ኣለዎ
@fekarlbey2915
@fekarlbey2915 4 года назад
Kef zelewa
@biniamkebrom6818
@biniamkebrom6818 4 года назад
Zehzen zanta 😭kab heluf tarike nekalote kmharulu bembalki nemsgnki
@tadesekesete9760
@tadesekesete9760 4 года назад
ሰብ ኮይኑ ዘይጋገን ዕንጨቲ ኮይኑ ዘይነክስን የለን እሞ ናብ ንስሓ ሂወት ኣቲኪ ምስቲ ንሓጥኣን ዘፍቅር ሰላምን ዕረፍትን ዝህብ ፈጣሪ ተጸጉዕኪ ሰላም ሂወት ክትነብሪ ይምነየልኪ ናይ ድሕረኪ ገዲፍኪ ናብ ቅድሚት ምስቲ ለዋህ ኣምላክ ምጉዓዝ ይሕሸኪ
@user-hv3ox9fy3r
@user-hv3ox9fy3r 4 года назад
ከምዚ ዓይነት ኣንስቲ ቡዙሓት እየን እዋይ ኣንስቲ ስራኤል ዝተባሃለሉ ግዜ ኔሩ ኣብ ፎቖዶ ዓድታት ሪኤኖኦ ዘይፈልጣ ገንዘብ ምስ ራኣያ ጠቕላላ ዛዓበዳ ቡዙሓት እየን
@hugushaahugushaa1428
@hugushaahugushaa1428 4 года назад
Hey kesabe mase da awdat teray dyom kabdu gzane eyu enbhe yebla freedom and equality for everybody.
@hyabfetari1391
@hyabfetari1391 4 года назад
ኣቀራርባ 100%።
@tsgabnuguse7290
@tsgabnuguse7290 4 года назад
ኣጆኪ ዝሓፍተይ
@AT2405-d4q
@AT2405-d4q 4 года назад
ደሃይ ቲቪ ኣባት ነብሲ ተቐይርኩም ጠላምን ካሓዲትን ተናዝዝዋ ኣለኹም። ብዘይካ ጠሊመ ኪሒደ ካልእ የለን? ኣንባቢት ስሓብን ልኡምን ድምጺ ቀጽልዮ።
@halaltsilal2652
@halaltsilal2652 4 года назад
ኣብዚሕኩኑኦ ኢኪ ባሓቅ ወሕስን ጎቡእን ከይበልኪ ሰባት ኣብ ሓደጋ ኣውዲቅኪን ኢኪን!!"?
@mohammedaman4542
@mohammedaman4542 4 года назад
Arki/Mahaza kesab kenday kemzlkemka belu Nemhar !!
@abdumahammed3903
@abdumahammed3903 4 года назад
ተጣዒሰ ምባልኪ ጥራይ እኩል አዩ።
@frezghikidane7357
@frezghikidane7357 3 года назад
ክናሳሕ ኢየ እናበልካ ትገብሮ ሓጥያት ኣምላክ ውን ኣይሓድገልካን ኢዩ።
@abdumahammed3903
@abdumahammed3903 3 года назад
@@frezghikidane7357 ብልቢ ንስሓ ክከዉን ኣለዎ ግድን
@filimonmehirtab597
@filimonmehirtab597 4 года назад
ዓይኒ ዝፈጠረስ ኣይሪእን'ዶ
@asmera912
@asmera912 4 года назад
Selam Neaki Brkti Habtey Encahe ab kemzi kunetat aleki dehan sile zelekie eki kemzi elkie temakri zeleki sile kulu nger kea n amlak sbhat ykuno.degim nab amlakie temeliskie dhnet nebskie gberi amlak n hatiyat ember hatiyatenatat ayxelien eiu selamkie ybzah Brkti .
@nardosyonas8726
@nardosyonas8726 4 года назад
Mehari Zanta endyu, gn aterarikaki hidue tezkewn neru seb keyterebexe misemie
@hamedmehamedhamedmehamed3920
@hamedmehamedhamedmehamed3920 4 года назад
ወሪድዋ ንሳ እንታይ ጌራ ጠንቂ ናይ ኩሉ ጥልመትን በደልን ስደትን ሞትን ቆጠባ ናይ ሃገርና ባይታ ምዝባጡ ጥራሕ እዩ ኣብ ሃገርና ዱልዱል ቆጠባ እንተ ዝህልወና ኣይመሰድድናን እዛ ሓፍትና ከምዚ ኣጋጢሙኒ ትብል ዘላ ከኣ ንሰብኣያ ኣይመጠለመቶን እዚ ኩሉ ሽግር ውን ኣይመጋጠማን እቲ ጠንቂ ሽግርና ስለ ዘይ ንፈልጦ ኢና ኣብ ኮለል ንነብር ዘለና ጸገምና ቆጠባ እዩ ንዚ ከኣ ብከመይ ንፈትሖ ንሕሰበሉ ኣብ ዓድና ናይ ስራሕ ዕድል ብኸመይ ክንፈጥር ንኽእል ኢልና ግዳ ትምህርቲ ዘይ ነቅርብ ካብዚ ቀንጠመንጢ ዝኮነ ኣብ ህዝቢ ንሕልፍ ዛራ ፍልጠት
@hello-je2kd
@hello-je2kd 4 года назад
ያ ናይ በሓቅየይ ኣድንቀካ። ሰላም እንተዝነብር እዚታት ኣይምመጸን ሰላም ይኩነልና❤
@oziyahoo5258
@oziyahoo5258 4 года назад
Ajoki haftena
@jonaheritrean916
@jonaheritrean916 3 года назад
ተሓነቂ ስዲ እያ
@kahsayequbay7409
@kahsayequbay7409 4 года назад
Zeygage fetari ember zeygage seb yelen abay memhari eya
@ichliebedichmeinemutter1001
@ichliebedichmeinemutter1001 4 года назад
Adleya eki hade wulad mwuladki so zeygage yelen fetari baynu mhretu ytemtena
@mnbar_tum_eyu
@mnbar_tum_eyu 4 года назад
ኩላትኩም RU-vidrs ኣምጺኹማ ዘለኹም ፋሽን ባዕልኹም ዝደረስክሞ ዛንታ፤ ሓቀኛ እንዳበልኩም ምትራኽ ኢዩ።
@dianabeyan7879
@dianabeyan7879 4 года назад
Anbabit btaemi ajoki bhaki bketi gazetena eki bruh tesfa aleki. Gn nay beynki chanel gberi. Ezi hgdef amaniel alazar zelewa gdefyo bejaki.
@imissyoumom238
@imissyoumom238 4 года назад
ይገርም ገለ ብማይ ገለ ሳኣን ማይ ይባሃል
@binyammengs642
@binyammengs642 4 года назад
ብመጀመርያ ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ኣብ ሂወትኩም ድማ ጥዕና ይምነ መደባትኩም ኣዝየ እየ ዘድንቆ ብዚ ምኽንያት ከኣ እየ ምክሪ ካባኹም ክቕበል ወሲነ ናባኻትኩም ዘብል ዘለኹ ብዛዕባ መርዓ እዩ ኣነ ንቡር ኣይፈተንኩን እታ ዝምርዓዋ ጓል ግን ንቡር ፈቲና ዝወለደት እያ ንሳ ኣብ ስደት እያ ዘላ ኣነ ውን ኣብ ስደት እየ ዝነብር እቲ ቀዳማይ ሰባኣያ ካብ ዓዲ ውጺ ኢሉ ጠሊምዋ ካብኣ ንቡዙሕ ኣዋርሕ ደሃይ ከይገበረላ ተሰዊሩ በዚ ምኽንያት ከኣ ንሳ ምሳይ ክትምርዖ ወሲና ናይ ፍትሕ ወረቐት የብላን ፈቲሔኪ ቃል ኪዳነይ ካባኺ የውርድ ኣለኹ ኣይበላን ደሃይ ስለ ዘይገብረላ እያ ጠልሙኒ ኢላ ምሳይ ክትምርዖ ትውስን ዘላ እንተተመራዕኹዋ እንታይ ሰዓቤን ኣለዎ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጽዩፍ ስራሕ ምዃኑ ይፈልጥ እየ እምበር ከ ሰብኣያ ፈቲሔኪ ኢሉ ቃል ኪዳኑ ስለ ዘየወረደላ ኣብ ልዕሊኡ ዝሙት ይፍጽም ኣለኹ ማለት እዩ ንሳ ግን ተመርዓወኒ እዚ ሰብ እዚ ስለ ዝጠለመኒ ተመርዓወኒ ትብለኒ ኣላ ሕጂ እንታይ እንተ ገበርኩ ይሓይሽ ዕድሚኣ ኣብ ዕስራታት እዩ ኣነ ከኣ 35 እየ ናይ ብርዒ ሽመይ ባኘ እባሃል ንዓይ ዝጠቅም ክትሞርኒ ብትሕትና ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይሓትት
@user-fp9mo6gp7o
@user-fp9mo6gp7o 4 года назад
ayhleflki resh sadi
@abelsamsom7849
@abelsamsom7849 4 года назад
Way haftey ajoki nsan wedan ala do zeymchnaq trahhh haftey meareyyyy aykonene kea baeley hadar ygebrelki
@phlippasme379
@phlippasme379 4 года назад
Sheitawunti elekin aleku mis mehazaki. Yedug
@tesman5836
@tesman5836 4 года назад
እዋይ ኣደይ ሚረይ ሰምብረ ሲንግልን ጻድቕን ካልኣ ትወሸሞ 🤣🤣🤣
@phlippasme379
@phlippasme379 4 года назад
Natatikin si nibeinu eu. Endafeletkin kitzimuwa hagikin si tenasihkin nab sebeaikin kitmilesa?
@tirhaspetros6110
@tirhaspetros6110 4 года назад
Azyu mhari zanta eyu haftey neaki mswedki ktrakebi ymneyelki ahwatey hadera hadera tnsi mnxal zbhal kab hasabna nwegdo aqedimba mklkal yhaysh entekoynu kea yweld Seb Ena nketl zelena mo nmharelu
@amorashlakoloba442
@amorashlakoloba442 4 года назад
Smile now 😃 cry later 😭 I
@adamfili1942
@adamfili1942 4 года назад
Me to. 😜😅😅
@aswaaswal6153
@aswaaswal6153 4 года назад
እግዚኦ ከምዙይ እውን ዶ ኣሎ እዩ ደቀይ እፍፍፍፍፍፍ ኣይይይ ደቀይ ከመይ ዓይነት መጥፎ ስራይ እዩ
@asmkese7535
@asmkese7535 4 года назад
Mejemerya and kabtom eta zelatni gze nxhfatkum kisemie addicted zkonku mkaney kihbrekum yifetu Neza anbabit habtna zeleni ftwetn adnaqotn kia tirzu zbexhe'yu!!! Kemzibelkukum xihfatkum mara slezmstenin zimiharelun darga tejemira ksab twidae tinfasey habia'ye ziketatelo.......kemu slezkone kia Anza nay lomi xihufkum ab mewdaeta kurub ezney sheq tebleni gerkum axikuma. To make it perfectly clear Neza Hisur tegbarata kitgelxulna zixenahkum Kibrti habtna bimbal zerebakum demdimkum.(words matters). Many thanks for your precious contribution.
@estifgeremeskel5823
@estifgeremeskel5823 4 года назад
ንባዕልቲ ቤትካ ሽሕ ግዝየ ፍተዋ ኣፍቅራ ድኣ እንበር ዘይተኣደነ ገንዘብ ምስዳድ ውን ናብ ጌጋ መንገዲ ከምትኸይድ ምዕዳም እዩ እሞ ካብ ዘይተኣደነ ገንዘብ እንዳሰደድካ ሂወትካን ሂወት ሰባትን ምልካም ውን ምቁጣብ የድሊ እዩ
@tekluhannes9393
@tekluhannes9393 4 года назад
Oh my god fetare yehalkin kulatkin yhiwatet deki anstyo nay behake zenbi guday iu
@backagiansa579
@backagiansa579 4 года назад
Many is ?
@yonasyadel9297
@yonasyadel9297 4 года назад
Dahay tv mes zara felfelit entay metesisaren ketbruhuley kemu zebeleni abti gebrwo posterat temasaseli u
@ikkmii
@ikkmii 4 года назад
ኣጀኩስ እስኸ
@desuferata5330
@desuferata5330 4 года назад
Ajoki zehftay zeygag sebi yelan
@user-pn7sj1hp6w
@user-pn7sj1hp6w 4 года назад
ኣንታ ምምርዓው ዶ ክንገድፎ በጃኹም ዋና ዛ ቻነል ኣብ ልዕሊ ደቅንስትዮ ኤረትራ ማራ ጽልኢ ንሕዝ ኣለና ሞ ፈንፊንናየን እኮ ባኣ
@adhanomkeshi4029
@adhanomkeshi4029 4 года назад
ተመርዖ ዳኣ ድሓን ኩለን ሓደ ኣይኮናን ብሓደ ክልተ ኣክላባት ከምኡ ጌርካ ተስፋ ኣይትቁረጽ
@user-pn7sj1hp6w
@user-pn7sj1hp6w 4 года назад
merhawi keshi ክክክክክ ፈሪህና ኮ ቻይናዊት ከይንምርዖ
@filmonyiaalo5265
@filmonyiaalo5265 4 года назад
@@user-pn7sj1hp6w kkkkkkkkk
@adhanomkeshi4029
@adhanomkeshi4029 4 года назад
@@user-pn7sj1hp6w ክክክክክክክክክክ ዓይኒ፡ዘይብሉ ቆልዓ፡ክኣ ትወልድ እንተሒሹካስ
@Peace-zf1br
@Peace-zf1br 4 года назад
Ewae kulna ba aytlkmna sebyyy
@user-xh8um3vm9s
@user-xh8um3vm9s 4 года назад
እዋይ ናይ እስራኤል ንረኽቦ ፡ካብዚኣ ተማሃራ እዘን ናይ ሎሚ ደለኽን ሰብ ሓዳር ብፍላይ በጃኽን ንሃባ ኣይትኹና ።
@GoodmorningEritrea33
@GoodmorningEritrea33 4 года назад
ሰብ ኢዩ ሰብ ሰብ እወ ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-nf_b6iRrvxE.html my new channel
@zttgy7054
@zttgy7054 4 года назад
መን ገዲፍኩዎን ኪድ እልኩም እዩ
@teamefissha2715
@teamefissha2715 4 года назад
ገጻ ትርሓቅ ?
@tesfaelemkibrom5018
@tesfaelemkibrom5018 4 года назад
Edik eyu amen eliki tekebeliyo.
@zeritabash9470
@zeritabash9470 4 года назад
Nice
@merhabaeritreawi8113
@merhabaeritreawi8113 4 года назад
Wey gud
@okubitameskebey5257
@okubitameskebey5257 4 года назад
Ajoki habtey natey
@mbrhtomtmelso258
@mbrhtomtmelso258 4 года назад
Ajki dhan seb seb eu zdli
@mohamedbrhan4094
@mohamedbrhan4094 3 года назад
this is the issue with so many eritrean girls,the main reason is to come out from our culture and religion,low level education etc. let's keep our culture wherever we are it save us.
@kbrinegzabherykun8396
@kbrinegzabherykun8396 4 года назад
Genzeb Israel Kndey sebat abelashyu mesilkum wey gud 😢😢😢
@hrhegg5829
@hrhegg5829 4 года назад
Ygermeka u israels keyaateka bka terifna eritrawyan
@kabimehari2850
@kabimehari2850 4 года назад
Eway 😓😓😓but temahri.
@samuelgebre79
@samuelgebre79 4 года назад
😪😓
@user-tr5ei8xj8i
@user-tr5ei8xj8i 4 года назад
ሰብ ናይ ኢዱ ክረክብ ኣለዎ
@ynwaliverpool37
@ynwaliverpool37 4 года назад
ክብሪ ንማርያም ንክርስቶስ ዝወለደት Nay ብሓቂ
@hanilove2167
@hanilove2167 4 года назад
It is so shocked story
@habtomghirmay7482
@habtomghirmay7482 4 года назад
ዝከበርኪ ሓብተይ ጌጋ መናብርትና ዩ እንተኮነ ግን መብዛሕትኡ ኣብ ጊጋ ንወድቅ ሰባት ብገንዘብ ወይ ድማ ብመስተ ተሰኒፉ ዩ ኣብ ዘይተደልየ ጌጋታት ዝወድቅ ንስኪ ከኣ ንሰብኣይኪ ከምኡ ከኣ ወድኪ ሰኢንኪ ብሕሉፍ ጌጋታትኪ ተማሂርኪ ይቅረ ተባሃሂልኪ ምስ ሰብኣይኪ ክትዕረቂ ጽቡቅ ነገር ዩ እንተዘይ ኮይኑ ግን ንዓኪ ዝበለልኪ ኣምላክ ሒዝልኪ ኣሎ ዘይምጭናቅ ጥራይ።
@fremuzberhane4956
@fremuzberhane4956 4 года назад
Kemzi ke alo deu wey seb dekeyyy 😭
@tesfatv4676
@tesfatv4676 4 года назад
እድራሻኺ ጽሓፍለይ ደዊለ ሓዳር ክገብረልኪ
@media1314
@media1314 4 года назад
Kkkk
@mussiebereket4489
@mussiebereket4489 4 года назад
ኖርማል
@user-ty7nf7hl7q
@user-ty7nf7hl7q 4 года назад
ዋይ ሓቅም እዮም ጓል ሸጣን እያ ዝብሉ ወዳት አሕዋትና ዝኾነት ከልቢ ዘትረብሕጓል
@dawitkefela2076
@dawitkefela2076 4 года назад
ግን ሓቀኛ ዘንታ ኣይመስለንን ክልተ ነጥቢ ኣለዋ ዘጥራጥራኒ እስከ ኣብርህለይ መጀመርያ ብቴሌ ከይረከባ ስራሕ ጀሚሩ ክሳብ ዝሕውል ዓቕሊ ዝገብር ኣይመስለንን ካልኣይ ከኣ ኣብ ኤርትራ ከላ ከመይ ኢሉ ኢንባሲ ሲዊዝላንድ ኣሳሊጥላ
@tekleyemanegash8739
@tekleyemanegash8739 4 года назад
ኮመዲ 'ዩ ዛዓርከይ ሎሚ ኣብ ዩቱቭ ስለዝኮነ ብዝነሶም እዩ።ቁምነገር ዘለዎ ሰብ ብዛዕባ ነብሱን ህዝቡን ሃገሩን እዩ ዝዛተ እምበር እዚዳኣ ተራዘረባ እንድዩ ኣብ ኣገልጉሎት ከለና ገለኣንስቲ ኣባልትና (ቡጾትና) ክርእዮኦም ኢልን ይመጻ ኣብ መንገዲ ቡዙሕ የጋጥመን ኔሩ እንድዩ ኣብ ምፍልላይ ካብ ሃገር ናብ ሃገር ኣይኮነን ኣብ ውሽጢ ሃገር ከማን ዘይሓሰብካዮ ስለዘጋጥመካ ትጽበዮ ናይዚኦምግን ሰብረብሓ ካብ ዩቱቭ እንታይ እንተበልና ኢና ገንዘብ ንረክብ ስለዝኮነ ንሕና ንገድድ ነዚኦም ክንሰምዕ ግዜካ ነባክን
@amanibelo
@amanibelo 4 года назад
Not Switzerland Sweden dawitom
@zemuymekonen1895
@zemuymekonen1895 4 года назад
David nska hade testewel seb rekibe ete kulum coment tshifom zelewu hateftef zbezeho koynu ezi seb sdetecha koynu ekoba tehatitu etay mkanu ekuba mhtetieu efeltu do tblom eika zarafeltet ka ktekrbu kelekum eti tekrbwo anexirkum nkdm fletwo mmlasu ktemelku medebku mahari kkewn so dav i abershet u men
@muauztesfahun3674
@muauztesfahun3674 4 года назад
Muza ybahal ab sweden eye zineber.Bechayk nay bealit tarik silka leakiley ketsinaenae ydeliy eye.
@eritreagreatgezavideos7683
@eritreagreatgezavideos7683 4 года назад
ጽቡቅ ኮንኪ እሱ ጽዒሩ ዝስደልኪ ክትላገጽሉ ሓጥያት ኮንኪ እተን ንስብኡትክን ክምዚ ትገብራ መርገም ክውርደክን እዪ
@meharifrewoyni9402
@meharifrewoyni9402 4 года назад
Etom benstom kemzi zgebru ke mrkat maletkadiyu
@nesueyualemaynesueyualemay8714
@nesueyualemaynesueyualemay8714 4 года назад
Ajoki hafitey natey seb koyenu zey yegage yeln
@fisehatsenrd5431
@fisehatsenrd5431 4 года назад
ኣቦታትናስ ጠሪጣስ እንተትሓንከለይ ድዮም ዝበሉ ዛዕንደረ ከምቢተይ እንታይ ዘይረክብ ኣነ ዕድል ገራ ብሂወት ምትራፋ ኢየ ዝብል
@yordanoswerku4155
@yordanoswerku4155 4 года назад
Amlak lubu ytenkfo n sebeaya ykre ta kkbel,
@tigstberhane5172
@tigstberhane5172 4 года назад
abt defret besmaim
@user-ym5db8vs6g
@user-ym5db8vs6g 4 года назад
እዘን ብመልክዕን ይኹን ብሃብተይ ዝምካሓ ኣዋልድ ኣብ መዳእታኡ ብዘይ ሓዳር እየ ዝተርፋ ብልቢ ይብለኩም ኣለኹ የሕዋት መልክዕን ሃብትን ሓላፊዩ ግዜኽን ተጠቅስማሉ
@fremuzberhane4956
@fremuzberhane4956 4 года назад
Nay bhaki hawey habti melke halfi eu eti zey halef gen nexhu lebi eu thank you wedi sena halal
@user-ym5db8vs6g
@user-ym5db8vs6g 4 года назад
@@fremuzberhane4956 you well come zyaday
@woldumihreteab6859
@woldumihreteab6859 4 года назад
Dimtsi hagzina haftina yelekhin
@ama8434
@ama8434 4 года назад
Hjertelig takk søster
@tesfieanbesa7623
@tesfieanbesa7623 4 года назад
Entay eu ezi comedi wela reality
@tgte3993
@tgte3993 4 года назад
gelien enda gefiewen deken hizen be sheger yetsebeyiom gelein kia bezesedediwo yetsaweta .alem siginter eya .
@egzabihertalaknew3508
@egzabihertalaknew3508 Год назад
SET lij mewled malet wrdet new werada set
Далее
Как вам наш дуэт?❤️
00:37
Просмотров 820 тыс.
РУБИН - ЗЕНИТ: ВСЕ ГОЛЫ
01:03
Просмотров 182 тыс.
НИЧЕГО СЛОЖНОГО
0:21
Просмотров 3,6 млн
Разговор на Патриках
1:01
Просмотров 4,1 млн
There's a starman #shorts #viral #starman
0:12
Просмотров 8 млн