Тёмный

ካብዛ ንእሽተይ ሃገር ዝወጸ ተቐዳዳማይ ክንድዚ ዝግዝፉ ዓወታት ከመዝግብ'ሞ ንመን ዘየገርም...? 

EMMA TUBE
Подписаться 86 тыс.
Просмотров 54 тыс.
50% 1

#EMMA_TUBE

Развлечения

Опубликовано:

 

5 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 401   
@cheguevara8514
@cheguevara8514 6 дней назад
*ብስንኪ ዓወት ናይ ቢኒ ሽውሃት ናይ ኮዕሾ እግሩ ዝትዓጸወ እንተ ሃሊዩ እስኪ 👍 ይውቀጥ*
@SenayMichea
@SenayMichea 6 дней назад
ናይ ኤማ ክትመጽእን ክኽልየንን ሓንቲ እምበር ተብዓታይ ጸወታ እዩ ዘሎ
@filijosi6420
@filijosi6420 6 дней назад
Ane aleku zgermeka
@negasiisak1718
@negasiisak1718 6 дней назад
❤❤❤
@masawalove9479
@masawalove9479 6 дней назад
@@cheguevara8514 ብትኽክል 👍 ኣበይ ዘሎ ክዑሶ?? ንብኒ ጅግና ነብሪ ጎልጎል ሓበን ሃገር 🇪🇷 ንምዕዛብ ኣዒንትና ሽውሃትና ምስ ብኒ ጅግና 💪🇪🇷🇪🇷💪
@youandmetogether7276
@youandmetogether7276 6 дней назад
Aleku abzi results kirei teray jemire 😂
@habtomok255
@habtomok255 6 дней назад
Ema hawey abziea hanti kbla zdeli ፍሊፕሰን ዘይኮነ ደኺሙ ቢኒ’ዩ ከልጢፋ ዘሎ 100% ምሳይ ዝሰማማዕ like 👍.
@user-ex5gk7rp1v
@user-ex5gk7rp1v 6 дней назад
Yes
@Merike-ts5eo2nl4b
@Merike-ts5eo2nl4b 6 дней назад
ኣስምሩላ እዚኣ🙌 "ንቢኒ💪 ደዉ ከብሎ ዝኽእል ቢኒ ጥራይ እዩ" ተንታኒ ኣማንኤል ኣልኣዛር👌🏼
@user-uv2ny4dd1x
@user-uv2ny4dd1x 6 дней назад
ቢኒ ወዲ ግርማይ ኣቢልካዮም ማይማይ ንስካ ትጎይ ትነፍር ጻዕዳ ቂቃ ትዓፍር ኣርእዮም ጥራይ ዳንጋካ ኣዛርቦም ብ ቃንቃካ።❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@a.s.h.6117
@a.s.h.6117 6 дней назад
ኣቤት ግጥሚ ይበል እዩ wedi erey
@eritreanentertmenthabesha7387
@eritreanentertmenthabesha7387 6 дней назад
ኤማ ትዛረቦ ዘለካ ጽቡቅ እዩ።ግን ከኣ ኣብ ባይታ ብፍጽም ክከውን ዘይክእል እዩ።ብናተይ ኣረእያ እዚ ሕጂ ብብንያም ተረኪቡ ዘሎ ዓወት ብመንጽር ህዝቢ ኤረትራ ኣብ ሳይክል ዘሎዎ ፍቅሪ ወይ ባህሊ ደንጉዩ ዝመጸ ዓወት እዩ።እቲ ከምዚ ክከውን ዝገበሮ እቲ ድክመት ፈደረሽን ብሽክለታ ሃገርና እዩ።እቶም ሕጂ ንሪኦም ዘለና ካብ ዳኒኤል ጀሚርካ ክሳብ በዓል ብንያም ዘለዉ እውን ብጻዕሮምን ብጻዕሪ ቤተሶቦምን እበር ዝኮነ ዓይነት ድጋፍ ናይ ፈደረሽን ስለ ዝረከቡ ኣይኮኑን ኣብዚ በጺሖም ዘለዉ። ኣብ ሃገርና ሕጂ ዘለዉ ተቃዳደምቲ ዳርጋ 99% ናይ ዞባ ማእከል እዮም እዞም ናይ ዞባ ማእከል እውን ብናይ ውልቆም ጻዕሪ እዮም ኣብዚ በጺሖም ቁሩብ ካብቶም ኣብ ካሊእ ዞባታት ዘለዉ ዝፈልዮም ኣብ ኣስመራን ከባቢኣን ስለ ዝነብሩ እዮም ።ንኣብነት ኣብ ዞባ ደቡብ ብፍላይ ኣብ ዓዲ ካላ ድባርባ ፥ዓዲ ቀይሕ ፣ሰንዓፈ ዝኣመሰላ ከተማታት ሓዊ ዝኮኑ ተጻወቲ ይወጹ እዮም ግን ድኩም ዝኮነ ፈደረሽን ስለ ዘሎ ተስፋ ቆሪጾም ናብ ካሊእ ሞያ ይከዱ ሽልማቶም ከተረፈ እዮም በቶም መራሕቲ ፈደረሽን ናይተን ከተማታት ዝስረቁ።እዞም ኣብ ዞባ ማከል ዘለዉ እውን ብናይ ውልቆም ጻዕሪ ሓርኮትኮት ስለ ዝብሉ ገለ ዕድል ረኪቦም ናብ ደገ ወጺኦም ብቅዓቶም ስለ ዘዕብዩ ደኣበር በቲ ፈደረሽን እኩል ውድድር ስለ ዝስረዓሎም ኣይኮነን።ብሓቂ እተመጺና ተቃዳደምቲ ሃገርና ምስ ቅርጺ መሬትናን ቅርጺ ሰብነትናን ኣብ ዓቀብ እነድምዕ ህዝቢ ኢና ግን እቲ ፈደረሽን ናይ ብረካታት ውድድር ስለ ብብዝሒ ዘይሰርዕ ኣብቲ ከነድምዓሉ እንክል ከነድምዕ ክንዕወት ኣይንክእልን ዘለና።ስለዚ ቅድሚ ዝኮነ ምሕላምና እዚ ፈደረሽን ክጎሓፍ ኣለዎ ብሓዱሽ ሓሳብ ሓዱሽ ኣሰራርሓ ክትካእ ኣለዎ።
@user-st8wc2wd4n
@user-st8wc2wd4n 5 дней назад
ድኹም ፈደረሽን እዩ
@adiamyonas-zp3qp
@adiamyonas-zp3qp 6 дней назад
የቀንየልና ንበሎ ንብንያም ኤርትራውያን የሕዋት 🎉
@Niyetnatu
@Niyetnatu 6 дней назад
ብጣዕሚ፡ ኤማን ሄኖክን ከኣ ብግዲ ከነመስግኖም ይግባእ'ዩ፡ስለቲ ዘቅርቡልና ብሉጽ ትንታኔ።
@abielkiflay3382
@abielkiflay3382 6 дней назад
ኤማን ሄኖክን ናይ ብሓቂ ምስጋና ይግባኣኩም፡ ንኹሉ ስምዒታትናን ሓጎስናን ብዝልዓለ መግለጺታትን ትንታነን ብልክዕ ትርግታ ልብና ትዛረቡልና ስለ ዘለኹም። ❤❤❤
@ablelkidane5600
@ablelkidane5600 6 дней назад
ብሓጎስ ነቢዐ ቢኒ ንጉስ ኣፍሪቃ ከም ሎሚ ታሓጊሰ ኣይፈልጥን❤❤❤❤
@danielwiki6795
@danielwiki6795 6 дней назад
Me too
@mendeferaeritrea6610
@mendeferaeritrea6610 6 дней назад
ኣነስ መግለጺ ሲኢነሉ ነዚ ጅግና ❤❤❤❤❤❤❤
@emnettemesgen8551
@emnettemesgen8551 6 дней назад
ቢንያም ግርማይ ብንያም ብሓቂ ሃገራዊ ንያትና ግራንድ ቱር ጌርካዮ ዓድና ትኸፍቶ እቲ ቀደም ዘይነበረና ዝናኻ የንጎድጉድ ብሒቱ ምድርና ህዝብኻ ኣዕሲሉ ብሓደ ሪኢና ድምር ኩሉ ብሓጎስ ነቢዕና እወ ንብዓት ሓጎስ ሓቢስና ሑሉፍ ታሪኽ እንተተወከስና ብሽክለታ ባህላዊ ኤሬና ወሪስካዮ እዚ ከተርኤና ብርሃጽካ ኣድሚቕካዮ ቲ‘ባና ምልክት ብዙሓት ሓየት ጅግና ስሑል ዳንጋ ወናኒ ሓድሽ ዝና ጸሊም ኮኾብ መግልጺ ሲኢንና ብብዝሒ ስካቶ ዘይክማህ ስብእና ጉልቦት ፈረስ ድዩ ኣንቱም ጨኒቁና ክትጅማር ብዳንጋኻ ንኹላ ተእምና ቢኒ ቢኒ ኣቢልካያ ዓለምና ቱር ዲ ፍራንስ ክንሪኤካ ናፊቕና ጋህዲ ገርካዮ ንትምኒትና ቀጠልያ ማልያ ተሰሊምና ብረዚን ቅያኻ ተዓጅብና ዝና ኣይኽበድካ ደጋግመና ክንዲ ሽሕ ዓንዲ ክብርታትና ኤርትራዊ ኩላ’ያ ተሓቢና ተሜ
@Niyetnatu
@Niyetnatu 6 дней назад
ጸባ ስተ❤❤
@efremberaki1464
@efremberaki1464 6 дней назад
Quality is better than quantity! ዉሑዳትን ርቡሓትን ዝሓዘት ያ ሃገረይ:: እንቃዕ ሓጎሰና::
@user-nn5kt6jr3j
@user-nn5kt6jr3j 6 дней назад
Hawelti yiserhalu ab Asmara nibl eske abzi nteakeb
@user-wv5fj5vo4z
@user-wv5fj5vo4z 6 дней назад
Deqi Erey kab haji nedehar turdi eritrea ente belenayo kemey mesay tesemameu alekum do enete alekum eseke like ❤❤❤
@danielwiki6795
@danielwiki6795 6 дней назад
Abe Eritrea bezuhat hagerat kemixa iyen texebe tiray
@Yosief88
@Yosief88 6 дней назад
ኤማ & ሄኖክ ኣብዛ channel ኩም ናይ ተለፎን ሓጎስ መግለጺ መደብ ስሩዑ ኢኩም ባጃኩም ሓጎስና ከነዉጺእ 🎉🎉🎉🎉🎉
@Eri91M90
@Eri91M90 6 дней назад
እዉዉ ኣቱም ሰባት ቀዳማይ ሓጎስና ከይወዳእናስ ካላኣይ ደጊምና ብእዉነት 3ሳዓት ክዉድእ ተሪፍኒ ኮሎ ኣብ ስረሐይ ገዲፈዮ ወጽየ ምስቲ ማናጀር ተባእሰ ወጽየ ሓጎሰይ ምግላጽ ሲኢነዮ ጽባሕ እዚ ናይሎሚ ምክንያት ዘዉጻኒ ካብ ስራሕ ክገልጸሎም ኢየ😂 🎉❤❤❤❤❤❤❤❤🎉ኮንጉራ ህዝበይ እንቃዕ ሓጎሰኩም ሓጎሰና😊 24:42
@HadishBerhe-hg1ss
@HadishBerhe-hg1ss 6 дней назад
❤❤❤❤❤
@S.i.e.m
@S.i.e.m 6 дней назад
ኤማ ታይ ዓይነት ቃላት ክትጥቀም ኢካ ነዚ ዓወት ክትገልጽ ኢለ ተጨኒቀ ጸኒሐ ግን ገለ ዓይነት መግለጺ እንካዕ ሓጎሰና ሕጂ ውን ካልእ ልዕሊ እዚ ዓወት ክንጽበ ኢና❤❤❤❤❤❤❤❤
@Niyetnatu
@Niyetnatu 6 дней назад
እንተተረኺቡ ጽቡቅ፡ እንተዘይተረኺቡ ከኣ ሓንሳብን ንሓዋሩን ተዘኪሩ ዝነብር ገዝሚ ገዚምና'ዩ።ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ።❤
@ghirmayjena785
@ghirmayjena785 6 дней назад
ወደይ በሐጎሰ ከይ ተረደኦ ተለፈዝን ሰርዋ ዘገር ዓወት
@cumba3551
@cumba3551 6 дней назад
ኢር ፍን ኬዝ።ደርቢየ፡ኡይ ኢለ፡ሰብ ክርድኡን መጺኡ።
@tim582
@tim582 6 дней назад
😂😂😂
@Niyetnatu
@Niyetnatu 6 дней назад
ዘየዳገምካያ ምሉእ ሓጎስ ክኸውን😅😅 በጃኻ ትኹን።
@user-du6zx6bl1p
@user-du6zx6bl1p 6 дней назад
FOR EVER ERITREAN 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 129
@Bleney
@Bleney 6 дней назад
Ane akmey zefqedo khegez deluwe eye contitental ganta Abe memesrat kuluka wedi hager🇪🇷🇪🇷🦁🦁❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 bezi agetami xawit yekrbelka
@nahsigezana5891
@nahsigezana5891 6 дней назад
Hiji zexgmeni ne bini kefrmley Abey krekbo ye endie be geza hawey 😮
@WediSawaMendelay
@WediSawaMendelay 6 дней назад
😂😂😂😂 natka kiea fuluy
@habtommehari8963
@habtommehari8963 6 дней назад
😂😂😂😂😂Ane wn kemzi kemaka eye 😮😮😮😮😮😮😮
@gutenmorgen9404
@gutenmorgen9404 6 дней назад
😮😮😅​@@WediSawaMendelay
@gutenmorgen9404
@gutenmorgen9404 6 дней назад
😮😮😅​@@WediSawaMendelay
@AdiamGhirmay
@AdiamGhirmay 6 дней назад
Be gele rekibkayo entferimelka copy gierka sdedeley eka ma dear
@yohannesgmeskel401
@yohannesgmeskel401 6 дней назад
ኣታ ኣነ ብተደጋጋሚ ዓወት ይሰክር ኣለኩ ገለ በሉኒ 🇪🇷❤💪🇪🇷❤💪🇪🇷❤💪
@Fala-TV24
@Fala-TV24 6 дней назад
ሎሚ ውን እንደገና ኣንበሳ ሃጂሙ ጎብለል ኣቢሉ.Bini1st🇪🇷💎Bini our own Eritrean blood, the legend, the history maker strikes once again and put the name of our beloved country Eritrea 🇪🇷 & the whole continent of Africa at the top of the world grand tour stage👉 (Tour de France ) where it's always supposed to be placed at. Congratulations again Biney & all deqi rimey xaeda🇪🇷💎🇪🇷
@heyabdaniel-ee2nt
@heyabdaniel-ee2nt 6 дней назад
ኣብ ናይ ቻምፔን ዓለም ደኣ ይጋንዮኦ እንደየን ነዚ ጅግና ሓወይ ሪኢናዮም ኢና እኮ ኣብ ኣውስትራልያ ዝሓለፈ ዓመት ክውቀሱ ኣለዎም በዓል ኤማ ሸክሱ መራ!
@amanmebrahtu5167
@amanmebrahtu5167 5 дней назад
Hakika biflay mera si mengedi yregix eu regixu kisab volata sihbu kemxo hangidu ab next dea ykhusuna ykonu emeber nay zihalefe hsdinas 2 yeblun
@desalemlash6732
@desalemlash6732 6 дней назад
Ema ane kab hji bini qedamey wexu aygeremin eye😢😢😢
@mussiemehari5482
@mussiemehari5482 6 дней назад
Dehay tv ብጣዕሚ ኢና ንካታተለኩም።ንምንታይ ግን ደንጒኹም ተቕርብዎ።ዝበዝሕ ሰማዒኹም ብ ካልኦት ቻነላት ሰሚዕዎ ስለዝጸንሕ፡ዝዕዘበኩም ውሑድ እዩ እሞ ሕሰቡሉ
@solomonberhe7963
@solomonberhe7963 6 дней назад
Ezia bay bhaki neay wn tehrkeni entay koynom eyom zdnguyu bae
@misssefe5387
@misssefe5387 5 дней назад
አቲ ዛንታ ናይ ዓለም ተፈጢሩ ደቂ ጋንታ ከኣ መግለጺ ኣልቦ ተስፋ ወለዶ ኮንካና ቢኒ ❤❤❤
@SAMdave183
@SAMdave183 6 дней назад
ቢኒ ምስ ደገመ " This is too much ፕሮፌሳ" unbelievable!
@masawalove9479
@masawalove9479 6 дней назад
ጎብለል ኣፍሪቃ ኣይ ትበል ኩቡር ሓው ሄኖክ 🙄ጎብለል ዓለም በል ኣርማ 🙏 ብኒ ጅግና ጎብለል ዓለም ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪congra ደቂ ኤረይ 🇪🇷
@habtommehari8963
@habtommehari8963 6 дней назад
Asmirela eza comment 🎉🎉🎉🎉
@fenantsegay6143
@fenantsegay6143 6 дней назад
🇪🇷🇪🇷♥️💥
@yonasghebre7940
@yonasghebre7940 6 дней назад
Yes Africa is very low rate in bike. Except eritrea.
@hagostesfamichael9737
@hagostesfamichael9737 6 дней назад
Kemey abilka goblel alem tbil haki haki goblel alem entay zteawete eyu
@yonasghebre7940
@yonasghebre7940 5 дней назад
@hagostesfamichael9737 the best sprinter of tour de france
@peaceispower2904
@peaceispower2904 6 дней назад
Congratulations Biniam!! Eritrean is not a small country in terms of area. Here are the areas of the famous cyclist which are way smaller than Eritrea in square kilometers: - Slovenia: 20,273 km² - Slovakia: 49,037 km² - Eritrea: 117,600 km² - Belgium: 30,528 km² - Denmark: 42,933 km² - Netherlands: 41,543 km²
@johni7071
@johni7071 6 дней назад
ጽብቲ አበሃህላ ሄኖካ ዋላ እቶም ዝጸልኡኻ ከይፈተው ዘዛርብ ዓወት
@Giftmedia1997
@Giftmedia1997 6 дней назад
እንቃዓ ሓጎሰና ደቂ ኤረይ ማዓረይ::2024 ዓመትና እያ::የሐዋት ቁሩብ ምትብባዓ ይደሊ ኣለኩ'ሞ::ኣብ'ዛ ናተይ ቻነል ኣቲኩም ክትሕጉዙኒ ይዕድመኩም ኣለኩ::❣️🕊❣️🕊❣️🕊
@eriawieriawi4517
@eriawieriawi4517 6 дней назад
ኢልካዮ እኮ ኢካ እስፔን ሓንሳእ ምስተዓወተት ደፋር ኮይና ክትዕወት ጀምራ the same ምስ ቢኒ ቪኒ ዊኒ 🥇🥇🥇
@Yoni-ri3uw
@Yoni-ri3uw 6 дней назад
ቢኒ ጅግና መንኮን ይበጽሖ ይኸውን ክብርታትካ 🎉🎉🎉🎉🎉
@fetanmedia2894
@fetanmedia2894 6 дней назад
Biniam zesgo Biniam baelu ema wedi 🎉
@tasfalemgotiom5650
@tasfalemgotiom5650 6 дней назад
እንኳዕ ኣሕገሰና ቢኒ ጅግና እንኳዕ ኣሕጎሰካ በቃ ሕጉስ ሕጎስስስስ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Aman-sh4tu
@Aman-sh4tu 6 дней назад
Bwelahanti meglexi Zeyblu mana eyu weridna zelo yehwat temesgen mbal tray eyu
@abrahamghilai2262
@abrahamghilai2262 6 дней назад
ኤማ ሄኖካ ኣዝየ እየ ዘመስግነኩም ቀጽልዎ።
@MunaSaleh-uy6sk
@MunaSaleh-uy6sk 6 дней назад
ብኒ ጂግና ወዲ እቶም ጀጋኑ ቀጽሎ
@Berheawet
@Berheawet 6 дней назад
Congratulations Bini history maker 🇪🇷 team intermarche -wanty 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AbedOkbazghi
@AbedOkbazghi 6 дней назад
ዋውውውውው ኢዩ ዘብል ካልእ ትብሎ የለን ኣምላኻ ኣቦይ ጥራይ ካብ መውደቕቲ ይሰውሮ ❤❤❤❤❤
@yibrahasfaha6143
@yibrahasfaha6143 6 дней назад
Wawwwwww kem lomi tehaguse ayfeliten❤❤❤❤❤
@GhirmaiHaile-bo4ls
@GhirmaiHaile-bo4ls 6 дней назад
ሓጎስ ዓወት ቢንያም ኣብ ቱር ዲ ፍራንስ ፡ ዘስሕቅ ጋዝ (laughing gas) ከም ዝወስድና ካብ ገጽና ፍሽኻታ ምፍላይ ኣቢዩ ስቕ ኢልና ብይንና ንስሕቕ ጸጸኒሕና ፍሽኽ ንብል፡፡ ጉዳም ዓወት ጸጸኒሑ ዝደጋገም ድግም ድግም!
@2024cape
@2024cape 6 дней назад
ዛ ዓወትካ ንጭረመላ ዶ ዝዓርከይ🎉 ቺርስ
@zenawiyemane5689
@zenawiyemane5689 6 дней назад
ውውውው 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌👍👍👍
@mikyebyo3764
@mikyebyo3764 6 дней назад
ቢኒ ሓበን ኩሉ ኢኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መንደላይ ምንኣስ ዋርሳይ ውላድ ይክኣሎ ንልቢ ኤርትራዊ ዘረስረሰ❤❤❤
@shewitsgem2653
@shewitsgem2653 6 дней назад
Maeltna hgus girwo ywiel alo thanks bini🎉🎉🎉❤❤😊😊😂😂
@eruonlinejob9525
@eruonlinejob9525 6 дней назад
It’s Bini’s time It’s our turn Viva wedi Ghirmay Viva 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-lt9di2ff8i
@user-lt9di2ff8i 6 дней назад
I'm speechless less 😮😮😮 i can't speak..biniiiiiiiiiiiiii
@ftwiweldab9841
@ftwiweldab9841 6 дней назад
❤❤❤❤❤ ቢናም ቀልጢፍና ንስኹም ዚሒልኩምና ።
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k 6 дней назад
እቲ ምስጢር ኢንተርማርቸ ሓያል ጋንታ ኮይና ስለ ዝቀረበት'ዩ፡ ገርበን ከም ካልኣይ ሒዛቶ ምምጻኣን፡ ቢንያም ተመኩሮ ቀሲሙ ምምጹኡን፡ ዝሕዞም ተሳኢኑ፡ ገና ካልእ ክንርእይ ኢና፡ ፎርሳ ቢኒ ፎርሳ ኢንተርማርቸ 🎉🎉
@abraham109
@abraham109 6 дней назад
እንዃዕ ሓጎሰካ ቢኒ 🎉🎉🎉. ባዓል ኤማ እንኮላይ የቀኔልና ።❤❤❤
@awate8695
@awate8695 6 дней назад
ናይ ባሓቂ ጅግና
@amanuelhabtezghi3470
@amanuelhabtezghi3470 6 дней назад
ሰልሶየ ስልሶ ደኣ ይብሉኻ!
@MAchanel-fb3rt
@MAchanel-fb3rt 6 дней назад
እንታይ እሞ ቢኒ ጥራይ ኣይኮነን ዘለዋ እዛ ሃገር ሽሕ ቢኒ አለዉ ዕድላት እንተ ዝኽፈት
@nugusezhans4267
@nugusezhans4267 6 дней назад
ዕድላት ስለተኸፍተ ስለዝኾነዶ አይኮነን እዞም ኩሎም ኤማ ክዝርዝሮም ዝጸንሐ ኩሎም ተቀዳደምትና ሃገሮም ዘስምዩ ዘለው ከም አብ ብሽግለታ ዝተዋህባ ዕድል ከማን የለን
@tumezgihaghos
@tumezgihaghos 6 дней назад
ጽባሕ ውንክስልሳዩ ቢኒ ጸሊም ነብሪ
@kibromteklemariam2021
@kibromteklemariam2021 6 дней назад
Great team intrermarché congratulations habe hager bini hero 💪💪💪💪💪🇪🇷🥇🇪🇷🇪🇷
@Festivalmedia1942
@Festivalmedia1942 6 дней назад
Viva Bini viva 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@negasiisak1718
@negasiisak1718 6 дней назад
ብመጀመርያ ብጣዕሚ የመስግን ኤማን ሄኖክን ፡ ናይ ቢኒ ዓወታት እቓዕ ሓጎሰና ።
@zemuymeharizemuy3871
@zemuymeharizemuy3871 6 дней назад
Xelim almaz
@user-lf4nh7uq4b
@user-lf4nh7uq4b 6 дней назад
ኣነስ በዚ ዓወት ድቃስ ኣቢኒ ነቲ ናይ ቮላታ ቪድዮ ክደግሞ ይሓድር ኣለኩ ሓጎሰይ ጥርዚ በጺሑ ❤❤❤
@EritreanCycling24
@EritreanCycling24 6 дней назад
ሰልሶምየ ሰልሶም❤❤❤
@AlexanderBiniam
@AlexanderBiniam 6 дней назад
Wala 4 entay keyblena
@kidanemebrahtomberaki7184
@kidanemebrahtomberaki7184 6 дней назад
Congra for bini,and for all eritrean
@salkel8617
@salkel8617 6 дней назад
Forsa BINI, CONGRA DEKI ERE!!!
@Kabilaqunte
@Kabilaqunte 5 дней назад
Btami xbuq tntane ❤keep it up! Live atikum entetntnu kea tsbuq neyru!
@hermonamine8070
@hermonamine8070 5 дней назад
❤❤❤ eway tahagas zelena wala tseadu eyom banderana yenbelbluwa alew.
@nahomtesfay2163
@nahomtesfay2163 6 дней назад
Beshm bini like regex wedi ereyy halall❤❤❤
@fsheymrara6746
@fsheymrara6746 6 дней назад
Abguzo hiwetna bzuh kehgusena zkhl agatamitat neyru endyu gn aykemzi nay biniam nay medrekh awetat gn aykonen for all Eritreans
@gebrbrhanebrhane114
@gebrbrhanebrhane114 6 дней назад
Thinks ema
@Festivalmedia1942
@Festivalmedia1942 6 дней назад
J.Phlipsen no more Boxed
@asmelashtarke774
@asmelashtarke774 6 дней назад
Emma kemuewin henok kbret yhabelna neti ewut srahkum.qetsiluwo
@MUSIEBERAKI
@MUSIEBERAKI 6 дней назад
Anesi July 6 BINIAM'S DAY entezkewin zbil hasab aleni..msay tsemamiu like habuni . Dmxi akibna knwsnelna...
@amanbahlbi4397
@amanbahlbi4397 6 дней назад
Thanks so much brothers .🙏🙏🙏
@HaniHani-uo9xc
@HaniHani-uo9xc 6 дней назад
Well come kixibeyekum xenihe congra bini congra eritrea
@tedroshaile5279
@tedroshaile5279 5 дней назад
Emma Ybel ybel meglexi ! Kemti zbelkayo kalat yelen nkngeltso ! Agenae Bini ❤🇪🇷🎊🎊🎊🎊
@nftuabel
@nftuabel 5 дней назад
Ema nay bhaki ayu ahgisna ab zezelenayo Eritrawya des Eluna alo ❤🎉👑👍👏⭐️
@simontesfamichael6453
@simontesfamichael6453 6 дней назад
Absolutely
@HanibalTeshome-wu1zl
@HanibalTeshome-wu1zl 6 дней назад
Bini mekuru Hager ata ambesa❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@medhaniekifle1169
@medhaniekifle1169 6 дней назад
Unbelievable, congrats congrats congrats congrats Bini and Bini
@medhaniekifle1169
@medhaniekifle1169 6 дней назад
Unbelievable, congrats congrats congrats congrats Bini and Bini e
@shewitsgem2653
@shewitsgem2653 6 дней назад
Congrats ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉 Ema gn lomi dogikana
@modeleyabofikiri4169
@modeleyabofikiri4169 6 дней назад
Yohana yoh a enkua hagosena temesgen fetari alem kulu zikelalo Bini hawey mis kulu sodrabetka kulu hizbi eritrea haben hager meglexi sienelka❤❤❤iam so proud u bro❤ Yohonna ema mie heni🎉🎉🎉🎉gezana alekum do kemey alo hogoes
@user-xl5me2vw2v
@user-xl5me2vw2v 6 дней назад
Bselam trah yewedayo enber❤❤
@HenuWedey
@HenuWedey 6 дней назад
Amazing Bini 🎉Bini 🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏
@tesfaiasbu6694
@tesfaiasbu6694 6 дней назад
ሓታታይ ክኽለስ አለዎ ክብል ምድሪ ወጊሓቶ! ብቅዓት አማኒኤል አልአዛር ግን መዳርግቲ የብሉን። የቐንየለይ ብዙሕ ተማሂረ።
@yosieftesfamariam8149
@yosieftesfamariam8149 6 дней назад
Asey Asey Eway hagos b Hagos ko koyna. Mimanu zesheger eyu ane mo memelise yerio mo yigirem emo. Ab mongo ka yihigos beqa kelas. Thank you 🙏 Ema and henri… god bless you. Biniiii biniii biniiiiiiii congratulations 🎉🎈🎊 cheers.
@medhaniekifle1169
@medhaniekifle1169 6 дней назад
Emma congratulates
@BiniamDermas
@BiniamDermas 6 дней назад
ሕጂ ግርም🎉🥂❤️❤️❤️❤️
@mulugetatewelde1187
@mulugetatewelde1187 6 дней назад
ኣገላልጻ ይበል ኤማ
@tmnitemha7679
@tmnitemha7679 6 дней назад
First of Thanks god and Congra ❤❤❤🎉🎉🎉 Congra all of Eireta
@medhaniekifle1169
@medhaniekifle1169 6 дней назад
Emma congratulation, a gift, this stage for thedecay tv and Emma
@mehariberhane1167
@mehariberhane1167 6 дней назад
Thank u ❤ xubuk tentane
@medhaniekifle1169
@medhaniekifle1169 6 дней назад
This is our dream we are done thank you Bini thank you Eri
@meharighebrhiwet2890
@meharighebrhiwet2890 6 дней назад
Wawwwwww ygermena alo ❤❤❤❤❤❤
@mihreteabgebrekidan3144
@mihreteabgebrekidan3144 6 дней назад
Bini bini digim digim❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-hc2vv8fw5r
@user-hc2vv8fw5r 6 дней назад
Waww bini neaka zkewun kalat sienelka ende welcome ema and hiega tanks 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💎💎💎💎👑🫶
@mussieyosief7371
@mussieyosief7371 6 дней назад
Bravo Bini
@asmelashtarke774
@asmelashtarke774 6 дней назад
Wooow cheetah(bini) mkurie hagerun ahgurun congra for every one. .
@hope9203
@hope9203 6 дней назад
Congratulations Bini and team intermarche 💚💚💚💚🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Gijert
@Gijert 6 дней назад
ናዓይ ካብ ዝዝከረኒ ብስንኪ ፍቅሪ ቅድድም ብሽክለታ ስንበት ንጎሆ ጀሚሩ አብ ጽርግያታት አስመራ ከባቢታት እንዳ ማርያም፥ ሞኖፖልዮ፥ ሲነማ ሮማ አብ ጻሓይን ንፋስን ከይበለ ንዕዞቦ ዝነበርና ፍቅርን ብቅዓትን ቅድድም ብሽክለታ ንዓለም ብዳናጉኡ ዝንገረልና ክብሪ ይኩኑ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sarajoh313
@sarajoh313 6 дней назад
Congratulation Bin 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🎉🎉
Далее
Try not to Laugh Game!
00:38
Просмотров 4,8 млн
Блиц по трекам ❤️
00:50
Просмотров 93 тыс.
Не плавайте тут! 🏊🚫
0:24
Просмотров 2,5 млн
Отомстила слепой сестре 👍
0:55