Тёмный

ካብ ልብ ንዘፍቅረኪ ወዲ ብኸመይ ትፈልጥዮ 

Sen_Ts
Подписаться 2 тыс.
Просмотров 11 тыс.
50% 1

ካብ ልቡ ንዘፍቅረኪ ወዲ ብኸመይ ትፈልጥዮ ? #tgray #love #relationship #girl #viral

Опубликовано:

 

17 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 47   
@Sen_Ts
@Sen_Ts 22 часа назад
t.me/sennts ቴሌግራም
@azmeraamen6989
@azmeraamen6989 11 дней назад
ፍቅረ ማለት እግዚአብሔረ እዩ ክብራት መጀመረታ ንፍጣረ ንፍቅሮ ንሱ ድማ ኩሉ ይኻአሎ እዩ ንሱ ባዕሉ ንእግዚአብሔረ ዝፍርሕ ክህብክን እዩ አሕዋትይ❤❤❤❤❤
@user-rz3jh6cc1h
@user-rz3jh6cc1h 7 дней назад
ትክክል ፍቅር ማለት እግዝአብሄር እዩ
@user-hx3ns2ci8n
@user-hx3ns2ci8n 16 дней назад
ተመስገን 90/ 100 ከምኡ ዝበለ እዩ አፍቃሪየይ ክዲበስ ግዲ ደለልየ ሎምስ🙏😌
@sara6511
@sara6511 17 дней назад
ኣነዉን ኣነ ኣፍቂረዮ ኣለኩ ንሓደ ወዲ ብከመይ ከወፀኦ ይከኣል 😢
@user-ts1xr8xq7n
@user-ts1xr8xq7n 13 дней назад
ኣነስ ተሳቅየ ኣብ ዝተመቸዎ እዩ ልድዉለለይ የኸኣልኩይ ግን ፍቅሩ ንሱ ግን ኣይግደሰለይ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@user-Meri3ji2ir9g
@user-Meri3ji2ir9g 6 дней назад
ዋላ ኣነ💔😰
@user-ts1xr8xq7n
@user-ts1xr8xq7n 6 дней назад
@@user-Meri3ji2ir9g ይገርመኪ እዩ ናተይ 😥
@bbj-uu7bp
@bbj-uu7bp 17 дней назад
ብማርያም ኣነስ 3ዓመት ምልእ ተሳቅየ ሐጂ ግን ኣብ ሕማቅ ክነታት ኣለኩ መጠን ሂወት ከሐልፍ ዝብለሉ ማዓልቲ እሎ ከምዘይ የፍቀረኒ ይልጥ እየ ግን ምርሳዕ ኣብኑ እሞ ገለ በለኒ ኣብ ሓማቅ ክነታት ኣለኪ😢😢😢😢😢😢
@Sen_Ts
@Sen_Ts 17 дней назад
ብውሽጢ ኣዘራርብኒ
@Bobo-oe7df
@Bobo-oe7df 17 дней назад
አይትረስዕዮ ጭዋ ዶ አይኾነ ን እዩ
@user-xz8ud4cc3j
@user-xz8ud4cc3j 17 дней назад
ኣጋላልፃኪ ብጣዕሚ ኢኪ ጎበዚ ኩሉ እቲ ትናገርዮ ዘለኪ ምሰ ፍቅረኛይ የረክቦ እየ ግን ሲ መንቀኛታት እናበዙሕና 😢
@Sen_Ts
@Sen_Ts 17 дней назад
ፍቕሪ ልዕሊ ማንም እዩ መዓረይ ካብልብኹም እንድሕር ትፋቐሩ ማንም ኣይፈላልየኩምን❤
@samerh-ho4py
@samerh-ho4py 17 дней назад
መሻክቲ ኣእዛንኩም ዕፀው😢❤
@Bobo-oe7df
@Bobo-oe7df 17 дней назад
አጆኺ አነ ውን ኸማኺ እየ😢
@HlekaAraya
@HlekaAraya 9 дней назад
ኣነ ውን ከማክ እየ ግን ኣጆና😓💔
@user-xn1uz3du1d
@user-xn1uz3du1d 18 дней назад
ፋቅር ስቃይይ😢😢😢😢
@user-fm6xd5ol2b
@user-fm6xd5ol2b 17 дней назад
ኣጀኪ መዓረይ ኣነሰ ፈቅሪ ዝበሃል ሒዙኒ ዘይፈልጥ ታይ ኰይነ ግን😢😂😂😂
@goodboyhabasi1287
@goodboyhabasi1287 10 дней назад
ናይ ብሓቂ ሰቃይይይ😢😢😢😢
@goodboyhabasi1287
@goodboyhabasi1287 10 дней назад
ንፍዕቲ ዝሓፍተይ ቀፅሉሉ ብዙሕ እና ንመሃር ዘለና ናተይስ እዚ ባህርያት የብሉን ዋላ ተፀሒፈሉ ቀልጢፉ ይርኦ እሞ ግን መልሲ ኣይህበንን ይናደድ ይርበሽ እሞ ባዕለይ ብጣዕሚ ስለ ዘፍቅሮ ተምሃራይ እዩ ኢለ ስቅ ይብል ኣብ ዝተዳዋወልናሉ ግን ናይ ቀፃሊ ሂወት ከመይ ክንኮን ትደልዩ ከመይ ዝበለ ክኮነልኪ ትደልዩ ይብለኒ ንዞኮነ ይኩን መስዋእቲ ክከፍል ድልው እየ ድልውቲ ድኪ ይብለኒ ሕውስውስ ይብለካ ከመይ ክርደኦ ፍቅሪ ግን ገሊፅለይ ኣይፈልጢ ኣነ ከም ዘፍቅሮ ግን ይነግሮ እየ ።
@user-Meri3ji2ir9g
@user-Meri3ji2ir9g 6 дней назад
ኣነስ የፍቅረኪ እየ ይብለኒ ግን ኣብ ደስ ዝበሎ ይድውል ኣብ ደስ ዘበሎ ሱቅ ይብል ክርሕቆ ካኣ ኣይካኣልኩን ታይ ክገብር ኣለኒ💔😭
@samrawitkindeya4982
@samrawitkindeya4982 23 дня назад
Tikkl❤
@MesfinMAB-ll5br
@MesfinMAB-ll5br 23 дня назад
Very truth
@semperTS
@semperTS 23 дня назад
ሓዳር ካብ ፈጣሪ እዩ ኣሕዋተይ🥰
@user-kw6kf2wo6u
@user-kw6kf2wo6u 5 дней назад
❤❤❤
@Meda-el3bn
@Meda-el3bn 22 дня назад
👏👏🙌
@user-po3kh3sx7s
@user-po3kh3sx7s 16 дней назад
ውይውይ ናተይስ እንድዒ ኣነ ኣብ ስደት እየ ዘለኩ ንሱ ኣብ ዓዲ ዝተላለናዮ ግን ቅድሚ ክልተ ዓመትን ሽድሽተ ወርሕን እዩ ብኣካል ካኣ ቲዲኤፍ ኮይኑ ንዓድና መፅዩ ኣብ ዓድና ኢና ተላሊና ዝተራኣኣናዮ ካኣ ሰለስተ ጊዜ እየ ሪአዮ ግን ኩሉ ጊዜ ዓርኪ ዘላቶ ዝሕስወኒሎ ኮይኑ እዩ ዝስማዓኒ (ኣይኣምኖን )ንሱ ግን ይኣምነኪ እየ ንምንታይ ዘይትኣምንኒ ኢሉ ይሓርቅ ስለዚ የሕዋተይ ብምንታይ ክኣምኖ ይክእል ኩሉ ዝተዛረብክዮ ካኣ ምስ ኡ ኣሎ እዩ ምክርክን ለግሳለይ🙏🙏💒💚
@HlekaAraya
@HlekaAraya 9 дней назад
ብጣዕምደስ ዝብል ኣጋላልፃ እዩ tnx❤🎉
@user-ww8yn9cd4h
@user-ww8yn9cd4h 18 дней назад
❤❤❤❤❤❤
@didijssk5576
@didijssk5576 18 дней назад
ፍቅር ሰቃይ😢😢😢
@wxmn6837
@wxmn6837 15 дней назад
❤❤❤❤❤
@herutigraweyti5269
@herutigraweyti5269 7 дней назад
😊❤😊❤❤🎉
@user-rz3jh6cc1h
@user-rz3jh6cc1h 7 дней назад
እዛሓፍተይ ምኽርኪ ብጣዕሚ ፅብቅ ደስ ብሃሊ እዩ ግን ምስ ይቅርታ ክዳንኪ አስተካክል
@Sen_Ts
@Sen_Ts 7 дней назад
🙏
@AtcgChc-bs1ou
@AtcgChc-bs1ou 14 дней назад
ኣፊቅሪ ኣለን ዋላ ዋላ የይን ኣብዘ ዘጥከስኪይ ምዓርይ😢
@sLAmAZz
@sLAmAZz 8 дней назад
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@merhawiwedikarnie7875
@merhawiwedikarnie7875 10 дней назад
Selam neaki ykun habtey anes neta zfetwa gal gift 🎁 malet ring nay promise kgebrela ydeli gn kea okay keybeletni kemey geyre ele ms nebsey yzti. Wey kea ente hatetkuwa kea wela arki zeybla aleni tbleni gn thsweni entay kgebr aleni ❤ bzkone tsubuk srah tegediski melsley please
@Sen_Ts
@Sen_Ts 10 дней назад
ሰላም ቅድሚ ንቀለበት ምጥያቕካ ብፍቕርኻ ክትኣምን ምግባር ይሕሸካ ዝሓወይ
@Gal__madam
@Gal__madam 18 дней назад
ንፍዕቲ ኢኪ ብሓቂ ኣነ ግን ፍቅረኛ ኣለኒ ካብዚአን ዋላ ሓንቲ ኣይረከብኩሉን🥺
@user-kr2yb4lr9o
@user-kr2yb4lr9o 18 дней назад
ኣጀኪ ኩሉ ከከም ባሃርያቱ እዪ
@Sen_Ts
@Sen_Ts 18 дней назад
ንባዕልኺ ክብርን ፍቕርን ክህልወኪ ግበሪ ንዝፈትወክን ዘፍቅረክን ድማ ዕድል ሃቢ ሓፍተይ ናተይ ❤
@user-lb4fb9mt9k
@user-lb4fb9mt9k 14 дней назад
Fkri skayu eyu ybezh
@FiyeriBeyene
@FiyeriBeyene 7 дней назад
Motmat
@Sen_Ts
@Sen_Ts 7 дней назад
እሽኒ😅
@NatsiGeriye
@NatsiGeriye 11 дней назад
❤❤❤
@FfFgg-gx3wr
@FfFgg-gx3wr 16 дней назад
❤❤❤❤❤❤
@GgFf-hm7eq
@GgFf-hm7eq 18 дней назад
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
Далее
ካብ ሓወይ ጠኒሰ ደሙ ስሒቡኒ
30:37
Просмотров 86 тыс.
Цены на iPhone и Жигули в ЕГИПТЕ!
50:12
DEFINITELY NOT HAPPENING ON MY WATCH! 😒
00:12
Просмотров 25 млн
Toxic people
1:50:22
Просмотров 9 тыс.
መንዩ መጀመሪያ አፍቅሩ
12:04
Просмотров 60 тыс.
Цены на iPhone и Жигули в ЕГИПТЕ!
50:12