Тёмный

ካብ ስደት ናብ ስደት ኹዋና ማርያ" ኣብ ደሴት ንበይና 18 ዓመታት ዝተመጠት ሰበይቲ 

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Подписаться 235 тыс.
Просмотров 32 тыс.
50% 1

#zara_fltet #ዛራ_ፍልጠት

Опубликовано:

 

30 дек 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 20   
@user-pg3if2sr5d
@user-pg3if2sr5d Год назад
ዛራ ከምዚ መደብ ማለት ማሃሪ ከም ቀደምካ እንተ ኣምጺኻልና ተዓዘብቲኻ ኣብ ናይ ቀደም ኪሚለሶ እዮም ስለዚ ?
@merhawittesfalem4951
@merhawittesfalem4951 Год назад
Zara fltet bejeka Asmerom Berhe kalie shbet yeblom bejakum
@user-nv3lg6ev8z
@user-nv3lg6ev8z Год назад
😭😭😭 ygermyu nay hiwet neger.
@mamimeaza1432
@mamimeaza1432 Год назад
Herzlichen willkommen
@ishowlive408
@ishowlive408 Год назад
ሰላም ኩቡራት ኣሕዋት ሰላም ክትህልዉ ተስፋ እገብር ኣሕዋት ሳብስክራይብ ታሓባበሩኒ ፕሊስ
@kibromteklemariam2021
@kibromteklemariam2021 Год назад
Habibiti subscribe gierelki aleku
@saimonasmerom4297
@saimonasmerom4297 Год назад
እንታይ ክገብረልኪ ዩ ሳብስክራይብ ከ
@mebrahtom8583
@mebrahtom8583 Год назад
😢😢 ❤
@danielamare475
@danielamare475 Год назад
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@danielkidane1258
@danielkidane1258 Год назад
Good jobb Asmie meteabiti
@tsnattesheme5269
@tsnattesheme5269 Год назад
Nay bhakiii tesfaaa tray
@ishowlive408
@ishowlive408 Год назад
ሰላም ሓወይ ሳብስክራይብ እባ ታሓባበረኒ ሓወይ
@tsnattesheme5269
@tsnattesheme5269 Год назад
@@ishowlive408 ok gereya aleku
@berbere4478
@berbere4478 Год назад
Thanks
@asefaselamawit2952
@asefaselamawit2952 Год назад
ኣብ መንፈሳዊ ኮይነ ዝበረሀለይ ሓቂ ካብ ዓደይ ጀሚሩ ነደይ ቡዙሓት ብትንቢት ከምዚ ይብላኣ ኔረን ጎልኪ ካባኹም ሪሒቃ ክትስደድ እያ ከቢድ ፈተና ክትፍተን እያ እቲ ፈተና ክትሰግሮ እያ ሃፍታም ወዲ እቢ ከይትብሎ ወዲ ምልክት ዘለዎ ክትወልደሉ እያ ሓሚመ ኢላ ከይመውት እናበለት ትፈርሕ ግን ብሕማም ኣይትሞትን ቢኢድ ሰብ ብኻራ ግን ከይትሞት ኣብ ሞጎ ሰብ ከይትኣትው ተጠንቀቂ በልያ እናበላ ቡዙሓት ኣዴታት ትንቢት ይነግራኣ ኔረን ብርግፅ ከኣ ቡዙሓት ኣወዳት ይቀርቡኒ ክፍለዮም እከለኹ ካባይ ተፈሊኺ ናይ ካሊእወዲ እንተኾይንኪ ክሓርደኪ እየ እናበሉ እዮም ዘፋራርሑኒ ካብቲ ፈለማ ዝተመርዓወኒ ወዲ ጀሚሮም ኩሎም ከኣ ክርስትያን ኣመንቲ ኦርቶዶክስያን ባሃልቲ እዮም እንተኾነ ግን ሕጂ ኣብ መንፈሳዊ ስለዘለኹ እቲ ሓቂ በሪህለይ ሓደ ኣስላማይ ኣፋጊስታን ይላለየኒ እሞ ወቴኪ ይብለኒ ኣነ ከኣ ዓባይ ሙኻን ሚስጢሩ ስለተገለፀለይ ኣነ ዓባይ እየ ይዓብየካ እየ ንስኻ ገና ህፃን ኢኻ ስለዚ ካሊእቲ ድለ ይብሎ ሕጂ እሞ የሕዋተይ ይሪኢ ካብዘይ የሕዋትኪ ደልየ ይብለኒ ሓንቲ ይመርፅ ኣነ ከኣ ተመርዓዋ ይብሎ ኖ ሩሑቅ እያ ዘላ ኣነ ዝደልይ ኣብዚ ምሳይ ዘላ ይብለኒ ግን ከኣ ኩሉ ማዓልቲ ኣብ ቅድሚ ደቂ ዓዱ ኣነ ንሓፍትኺ ብፍቅሪ ክኣስራ እየ ንዓኺ ከኣ ብኻራ ሓሪደ ክቀትለኪ እየ እናበለ የፋራርሐኒ ኣነ ከኣ ኣብ መፈሳዊ ኮይነ ስለተረዳእኽዎ ክፍክር ተዘይኮይኑ ክቀትለኒ ከምዘይክእል ይፈልጥ እየ ምሕራድ ሓጥያት እዩ እንታይ በዲለካ ደኣ ክትሓርደኒ ይብሎ በቃ ክሓርደኪ እየ እዩ መልሱ ሓደ ውን ኔሩ ሸኽ እዩ ባዓል ሓዳር ኣቦ 4 ቆሉዑ ኣኽራሪ እዩ ኣብ መስጊድ ኣትዩ ዝሰብኽ ዘሕለፍክዎ ሂወተይ ስለዘዕለልክዎ ሰላም በቃ ደጊም ወዲ ዝባሃል ኣየድልየክን እዩ ቆሉዑ ከኣ ወሊድኪ ኢኺ ይኣኹሉኺ ሰሪሕኪ ነብስኺ ትመርኺ ሰብ ኢኺ ሰብኣይ እንታይ ንኽገብረልኪ ትሕዚ ስሚዒት እንተሃሊኪ ስሚዒትኪ ኣብዝቅስቅሰኪ በዚ ተጠቀሚ ኢሉ ኣርትፍሻል ጎማ ልክዕ ከም ናይ ወዲ ገዚኡ እዚኣ ካባይ ስጦታ እያ ተቀበልኒ ንማንም ከይትነግሪ ሚስጢር ናይ ክልተና እዩ ኢሉ ሂቡኒ ኣነ ከኣ ከሕፍሮ ስለዘይደለኹ ተቀቢለ ኣብ ገዛይ ኣቀሚጠዮ ብዕሽጉ
@kibromteklemariam2021
@kibromteklemariam2021 Год назад
Zara fltet kulu tekrbo mesati zanta eyu "ztekemetet" tbl edit gberwa
@ishowlive408
@ishowlive408 Год назад
ሰላም ሓወይ ሳብስክራይብ እባ ታሓባበረኒ ሓወይ
@kibromteklemariam2021
@kibromteklemariam2021 Год назад
@@ishowlive408 gierelki eleki eko
@ishowlive408
@ishowlive408 Год назад
@@kibromteklemariam2021 ታንክስ ብሮየ
@asefaselamawit2952
@asefaselamawit2952 Год назад
ኣቤት ሽርሒ ሰላም ገና ክተረብርበኩም እያ ቢሂወት እከላስ ሞይታ ኢልኩም ማዕረ ሓወልቲ ሰሪሕኩምላ ክክክክክክክ ንሰላም ደኣ እንታይ ከ ዘይተሰረሐላ መቸም ኣብዛ ምድሪ በይና ከምትተርፍ እካዕ ኣመንኩምላ እታ ናይ መወዳእታ ሕልሚ ኩሉ ናብ ሰፈሩ ከምዝምለስ ሰላም በይና ከምትተርፍ እዩ እቲ ዝገርም ግን ሰላም ብካንሰር ሞይታ ኢልኩም ድራማ ሰሪሕኩም መቃብራ ከይተረፍኩም ምስሊ ሰላም ለጢፍኩም እቶም ዝሰረሑ ድራማ ሞት ሰላም እናተፀበዩ ናብ ስፍርኦም ምኻዶም እዩ ዘግርመለይ ከምኡ ውን ቬንጠ ጠላቴ ሊበላኝ ተበላ ሊውጠኝ ተዋጠ ወዘተ እናዘመሩ ንባዕሎም ምኻዶም ናብ ሰፈሮም ብሃይማኖት ከይተረፈ ዘይግበር ሽርሒ ዳርጋ የለን ዘይናትካ ኣይናትካን ካበይ ክተምፅኦ ሓይሊ ሰላም ፀላኢት እንተኾይና ሲ ነየናይ ሰላም ኢኹም ትምነዩ በቃ እዚ ድዩ ካብ ጥንቲ እናሰራሕክሞ ዝመፃኹም ናይ ምድንጋር ተግባራት መለይ ክልተ ኣእጋራ ስብርስብር ኣቢልና ኮፍ ክነብላ ኢና ኢልኩም ድራማ ዝተሰረሐ እቶም ቢሂወት እከለዉ ዝጠለሙኒ ምስ ሞቱ ከኣ ኣብ መቃብሮም ቡን እናሰተዩ ደውልልና ኢሎም ስልኪ ዝሃቡኒ እዚ ውን ክልተ እግረይ ከይተሰበርኩ ሰጊረዮ ኣብታ ካልአይትን ሳልሰይትን ሕልመይ ውን የማነይቲ ጎነይ ከምዝውጋእ ዝተገለፀለይ እዩ ኣብዚኣ ውን የማነይቲ ጎነይ ተወጊአ ሓሊፉ እዛ ዘይፈልጦ ምግቢ ኣብ ዓደይ እከለኹ ዝሕሰሞ ዝነበርኩ መግቢ ምብላዐይ ከኣ ኣብዛ ሕጂ ብጋህዲ ዘለኹዋ ቦታ እታ ካልአይትን ሳልሰይትን ሕልመይ የማነይቲ ጎነይ ዝተወጋእኹላ እያ ዘይፈልጦ ዝሕሰሞ ዝነበርኩ መግቢ ብምብለዐይ ጠቕማት ግን ኣይገበረለይን ነበዝሕጂ ተዳልውዎ ዘለኹም እንተኾይኑ ኣይኮነልኩምን ኣይሰርሐልኩምን እዩ ክትሳዓሩ ምኻንኩም ፍለጡ ኣነ ዝተፈተንኩ ንፈተን ከምዘይሰርሕ ፈውሲ ሞት ገና ብቆልዓይ እከለኹ ንከይመውት ኣደይ ጌራትለይ እያ መከላኸሊ ስለዚ ተዘይትደኽሙ ይሕሸኩም ኣብቶም ዝለመድኩሞም ኣብኦም ስርሕዎ ሰላም ገና ክትነብር እያ
Далее
МЕГА ФОКУС С ЧИПСАМИ
00:42
Просмотров 108 тыс.
🎙СТРИМ на 4 МИЛЛИОНА🍋
3:12:45
Просмотров 1,3 млн
ዘይተፈትሐ ግድላት ኖስትሮዳሞስ
18:13