Тёмный

ካብ ተሳተፍቲ ህዝባዊ ዋዕላ ከተማ መቐለ ንዝቐረቡ ሕቶታት ዝተውሃበ መልሲ- 11/01/2017 ዓ/ም 

woyen
Подписаться 28 тыс.
Просмотров 2 тыс.
50% 1

Subscribe Woyen Newspaper
-------------
©Copyright: Woyen Newspaper
Any Unauthorized Use, Copying or Distribution is Strictly Prohibited.
-------------
E-maiL: woyengazeta@gmail.com
www.Facebook.com/woyen

Опубликовано:

 

20 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 40   
@truthfor27
@truthfor27 Час назад
ጅግና ደብሪፅ እስካ ዝፀርካዬ መን ይፆሮ
@truthfor27
@truthfor27 Час назад
ደፂ ኣቦ ሓቂ 🎉🎉🎉
@mebrahtuaregawi5145
@mebrahtuaregawi5145 2 часа назад
ኣብ መሰረታዊ ሓሳባት መሰረት ገይሩ ዝተውሃበ መልሲ እዩ።
@Biniamgebrehiwot
@Biniamgebrehiwot 2 часа назад
ጀግና አቦና ቅሰን❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@Tilahun-fl9lj
@Tilahun-fl9lj Час назад
ጀግና
@letchalemu6831
@letchalemu6831 16 минут назад
❤❤❤❤🎉🎉🎉ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ❤❤❤❤❤❤
@kinfeteklewold6975
@kinfeteklewold6975 Час назад
በርትዑ
@truthfor27
@truthfor27 Час назад
ደፂ ለባም🎉🎉🎉🎉
@adonay7097
@adonay7097 Час назад
መስዋዕትና አብዚሖሞ በዓል ፃድቃን፡ ቄመኛታት፣ ሰላም ደላይ ደፂ ፣ ፃድቃን መንካ ዕ
@truthfor27
@truthfor27 Час назад
ለባም ወድህዝቢ
@HlufeHh
@HlufeHh 27 минут назад
ናይ ሐሜት አኼባ ገይርዋ እዚ ሰብአይ ዋይ ሕስረት
@aronyonas7563
@aronyonas7563 Час назад
❤Our Honest beloved Leader Dr.Debris King Tigger Tigriyans TPLF❤ king of Tigger Tigriyans TDF❤TPLF born for peoples Revolution front and Powerful to the people of Tigger Tigriyans❤TPLF means Tigger Tigriyans Tigray❤ Long Live TPLF+ TDF & State Tigger Tigriyans Tigray period for ever ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@adonay7097
@adonay7097 Час назад
ጀግና ደፂፂፂ……………………
@Hanan-o1w
@Hanan-o1w 2 часа назад
Siwdih eko desi
@adonay7097
@adonay7097 Час назад
ጨዋ ደፂ
@user-je3ij7ph1e
@user-je3ij7ph1e Час назад
ኣታ ወዓግ ንስልጣን ዘይትፍንቅሎ እምኒ የብልካን ናትካ መሪሕነት ኣውዲቅና እዩ ይኣክለካ ገዛካ ከፈል
@NassirWahabey
@NassirWahabey Час назад
ደብረፅዮን ኣብሓደሓደ ውሳነታት የዋህነት ምስፖለቲካ አጣዓዕምካ ምካድ ነትውድብ ይክኹን ህዝብ ትጎድእ አለኻ አብፖለትካ ንእሽተ ስሕተት ዓድየፍርስ ምኻኑ ርኢናዮ ዘም ህዝብን ውድብን ንምጥፋእ ለይትን ቀትርን ዝስርሑ መንነቶምክቃልዑ አለዋ አቃላዓዮም
@adonay7097
@adonay7097 Час назад
ፃድቃን ፍርቂ ራያ ሓሪስካ ትግራይ ብሙልዓ ትህምሳ፡ አይፋል
@gezuseyoum9115
@gezuseyoum9115 Час назад
ሰብ ዓቕሚ ካብ ስልጣን ኣትወርዱን ብቐፃሊ 2 ሚሊዮን ንክተፅንቱ።
@mulualemnirae8324
@mulualemnirae8324 25 минут назад
No no aytchebrebre eze kulu mekra be aka eyu metseu kendey amaratse neyru eyu aytetkemkan. Strategic Fall emen
@girmaygtsadik7176
@girmaygtsadik7176 12 минут назад
ህዝቢ ትግራይ ስልጡን እዩ ዝበሃል ክፍተሽ ዘለዎ ጉዳይ እዩ? እንታይ እዩ ሱቅ ኢልካ ጣቅዒት እንታይ ዓይነት ዕስለነት ኣካይዳ እዩ? ህዝቢ ትግራይ ጠጠው ኢሉ ንባዕሉ ክፍትሽ ኣለዎ ኩሉ ዝተምሃረን ዘይተምሃረን ምኽንያታዊ ክኾውን አለዎ እንዘይኮይኑ ናይ ዕስለነት ኣካይዳ እናኸድካ በቢጊዜኡ ናብ ጀቅጀቅ ምእታዉን ከይዱ ከይዱ ድማ ምጥፋኡ ኣይተርፍን።
@اال-ب7ت
@اال-ب7ت Час назад
ዝገርም እዩ ካብ ሐላፍነት ንምህዳም እዩ። እዚ ውድብ ናይ መሪህነት ውድቀት አየጋጠመን ዲኻ ትብለና ዘለኻ ግቡእ ምድላው ዘይምግባርኩም ከ መን እዩ ዝሕተት ??? ጀነራል ፃድቃን እኮ አብ ተመዐራረየ ናብራ ዝነበሮ ንሕዝበይ ከገልግል አለኒ ኢሉ ንበራኻ ዝወረደ ሰብ እኮ እዩ። ብመሪህነት ውድቀት ዶ አይኮነን እዩ????
@LemlemTsegay-e1m
@LemlemTsegay-e1m 22 минуты назад
አታ ችድ ናብ ሱዳን ዘይኮነ ናብቲ ተከዘ ዘይመእተወካ ነይሩ
@gezuseyoum9115
@gezuseyoum9115 Час назад
ኣበይ ዳ ነርካ? ኣሰላልፋ ምቕያር እኮ ንቡር እዪ። በክቲ ናይ ሓሳብ መካን።
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 49 минут назад
ችድ ሕሱር ናይ ካሕዳማት ሓሽከር
@werkneshbirhane8836
@werkneshbirhane8836 Час назад
ፈራህ ወልታፍ ናይካ ስህተ ት መንክዛረበልካ ዝወረ ዘረባ ነው
@girmaygtsadik7176
@girmaygtsadik7176 3 минуты назад
አየ ደብረፅዮን እንታይ እዩ እዚ ኹሉ ዓዘርቆዘር እንታይ ዓይነት ዘረባ እዩ እዙይ? እዙይ ዓብዪ ውርደት እዩ በይዛኻ እዚ ህዝቢ እዙይ እንታይ ገበረ ተዋርዶ በይዛኻ እዛ ስልጣን እዚኣ ናይ ኣቦኻ ውርስን ርስትኻን ኣይኮነትን ስልጣንካ ኣረክብ።
@edentesfaye6195
@edentesfaye6195 3 минуты назад
አዬኩም አብጎንኩም ኢና
@girmaygtsadik7176
@girmaygtsadik7176 21 минуту назад
ከቢድ ሕማም እዩ ትግራይ ሲ መን እዩ ናይ ደብረፅዮን እያ ዝበለ ወይ ደብረፅዮን እንታይ ከምዝብል ዘሎ ግን ፈሊጡ ድዩ ዝዛረቦ እታ ስልጣን ሲ ካሊእ ስልጣን ክሓትትን ክሕዝን ከሎ ሓጥያት ንዓኻ ጥራሕ ግቡእ ብጣዕሚ ከቢድ ዕብደት እዩ። ትግራይ እንታይ ዓይነት ዕዳ እዩ ወሪድዋ ሰባት ስለ ኢኮኖሚ ዕብየት ይዝቲ ንስኻ ስለበለካ ሐኽዐካ እናሓመኻ ትውዕል እንታይ ዓይነት ዒንኪሊል ዝኾነ ሰብኣይ እዩ ህዝቢ ትግራይ ብናትካ ናይ ዒንኪሊል ኣካይዳ ናብ ዒንኪሊል ኣእቲኻ ፀሊም ታሪክ ፅሒፍካ ኢኻ ትሓልፍ ዘለኻ
@gaydigets7061
@gaydigets7061 Час назад
ስልጣን ናፈቅኪያ ገና
@eritreanentertainmentoffic852
@eritreanentertainmentoffic852 2 часа назад
Poor Tigray people😢😢😢 very sad to See the people suffering! Look at ma people 🇪🇷, poor but safe and peaceful! 🇪🇷
@aronyonas7563
@aronyonas7563 Час назад
Go back to school ተኩላ ፊክ ኤርትራ ግን መንነተይ ትግራዋይ እቲ ባንዴራ ኢሳያስ ወሎየ አይውክለናንን ህግደፍ ጃዊሳ ህደ እዩ ደሪብና ካብ ምድሪ ክትህከኩ ኢኩም ዘይተርፍ ጦብያ አሲድ ተበጣጢሳ ትርኩላ RIP😂
@KahsayGodifay
@KahsayGodifay Час назад
ዝሕስው ዘሎ ምዃኑ ዝፍለጥ አንቆርዑ ይርእሎ አስተውዕሉ ከሓዲ
@woldemirach5669
@woldemirach5669 2 часа назад
No one watch this channel
@yohannesalula6322
@yohannesalula6322 2 часа назад
ሀሳዊ ዝአምነካ የለን እዝኩሉ ዝተዛረብካዮ ብህይወት ርኢናዮ ኢና እት ደንቆሮ መራሂ ካብህወሀት መሪህነት ንታሪክ
@meri3353
@meri3353 Час назад
ኣይልምነካይ
@1birryoutube
@1birryoutube Час назад
ዕለት 11,01,2017 ሕዚ ብህወሓት ዘጋጠመና መሕፈሪ ስራሕ መፍትሒኡ 1ይ እቶም ስልጣን ነዓይ ነዓይ ዝብሉ ዘለው ካብ ክልቲኦም ጉጅሉ ዝርከቡ ናይ ህወሓት ፖሊት ቢሮ ዝነበሩን ከምኡውን 60 ዓመት ዝመልኦም ኩሎም ማ/ኮሚቴ ብዘይ ምንም ዋዓል ሕደር ስልጣን ይልቑ 2ይ ህወሓት ክትድሕን እንተኾይና እቱ ሓዱሽ መንእሰይ ወለዶ ሓዱሽ ውሳኔ ክኾን ዘለዎ እቱ ዝተኻየደ ጉባኤ ንህዝቢ ትግራይን ንማእከላዊ መንግስትን ይቅርታ ሓቲቶም ከምዝሰረዝዎ ብሚዲያ ከዛረቡን መግለፂ ክህቡን ይግባእ 3ይ ቀጠታ ብድሕሪ ይቅርታ መግለፂ ከም ሓዱሽ ንመረፃ ቦርድ ናይ ህወሓት አፍልጦ ከም ሓዱሽ ዘይኮነስ ካብቱ ዝነበሮ ክምለሰሉ ካልኦት መመዘኒ ማለት አብትሕቲ ክትተል ኩኑ እንተበሉ እሺ ምባል : ካልአይ ናብ አሸባሪነት ስራሕ አይነአቱን ኢልኩም ፈርሙ እንተበሉ እሺ ኢልኩም መዓዝ ጉባኤ ከም እተካይዱ እናተፀበኹም ንትግራዋይ ዝጠቕሙ ስራሕቲ ምስራሕ ። በቀጠታ ተደናጉዮም ዝተብሃሉ ናይ ፕሪቶሪያ ስምምዕነት ለይትን ቀትርን ብምስራሕ ምክሕሓስ 4ይ ጉባኤ አካይዱ ተባሂሉ ምስተፈቑደ ቀጠታ ናብ ጉባኤ ምእታው አብላዕሊ ብዝገለፅክዎ መሠረት ፖሊት ቢሮ 100% ስልጣን ባዕሎም ምውራድ ካልእ ማ/ኮማቴ 75% ብምዝርራብ ክለቅቅ ብምግባር ትኽክለኛ ምትኽኻእ ጌርካ ናይ ትግራዋይ ፍርሕን ጭንቀተን ምድባስ ። ናይ ዝተጎድአን ዝነብዐን ህዝቢ ምኽሓስ ናይፀላእቲ መልሓዝ ከነኽስዎ ምግባር ትግራዋይ ምብትታን አይከአልን ኢሎም ቁርፆም ፈሊጦም ከምታቀደሞም ምስትግራዋይ ተስማዕሚዕኻ ምንባር እምበር ብሓይሊ ከምዘየሽንፍዎ ብተግባር አምሂርና ክንዕወት ይግባእ። በጃኹም መልሲ ፀሓፋለይ ዋላ ደውልለይ። ስ
@aronyonas7563
@aronyonas7563 54 минуты назад
አማራ ኤርትራ የሚባል በታሪክ የለም አማራ የሚባል የዘር ሀረግ ብሄር ወይም ጎሳ እንደሌለ ታሪክ ይመስክራል እና አማራ ማለት ማንነታቸው የጠፋባቸው ብሄርብሄረስቦች ለማጥፋት የአፄዎች የፈጠራቸው የፓለቲካ ስብስብ ብቻ ናቸው ቻ በሎ እናትህ አክስትህ ናት ሙጀልያም የተደበክባት 150 አመት ጦብያ አሲድ በጣጥሶዋታል ፊክ ሚሊሊክ ማለት አብደልከወል የስረቀው የብሄሮች ሜሬት ይመለሳል 100% ከ የመን ስሀራ ከ ኡማን ስሀራ ከ ሳውዲ ድሀራ ትውልድህ እዚህ ነው እናትህ አክስትህ ናት ብቅልፅምና መሬትና ክንምልስ ኢና 😂
@LemlemTsegay-e1m
@LemlemTsegay-e1m 25 минут назад
አታ ችድ ናብ ሱዳን ዘይኮነ ናብቲ ተከዘ ዘይመእተወካ ነይሩ
Далее