ሰላም ናይ YT መሓዙተይ! እዛ ከባቢ 2160 ሰባት ሰዓብቲ ዘለዋ Tiktok ኣካውንት ብስመይ ተኸፊታ ዘላ ናተይ ከምዘይኮነት ክሕብር ይፈቱ። ንዓይ መሲሉ ንብዙሓት ሰባት ይጽሕፈሎም ኣሎ እሞ ፕሊስ ሓጉዝኒ ኣብታ ኣካውንት ከድክኡም ሪፖርት ብምግባር ንኽንዓጽዋ ኢደይ ኢድካ ንበል። ንምትሕብባርኩም የመስግን
7 фев 2024