Тёмный

ካብ ኣድናቒትና ዘይተፀበናዮ ሳፕራይዝ ገጢምና🫢😱 

Nueud (ንኡድ) Tube
Подписаться 31 тыс.
Просмотров 51 тыс.
50% 1

ዩቱብ ቻናልና like, comment, share, and subscribe ብምግባር ቤተሰብ ንኡድ ስለዝኮንኩም ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏 ሐዚለ ኣብጎንና ኮይንኩም subscribe ብምግባር ስራሕትና ተሎ ክበጽሐኩም እታ ደወል ምልክት ብምንካእ ሞራልኩምን ቤተሰብነትኩምን ኣይፈለየና 🙏🙏

Опубликовано:

 

17 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 740   
@galtigrayhalal5170
@galtigrayhalal5170 12 дней назад
ንዋሃብት እግዚአብሔር አምላክ ወስኩ ይሃባ ዳ ንኡደይ ለ ይግበኢኩም እዩ ምቅራት ስድራ ገዛ ለ መባልዕትኩም ይግበሮ ካብዛ ገዛ ዝኣ ናብ ናይ ባዕልኩም ገዛ ትቅዩርሉ ይግበርኩም ፈጣሪ❤❤❤❤
@Richagamawit6035
@Richagamawit6035 12 дней назад
ኤሚየ ትፈልጢ ዲኪ ሓፍተይ ኮንኪ ትስምዕኒ ያው ኩሉ ትግራዋይ ሓወይ እንድዩ ግን ናስጋ ሓፍተይ ኮንኪ ትምዕኒ ተተሓጊስኪ ብጣዕሚ ደስ ይብለኒ ቤት ኣንበሳ ይግበሮ ዛሓፍተይ❤💛
@user-sm6bx5hn5i
@user-sm6bx5hn5i 12 дней назад
ናይ ሙዑዝ ብራክ ናፍቆዮ 😂ገለ ግበር ሙዑዘየይ❤❤
@mabrhitberhe7846
@mabrhitberhe7846 12 дней назад
ኤሚየ ሙዑዘይ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ናይ ብሓቂ መባልዕትኩም ይኹን ዞም ኣሕዋተይ ሓንቲ ነገር ግን ክብለኩም ኣብ ህንፃ ኢኩም ኣቲኩም ዝነኩም ንቆልዓ ልዑል ጥንቃቀ ከድልየኩም እዩ ዋላ ንባዓልኺ ክተፅርዪ እንተለኺ ለማፅ ጫማ ከይትገብሪ ሕርፍፍ ዝበል ግበሪ ዝሓፍተይ ሽታሕ ከይትብሉ ይጠፍኣኩም እዩ ኢለ ግን ኣይኮንኩን ከም ሓፍትኹም ከማኽረኩም ስለዝደሊ እየ
@militigraweyti6418
@militigraweyti6418 12 дней назад
መባልዕትኹም ይኹን ብሩኻተይ ኣስቴረይለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ብውላድኺ ተኽሓሲ ናይ ሰብ ሓጎስ ለሐጉሶ ሰብ ሓጎስ ይፈጠረሉ ❤️👏
@AsqAsq-yw5he
@AsqAsq-yw5he 12 дней назад
ኣይ ናይገዛ ክራይ ክርተት 😢 ኣምላክ ናይ በዓልትኩም ይፉጠረልኩም❤
@seluAdokalu8121
@seluAdokalu8121 12 дней назад
መባልዕቱኩም ይግበሮ ሓዱሽ ገዛ ሓዱሽ ንብረት ብጣዓሚ እየ ዝፈትዮኩም❤❤❤❤ እዛ ናይ ምግቢ ጣውላ ክንደይ ወዲኢኪ ንገርና ኣብ ስደት ዘለና ኣሕዋትካ ዛናይ ክዳን መሕፀቢ እውን ክንደይ ኪሎ ክዳን ከም ዝሐፅብ ቭድዮ ስርሕልና ኢሙዋይ
@lililove8991
@lililove8991 6 дней назад
ሃመይ ደስ ሃምልበለኒ ማርያምን ኤሚ ዋይለ ምስጋናኪ ይብዛሕ ዛሓፈተይ❤🎉
@MeargYohannes-fz9gk
@MeargYohannes-fz9gk 4 дня назад
ኤሚ ንእ/ር ኣመስግኒ በእውነት ፀጋሽ ያብዛው
@tigraytigray5893
@tigraytigray5893 12 дней назад
ሓሊፍለይ 6 community,ዉሃቢት ❤❤ እንኳዕ አብፅሐኩም አብፅሐና ንገናናው መልአክ ቅዱስ ሚካኤል ዓመታዊ በአል 🙏🙏❤️❤️❤️
@HIfti-H
@HIfti-H 12 дней назад
ሳብስክራይብ ግበሩለየ🎉🎉
@tigraytigray5893
@tigraytigray5893 12 дней назад
@@HIfti-H እሺ ጓል እኖ ❤️❤️
@EvanayouTube
@EvanayouTube 12 дней назад
ደቂ ዓደይ ሰብ ግበሩኒ በማርያም😢😊
@Trhashailu21
@Trhashailu21 12 дней назад
ደምርኒ ሕቡይ😊
@user-ys3rw9mg1j
@user-ys3rw9mg1j 12 дней назад
ስለምንታይ ኢክንባ ብማርያም ገለ ትብላ አረ ከምኡ ኣይትበላ ሳብስክራይብ ልምሕታት ግዴታ ኣይኮነን ማርያም ወይ ቅዱሳን ክተልዕል ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተይልክን እኩል እዩ
@gje3168
@gje3168 12 дней назад
ልምንታይ እና ሰብ ንገብረኪ አምላክ እኮ ሰብ ገይሩ ፈጥርኪ ልምንታይ እኽን ግን ብስም መላእክት ትሽቅጣ ስም መላእክት አብ ምንታይ እዩ ዝልዓል አብ ምንታይ እዩከ ዘይልዓል ንፍለጥ ክብራት አሕዋተይ ስለ ድፍረተይ ይቅርታ ስለ ሕማቅ ስለ ዝተሰመዐኒ እዩ
@AG-py4xd
@AG-py4xd 12 дней назад
@@gje3168agreed 100%
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 11 дней назад
​@@Trhashailu21ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤❤
@Sgdyf
@Sgdyf 12 дней назад
ክራይ ክንደይ ኣሎ ኣብ ስደት ዘላና ኣሕዋትኩም ዝታሓዝ ሒዝና ክንኣትዉ ዋላ ኣብ ገዛ ክራይና ንነብር እንተበልናስ ኣይትኽእሎኦን ከቢድ እዩ መነባብሮ እናበሉ ብዓዲ ተስፋ የቅሩፅናለዉ ንሕና እወን ስደት ፀሊእናዮ ደኺምና እና እንታይ ትመኹሩና ገዛ ክራይ ማራ ድዩ ከቢድ ዘሎ ክትምሉስለይ ብትሕትና ይሓትት ብዝተረፈ ጎቦዛት ኢኹም ኣጆኹም ጠንኩሩ❤💘😊
@user-de7yz6ww5b
@user-de7yz6ww5b 12 дней назад
ንዓዲ ይመፅእለኩ ምባል ካ ስቅልካ እዩ ዋ ናይ ክልተ ውርሕኪ እቲ ዘድለየኪ ክዳንኪ ኮበርታኪ ትሕውሊ ካብኡ ሐደ 6000 ርያል ቅርሺ አብ እድኪ ሕዝኪ እምነት ተልዩ ግድን ስደት ዋፅካ ይኮነይ ዝህፍተም!!!!እና ስደት መልኡ አይመልአልካን ብቻ ብዘለካ ተመስገን እልካ ምንባር❤
@NuedTube
@NuedTube 9 дней назад
ክራይ ብዓቕምካ በቢ ሰፈሩ ትሑቱን ልዑሉን ስለዘሎ እዚ ክትብል ኣይትክእልይ ንእሽተይ መንቐሳቐሲ ቅርሺ ተሒዝካ ግን ዓድካ ዝመስልዎ የለይ ኣጆኩም ኣይትፍርሑ
@aslyhabashy3061
@aslyhabashy3061 12 дней назад
ብጣዕሚ ኢኺ ለባም ተመስገን እናበልኺ የንብርኪ ❤❤ቤተ አምበሳ ❤🎉
@RgbeTasfey
@RgbeTasfey 12 дней назад
ንምንታይ እና ግን ተጋሩ ልናባዕልና ምድያ ሳብስክራይብ ዘይንገብር እስካ ካብዞምኣምሓሩ ንማሃር ነታባበዖዮም🥰
@HsvdHdhd-xm1ho
@HsvdHdhd-xm1ho 12 дней назад
ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምቅራት ስድራ ❤❤❤
@Meri.2146
@Meri.2146 9 дней назад
መባልዕትኩም ገዛ ይግበሮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ፍቅሪ ልሞልኦ የንብርኩም❤🎉
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 12 дней назад
መባልዕትኩም ይኩን ኤሚየይ ንሓፍትና እውን እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብዚሑ ይሃባ ፅሪተይ❤
@tirhasgebreyohannes403
@tirhasgebreyohannes403 11 дней назад
ኣብሱ ሓፍተይ ይግበአኪ እዩ ኣስቴር ከዓ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃባ በረከታ ይብዛሕ
@user-on2wf3tl2e
@user-on2wf3tl2e 12 дней назад
ብጣዕሚ ደሰባሃሊ አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምቅራት ሰድራ❤❤❤🎉🎉
@user-zx3om8mi6c
@user-zx3om8mi6c 12 дней назад
እንኳዕ ደስበለኩሞ ኢሚየይ ማዓረይ ብጣዕሚ ደሰኢሉና ኣነስ ዝሓፍተይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@meron8143
@meron8143 12 дней назад
ደስታኩም ይብዛሕ mkuratey👍👍👍👍👍
@letshegidey2935
@letshegidey2935 10 дней назад
ናይ ሰብ ተሓጓስ ክትረእስ ክደየናይ ደስ ከም ዝብለኒ መግለፅ የብለይን ኩሉ ሰብ እስቲ ይተሓጎስ ከምዚ ከማኩም ፅቡቃተይ ❤💛❤💛❤❤💛❤
@user-kf1xp8dg5e
@user-kf1xp8dg5e 11 дней назад
እሙየ ብሓቂ ተመስገን እንድሕር እልና ኣምላክ እውን ውስኹ እዩ ዝህበካ እና ልዕድመ ልፍቅሪ ንጋሻ ልትቅቡሉ ይገበርልኹም ኣብዛ ዓለም ዝኣ ተበዘሐ 70 80 እና ንቅመጥ እሞ ከራይ ይኹን ናይ ባዓልካ ይኹን ተመስገን እና ዝሃብኪ እውን ኣብዝሑ ይሃበኪ ኣስተረ ቆንጆ❤❤❤
@user-ys3rw9mg1j
@user-ys3rw9mg1j 12 дней назад
ልዋሃዊት ክብሪ ይሃባ ብሓቂ ደስ ይብል ሓዱሽ ገዛ መባልዕትኩም ይግበሮ❤❤❤
@dgvh7060
@dgvh7060 11 дней назад
ዋው አስቴር ሓፍትና እግዚኣቢሔር አምላክ አብዚሑ ይሃብኪ 🙏አብየይ ባዓል ጥዕናኩም ይኩን ❤❤❤
@natsinettesfay4018
@natsinettesfay4018 12 дней назад
ርሑስ ገዛ ይግበረልኩም ደስ በሃሊ ገዛ ።
@user-yq4ji6sv5x
@user-yq4ji6sv5x 2 дня назад
Wowww Nay bhaki xebaq edmen tanan yhabukm fetari 🙏🙏🙏
@GggGh-kh3jl
@GggGh-kh3jl 11 дней назад
ዎውው ደስ ክብል እንቃዕ ደስ በለኩም እግዚአብሔር ብደስታ ትነብርሉ ይግበረልኩም ይግበአኩም እዩ ንሓፍትና ከዓ እግዚአብሔር ወሲኹ ይሃባ ❤❤
@user-pi9ul9rl1l
@user-pi9ul9rl1l 12 дней назад
ፅብቓት ሰድሪ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኩም ፈጣር 🙏❤🥰😘
@user-vq5pd6ip8c
@user-vq5pd6ip8c 12 дней назад
ብጠዕም ደስ ባሀል እዩ ገዛኡ ደስ ክብል ምፂራየው❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@KifleMahari
@KifleMahari 11 дней назад
Waw des ybl nab hezakum yehlfkum shkorat hedarkum ybarek nwahabit demo abzhu yahaba astar ❤❤❤❤❤❤❤
@UjJh-yw9hi
@UjJh-yw9hi 11 дней назад
ልዋሃቢት ኣብዚሑ ይሃባ❤ልኣኻትኩምለ መባልዕትኩም ይግበረልኩም ቤተኣምበሳለ ፈጣሪ ፍቅርኹም ይብዛሕ ኤሚየይ❤❤❤
@bkfk-nh4xg
@bkfk-nh4xg 12 дней назад
ብጣዕሚ ድስስስ ኢልኒ ኣነስ ❤❤❤እሙዋይ@ምዑዘይ❤
@user-yw7cg1ch7b
@user-yw7cg1ch7b 12 дней назад
ዋዉዉዉ ዓዲ ወለላይ እንካዓ ደስ በሉኩም ባሓቂ ደስ ክብል ዋላ ገዙኡ ይፍለ እዩ ንሓፍትናል ብዘወፀ ይተክእልኪ ማዓረይ እሚየ አምላክ ወሲኩ ወሲሱኩ ያሃብኩም ሓዳሩክም ይባረክ ዉልዱኩም የዕብየሉኩም🙏🙏🙏🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@01tigray
@01tigray 11 дней назад
ሽኮሪናየ እንዃዕ ደስ በለኪ ❤
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 12 дней назад
ብጣዕሚ ደስስስስ ይብል ክብርቲ ሓፍትና እዉን አብዝሑ ይሃብኪ መድኃኔዓለም ብሓቂ ኤሚዋይ አምላኽ ተባሪክካ ኩሉ ነገር ብተመስገን እያ ሂወትካ መቀረት ትረክብ❤❤❤
@bsigalwelday1077
@bsigalwelday1077 11 дней назад
ወሳስኩ ያሃብኪ ዋሃብቲ ጎቦዛት ቀፅልሉ 🥰
@dove8289
@dove8289 11 дней назад
ወሃቢት እናሃብኪ የንብርኪ::ፍቅርኹም ይብዛሕ...... እንኮዕ ደስስስ በለኩም::
@abrehetlove6269
@abrehetlove6269 8 дней назад
ብጣዕሚ ደስ በሃሊ አንኳዕ ደስ በለኩም ፍቅርኩም የብዘሐልኩም ሽኮርናታት❤❤❤❤👌🙏
@elsaberhe3671
@elsaberhe3671 12 дней назад
ኣሰይ ደስ ይብል ዝሃበት እዝጊ ይሃባ ትባረኽ እንቓዕ ደስ በለኩም ገዛ ጥዕና ይግበሮ 🙏🙏🙏 ካብዚኣ ድማ ነኝ ብ ገዛኹም ገንዘብኩም
@afgcg5271
@afgcg5271 11 дней назад
ሓዳርኩም ይባረክ ኣሕዋተይ🙏💛🥰🥰❤❤
@wawwww5364
@wawwww5364 12 дней назад
Waww ደስ ባሃሊ አብዚሑ ይሃባ ፅብቃት ♥️💚🙏
@GideyYohannes
@GideyYohannes 11 дней назад
ክንደይናይ ደስ ከምዝበለኒ ክነግረኩም አይካዓልኩን ሙዑዘይ ኤሙዬ ቤቢዬ እንኳዕ ደስ በለኩም አስቴር ለ ዕድመ ጥዕና ያሓባ❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-de3zb3en5e
@user-de3zb3en5e 11 дней назад
ኣምላክ ሰብ ኾይኑ ካብ ገዛ ክራይ ይምሓረና እውይይ❤❤
@TsfaEusnkey3114
@TsfaEusnkey3114 12 дней назад
ካብዙይ ንዓቀብ ተባረኪ ዝሓፍተይ እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር❤❤❤❤❤
@user-cm5sp1dv2d
@user-cm5sp1dv2d 12 дней назад
ደምርኒ ፅጋበይ🤲
@mashomashosara8047
@mashomashosara8047 12 дней назад
እንኮዕ ደስስስ በለኩም ንዋሃቢት እዝጊ ይሂባ❤❤❤
@user-bo1ep7pf8i
@user-bo1ep7pf8i 12 дней назад
ደስታኩም ይብዛሕ ኤሚ ምቅርቲ❤❤❤❤❤
@HgFv-iv9xe
@HgFv-iv9xe 12 дней назад
መባልዕትኹም ገዛ ይግበሮ ንወሃቢት ድማ ኣምላኽ ትሕዝትኣ ይባርኸላ❤❤❤
@titisabawit3510
@titisabawit3510 10 дней назад
ገዛኹም ደስ ክብል❤❤❤ ንወሃቢትለ ኣምላኽ ይሃባ🙏❤
@mebrhitbeyene
@mebrhitbeyene 11 дней назад
Aseyyyy des zbl geza hadarkum amlakey ybarkelkum brukat
@user-rx2ps9rf1k
@user-rx2ps9rf1k 12 дней назад
ኢሚዋይ ሽኾር ይመላኣልኪ 🙏🙏🙏❤❤
@user-bf4nc4ud5m
@user-bf4nc4ud5m 10 дней назад
ፈጣሪ አቦይ ከምዚ ዝብል ሰበአይ ሃብኒ😢🙏
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme 10 дней назад
ሳብ ግበርለይ❤❤❤
@user-fg8xc4xx7r
@user-fg8xc4xx7r 12 дней назад
ፅቡቅት ስድር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ቤተ አንበሳ ይኸንን ደቀ ዓበይት 🎉❤ለወህቢት አዎን በለወጽእኩዮ ይተካእልኪ🎉❤🌹😊😍😍😘
@merrymerry2356
@merrymerry2356 12 дней назад
Btami des ybl enka des belekum lwahawit ewn egziabher abzihu yhaba ❤❤❤❤
@zayid5204
@zayid5204 2 дня назад
አሙዋየ እንኳዕ ደስ በለኪ ማዓራይ ብፍቅሪ ዝትነብርሉ ገዛ ይኹን❤
@OfficialSamri1221
@OfficialSamri1221 12 дней назад
Congratulation ኣብሲዋይ & ሙዑዘይ ቤት ኣንበሳ ይግበረልኹም ❤❤🙏
@user-gy3ej4zm8i
@user-gy3ej4zm8i 11 дней назад
Ruhus ykun marey bitaemi eyu des zbl geza nza haftnala fetari hasab lba yesmrela ❤❤
@user-od5dx9vz8b
@user-od5dx9vz8b 12 дней назад
ሞሻኣላህ ብጣዕሚ ደሰባሃሊ❤❤❤❤❤
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm 12 дней назад
ኤሜተይ ይግበኣኩም እዩ ምክንያቱ ዝትገበረዮ ነረ ኩሉ ብጣዕሚ እኪ ጀግና።❤❤ቤቲ ኣንበሳ ገዛ ውን ደሰ ባሃሊ❤
@lkjlkh5222
@lkjlkh5222 12 дней назад
እንካዕ ደስ በለኩም እእንዳ ሙኡዘይ ሽኮራት ኣዴና ለ ብዝወፀ ይተከኣልኪ💛♥️
@AsS-gf5fx
@AsS-gf5fx 12 дней назад
ሓዶሩኩም ይባረኽ የኔ ቆንጆ❤❤❤❤❤🎉🎉
@habtamuabera2687
@habtamuabera2687 11 дней назад
Congratulations haftye..
@Lil-qr9ej
@Lil-qr9ej 11 дней назад
ዋዉዉ ደሰ ክብል ገዛኩም ኡሙየ 😍😍 ሳብሰክሪይባ እባ ገበሮን ንሕናዉን ንጂሞሮ ይቱብ😫🤲
@datfds6793
@datfds6793 11 дней назад
Congregation tsbukati🎉
@AshuAshu-xl8bt
@AshuAshu-xl8bt 11 дней назад
ኣብሳላዬ ይግበአኪ እዩ የኔ ውድ ናይ ፍቅርንሰላምን መርኣያ ኢኺ ወለላይ ቤተኣምበሳ ይግበረልኪ ንኣስቴር ውን ብዘውፅኣቶ ይተከአላ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@Aijbdd
@Aijbdd 12 дней назад
እንኳዕ ደስ በለኩም ምቁራት ስድራ ብጣዕሚ የ ዝፈትወኩም❤❤❤
@AftabAlam-em2jg
@AftabAlam-em2jg 12 дней назад
❤ጎበዝ እቲ ኩሊ ግዚ ተመስገን ዝብል ኣብዘለዎ እዩ ዝዉሰኾ ብሰብ ዝተዋሃበናዉን ኣድምና ንግዚአብሔር ምስግና ነቀርብ ድሕሪኡ ነቲ ሰብ ምኽንካቱ ብሰብገሩ አምላክ ውህበና::
@user-jo9jo3dr8y
@user-jo9jo3dr8y День назад
ዋውው ድስ ባሃሊ አሕዋተይ ባዓል ጥዕናኩም ይኹን❤❤❤❤❤
@DBtblfl
@DBtblfl 11 дней назад
Waww betami eyu desss zebell mericha👌❤️❤️
@user-df7ox8fq8z
@user-df7ox8fq8z 8 дней назад
እግዚኣብሔር ብፍቅሪ የንብርክም ሙቁረተይ❤
@user-bc1sy9mh7m
@user-bc1sy9mh7m 11 дней назад
ብጣዕሚ ፅቡቅ ሳፕራይዝ ❤❤❤❤
@HabuHabu-fn9ko
@HabuHabu-fn9ko 12 дней назад
Geza tena ygberelkum selamkmun fkrkum ysesn kuburatey ❤❤❤❤
@belayneshabebe5461
@belayneshabebe5461 12 дней назад
Congra Beal enjerakum geza ygberelkum❤❤❤ kab eritrawit haftki
@bkfk-nh4xg
@bkfk-nh4xg 12 дней назад
ንሓፍትናለ ብዝወፀ ይተከእልኪ ❤❤❤
@dadsfade477
@dadsfade477 11 дней назад
ዋው ትገዛ ደስ ክብል ብጣዕሚ ይምቸየካ ፍትሕ በሉ ደቂ ዓበይቲ
@wintafetawitthomasalazar6678
@wintafetawitthomasalazar6678 12 дней назад
Gele aynet geza Selam teinan yegberlkum ❤❤❤emti shikor dengxie si tehagosie maletki dyu emi shikor
@user-hz9tg5cm4i
@user-hz9tg5cm4i 11 дней назад
ቤተ አምበሳ አንካዐ ደስ በለኩም ቡርካተይ ን ኣስቴር ሓፍተና ለ ዐድመን ጥዐናን ይሃባ ብጣዐሚ አየ ዝፈትወኩም 🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹
@gualzalembesa3984
@gualzalembesa3984 8 дней назад
እንቋዕ ደስ በለኩም ኣስቴር ሓፍትናለ ከም ኢድኪ ይሃብኪ ❤❤❤
@KhanKhan-kh4im
@KhanKhan-kh4im 11 дней назад
ዋውውውውው❤❤❤❤❤ ደስስስ ክትብሉ ፅሩያት
@elsadade5439
@elsadade5439 11 дней назад
እድግ በል ❤❤❤ማር
@dadsfade477
@dadsfade477 11 дней назад
አብሳሊተይ ይግበአኪ እዩ ቁኑዕ ሰብ ተኮይንካ ኩሉ ግዜ አምላክ አብ ጎንካ እዩ
@user-ek4jc3ty4f
@user-ek4jc3ty4f 11 дней назад
ልውሃቢ ይሃቦ ኣምላክ ፍቅርኩም ይብዛሕ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-jv7yg4jz9h
@user-jv7yg4jz9h 11 дней назад
Einka des belekum kuburat sdira ❤❤❤❤❤absiye haftey abzihe eye zfetweki❤❤❤❤❤❤
@user-le6rz7hg7c
@user-le6rz7hg7c 12 дней назад
ዕጥመን ጥዕና ያሃብኪም
@DBtblfl
@DBtblfl 3 дня назад
Beki ey kab adiss gezay nafikha marey estin gezakhumu zenafokumu liki geboruliay❤❤❤
@user-Tigraweti
@user-Tigraweti 12 дней назад
በርቱዑ❤🥰ቤተ ኣንበሳ ይግበሮ
@rakitv8416
@rakitv8416 10 дней назад
Asey Aster Haftna Ms Wedki Amlak Ybarkki❤❤❤
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme 10 дней назад
ሳብ ግበርለይ❤❤❤
@mamaayaalemey1112
@mamaayaalemey1112 12 дней назад
ፈጣሪ ወሲኩ ይሃቦም🎉ኤሚየይ ምቅርቲ ❤❤❤❤
@bchdydy-dp3qj
@bchdydy-dp3qj 11 дней назад
እማየይ ምቅርቲ ይግበአኪ እዩ ❤❤❤❤❤
@user-wd2dk6di7g
@user-wd2dk6di7g 12 дней назад
ባዓል እንጀራኩም ይኩን ፅሩይ ገዛ ረኪብኩም❤🎉
@MhretTades
@MhretTades 9 дней назад
ዋውውውው ደስ ክብል ብዝወፀ ይተከአል ልዋሃቢ ይሃቦ ❤❤❤❤❤❤
@medhanitgaltgraytgray2732
@medhanitgaltgraytgray2732 12 дней назад
ዋውው ደስ ባሃሊ ክራይ ክንደይ
@user-mn9th9vf5f
@user-mn9th9vf5f 11 дней назад
የኔ ወዴ በቱ አበሳ❤❤❤❤
@abebakahsay8277
@abebakahsay8277 12 дней назад
Congratulations Beautiful. So happy for you. You deserve it. Stay blessed 🙏🏾 you and your families haftye. Beautiful home 🏡 💙💙💙
@user-gb5yh5fd7g
@user-gb5yh5fd7g 12 дней назад
ቤት ኣንበሳ ይግበረልኩም ኣሕዋተይ እዚ ገዛ ደስ ክብል♥️
@user-je6py6qx3c
@user-je6py6qx3c 11 дней назад
ፍቅርኹም ይብዛሕ 👍👍👍
@rsjv415
@rsjv415 11 дней назад
ሓዳርኩም ይትባረክ አሕዋተይ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme 10 дней назад
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉 ልሃበ እግዚኣብሔርር ይሃቦ ❤ እንኳዕ ደስስስ በለኩም ኣሕዋተይ❤❤
@Sara1-yp4kr
@Sara1-yp4kr 12 дней назад
እንኳዕ ደስ በለኩም ብጣዕም እየ ዝፈትወኩም❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@liliaregawi-ll5oz
@liliaregawi-ll5oz 11 дней назад
እንካዕ ዳሓን መፃእኩም ሓላላተይ❤❤
Далее
BABYMONSTER - ‘FOREVER’ M/V
03:54
Просмотров 3,7 млн