Тёмный

ካብ እዋን ጥንሲ ክሳዕ ወሊድ ክርስትያናዊ ግቡእነት|Kab ewan tnsi ksae welid|ብቀሲስ ተወልደ ገብረትንሣኤ 

ኔስታሊ ኦርቶዶክስ niestali orthodox
Подписаться 37 тыс.
Просмотров 11 тыс.
50% 1

በስመ ሥላሴ ንመውዖሙ ለኣጽራሪነ
ሰላመ እግዚኣብሔር ምስ ቅድስትን ውድስትን አደብርሃንን ቅዱሳንን ምስ ኩልና ይኩን፡ብዝግባእ ሰሚዕና ካልኦት ክከታተሉ እጃምና ነበርክት።
1 ጥንሲ እንታይ ማለት ኢዩ፧
2 ጥንሲ አብ ክንደይ ይክፈል፧
3 እዋን ሕርሲ እንታይ ይግበር፧
4 ሓራስን መሕረሲትን መስቀል ክሳለማ ይግበኣን'ዶ፧
5 ዘይጠምቀ ህጻን ገነት'ዶ ሲኦል፧
6 ንምንታይ ጥምቀት ኣብ 40ን 80ን መዓልቲ፧
7 ስም ህጻናት ብከመይ ይምረጽ፧
ካልእን
#ኔስታሊ_ኦርቶዶክስ# #ተዋህዶ_ቤተክርስርያን#

Опубликовано:

 

7 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 132   
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ሰላመ እግዚኣብሔር ምስ ቅድስትን ውድስትን አደብርሃንን ቅዱሳንን ምስ ኩልና ይኩን ስድራ ቅዱሳን። ከም ፍቃዱ ሰሚዕና ናብ ኩሉ ንምብጻሕ share ንበሎ፡ዘለና ሓሳብ ኮነ ርኢቶ ሕቶ አብ comment፡ንዝቅጽሉ መደባት ብቀጥታ ክበጽሓና subscribe ሰናይ ምክትታል
@kokobkaleab807
@kokobkaleab807 2 месяца назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃሂወት የስማዓልና ብታዕሚ ደስ ዘብል ትምህርቲ ጸጉኡ የብዝሓልኩም እግዝኣቤሄር ኣምላክና ኣቦና ።
@SelamMezelo
@SelamMezelo Месяц назад
ኣሜን ቃልሂወት የስምዓና ኣቦና
@salamesalame2572
@salamesalame2572 25 дней назад
Amen amen amen
@qatardoha7572
@qatardoha7572 27 дней назад
Amen,amen❤❤
@misgnahabtemichael8878
@misgnahabtemichael8878 Год назад
Kale hiwet ysmana semiena ategberti kinkewin kudus fikadu egzabiher ykulena
@ksanetalazar6534
@ksanetalazar6534 2 года назад
ቃለ ህይወት ይስማዓና፡ ኣተግበርቱ ክንከውን እግዛቢሄር ይደግፈና፡ ንዓኩም ከኣ ናይ ኣገልጉሎት ዘበንኩም አባርኸልኩም።🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡በረከት ቅዱሳን ምስ ኩልና ይኩን።
@luchiaweldegebriel7869
@luchiaweldegebriel7869 9 месяцев назад
Qale hiwet yesmaalna kubur abona
@kuidusMekial12
@kuidusMekial12 Год назад
Amen3
@mekidesmeki2716
@mekidesmeki2716 Год назад
Kale hiwet yesterday xegu yebzhalkum
@lidiakyemane4626
@lidiakyemane4626 2 года назад
Kal hiwet yesmealna abonan
@user-im9tt9pm4m
@user-im9tt9pm4m 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመኣልና መምህርና
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡በረከት ቅዱሳን ምስ ኩልና ይኩን።
@Solomonchannel18
@Solomonchannel18 2 года назад
ቃለ ሂወት የስመዓና ሰላም እግዚኣብሔር ኣምላኽ ምስ ኩላትኩምይኩን !!!ኣሕዋተይን ኣሓተይን ነዛ ኮመንተይ ተንብብ ተንብቢ ዘላካ/ኪ ፍጹም ሰላም ካብ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይስፈንኩም፣እንዳበልኩ ነዛ ጽሕፍቲ ሪእኩም ሳብስክራይብ ከይገበርኩምለይ ኣይትሕለፉ በጃኩም፥-እግዚኣብሄር ይሓግዝኩም ሓጉዙኒ🙏🙏🙏
@akberetberhane6521
@akberetberhane6521 2 года назад
አሜን ቃል ህይወት ይስማዓልና ፡ስለ,ቲ ቅድስ ቃሉ ስም እግዚአብሔር አሞለኽና ይክበር ይመስገን ተማስገን ስለ ኩሉ ነእገር ፡ጸሎት ወላዲተ አምላኽ ቅድስተ ቅዱሳን ቅድስቲ ድንግል ማርያምን ጽሎት ቕዱሳንን ሓላዊ መልአኽን ፡ጽሎት አቦታትናን ምስ ኩለትና ህዝቢ ክርስቲየን ይኩን ፡ክብር መምህርና አስተምህሩ ዝመክርናን ዝገሰጸናን ስም እቲ ልዑል እግዚአብሔር አሞለኽና ክብርን ምስጋናን ንዑኡ ይኹን እሜን ፡ከምኡ,ውን ንክብር መምህርና ብጥዕናአ ይሓሊወልና እግዚአብሔር አሞለኽና ፡💒✝️🙏🏾🛐🥰💞🕊️
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡በረከት ቅዱሳን ምስ ኩልና ይኩን።
@akberetberhane6521
@akberetberhane6521 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ✝️🙏🏾🛐
@whsti_adarash
@whsti_adarash 2 года назад
ሰላመ እግዚኣብሔር ኣምላኸ ቅዱሳን ምስ ድንግል ማርያም ወላዲቱ ኲሎም ቅዱሳን ምሳኲም ይዂን ኣቦና ቃለ ሕይወት የስምዓልና ብጣዕሚ ጠቃምን ኣገዳስን ዝኮነ ትምህርቲ እዩ። ኣምላኽ ቅዱሳን ኣብ ልቦናና ይሕድሮ። ኣቦና ኣነ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ እሳ ድና። ከምቲ ሓዋርያነ ኣቦው ዝበሎ እቲ ድቒ ድሕሪ 40 ምዓልቲ ጽቡም ዘብ ይከውን ጸታኡ ይፍለጥ እዩ ስለዚ ካብዚ ግዜ እዚ ምስ ሰበይትካ ዝግበር ስጋዊ ርክብ ግቡእ ድዩ ኣይኮነን ከመይ'ሲ ብድሕሪ 40 ምዓልቲ ዝግበር ስጋዊ ርክብ ከም ምስ ውሉድካ ዝግበር ስካዊ ርክብ እዩ ክብሉ ስለ ዝሰማዕኲ እየ ኣቦና። ጓል እተ ኮይና ምስ ጓሉ እዩ ስጋዊ ርክብ ዝፍጽም ወዲ ተኮይኑ እቲ ህጻን ድማ ምስ ወዱ ግበረ ሰዶም እዩ ዝፍጽም ዘሎ ዝብል ትምህርቲ ሰሚዐ ኣለኲ ኣቦና። ኣገዳሲ ክንፈልጦ ዝግብኣና እዩ ሞ ተገዲስኲም መልሱለይ ኣቦና እግዚኣብሔር ኣምላኸ ቅዱሳን ጸጋኡ የብዝሓልኲም 🤲🤲🤲
@AsSa-bd7nk
@AsSa-bd7nk 2 года назад
ቃል ህይወት የስመዐና ክቡር አቦና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ 🌾🌾🌾
@user-lf7mh4oz6y
@user-lf7mh4oz6y 2 года назад
ቃለ ሕይወት የስመዓልና ኣቦና ስለቲ ትህቡና ትምህርትን ኣገልጉለቱን ብጣዕሚ ነመስግነኩም እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዘሓልኩም።
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡በረከት ቅዱሳን ምስ ኩልና ይኩን።
@elsaestifanos5807
@elsaestifanos5807 2 года назад
Kale hiwet yesmeana Abona Amen Amen Amen xegiu ybzehalkum des zbl tmhrti ab libna yhdrelina Amlak
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡በረከት ቅዱሳን ምስ ኩልና ይኩን።
@meharigebrekidan4329
@meharigebrekidan4329 Год назад
Amen amen amen qale hiwat yasemalena
@vsho7517
@vsho7517 Год назад
Qale hiwet yesmalna agilguletkum ybark
@user-if9uk1dx3z
@user-if9uk1dx3z 2 года назад
ብሓቂ ቃለህይወት የስምዐልና ክቡር ኣቦዋና ብሓቂ ጥዑም ቃል እግዚኣብሔር ሰማዕቲ ዘይኮና ኣተግበርቲ ክንኮን ኣምላክ ይሓግዘና
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡በረከት ቅዱሳን ምስ ኩልና ይኩን።
@luwamkahsay3106
@luwamkahsay3106 Год назад
Bahaqi Abon qal hiwet yesmaln🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@abrhiwadebru2401
@abrhiwadebru2401 2 года назад
Amen amen amen qal hiwet yesmealna egziabehr bxegeu ygberelkum abona
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡በረከት ቅዱሳን ምስ ኩልና ይኩን።
@mehariyemane3289
@mehariyemane3289 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሕይወት የስመዓልና ኣቦና ጽቡቕ ኣገዳስን ክንፈልጦ ዘለናን እዩ።ብዙሕ ተማሂርና ዘበን ኣገግሎትኩም ይባርኽ ኣምላክ
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡እግዚኣብሔር የዕዚዙ ይባርክ፡በረከት አደብርሃንን ቅዱሳንን ወትሩ አብ ዙርያካ/ኪ ይሃሉ፡በረከት ቅዱስ መስቀል ንኩሉ ከም ዘብርሀ የብርሃልካ/ኪ ኣሜን።
@hadnetkinfe8976
@hadnetkinfe8976 2 года назад
Tamesgn amelak aboy Abzay zabxhna kebry mesgan naka yekon Amen Amen Amen qal hiwot yesmaln kebor hawen
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡በረከት ቅዱሳን ምስ ኩልና ይኩን።
@yeebyotesfa3694
@yeebyotesfa3694 2 года назад
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡በረከት ቅዱሳን ምስ ኩልና ይኩን።
@tsehaifessehaie4603
@tsehaifessehaie4603 2 года назад
ቃለ ሂወት የስምኣልና ኩቡር ኣቦና ኣብ ልብና ይሕድሮ ፈጣሪ
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡በረከት ቅዱሳን ምስ ኩልና ይኩን።
@beyenegoitom2812
@beyenegoitom2812 2 года назад
Amen amen amen apona qale hiwet yesmalna
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡እግዚኣብሔር የዕዚዙ ይባርክ፡በረከት አደብርሃንን ቅዱሳንን ወትሩ አብ ዙርያካ/ኪ ይሃሉ፡በረከት ቅዱስ መስቀል ንኩሉ ከም ዘብርሀ የብርሃልካ/ኪ ኣሜን።
@almazttewelde9387
@almazttewelde9387 2 года назад
Amen (3) Kale hiwet Yesmalna tsga ablely tsga Yadl Srat Btkristanna Bgbu Felytna Knnebrelu Eghzabiher Yhagzena
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡በረከት ቅዱሳን ምስ ኩልና ይኩን።
@Adiam-4818
@Adiam-4818 2 года назад
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna Abona Egziabher Amlak edimen tienan yhabikum 🙏🙏🙏
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡እግዚኣብሔር የዕዚዙ ይባርክ፡በረከት አደብርሃንን ቅዱሳንን ወትሩ አብ ዙርያካ/ኪ ይሃሉ፡በረከት ቅዱስ መስቀል ንኩሉ ከም ዘብርሀ የብርሃልካ/ኪ ኣሜን።
@kemmhretkayikungoyitayamen7144
@kemmhretkayikungoyitayamen7144 2 года назад
Amen Amen Amen Kale Hiwet Yesmalna abona
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡በረከት ቅዱሳን ምስ ኩልና ይኩን።
@haileoukbe370
@haileoukbe370 2 года назад
Amen Amen Amen Kale hiwet yesmealna
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡በረከት ቅዱሳን ምስ ኩልና ይኩን።
@dehabkifle3663
@dehabkifle3663 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡በረከት ቅዱሳን ምስ ኩልና ይኩን።
@elsatsegay93
@elsatsegay93 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦና
@letehajmanot5883
@letehajmanot5883 2 года назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና አቦና ሉኡል አምላክና ጸጉኡ የብዝሓልኩም ከምቲ ናብዚ ዓቢ ጾም ብሰላም ዘእተወና ናብቲ ብርሃን ትንሳኤኡ ብሰላም የብጸሓና ካብዛ ናይ ሎሚ ትምህርትና ክመሃረሉ ዝከአልኩ ብዛዕባ ጥጥቆን ዕልልታ እዩ እሞ ትዉፍት ትምህርቲ የድልየና ስለ ዝኮነ ክትቅጽልዎ እምነ ከምቲ ማሪያም ሓብቲ ማርታ አብ እግሪ ጎይታ ክትምሃር ጽመረጸት ንሕናዉን ትምሕርቱኩም እንዳ ተጸብና ኢና ልቢ ልድያ ዝከፈተ ልብና ይክፈተልና ፡🙏🙏🙏⛪
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡በረከት ቅዱሳን ምስ ኩልና ይኩን።
@user-xy6zi4zn5b
@user-xy6zi4zn5b Год назад
ቃለሂወት የስምዓና ኣቦና
@divoratsegay6947
@divoratsegay6947 2 года назад
Amen Amen Amen kal hiwet yesmolna abona
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡በረከት ቅዱሳን ምስ ኩልና ይኩን።
@fyorihadguhadgu9362
@fyorihadguhadgu9362 2 года назад
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna kubur hawey xegeu yebzhalka eti lueul fetari
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡በረከት ቅዱሳን ምስ ኩልና ይኩን።
@weynizemichael7029
@weynizemichael7029 2 года назад
Qalehiwet yesmalna 🙏🙏🙏 Ezgabiher Amlak ab lbna yehdro 🙏🙏🙏
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡በረከት ቅዱሳን ምስ ኩልና ይኩን።
@simonkifleyesus3929
@simonkifleyesus3929 2 года назад
ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክና ስለ ዝማሃረናን ዝገሰጸናን ክብሪ ንዕኡ ይኹን ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዛሓልኩም ክቡር ኣቦና ፡ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ምስ ኩላትና ትኹን ኣሜን ።
@feventesfamicheal383
@feventesfamicheal383 2 года назад
Amen kale hiwet yesmolna ab xelotkum ka zekurna Amen
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡በረከት ቅዱሳን ምስ ኩልና ይኩን።
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
@@feventesfamicheal383 ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡በረከት ቅዱሳን ምስ ኩልና ይኩን።
@user-dv9dq7vw8o
@user-dv9dq7vw8o 2 года назад
ሰላመ እግዚአብሔር የብዝሐልኩም ድምፂ ዘይብሉ ኣባይ ጥራይ ድዩ ደቂ ተዋህዶዋይ
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ክብሪ ይሃበለይ ሕጂ ፈትንዮ
@amantesfom6707
@amantesfom6707 2 года назад
ቃለ ሂወት የስማዕልና ኩቡር ኣቦና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና መታን ንዓና ክሕሸና !!!ብድጋመ ክህነትኩም ይባርክን ይቀድስን
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡በረከት ቅዱሳን ምስ ኩልና ይኩን።
@user-eg6zo3dp8w
@user-eg6zo3dp8w 2 года назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም አባይ ቀሽ ቃል ህይወት ቃል በረከት ያስመዐልና እግዚአብሔር ፀጋኡ ያብዘሐሉኩም አባይ አሜን ፫ ብፀለቱኩም ዘኩሪን
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡በረከት ቅዱሳን ምስ ኩልና ይኩን።
@tesfaldetbrhane7745
@tesfaldetbrhane7745 2 года назад
ሰላም፡እግዚኣብሄር ኣምላክ ናይ እመ ብርሃን ኣይፈለይና ናይ ቅዱሳን ኩሎም ብርክቶምን ጽሎቶምን ኣፈለይና ኣቦና ናይ ዘበንኩም ኣገልጉልኩም ይቀደሰለኩም ይባርክልኩም
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡በረከት ቅዱሳን ምስ ኩልና ይኩን።
@tecletzeggai1404
@tecletzeggai1404 2 года назад
ቃል ህይወት ይሰምዓልና ኣብ ልብና ይሕድረልና❤
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡በረከት ቅዱሳን ምስ ኩልና ይኩን።
@user-wb6sg3bc8c
@user-wb6sg3bc8c 2 года назад
እግዚአብሄር ይመስገን ስለ ኹሉ ነገር ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር አቦና ፀግኡን በረከቱን የብዘሐሎም እግዚአብሄር አምላክ ብሓቂ ክንደ ደስስስ ዝብል ትምህርትዩ በርትዑልና ከማኻትኩም ንቑሓት የብዘሐልና የፍርየልና አምላክ ብሓቂ አሜን አሜን አሜን እሺ ሸር ክንብሎ ኢና
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡እግዚኣብሔር የዕዚዙ ይባርክ፡በረከት አደብርሃንን ቅዱሳንን ወትሩ አብ ዙርያካ/ኪ ይሃሉ፡በረከት ቅዱስ መስቀል ንኩሉ ከም ዘብርሀ የብርሃልካ/ኪ ኣሜን።
@user-wb6sg3bc8c
@user-wb6sg3bc8c 2 года назад
@@niestaliorthodox5249 አሜን አሜን አሜን ክቡር አቦይ እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ኹሉ ነገር ብሓቂ ተመስገን ነአይ ሓጥአተኛ እዚምርቓ እዚ ካብኩሉ ይአክለኒ አብፀሎቶም ወለተ አብርሃ ወአፅበሃ እና በሉ ይዘክሩኒ
@luwamsultan1004
@luwamsultan1004 Год назад
Qal hiwet yesmalna abona
@rahwattrahwatt3358
@rahwattrahwatt3358 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና ቃል ሂወት የስሞዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም ናይ ኣገልግሎት ዘበኩም ይባረክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም 👏👏👏👏👏🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ኣሜን ክብሪ ይሃብ፡ጸጋ ጎይታናን ኣምላክናን መድሓኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ዙርያኻ/ኺ ይሃሉ፡በረኸት ኣደብርሃንን ቅዱሳንን ኣብ ህይወትኻ/ኺ ኣብ ናብራኻ/ኺ ወትሩ ይሃሉ።
@rutabrhane433
@rutabrhane433 2 года назад
Amen amen amen kal hiwet yesmalna
@genettekle7138
@genettekle7138 2 года назад
Amen (3) nay qale hiwet yesmalna ab libna yehdro abna
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡በረከት ቅዱሳን ምስ ኩልና ይኩን።
@kirisayerga3318
@kirisayerga3318 Год назад
ቃል ሄወት ይሰማዓና❤❤❤
@hareguyemane8272
@hareguyemane8272 2 года назад
Kalhiwet yesmealna Abona. Buzah felitna ategbertu kenkewen Amlak yehagezena.
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡እግዚኣብሔር የዕዚዙ ይባርክ፡በረከት አደብርሃንን ቅዱሳንን ወትሩ አብ ዙርያካ/ኪ ይሃሉ፡በረከት ቅዱስ መስቀል ንኩሉ ከም ዘብርሀ የብርሃልካ/ኪ ኣሜን።
@azekriydngl8526
@azekriydngl8526 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ኣቦና ጸጋ በዲበ ጸጋ ይዓድልኩም ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና ኣቦየ እስኩም ንበርሉና ንሕና መታን ክጥዕመና እዞም ደቅና ከማኩም ይግበረልና ኣቦና ኣነስ ወትሩ ትምኒተይ ወዲይ እንተ ወሊደ ካህ ክኮነለይ እየ ዚምነ ብዙሓት ነፍሲይ ኪጋሲይየለይ እዩ ትምኒተይ ሰባኪይ ኩሩስቶስ ወዳሲይ ድንግል ማርያም ኣክባሪይ ቅዱሳን መላእክቲይ ቅዱሳን ጻድቃን ቅዱሳን ሰማእታት ክኮነለይ ኣምላኽ ድማ ሰናይ እዩ ዚለመንካዮ ዚይክልእ ጋልን ወድን ሂብኒይ ክብሪይ ንዐኡ ይኩን ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩኒይ ቅዱሳት ክኮንሎይ
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ኣሜን ክብሪ ይሃብ፡ጸጋ ጎይታናን ኣምላክናን መድሓኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ዙርያኻ/ኺ ይሃሉ፡በረኸት ኣደብርሃንን ቅዱሳንን ኣብ ህይወትኻ/ኺ ኣብ ናብራኻ/ኺ ወትሩ ይሃሉ። ኩሉ ከም ትምኒትኪ ክከውን በዓልቤት ሰማያዊ ወሃቢ ኩሉ ከም ትምኒትኪ ይሃብኪ።
@amlaksenayu3030
@amlaksenayu3030 2 года назад
Kalhiwet yesmalna Abona nezi kenfxem egziabiher amlak yhagzena
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡በረከት ቅዱሳን ምስ ኩልና ይኩን።
@meadinabrehaleyneghasi7950
@meadinabrehaleyneghasi7950 2 года назад
Amen amen amen 🙏🙏🙏
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡በረከት ቅዱሳን ምስ ኩልና ይኩን።
@kokobweldat384
@kokobweldat384 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ቃል ስናይ የስማዓልና ጸግኡ በረኸቱ ይብዝሕልኩም ጸጋ ኣብ ላዕል ጸጋ ይዓድልኩም ዝተምህርናዮ ኣብ ጽላት ልቦና ይሕድሮ እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣቦና ክቡር ምመህርቲ ይቅርቲ ደፊረ ክይከዋን ክፈለጥ ኢለይ ሕቶ ኣላትና ደቂ ኣንስቲዮ ኣሕትና ናብ ቤት ተክርስያና ኣይፈቀድ ኣብ ጥምቀት ይኩን ኣብ ኣብግዜ መረዓ ቃልኪዲን ክኣስሩ ወይ ቁርባን ከምኡ ውን ተርቲ ይፍቀድ ድዩ ኣቦና ስለ መልሲ
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ክብሪ ይሃበለይ፡ሕቶ ኣይነጸረትን ዘላ
@kokobweldat384
@kokobweldat384 2 года назад
@@niestaliorthodox5249 እሺ ደቂ ኣንስቲዮ ኣሕዋተይ ናብ ቤተ ብክርስያ ክኣቲዎ ከለዎ ኣሪቲ ተቀኒነን ክኣትዋ ይፍቀድ ድዩ
@kokobweldat384
@kokobweldat384 2 года назад
ኣብ ቤተ ክርስያን ቃል ኪዳን ምስ ኣስርና ቅዱስ ቁሪባን ምስ ወስድና ተሪቲ ይፍቃድ ድዩ ኣብ ገዛና ወይ ኣብ ተፍላለይ ኣዲራሽ እዚ ከም እዩ ኣቦና
@dadadadadada9100
@dadadadadada9100 Год назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና❤❤❤❤❤
@genetkelatiqelati4173
@genetkelatiqelati4173 2 года назад
Amen abona kal hiwet yesmalna abe xelotkume zekruni
@user-wb6sg3bc8c
@user-wb6sg3bc8c 2 года назад
እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡን በረከቱን የብዘሐሎም 4ይ ንምድማፅ ብጣዕሚ አብቂዑኒ ክንደይ ደስስ ይብል ወለዶና ነዚ ሰሚዑ ንኸተግብሮ እግዚአብሄር ልብና ይኽፈተልና ሕቶ አለኒ ክቡር አቦይ አማኑኤል ኤልሻዳይ አዶናይ ዝብል አስማት ህዝብና ይስመዮም እሞ ካብ ቤተክርስትያን ወፃኢ ማለት ድዩ ክቡር አቦይ ምኽንያቱ አብ ቤተሰበይኮነ አብ ዝተፈላለየ ዝተሰመዩ ስለዘለው
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ኣሜን ክብሪ ይሃብ፡ጸጋ ጎይታናን ኣምላክናን መድሓኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ዙርያኻ/ኺ ይሃሉ፡በረኸት ኣደብርሃንን ቅዱሳንን ኣብ ህይወትኻ/ኺ ኣብ ናብራኻ/ኺ ወትሩ ይሃሉ። እወ ስመ ባህሪ ኣምላክ ከም አዶናይ ኤልሳዳይ ኣማኑኤል አይወጹን ኢዮም እንተ ኮነ ግን፡ዘኣማኑኤል ዘኣዳዶናይ እናበልካ ኢዩ ዝውጻእ።
@feruzgeb6075
@feruzgeb6075 2 года назад
Amen Amen 🙏 kal hiwet yesmalna abona nberulna kurub newihu tmrtkum 🙏🙏🙏❤️
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ኣሜን ክብሪ ይሃብ፡ጸጋ ጎይታናን ኣምላክናን መድሓኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ዙርያኻ/ኺ ይሃሉ፡በረኸት ኣደብርሃንን ቅዱሳንን ኣብ ህይወትኻ/ኺ ኣብ ናብራኻ/ኺ ወትሩ ይሃሉ።
@user-vh8vf2on6n
@user-vh8vf2on6n 2 года назад
ኢንካዕ ዳሕን መፃኢኩሙ ኣቦና
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡በረከት ቅዱሳን ምስ ኩልና ይኩን።
@merhawithagos8718
@merhawithagos8718 2 года назад
Amen amen amen kale hiwet yesmalna. buzuh temahire
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡እግዚኣብሔር የዕዚዙ ይባርክ፡በረከት አደብርሃንን ቅዱሳንን ወትሩ አብ ዙርያካ/ኪ ይሃሉ፡በረከት ቅዱስ መስቀል ንኩሉ ከም ዘብርሀ የብርሃልካ/ኪ ኣሜን።
@genetgebrhiwetwelday8431
@genetgebrhiwetwelday8431 2 года назад
Amen amen amen abona kal hiwet yesmana
@user-kq5ih8zd9c
@user-kq5ih8zd9c 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና አቦና።
@rigbeefrem2064
@rigbeefrem2064 2 года назад
Kale hiwet yesmaln aby kesh bizuh zynifolto mihirkumna .
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡በረከት ቅዱሳን ምስ ኩልና ይኩን።
@luwamberhane6843
@luwamberhane6843 2 года назад
Amen abona qale hiwet yesmalna ezi hiwet zheb tmhrti sle zmehrkumna Abona kem fkad amlak bzeba mexamdi mmraxen. hxen .kdus qalkidan entetmhruna
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡ኣብ ቀረባ መዓልቲ
@selomonmehari3729
@selomonmehari3729 2 года назад
Amen qalehiwet yesmealna abey qeshi kndey eko bzuh temahirna
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡በረከት ቅዱሳን ምስ ኩልና ይኩን።
@user-cz1zz2gk2g
@user-cz1zz2gk2g 2 года назад
AMEN AMEN AMEN
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡በረከት ቅዱሳን ምስ ኩልና ይኩን።
@Solomonchannel18
@Solomonchannel18 2 года назад
ቃለ ሂወት የስመዓና ሰላም እግዚኣብሔር ኣምላኽ ምስ ኩላትኩም ይኩን !!!ኣሕዋተይን ኣሓተይን ዝተባረከን ዝተቀደሰን ቀዳመ ሰንበት ይግበረልኩም ይግበረልና ሰናይ ናይ ዕርፍቲ ግዜ ነዛ ኮመንተይ ተንብብ ተንብቢ ዘላካ/ኪ ፍጹም ሰላም ካብ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይስፈንኩም፣እንዳበልኩ ነዛ ጽሕፍቲ ሪእኩም ሳብስክራይብ ከይገበርኩምለይ ኣይትሕለፉ በጃኩም፥-እግዚኣብሄር ይሓግዝኩም ሓጉዙኒ🙏🙏🙏
@feruzbeyene7238
@feruzbeyene7238 2 года назад
Qale hiwet yesmealna abona nay agelglot zemenkum ybarek . Hto niratni abza nay kurban nata ade dhri salsti nayti hxan zbelkuma malet msti hxan abti ewan tmketu mseu tekorebet ke entay xegem alewo abona
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ኣሜን ኣበነፍሳ ትሓብር እምበር ጸገም ዝበሃል የብሉን
@Azahel181
@Azahel181 2 года назад
ሰላም ኣቦና እንኳዕ ደሓን መጻእኩም። ሰናይ ሰንበት ሳብስክራይብ ቁሩብ ተሪፎምኒ መልኡለይ እባ ፍቁራተይ፡
@user-ro6qz5tk3x
@user-ro6qz5tk3x 2 года назад
ብሓቂ ቃል ሂዉት ቃል በረከት የስመዐልና ክብር ኣቦና ናይ ኣገልግሎት ዘመን ይባርክ ቅዱስ እግዚኣብሔር❤✝️ ግን ኣነስ ዘይተረደአኒ ሕቶ ካብ ጥምቀቱ ክስካብ ዝቆርብ ጥብ ኣይጠብን ድዪ እንታይ ዳኣ ክምጉብ!??ህፃን እንድዩ ድዪስ ወላ ጥምቀትን ቁርባንን ብሓንቲ ማዓልቲ ሰለ ዝኮነ?
@amlaksenayu3030
@amlaksenayu3030 2 года назад
Ya abe hade meakti koinu qurub searat u keytbewe zexnh
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡ድሕሪ ጥምቀት ሓጺር ሰዓት ኢዪ እዋን ቁርባን፡ዘጸግም የብሉን።
@kemmhretkayikungoyitayamen7144
@kemmhretkayikungoyitayamen7144 2 года назад
Xom Ab gize tinsen Hrsin yitsiwom dyo aboy keshi tegediskum melsuleuy.
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ኣሜን ክብርቲ ሓፍቲ፡አብቲ ትምህርቲ እኳ ተገሊጹ ኣሎ።ብዝኮነ ምስ ኩነታት ጥዕናን ወሊድን ዝምርኮስ ኮይኑ፡ምስ ናይ ውልቅና ነፍሲ ኣቦ ምዝርራብ ወሳኒ ኢዪ።
@selamgebray4536
@selamgebray4536 2 года назад
Enqa bselam mexakum abona
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡በረከት ቅዱሳን ምስ ኩልና ይኩን።
@nfreefqr9657
@nfreefqr9657 Месяц назад
Yeqenyelna gen hanti kebadn wela bhlna knhasbo dexlin alo hlna nay deqi sebat kaa dabeye memhr iyu nsu kaa neza video ktserhulna ylabo nsa kaa izia iya hanti tnsti kab dtenesetla mealti ksab harisa ttmeq fxum sgawi rkb ayfqedn mknyatu iti sebay ab ita ade kfxm iti hxan ab kebda kelo lki msti qola dwaseb delo koynu ysmaka welabhlna knhasbo bailkum inta ysmakum hsebwo kebid iyu iti hxan gal inte koyna wey wedi msom dwaseb kem delo iyu ngbresedom wn dteqalu ykonu izom hxanat kab dtnesu ksab dharsa ksab tmqeten bnxhna kwledu kemti nxuhan dkonu nexihom kwledu rkb a gzie tnsi kemzey fqed video serihkum ketemehalalfulna ylabo mknyatu nezi dey felt bzuh alo mskinay hzbi mikael ilna kenewxi mihirkumna sm melaikti kemdey wxai kenewxalom kem deyblna yfelt nbailu adonay ilom rufael ilom dewxu alew izi fetena iyu niom nabnet nezi shm melaikti hzom nab zmut kem seb kwedqu ykilu niom fetani iyu netom hxanat mknyatu melaikt rukabie sle deyteweldu kemana nay qdusan kenewxi gen xbuq iyu kem dbelkumo nay yhuda izi kenewxi kem deyblna negirkumna kemu kaa nay melaikt kenewxi yeblnan inda haras wn key tenexeget knatu yeblnan ab tenexeget nkeyd kemayfel qsn ika keman tbl hlnaka ireft iyu dsmaka kabti tenexegetlu wn idna gexna nhxeb nkil ina amlak ms kulatna ykun
@abebateklay2409
@abebateklay2409 2 года назад
Amen Amen Amen kale hiwet yesmaalna abona
@niestaliorthodox5249
@niestaliorthodox5249 2 года назад
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡በረከት ቅዱሳን ምስ ኩልና ይኩን።
Далее
POV: Your kids ask to play the claw machine
00:20
Просмотров 8 млн
🎙А не СПЕТЬ ли мне ПЕСНЮ?🍂
3:04:50
POV: Your kids ask to play the claw machine
00:20
Просмотров 8 млн