Тёмный

ካብ ዝፈራሕኽዎ ኣይወፃኹን ኣእሚኑኒ ምስተራኸብና ጉድ ኣስሚዑኒ እንታይ ክውስን ኣማኽሩኒ። abi habeshawit tube ኣቢ ሓበሻዊት ቲዩብ 

abi habeshawit Tube ኣቢ ሓበሻዊት ቲዩብ
Просмотров 2,3 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

17 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 69   
@ChchdGsfs
@ChchdGsfs 3 месяца назад
ከይትምለስዮ መብዛሕቲኦም ዳርጋ ከምኡ እዮም ኣብ ስዑዲ እንድሕር ወሊዳትሎም ሓደ ጊዜ ተደሊኺ ኪዲ ይብልዋ ሞ ፖስት ትገብሮም ሓደ ደስ ኣብ ዝበሎም ከዓ ኣለኹልኪ ይብልዋ ስለዝስ እንድሕር ወሉዱ ይትረፍኪ ገዲፉ ኣይገድፋን ቆሪፅኪ ረኣቕዮ❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 месяца назад
@@ChchdGsfs ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ
@GgGg-jh2xk
@GgGg-jh2xk 3 месяца назад
ጠቅሊሊኪ ራሓቂ ከብቲ ወዲ ዘሓፍተይ ሽሪክትብሎ ክለ ብክልተ መንገዲ ረኦየ ይበተኩ ለውን ሽሪ ትብሎ ትኮን ምስኡ ለውን ክትህሊ ትክእል ናዓይ እውን ከሙ አገጢምኒ ኣምላክ መስገን ሓይለ ሕመም ከብ ሞት አይሓልፊ ቃንዛኪ ሓፂር ግዜ እየ ምስ ራሓቅኪ ኢኪ ሰላም ትረክቢ 😢😢
@ጓልተንቤን
@ጓልተንቤን 3 месяца назад
እሺ ዛቤተይ የቀንየለይ ካበ❤ይ
@GGg-k3h
@GGg-k3h 2 месяца назад
ሰላም እዙ ሓፍታይ ይቅረታ ናይ ሙስጂሪኺ ቡነጉሪኒ ዉዩ ናይ ፍስቡኪ❤❤❤❤❤❤❤
@herutigraweyti5269
@herutigraweyti5269 2 месяца назад
ኣቢተይ ብጣዕሚ እንድየ ዝፎትወኪ ዘድንቐክን❤😊 ባዓልቲ ዛንታ እውን ካብ ኣቢ ሙሉእ መልሲ ረኺብኪ ክትኮኒ ተስፍ እገብር 😊
@ጓልዞምጀጋኑ-ኸ1ጸ
@ጓልዞምጀጋኑ-ኸ1ጸ 3 месяца назад
ኣነስ ከፈትወኪ ምክርኪ ብጣዕሚ እዩ ጠቃሚ ለባም ኢኪ ኣቤተይ ቀፅልሉ❤
@WeWe-iz2eh
@WeWe-iz2eh 3 месяца назад
አብየይ ምኽርክስ ኩልሻዕ ዛ ናይ ልበይ አውፂእኪ ትናገሪ ቀፅሉሉ በርትዒ❤❤❤
@eett1683
@eett1683 3 месяца назад
አቤት አጋላልፃ ። ❤ ይመችኽ አነ ማለት ዩ እንኳን ወልዱ የኾነይ አብ ዝባነይ ላትጃናጀነ ሪእየዮ ችድ እለዮ ምኽንያቱ ስለ ምንታይ ከም አማራጭ ይጥቀመን ስለ ደይደል
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 месяца назад
@@eett1683 ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ
@ኦአምላከይእቲንስብዘይካሎ
ሰላም ክብርቲ ሓፍተይ እና ኣቢ ሓትና እኳ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ምክሪ ሂባትሉ እያ ግን ኣነ ሓፍትኪ ክብለኪ ዝደሊ ጎል ምኳንኪ ዘኪርኪ እታ ኣዶ ውላዱ ኣይደልያን ከም ዝበላ ንዓኪ እውን ፅባሕ ንጉሆ ከምኡ ከም ዝብለኪ ኣይትጠራጠሪ ኣፍቂረኪ ኣለኩልኪ እንተዘይብላ ነይሩ ክስካብ ውሉድ ዘብፅሕ ኣይምነበረ ሰለዚ ንኣዶ ውላዱ ዘየክበረ ንዓኪ ከክብረኪ ኣይክእልን እዩ ስለዚ ወስኒ ጎል ኢኪ ክብርኪ ዓቅቢ ብስድራ ወዲኡልኪ ማለት ኩሉ ነገር ኣብቂዑ ማለት ኣይኮነን ሓደ ደም ዘፍቅረኪ እንተዝከውን ነይሩ እቲ ወዲ ዝረክቦ እኮ ረኪበ እየ ፍቅሪ ሰለ ዘለኒ እየ ዝልምነኪ ዘብል ኣይነበሮን ሰለዚ ካብ ክልቲአክን ዝጥቀም ጥቅሚ ሰለ ዘሎ እዩ ሰለዚ ኣይትዓሽዊይ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 месяца назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤ 1:05
@ኦአምላከይእቲንስብዘይካሎ
@@tsegatsega238 ገይረልኪ ሓፍተይ ናተይ
@JrddHgfc
@JrddHgfc 2 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@GenetBerhe-yp5jx
@GenetBerhe-yp5jx 3 месяца назад
ዝወለደት እንተሃልያ ግደፍዮ ኣቦ ደቅና እና ኣፍቂረ ኢለን ይንብዓና ኣለዋ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@sarayan525
@sarayan525 3 месяца назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ አቢየይ ❤❤❤❤
@selamselam6413
@selamselam6413 3 месяца назад
እዋይ በይንኻ ጥዑም🙄🙏😍😍😍
@AaAa-v5p9i
@AaAa-v5p9i 2 месяца назад
ምኽርኺ ደስ ኽብል ኣቢ❤
@GgRr-r4y
@GgRr-r4y 3 месяца назад
እንካዕ ብሰላም መፃኪ አብየይ መቀረት ስደተይ
@ጓልተንቤን
@ጓልተንቤን 3 месяца назад
የቀንየለይ ኣቢየይ ሰለ ተገደስኪ ዝመለስክለይ😘🙏
@MilenHabtom-e6r
@MilenHabtom-e6r 2 месяца назад
Felitiki fik werqet asirihki tenise beliyo ❤kirhqeliki ❤ykiel eiyu🎉eidlena eiki kabay mukri. Rekibiki👏👏😂
@noneofyourbusiness578
@noneofyourbusiness578 3 месяца назад
ትክክል
@YoDaha
@YoDaha 3 месяца назад
ብዘይ ምክንያት ሸር ኣትብሎይ ምስኣ ስለዘሎ እዩ ተክኢልኪ ተረሓቅክዮ የሐሸኪ ተዘይ ኮኑውን ልብኪ ክቆርፀልኪ ካብኡ ዘይኮነ ካብታ ዝተወለደላ ስልካ ኣልሽኪ ከትፈልጠኪ ደዊልኪ ካልአቲ ቤተሰቡ መሲልኪ ሕተትያ ወንም ሸር ትትብሎላ ብመሰጀር ብጎና ጎኒ ኩሉ ነገር ጠይቅያ ተዘየለ ንሱ ዝበለኪ ጥራሕ ኣሚንኪ ኣትጓዓዚ ምዓረይ
@ነብያትሃይሉ
@ነብያትሃይሉ 2 месяца назад
እታ ናትኪ ምክርኪ እክልቲ እያ ሓፍትናዉን ካብ ልብኪ አዉፅእዮ ንታ ዝተወለደላ ዘየክበረ ንዓኪ ከክብረኪ ኢልኪ አይትሕሰብዮ
@SalamaBebe-e4u
@SalamaBebe-e4u 3 месяца назад
Ms kalia hadush hiwet mmsrat yhsheki❤❤❤
@hgf6568
@hgf6568 3 месяца назад
ከይትምለስዮ ሓፍተይ እንድሕር ወልዱ ኮይኖ እድካ ፀናሒት እያ
@ቲቲጓልከተማ
@ቲቲጓልከተማ 3 месяца назад
ሓፍተይ ናተይ ከም መማረፂ እዪ ዝጥቀመልኪ ዘሎ ንስኺ ድማ ምስጠነስኪ ካልእ ዘይጠነሰት ምስሓዘ ታይ ትገብሪ ፡፡ ወዲ ዘዋር ዓይኒ እዩ ፡፡ሕጅውን ተዘይጠኒስኪ ንስድራኺ ተባኢስና ምባል ይሕሸኪ ኣብፀፀት ከይትነብሪ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 месяца назад
@@ቲቲጓልከተማ ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ
@GenetBerhe-yp5jx
@GenetBerhe-yp5jx 3 месяца назад
ናዓይ እውን ዝወለድኩሉ ኣሕዋተይ የንባዓኒ ኣለዋ
@abihabeshawittube8066
@abihabeshawittube8066 3 месяца назад
@@GenetBerhe-yp5jx ኣጆኺ
@waskan9610
@waskan9610 3 месяца назад
kademity bealiy❤
@ChchdGsfs
@ChchdGsfs 3 месяца назад
ዌልካም ዝያዳይ❤❤❤❤
@FfFf-xc5nd
@FfFf-xc5nd 3 месяца назад
Abetiey lebam❤👌
@sarayan525
@sarayan525 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤
@genet3442
@genet3442 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤ሰላም ሳላም ማዓረይ❤❤
@kidankidan7530
@kidankidan7530 3 месяца назад
❤❤❤❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 месяца назад
ሳላም ናይ አቤ ተካታተልቲ ሳብስክራይብ ግበርለይ አሕዋተይ❤
@Alem_1
@Alem_1 3 месяца назад
አቢ ሓፍተይ እኳዕ ዳሓን መፃኺ😍ታማ ጠፍእኺ አቢየይ ❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 месяца назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤ 1:35
@Alem_1
@Alem_1 3 месяца назад
ገይረኪ ማዓረይ❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 месяца назад
@@Alem_1 የቀንየለይ ዝያዳይ
@abihabeshawittube8066
@abihabeshawittube8066 3 месяца назад
ኣለኩ ምቅርተይ❤
@AaAa-kq7kh
@AaAa-kq7kh 3 месяца назад
ኣብተይ❤❤❤
@hjii1398
@hjii1398 2 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@waskan9610
@waskan9610 3 месяца назад
kademity bealiy
@MariG-z3l
@MariG-z3l 3 месяца назад
ንብሎ ይብልናይዋ ዘዋፀአክን ፍለጣ 😊 ሶ ኣቢየይ ባዓልቲ ገዛ ኮሜንት ክፅሕፍልኪ ይብል እሞ ላይክ ወቂጠ እየ ዝካታተለኪ ስራሕ ስለዝበዘሐኒ እና ብጣዕሚ ኢኪ ትምቸውኒ ምክርኪ ዝዎፅኦ የለን ኩሉ ቭድዮታትኪ ሰሚዐ ወዲአዮም እየ ካብ ዝገርመኪ ካላኣይ ግዜ ናደገምኩ ይሰመዖ ኣለኩ😂 ትህብዮ ምክሪ ኣቃማምጣ ቃላት ብጣዕሚ ኢኪ ትምቸውኒ ብርትዒ ካቡኡ ካዓ ቃሊጢፍኪ ልቅቅ ልቅቅ ኣብልልና ኣይትደንግይና ይብለኪ ቃፅልሉ ሓፍትኪ እየ ጓል ትግራይ❤❤ብዙሕ እየ ዝማሃር ካብቱ ተምፅእዮ ምክርታት
@abihabeshawittube8066
@abihabeshawittube8066 3 месяца назад
ምቅርተይ❤❤❤
@dsd9413
@dsd9413 3 месяца назад
ሰላም ምቅርተይ ከመይ አለኪ አነ ዳሕን እየ እና ደልየኪ ነይረ ፍስቡክክ እንታይ እዩ ዝበል
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 месяца назад
@@dsd9413 ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ
@abihabeshawittube8066
@abihabeshawittube8066 3 месяца назад
Abeba Gebre ይብል❤
@dsd9413
@dsd9413 3 месяца назад
@@abihabeshawittube8066 እሺ ናተይ
@salamasa3794
@salamasa3794 3 месяца назад
ሰላም ኣቢ ሓፍተይ ሰላምኪ ይብዛሕ ለባመይ እትህብና ሓሳብን ምክርን ብጣዕሚ እየ ዘድንቐኪ እና ኣነ ሓፍትኺ እውን ካባኽን ካብ ተካታተልትኽን ምክሪ እየ ደልየ እና ናብ ጉዳየይ ክኣቲ ዝዳዋወሎ ወዲ ኣለኒ ካብ ንዳዋወል ሰለስተ ዓመት ኣሕሊፍና ብኣካል ኣይተራከብናን ብስልኪ ጥራሕ ኢና ጊን ዋላ ኣነን ንሱን ብኣካል ኣይንፋለጥ እምበይ ቤተሰቡን ቤተሰበይን ክንደይ ኣለዉ ዝተዋሰቡ እና እሱ ብጣዕሚ እዩ ዘፍቅረኒ ከም ዘፍቅረኒ እውን ብብዙሕ ነገራት ፈቲነዮ እየ ብጣዕሚ እዩ ደሞ ጡዑይ ሰብ ትሕትንኡ ይኹን መልክዑ ብጣዕሚ እዩ ፅቡቕ እሱ ዋላ 24 ሳዓት ከውግዖ እዩ ደስ ዝብሎ ኣነ ጊን ኣይግደሰሉን ተደዊሉ እውን ብዙሕ ከዕልሎ ደስ ኣይብለንን ክርሕቖ እውን ብዙሕ ጊዜ ፈቲነ እየ ጊን ኣብይኒ ታይ ኾይንኺ ኢኺ ትርሕቕኒለኺ ኣነ ክርሕቐኪ ወይ ክሓድገኪ ኣይክእልን ኣነ ንናብራ ልሓዳር እየ ዝልምነኪለኹ እዩ ዝብለኒ ኸዚ ጊን ብዓዲ ክውደአልኪ ብዓዲ ወዲእና እውን ደስ ተይልኪ ትመፂ ኣብዙይ ንራኸብ ኣይ ዓድና ኸይድና ኢና ንሙርዐ ተበልኪ እውን እሺ ይብለኒሎ ኣቢየይ ኸዚስ እሺ ከይብሎ ኣየፍቅሮን የፍቅረካ እየ እውን ኢለዮ ኣይፈልጥን ከምዘይ የፍቅሮ እውን ይፈልጥ እዩ ኣነ እየ እምበይ ስኺ እኮ ኣይተፍቅርንን ጊን ዳሓን ዳሓር ተፍቅረኒ እያ ላበልኩ እየ እምበይ እዩ ዝብለኒ ኸዚ ጊን ከመይ ከም ዝገብሮ ጠፊእኒ ከይ ሓድጎ ኸ ብጣዕሚ እዩ ጎዎዝ ብስርሑ ይኹን በታሓሳስብኡ ለባም ሓላይ ሰብ እዩ እሺ ከይብሎ ኸ ዳሓር ከይብድሎ ፈሪሐ ኣነ ጉራ ኣይምሰል እምበይ ማዓት ኣወዳት እዮም ዝልሙንኒ ጊን ብኹለንትንኡ ልዙይ እየ ዘድንቕ ጊን ምፍቃር ኣብይኒ ልበይ እሺ ተይለዮስ ዳሓር ከፍቅሮ ይኽእል ዶ ታይ ተገበርኩ የሐይሽ ምክርኺ ለግስለይ ኣብዚሐልኺ ምስ ይቅርታ ዋ ዝሓፍተይ
@abihabeshawittube8066
@abihabeshawittube8066 3 месяца назад
እሺ❤
@FfFf-xc5nd
@FfFf-xc5nd 3 месяца назад
❤❤❤❤🎉🎉🎉
@BerhanaBayraoma
@BerhanaBayraoma 3 месяца назад
ሰብ ካብ ሰብኣይሐሺ ካምኣ ንኣኪ እያ አስኪ ዝሓፈተይ እዛ ሓፍትና ቆልኣ ስለ ለወለደት ድዩ እንታይ ኣለኪ መራጋገጺ ነዉሪ እዩ ካምኣ ንኣኪእያ እስኪ ሕሰቢ ናፈለጥኪ እኪ ኣነ እየ ልሐሽ ትብለኪ እዛ ቆልኣ ከም ኣባይ ሓፍትኪ ወይ ከም ንእሽተይ ሓፍትኪ ተትከዉን እንታይ መተሰመአኪ ብኣዲ ወድእልኪ ማለት ፈጽምኪ ማለት ኣይኮነን መስተብአሊ ኣይነ ልቦና ይሃብኪ ፈጣሪ ልረብሓ እዩ ይቃርበኪ ሎ ፈጣሪ ለይፈትዮ ስራሕ ኣይንስራሕ ከምቱ ጽብቅ ክገብርልኩም ትምነዩ ልብጻይኩም ጽብቕ ተመነዩ ተባህልና
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 месяца назад
@@BerhanaBayraoma ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ
@TamkAhjns
@TamkAhjns 3 месяца назад
ትኽክል ለባም ሰብ
@SalamaBebe-e4u
@SalamaBebe-e4u 3 месяца назад
Ms kalia hadush hiwet mmsrat yhsheki❤❤❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 месяца назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤ 2:11
@marysafi1577
@marysafi1577 3 месяца назад
@EdYg-d4g
@EdYg-d4g 3 месяца назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@Tege-bu3lb
@Tege-bu3lb 3 месяца назад
❤❤❤❤
@MyriXx-w2y
@MyriXx-w2y 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@YdtHr
@YdtHr 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@ChchdGsfs
@ChchdGsfs 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤
@ጋልትግራይ-ጨ2ጨ
@ጋልትግራይ-ጨ2ጨ 3 месяца назад
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@WdKn-s4b
@WdKn-s4b 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤
@ጋልትግራይ-የ7ጠ
@ጋልትግራይ-የ7ጠ 3 месяца назад
❤❤❤❤
Далее
would you eat this? #shorts
00:24
Просмотров 1,2 млн
ግድን ክንሰምዖ ዝግባእ!
23:11
Просмотров 6 тыс.
እቲ ቀቢጸዮ ነበርኩ ፍቅሪ
22:31
Просмотров 48 тыс.