Тёмный

ካብ ገዛ ኣባሪሩኒ😔  

Selam Tsegay Smile:)
Подписаться 71 тыс.
Просмотров 61 тыс.
50% 1

#smile #habesha #tigrayan #duet #tigrignamusic

Опубликовано:

 

27 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 739   
@Monliaz
@Monliaz 3 месяца назад
ድሰ ትቡሉ ሰሊዋየይ ኩሉ ግዜ ባሓድ ሞፅና እተብሉ Like ግብረልይ❤❤❤❤❤😂
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 3 месяца назад
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 3 месяца назад
ደምርኒ ማዓረይ
@MmN-vi1yy
@MmN-vi1yy 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@sas7080
@sas7080 3 месяца назад
ኣነስ ልገርመኒ ነገርስ እዙይ እንታይ ደስ ልብል ሪኢክን እዩ ደሰ ባሃልቲ ትብለክንስ ይገርም እዩ 🙈😁 ክንድናታ ትሓፍርስ
@swswots6782
@swswots6782 3 месяца назад
ናቴዲ ዓቅሊ ልተመቸዮ ላይኽ👌እንተ ቪድዮ ኣቀራርፃ ግን ሓፈርነ ወተሰኸፍና ሰሉ ዓይነይ😂😂😂
@sarapopinh4329
@sarapopinh4329 3 месяца назад
😆😆😆😁😁😁😁
@HaHa-bu4wy
@HaHa-bu4wy 3 месяца назад
ስቅ እስቲ😂😂😂
@GenetBerhe-yp5jx
@GenetBerhe-yp5jx 3 месяца назад
😂😂😂😂
@MareamMaream-p8y
@MareamMaream-p8y 2 месяца назад
😅😅😅😅
@Alukahsu
@Alukahsu 3 месяца назад
ቐዳመይቲ እየ ልዳ ሰሉ ላይክ እስኪ ተጋሩዋይ ዓይነይ ይፈትየኩም እየ ለለ❤
@seni-z1f
@seni-z1f 3 месяца назад
ደምርኒ ኣሊተይ
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 3 месяца назад
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤
@lkjlkh5222
@lkjlkh5222 3 месяца назад
ኣቱም ሰባት ክንደይ ተካብዱ😂 ሰሉ ዓይነይ ተመችዩና ዩ ቀፅልሉ❤👩
@tsegagaltgray
@tsegagaltgray 3 месяца назад
ግንባሲ ኣነስ ኮመንት ምንባብዶ ክሓድጎ ቅጭ መምጻእቲ ግበርዮ ትብላ መሊስክን ሸቆምቆም ትብላ ዋእ 😂 ፍቅርኩም ይብዛሕ ሓዳርኩም ይባረክ ዞምሓተይ ሰሉየይ ጠንካራ ሂዋን ከመይ ድየ ዝፈትወኪ😘
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 3 месяца назад
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤
@Slama-yv2ei
@Slama-yv2ei 3 месяца назад
ይገርመኒ ኣነሰ ናዘን ኣጋላት እዚአን እጭጭ🥺😏😏😏
@እግዚኣብሄርእረኛዬነዉ
ኣቱም ህዝቪ ኣብ ሓደ ዘይትቆሙ ምሽ ንቴዲ ፕራንክ ግበርዮ ትብሉ ኔርኩም ሕጂ ከዓ ንምንታይ ዋይይ ፕራንክ ተኮይኑ ፕራንክ እዩ 😂😂😂
@fserdss1437
@fserdss1437 3 месяца назад
ይገርመክዩ😂
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm 3 месяца назад
ይገሪምካ እዩኮ😅😅
@مازنحامضي
@مازنحامضي 3 месяца назад
ይገርመኪ ኮ እዩ ዋ ወዩ ረብሽንኣስ
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 3 месяца назад
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤
@ትጂtigsti
@ትጂtigsti 3 месяца назад
ይገርመኪ እዩኮ መትሓዚ ዘይብሎም😮😂😂
@Alem___01-u2o
@Alem___01-u2o 3 месяца назад
ሰሉዋይ ቡና ናሰተኩም ከምብዋዛ እኪ ፕራንክ ትገብርዮ ኣብዚ ግዜ ድቃስ እይትረብሽዮ ብዝተረፈ ይመችኩም ፍቅርኩም የብዛሕ ስድራ እንዳ ቴዲ❤
@sabai12167
@sabai12167 3 месяца назад
ሰሊ ሎምቅና ኣይተካአለክይ ፕራንክ ብምግበር ብቻ የክእሎም😂😂😂
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 3 месяца назад
ደምርኒ ሳቢተይ❤🎉
@fghthuguughg3981
@fghthuguughg3981 3 месяца назад
Me too
@KhanKhan-fr4zs
@KhanKhan-fr4zs 2 месяца назад
አቲ ጓል ሓዳረኪ ንፈስ አይትእትውሉ ናይ ሓደ ሓደ ኮመንት ሪኢኺ ከምኡ አይትግበሪ ኹሉ ፈታዊኺ አይኮነን ❤❤❤
@ዛፉኣለም
@ዛፉኣለም 4 часа назад
ፅብቅ ኣለኒ
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq 3 месяца назад
ቴዲ አይውዕሎን😂ሰሉ እንካዐ ሰላም መፀአኪ ሳብስክራይብ ሓጉዘኒ ፈተዉቲ ሰላም ከይተሓልፉኒ እሕዋተይ ስደትና የሕፀረልና እግዚአብሔር አምላክ
@Sojoo-k5z
@Sojoo-k5z 3 месяца назад
እሽ ቀንጂተይ
@fswrcswr8638
@fswrcswr8638 3 месяца назад
ኣሜን ፫ ማዓረይ ግብረልኪ ኣለኩ
@JsjejJshhd
@JsjejJshhd 3 месяца назад
Amen Amen Amen
@AbiAbiHadgu
@AbiAbiHadgu 3 месяца назад
​@@JsjejJshhdሳብስክራይብ ግበርለይ ሓላለይ❤
@tesfayawoalom2987
@tesfayawoalom2987 3 месяца назад
ምስክናይ ወድ ኣሳቕኽዮ ዋይ ብፅፍዕት ሃም በለክ ሸገ ነብሩ
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 3 месяца назад
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤
@Teame__6542
@Teame__6542 3 месяца назад
ነዉሪ
@سميرهال-ق8ي
@سميرهال-ق8ي 3 месяца назад
አረ ሎምስ ኣፅሊኣ
@rosehama
@rosehama 3 месяца назад
ሰሉዋይ ከመ ደስ ዝበለኪ ግበርዩ መንገዛ ስባአይኪ
@ትርሓስደስታ
@ትርሓስደስታ 3 месяца назад
ሰልየይ ማዓረይ ይፈትየኪ እንድየ ግን ሓንቲ ነገር ትትሓድግያ ፅብቅ ነይሩ ኣይትፃረፊ ብልስ 🙏🙏🙏
@ajibajib7989
@ajibajib7989 3 месяца назад
❤yes
@ክብሪቅዱሳን
@ክብሪቅዱሳን 3 месяца назад
ሰሉየ ቴዲ እካን ደቂሱ ተሲኡለ ኣይሓርቅንዋ😂😂😂 ምቁራት ክፈትወኩም❤❤❤❤ ንያሬድ ፕራንክ ግበርልና❤
@abushmebrate5812
@abushmebrate5812 3 месяца назад
ዋይ ዝሰብ ግን ባዓልኩም ፕራንክ ግበረልና ኢልኩምስ ለለ ታይ ገሩ ስነ ስርዓት ግበሩ ደረን ከይሰደልኩም😂😂 ጉድ😅
@seni-z1f
@seni-z1f 3 месяца назад
ደምረኒ ማዓረይ
@ዜዱጋልሃገርትግራይይ
@ዜዱጋልሃገርትግራይይ 3 месяца назад
ሓቅኺ ጋለይ አየሰብ መታሓዚ ለይብሉ😅
@sameraahmed1907
@sameraahmed1907 3 месяца назад
😂😂😂 ድረን ያ
@alutigraweti6819
@alutigraweti6819 3 месяца назад
ትእዛዞም ክበዝ ለይፅሕፎዎ ለይለ ዋይ😮
@Sara-wd7gb
@Sara-wd7gb 3 месяца назад
ክክክክ
@rfduv1457
@rfduv1457 3 месяца назад
ሰሉዋይ ታይ ገይሩክ😢 ጓለይ ጎበዝ እዩ ዘሎዎ ዓቅል ግን❤💙
@SamriSamri-wk7eu
@SamriSamri-wk7eu 3 месяца назад
ኣብ ስራሕ ደፋአ ናበለ ናዋዓለስ አየሐዝነኪ ዶ እሞ ካዓ ተሽከርካሪ ዝሰርሕ ሰብ😢ሰሉ ሰብ ፕራክ ግበርዮ ኢልኪ አይትግበሪ በተለይ ናይ ሽፈር ስራሕ ከቢድ እዩ ግዴታ ድቃስ ክፀግብ አለዋ ቀትሪ ናሰርሑ ናሃለው ድቃስ ይመፀኦም እዩ ግደፊ😊
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 3 месяца назад
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤
@Teame__6542
@Teame__6542 3 месяца назад
የተዳሓሕዚ ኖሩማል ዩ ሓደ ሓደ ግዜ ዶሞ ገይራቶ የትፈልጥይ
@ገኒጓልቶምጭዋታትዘሪኢ
እንታይ ይምልከተኪ ዘይሕማምካ ረስኒ😂😂
@YrJh-f4y
@YrJh-f4y 3 месяца назад
አንታይ የምልከትኪ ዋይ ናይ ሰብ ነገረ
@MelatTkue
@MelatTkue 3 месяца назад
ታይ ይምልከተኪ 😂😂
@hiwihiwihiwi
@hiwihiwihiwi 3 месяца назад
እዋይ ከሕዝነካ መአረይ ካልአይ መዓልቲ ከምዚ አይትግበርዮ ሰሉዋይ በተለይ አብ ድቃስ ሰዓት ብዝተረፈ ይመቺኩም❤
@AbiAbiHadgu
@AbiAbiHadgu 3 месяца назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ🎉
@SalamhSalamh-v8i
@SalamhSalamh-v8i 3 месяца назад
ኣይ ሰሉዋይ ታገሩኪ ደቂሱ ተሎ ኣትግበሪ ኳሙኡ ደኪሙዎ ኡዩኮ እንዮ እና ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ንበሩለይ ፍቅርኩም ይብዛሕ ሓባይብ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@alutigraweti6819
@alutigraweti6819 3 месяца назад
ቴዴቴዴ ትብላ ለለ ደቂሱዶ ገለ ኣትበላ
@ንፍቅሪንዘምርኣሕዋተይ
ዓቅሊ ግን 100% ኣነ ሓደ ማዓልቲ ካብ ውቅሮ ንመቐለ ከድና ምስ ሰብኣየይ መቐለ ሆቴል ኣቲና ክከይድ እየ ኢለዮ 5:10 ገለ ኮይኑ በጃኪ ፅባሕ ሕዚ ደቅሲ ኢሉኒ ኣብየ ዕግርግር ናበልኩ ክንዲ ቃፀላ ዝኮን ኢዱ ግብ ኣቢሉኒ ክሳብ ርእሰይ ዘሐመኒ ግን ባዕለይ ዓቅሉ ሰበ ዘዎዳእኩዎ ንእሽተይ በክየ ሕዚ ለ ቴዲ ከም ቀፀልኪ ናብ ስጉምቲ እዩ ክኣቲ ኔሩ😂😂
@Jgggfgajhvggghhg
@Jgggfgajhvggghhg 3 месяца назад
እሰይ😂😂😂😂
@AaAa-g7j7z
@AaAa-g7j7z 3 месяца назад
😂😂😂😂
@ንፍቅሪንዘምርኣሕዋተይ
@@Jgggfgajhvggghhg ዋይ🙆
@hiwi9800
@hiwi9800 3 месяца назад
🤣🤣🤣 ኣግንኪያ ዶ ባዕልኪ😂😂
@መንነተይእዩክብረተይ
@መንነተይእዩክብረተይ 3 месяца назад
😂😂😂
@khjh8891
@khjh8891 3 месяца назад
ባዕልኪ ሳኬታም እኘኪ መጨጨት ዋ😂😂ቴዲየይ ጎይታ ጠባይ😘😘
@ሳሌም
@ሳሌም 3 месяца назад
ክክክክ ሰሉ ይኣኽ ይሞቸኺ ንኲላትም ኣረካኪባትሎም 🤣🤣🤣🤣ን ኣፍወርቂ ጉድ ገርክዮስ ን ቴዲ ካኣ ደጊምክዮ ኣይተኻኣልክን 🤣🤣🤣🤣❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏
@MerfaBajgimv
@MerfaBajgimv 3 месяца назад
😁😁😂😂😂😂
@aduyoutube1897
@aduyoutube1897 3 месяца назад
ፁሩያት ከፈትወኩም ሰሉየ ፍቅርኩም የብዝሓዮ
@HgehgUgeyhe
@HgehgUgeyhe 3 месяца назад
ኣስይይይይ ምቅራት ፍቅሩኩም ይብዞሕዮ ስሉየይ ቲዲየይ
@ዮዳነስ
@ዮዳነስ 3 месяца назад
ኣይ ሰሉ ረቢሺት ታይ ገይሩኪ ጓልይ
@ራያራዩማ-ቨ8የ
@ራያራዩማ-ቨ8የ 3 месяца назад
ዓዲ ዘለዉ ምእታይ ችግር እዩ ቃልጥፉ ኣይርደኦምይ ታደልያ ብሉ ሕሽይሽሽይ ኣብሉ ከይሓቅፈክስ 😂😂😂ቴዲ ግደፍ ኣይትድኸም ብደይ ሓደ ነገርዶ ፈፀጋ ዋፃሎ ሰበይትኻ😂😂😂❤❤
@AaAa-oe3xg
@AaAa-oe3xg 3 месяца назад
😮😂
@rehan222-l1h
@rehan222-l1h 3 месяца назад
ከልብይ
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix 3 месяца назад
አረ ሸም ትፅሓፎኦ ፈለጣ😮😊
@ራያራዩማ-ቨ8የ
@ራያራዩማ-ቨ8የ 3 месяца назад
@@chf-cv4ix ሃሃሃ
@AaAa-iz6tr
@AaAa-iz6tr 3 месяца назад
🤣🤣
@ተመሰግንአምላክይ
@ተመሰግንአምላክይ 3 месяца назад
ፍቅረኹም ይብዛሕ ክብራተይ ❤❤😘 ካሞተ ቲፀሓፍ ግን ሰብኣያ ይኡ ኮ ሃመ ደለያ ተገብሮ ኣየምለኽተክንይ ዋይ😮
@3rtuuuRtyujji
@3rtuuuRtyujji 3 месяца назад
አይሰሞኝም ግን ደስ ይሉኛን በማራኛም ጨመር አርጎበት 😊😢
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን
ንዒ ኮመንቲ ተቀበሊ ተከተልቲ ክተፍርየ ነይርኪ ከይበልዑኪ እበይ😂
@brhaneye9521
@brhaneye9521 3 месяца назад
መን ፀዊዑኪ ትብልን ወድ መብራህቱዶ ክብልን ሰሓቅየ ሞይተ 😂 ሰሉየይ ፍቅርኹም ይብዛሕ 😘
@ትጂትጂ
@ትጂትጂ 3 месяца назад
ኣነ ደስ ልበለንይ ምሕቃፍ ቃኒእና እኮ😮
@makimahari4958
@makimahari4958 3 месяца назад
😂
@hgf6568
@hgf6568 3 месяца назад
አቲ ሰሉዋይ ምቅርቲ ፍጥረት ፍቅኩም የብዘሐለይ ቴዲ ማለት አቦ ዓቅሊ 👍👑
@ፅሃይሓፊቲሰሉ
@ፅሃይሓፊቲሰሉ 3 месяца назад
ሰሉዋይ ሓዳርኩም ይባረክ❤ኣትን ትፃረፋ ግን normal ኣይኮነን 😊
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 3 месяца назад
ቴድየ ምስኪን ከማይ ካብ ድቃሰይ ዘልዕለን ኣይፎቱይ ሶልየ ምቅርቲ ሓቢርና ኣይንደቅስ ጌርክያ 😁♥️
@SmilingBoxer-ep7xl
@SmilingBoxer-ep7xl 9 дней назад
ሰሉየይ ሽኮር ኣጆኪ ቀፅሉሉ ሓዳርኩም ዶሞ ይባረክ ዝሓፍተይ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@jegaaesba1855
@jegaaesba1855 3 месяца назад
ዋ ኩለም ኣወዳት እየም እባ ተደቂሰም ቃልጢፈም ዘይነቁሐ ናየይ ብቻ ይመስለኒ ነረ😂😂 ምስ ድቃስ ዘለወም ፍቅሪ😘❤
@desta-hu5gz
@desta-hu5gz 3 месяца назад
😂😂😂😂😂
@qsfdderr4927
@qsfdderr4927 3 месяца назад
ደቂሰ ዝንቅንቀኒ የፎትይ ሰሉ ናይኢድኪ የትስኣንይ😂😂😂
@lemlemlemlem5087
@lemlemlemlem5087 3 месяца назад
ክትለቅቅ ከለኺ ክንድዙይ ሳዓት ክመጽእ እየ ናበልኪ ልቐቒ ሶሊተይ 12:00 ወይ 1:00 ብዓድና ተትኾን ድማ ይምረጽ ክረአየልኺ ምእንቲ ❤❤❤
@اااا-ل8غ2م
@اااا-ل8غ2م 20 дней назад
ሃሪስካ ድካ ይሃረስኩይ ታማ ትገብር እለካ ያ😂😂😂😂
@ssll7812
@ssll7812 3 месяца назад
ቴዲ ጎይታ ዓቅሊ ናይ ሰራሕ ሰብ እዪ ሚሲኪን ድቃስ ክፀግብ ኣለዎ ሰሉዋይ ኣብ ዝነቀሐሉ ፕራንክ ተትገብርዮ ደስ ይብል ሶ ፍቅርኩም ይብዛሕ❤🎉🎉🎉S&T🎉🎉🎉
@FireweyniGezae
@FireweyniGezae 2 месяца назад
ሳብስክርይብ ግበርለይ ተገድስኪሙ እሕዋተይ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@AsAs-wz8cv
@AsAs-wz8cv 3 месяца назад
ምቁራተይ ሓዳርኩም ፍቅርኽም የብዝሐዮ አሕዋይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን
ዋይይይ በበይ ኢኪ ረኺብክዮ ታዓዲሉ ትዕግስቱ እፍፍፍፍፍ በስመአብ ወወልድ ከመዚ ረአ ኣፈልጥን ኣበየት ተተወዲእዎ ማ😅
@tdfdemey
@tdfdemey 24 дня назад
ሰሉየይ &ቴድየይ ፍቅርኩም የብዝሓዮ ፈጣሪ ሓደ ሓደ ሰብ ግን ኣብዚ መፂክን ሕማቅ ኣይትዛረባ ሓሳዳት 😕✊♥♥❤❤💞💞
@Hareg675
@Hareg675 3 месяца назад
ሰሉየ ካሊእ ተዝኸውን መጋጨወኪ ነይሩ😂😂😂 ብዝኾነ ይመችኹምምም
@ብተስፋይነብርክሳብዘለኩ
😂😂😂
@GdHd-xc5qt
@GdHd-xc5qt 3 месяца назад
ታይ ክትገብሪ ደስ ይብለኒ ኣነለ ሰሉየይይ እንዳሓምኪ ከይድኪ ንባዓል ቤትኪ ስድርኡ ሕምባሻ ሒዝኪ ተፃዊትኪ ምስኦም ፅቡቅ ግዜ ኣሕልፋኪ ንዒ ኣብ ዝጠዓመዲ ሜዲ ካብ ሳውዲ እየ ማማየይ እመ ብርሃን ምሳኪ ትኩን ዝያዳይ ❤❤❤
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ 3 месяца назад
ቴዲ ጀግና ጎይታ ዓቅሊ ብጣዕሚ ኣደኒቀዮ🙏❤❤❤
@milihabesawit8861
@milihabesawit8861 3 месяца назад
ስብኣይኪ ግን ውውው ዓቅሉ ሰሉዋይ ተዓዲልኪ ❤❤❤❤
@VufuchchcHchcuf
@VufuchchcHchcuf 3 месяца назад
ኣነግን ዝገርመኒ ሃርሲ ናሃለየ ላረአየቶር ሃርስካ ድይያ😂😂😂
@MerfaBajgimv
@MerfaBajgimv 3 месяца назад
😁😁😂😂😂
@mebrihitkidanu16
@mebrihitkidanu16 3 месяца назад
ይከድለኩ ክድ በለን😂😂የተካኣልክይ ሰሉ❤😂
@TsarkanGalTigray-cq3yg
@TsarkanGalTigray-cq3yg 3 месяца назад
ተዲ ምስክን ❤❤ሰሉዋይ ኣይ ተከኣልኪ❤❤❤😂😂😂😂
@GdHd-xc5qt
@GdHd-xc5qt 3 месяца назад
ሰሉየይይ ዝያዳይ እመብሃን ወላዲት ኣምላክ ቤተ ክርሰትያና ቢድዮ ኣምፅእለይ ማማየይ ኩሉ ግዜ እየ ዝስዕም ነይረ ኣመና ናፍቀያ ዝያዳይ ሕዚ ሳውዲ እየ ዘለኩ ተተካኢሉ ቅዱስ ጊወርግስን ኣቡነ ኣረጋዊን እውን ማማየይ ሕድሪኪ ሰሉዋይ መዓረይ እመብርሃነይ ናፍቀዮ ደጅኣ ሰሉየይይ ኣምፅእለይ ቪድዮ ሰሪሕኪ ማማየይ እሹይ❤❤❤❤
@HiwiTube-ug5wl
@HiwiTube-ug5wl 3 месяца назад
ምእንቲ ክቀንዐኒ ታይ ዲኪ ትገብሪ😂😂😂
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን
ዋየ ትዕግስቱ ታዓዲልኪ ሰሉ ግራጭ ፍቅረይ ወለላይ ኣትዮ ሃምኡ ዶ በልዮዮ😅
@مممم-ه9ذ3ش
@مممم-ه9ذ3ش 3 месяца назад
አረ ተመችያትኒ ዛፕራንክ ሰብኣይኪ ዓቃልዩ ከማኺ ❤😂
@temsgne7752
@temsgne7752 3 месяца назад
ቴዲ ሓወይ ኤ ዛድቃስኻ ዉዒላትልኻ ዶ ሕነካ ፍደ ኢኻ ሓዳርኩም ይባረኽ
@Ddaert
@Ddaert Месяц назад
ሰሉ ሽኮር ፀባየ ሰናይ ከም ናትኪ ሓዳር ይፍጠረለይ ዑጉስ ሰባኣይ ኣለኪ
@JamilaJa-v6v
@JamilaJa-v6v 2 месяца назад
ዋይ ሓወይ ከሕዝን ግን ኣታ ኣስሒቃትኒ እያ ግን ካሊእ ከምኮነ ግን ምሳዓም ወይ.... ያ 🤣🤣🤣🤣
@ميريابونوفا
@ميريابونوفا 3 месяца назад
ማርያም እኒወ ዓቅሊ እዊይ ናየይ ስባኣየይ ስ ካባ ምድቃሱ ዘልዕሎ ኣይፈትን😂😂😂😂
@mulurom3315
@mulurom3315 Месяц назад
ዋይ ሓወይ 😂😂😂😂 ሰሉ ምቅስን❤❤❤❤❤
@ddbehs9421
@ddbehs9421 3 месяца назад
ፍቅርኩም የብዝሓዮ ሰልዋይ ምቅርቲ ጽቡቅ ገበርክዮ መን ክድቅስ መን ድቃስ ክኣብዮ ዳ 🤣😁
@MerfaBajgimv
@MerfaBajgimv 3 месяца назад
😂😂😂😂
@Medi-m3u
@Medi-m3u 3 месяца назад
ዋውው ትድገም ኣለዎ እዛ ፕራንክ😂 ሰሉየይ ምቅርቲ ፍቅርኩም ብዝሕ ትርፍ ይበሊ ሓላላተይ❤
@ngstihylemaryam7540
@ngstihylemaryam7540 3 месяца назад
ሰሉ ኣይተካኣልክይ ለመቅነ😂 ተዲ ምስኪን
@gualEnderta
@gualEnderta 3 месяца назад
ስብ ኮመንት ሓውላቃት ታይ ኣእቲይኩም እዩ መንገዛ ስብኣየ 😂😂😂 ሆ ሕቡሽ ፎሽፋሽ
@rimeyaron
@rimeyaron 3 месяца назад
ዉይ ኣትዮ ግደፍዮ ኣብ ስራሕ ዊዒሉ ኣይትረብሽዮ ዊይ ምስጊን ስብኣየይ ይመስል❤❤
@ሕልሚኣለኒክበፅሑዝደሊ
ኣቤት ቴዲ ዓቅሊ ካም ስብኣየይ❤
@Brey-tube
@Brey-tube 3 месяца назад
ሰሉየ ፍቅርኩም የብዘሓዮ ዋው ዓቅሊ ይበል ❤❤❤ኣብ ድቃስ ሰዓት ከቢድ እዩ ናይ ካሜራ ግን 😂😂😂
@Semhale
@Semhale 3 месяца назад
እሰይይ ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም 😂😂❤❤ሰሉየይ ኣይትረብሺ እስኪ
@sassagaddd1676
@sassagaddd1676 3 месяца назад
ኣነሲ እናፈራሕኩ እየ ሪአያ ሓሪቁ ከይፀፍዐኪ😁ሓዳርኩም ይባረክ ኣሕዋተይ
@FireweyniGezae
@FireweyniGezae 2 месяца назад
ሳብስክርይብ ግበርለይ ተገድስኪሙ እሕዋተይ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@nfreefqr9657
@nfreefqr9657 3 месяца назад
Sel habtey bejaki arat amin naki iye ab miedya aytewxyo medeqesikum kemu aytbeli newr iza habtey izia nana welhanti tmhrti yeblnan yqreta amlak hadarlum ybark
@Qwee-ss6yz
@Qwee-ss6yz 2 месяца назад
ቴድ ልለዎ አቅል ፍቅርኹም ያቢዛሓዮ ❤❤❤❤❤
@selamabreha1361
@selamabreha1361 3 месяца назад
አብት ትዕግስት ደስ ክብል ብዝተረፍ ፍቅርኹም ይብዝሓ ❤❤
@ejbhh-uj5yf
@ejbhh-uj5yf 3 месяца назад
ኣነ ዝገርመኒ ያጀምዓት ልኼር ይማኸሩ እዮም እምበር ከምዚ ዝበለ ዓቅሊ ካብ ሕቡሽ የለን በጭራሽ 😂
@سلامهسلامة-ب8د
@سلامهسلامة-ب8د 2 дня назад
😂😂😂❤
@qsfdderr4927
@qsfdderr4927 3 месяца назад
ሎም ቅነ የተከኣልክንሰላም ዋይ 😂😂😂
@KhanKhan-sg6hh
@KhanKhan-sg6hh 3 месяца назад
ሰሉ መቅሰን❤ ታይ ገበረኪ😂😂😂😂😂
@jafeerrani5730
@jafeerrani5730 3 месяца назад
መን ፀዊዕኪ አትዮ ታይ ገሪኪ እዩ 😢😂😂❤❤
@تعهه-ج4ذ
@تعهه-ج4ذ 3 месяца назад
ሰሉየ ዛናተይ ቴዳየ ክዓ ጎይታ ጰባይ ንቴድ ድገማዮ ❤️😅😅😅
@TtYy-pi6wk
@TtYy-pi6wk 3 месяца назад
ቴድዋይ ጎይታ ዓቅሊ❤❤ ፍቅርኩም የብዘሐዬ ሙቁራተይ❤
@mesijfgjvjcfzf6426
@mesijfgjvjcfzf6426 29 дней назад
ጽቡቃተይ❤❤❤❤
@DMEYEKiTGRAY
@DMEYEKiTGRAY 3 месяца назад
ኣዋልድ ትባሃል ግን ዓስርተ አኮ ኾይኑ መልሓስኹም ኡፍ ሓፋሽ ትባሃሉ ፍጥረት ብጃኪ ንስኺ ከዓ ኣብ ስራሕ ዉዕሎ ሓቁፍኪ ኣድቅስዮ ኡፍ ክሕዝንካ መዓረይ 😢😢
@FTu-x1s
@FTu-x1s 2 месяца назад
ዋይ ናይ ሎምስ ንበይኑ ደቂስካ vidio እንዳበለዓካ ቀረጻ 😢
@Desta-z5e
@Desta-z5e 3 месяца назад
መሲኪናይ የሕዘነካ
@Samsunga535G-we2pr
@Samsunga535G-we2pr 3 месяца назад
ስሉዋይ ኣነ ከምሓፍትኺ ዝብለኪ ፕራንክ ግበርዬ ስለዝበለኪ ኣይትግበሪ ኣብሓዳርኪ ሽግር ከየምፀአልኪ ዝሓፍተይ ብዝተረፈ ፍቅርኹም ይብዛሕ
@وذيس
@وذيس 3 месяца назад
Kemzi aeynt prak aytgberyo mknyatu deqisu eyu seytan bneshtey eyu zatweka zhaftey
@Sara-op6mb
@Sara-op6mb 3 месяца назад
እዋይ ወልደ ትበል አዶ ቴድ ከመይ ዝበለ ጎይታ ዓቅሊ እዩ ዕድመን እንጀራን ይምነየልካ ናይ ባሓቅ ስብአይ እኻ ሰሉ ድማ ትጋገይ አለኺ ፍራንኪ ግበርዮ እሉኒ ስብ እልኪ በዝይ ድቃስ ሕዝ ትርብሽዮ ንስብ እልኪ አይትሓስብን ድኪ እሞ አሽከርካሪ እዩ ድቃስ የድልዮ እዩ ንስባአይኪ ሕስቢ ንስብ አትሕስቢ ማራ ሓዝነሉ ንቴድ
@سلام-ل5ف
@سلام-ل5ف 3 месяца назад
እንካዕ ፃዕ ኣይመበለኪ ሰሉየይ😂😂
@ajibajib7989
@ajibajib7989 3 месяца назад
😂😂😂😂ክንዳዓ ፈሪሐ
@fgchffhfh9256
@fgchffhfh9256 3 месяца назад
ኣነስ ምእንታን ክድቅስ ኪዲ ክብለኪ ነይረእየ ብዘይ ዉነይ ድቃስ ዝቅስቅሰኒ ኣይፎትን😌😁😁😁
@AdmiringDimSum-cw2iz
@AdmiringDimSum-cw2iz 3 месяца назад
ሰሉ ንስባኣይኪ ኣብ ፈተና ኣይተእትዮ ❤🙏
@meareythegay1548
@meareythegay1548 3 месяца назад
ኣይይይ ሰሉየይ የኔ ማር😂😂😂😂♥️♥️
@ዮዳሄትግራይ-አ3ረ
@ዮዳሄትግራይ-አ3ረ 3 месяца назад
ባይዘወይ ናይ ቴዲ ፕራንክ ክገብረኪ ብጣዕሚ እየ ዝነፍቃ😂😂
@SeeSaa-h8v
@SeeSaa-h8v 3 месяца назад
አነኸ ማአዚ እየ ከምዝ ዝብል ምስ ስባኣየይ ፍቅርኹም ብዝሕ ይበል❤❤❤❤❤
@user-fx2cq2
@user-fx2cq2 3 месяца назад
me too😢😢😢
@Tsgab-Tube
@Tsgab-Tube 3 месяца назад
ኣሰይ ሰሉተይ ብጣዕሚ እኩም ደስ ትብሉ 💕💕💕
@handl741
@handl741 3 месяца назад
ከምዚ እልካ ኣይትስደደኒ ምእንቲ ከቀንዐኒ ያ😂
@fhru9867
@fhru9867 3 месяца назад
ሃሪስኻ ዲኻ ያ ኣይ ይጎይይ እባ እኒሄ ሰሉ ዓይነይ😂😂😂
@ማዓርግማሓሪ
@ማዓርግማሓሪ 3 месяца назад
ዓቅለይ 100%🎉🎉
@kahasitgaltigray325
@kahasitgaltigray325 2 месяца назад
ኣግዲድክዮ ሐዝስ ታይ ገበረኪ ካብ ምህራሱ ትንቅንቅዮ😢
@hgff7519
@hgff7519 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤ሙቁራትይ
@AlsoIt-y5p
@AlsoIt-y5p 29 дней назад
የኔ ማሮች❤❤
@ዮዳነስ
@ዮዳነስ 3 месяца назад
ተጋሩ
@HiwotKidanemariam-bu6yn
@HiwotKidanemariam-bu6yn 3 месяца назад
ስብኣይ ናሃለየክስ ደብርኒ ኣዛናገዐኒ ኣይትብልዬን ዶ😋🩷
@JfUd-de8dl
@JfUd-de8dl 3 месяца назад
ኣሰይ ደስ ክትቡሉ😢❤
@abea5638
@abea5638 3 месяца назад
ሙቁራት ደስ ክብሉ ፍቅርኹም ይብዛሕ❤
@dhsg6412
@dhsg6412 3 месяца назад
አረ ዓቅሊ ቴዲ😌ሰሉዋይ🥰❤️
Далее
TEAM SPIRIT: НОВЫЙ СОСТАВ. SEASON 24-25
01:31