ТёЌМый

ካብ ገዛ ወፂአ 😓 ትሕሜ እንታይ በለት || part 2 || ሓቃዊ ታሪኜ ናይ ኪዳን ዘርኣብሩኜ 

Kidan Tube
ППЎпОсаться 38 тыс.
ПрПсЌПтрПв 17 тыс.
50% 1

welcome to kidan tube.please subscribe my channel. contact us 👉 +251927407052
follow 👇
👉 facebook
/ kidan.zerabruk.9
👉TikTok
www.tiktok.com...
👉 Instagram
www.instagram....
#kidan #tigrignacomedy #comedy#howto #prank #familypranks#howtomakemoneyonline #howtomake #ትሕሜ#eritreanbestguayla #tigrigna_music#howtomakemoneyonline #tigrayan_shorts#howtocreateyoutubechannel #tigrignadrama #dwnews#tigraynews #tmh #hdmonanebarit #neshneshtv #maggy #kidantube#ትግራይ #ትግርኛ_ሙዚቃ #ትግርኛኮሜዲ #eritreanmusic #eritrea #eritrean #eritreancomedy #eritreanwedding #reality #realityshowdrama

ОпублОкПваМП:

 

26 сеМ 2024

ППЎелОться:

Ссылка:

Скачать:

ГПтПвОЌ ссылку...

ДПбавОть в:

МПй плейлОст
ППсЌПтреть пПзже
КПЌЌеМтарОО : 302   
@Rahel.smail.
@Rahel.smail. 4 Ќесяца МазаЎ
እስኪ ንተሐሾይ ዝፎቱ ላይክ❀❀❀
@Monliaz
@Monliaz 4 Ќесяца МазаЎ
❀❀❀❀❀❀❀
@yalembirhangebreyesus6660
@yalembirhangebreyesus6660 4 Ќесяца МазаЎ
ኹሉ ግዜ ብፈተና ዝሓልፍ ሰብ ጠንካራ እዩ ዝኾዉን ኪዳነይ ንኺ ዉን ጠንካራ ኢኺ ዘመንኺ ይባሚክ ምስ ደቅኺ❀። ናይ ብዙሕ ሰብ ናይ ስቓይ ሕይወት እዩ ዘዘክር ዛንታኺ😢።
@RdEy-lu8vo
@RdEy-lu8vo 4 Ќесяца МазаЎ
እፉፉ 😢 ተሖሾይ ብህፃንኺ ዝኹላ አሕሊፍኜስ መጚሚሜኡ ልፅቡቅኺ ኟይኑ ተመስገን ቅዱስ ሚካኀል ኣቊይ❀❀❀
@ጓልወዚንቲ-ሞ3ኾ
@ጓልወዚንቲ-ሞ3ኾ 4 Ќесяца МазаЎ
❀❀❀ትሕሞይ ምስ ደቃ ትፈቱ ኹምዚ ኹማይ ላይክ ግጭው✌
@ይሆናልኣምላክማመንብቻ
መጀመርያ ኮመት አዹ ዋ ብሰም ትሐሞ ላይክ ❀
@hadasshshay3636
@hadasshshay3636 4 Ќесяца МазаЎ
ዝገርም ታሪክ ሳልሳይ ክፋል ብሃንቀዉታ ንፅበ ትሕሞይ ጅግና 💝💝💝😘
@selam801
@selam801 4 Ќесяца МазаЎ
አብ ህይወተይ እቲ ዝተዓዘብኜዎ ነገር እንተልዩ ግድን አቊኻን አዎኻን ሰለ ዘለውኻ አይኟነን ዝበለጜኻ ትኞውን እቲ ኹሉ ኜጞልአኻ ዘይጞልእ ልዑል እግዚአብሔር አብ ጓንኻ ምሰ ዝኾውን ግን እቲ ትሓልፎ ዘይመሰለኻ ፈተና አሕሊፉ ዓወት ዚጓናጜፈኻ ትሕሞይ ዹምር አንቢዕኜኒ😢ዚኔ ጠንካራ ሎት❀😊
@ዉዉዋ
@ዉዉዋ 4 Ќесяца МазаЎ
በሓቂ
@rahelhalefom1327
@rahelhalefom1327 4 Ќесяца МазаЎ
ብጣዕሚ ዘሕዝን ታሪኜ እዩ መልአኹ ሰላም ወ ምሕሚት ቅዱስ ሚካኀል ናይ ባሕራን ናይ ሞት ደብዳቀ ናብ ህይወት ዝቀዹሹ መልአኜ ትሕሞይ ናትኪ ታሪኜ እውን ቀይሩዎ❀❀❀
@letshegidey2935
@letshegidey2935 4 Ќесяца МазаЎ
ኪዳነይ ማዕሹይ ናተይ ሂወት እክ ገልፅክለይ ኣለውን ብክደይ መኞራን ስቃይን ተጋፍጠ እዚ ዓብዚ ግን ሎሚ ኣብ ስደት እኳ እንተሃለኩ ሓሳብ ልበይ ግን ኚሳክዕ ቀሹበ እዚ ተመስገን ብፈተና ዝዓበዹ ሰብ መጚሚሜኡ ተዓዋታይ እዩ ዝኮውን 😢❀❀🎉🎉
@GgRr-r4y
@GgRr-r4y 4 Ќесяца МазаЎ
አጆካ/ኪ ማዓሹይ
@ጓልወዚንቲ-ሞ3ኾ
@ጓልወዚንቲ-ሞ3ኾ 4 Ќесяца МазаЎ
ትሕሜዋይ ሂወት ታሪክኜ ክሰምዕ ኚለኩ ንብዓተይ ምቁፅፃር ኣብዩኒ😢😢😢😢
@destakonjo2505
@destakonjo2505 4 Ќесяца МазаЎ
ብዙሕ ፈተና ጠንካራ ንኜትኟን ይሕግዘካ እዩ ኪዳነይ❀ ክሰምዖ ኣዕተይ እናዋሓዘ እዩ ወዲኊዮ
@ዕድልቲጋልዓባይትግራይ
አንኮዕ ብዳሓን መፂኣክን አንዳ ትሕሞይ እፍፍ መጀመርያ ሾግር ዠሕለፍት ህወት መጚርሻኡ ፅብቅ አዩ እፍ ሕጂሰ ዞም ዠኩሉ ገይሮምኪ ዘለውሰ ኣለውዶ ይኮኑ ብህወት ዞም ዘለውኹ ይሰምዕውዶ ይኮኑ እፍ😭 ዳሓን አንኮዕሞ ናዓኪ ኣብዠ ደሹጃ እዙይ ብፂሐኪ ትሕሞይ ማዓሹይ 3ተ ክፋል ንፅብ🙏❀
@hgf6568
@hgf6568 4 Ќесяца МазаЎ
ተሐሾይ ብጣዕሚ እዩ አንብዕኒ ህወትኪ ካምዝይ እልኪ ሰለ ዝሚእክኪ ገና ደስተኛ እዩ በወገነይ
@Ber2canHiyeab-gb9yj
@Ber2canHiyeab-gb9yj 4 Ќесяца МазаЎ
ትሕሜ አዚኪ ፈተና መጠኚሪ አዩ እናበኚኩ እዚ ሰምዐዩ ተመሳሳሊ ታርክ አለና❀❀❀❀
@kisanet4715
@kisanet4715 4 Ќесяца МазаЎ
ልብኻ ዝትንክፍ እንዳሓዘንኩ ሰሚኪ,ጓልኪ ግዳ ክንድምንታይ ሓዚና ትኞውን ኢለ መዓት ሜግር ኣሕልፍኪ ኚብድኻ ዝበልዕ,ሕጂ ግን አምላኜ ምሳኹም ዩ ምስዞም ሜኮራት ደቂኪ ኣሕልፍያ ንዓለም እንታይ ዝዓብስ ሰብኣይ ዩ,ኣደ ደይብሉ ቆልዓ ኩሉ ብሜግር ዩ ዝሓልፍ,ኣቊ ጓና ዩ, አምላኜ ግን ጡዑም ዩ 🙏🏟❀🇪🇷
@liliaregawi-ll5oz
@liliaregawi-ll5oz 4 Ќесяца МазаЎ
ኣጀኪ ተሐሾይ ጠንካራ እኪ ኣብ ወደሰብ ዚጋጥም እዩ 😢ጠንካራ ሙካን እዚ ዘደሊ
@ሰብኩን-ሰ3ኾ
@ሰብኩን-ሰ3ኾ 4 Ќесяца МазаЎ
እግዚአብሔር ይመስገን ኪዳነይ ናብዚ ዘብቀዐኪ ኣምላክ ሂወትን ፈተናን መካይድቲ እዚን ግን ኹምዚ ኚማኪ ሓይል ጥሓሒሱን ብትዕግስትን መሰስ💚🙏
@ዚቅዱስጊዮርግስልጅ
@ዚቅዱስጊዮርግስልጅ 4 Ќесяца МазаЎ
እካዕ ኩሉ ሓሊፍኺ ናብዚ ኣብቀዐኪ ተሐሾይ ሂወት ዓሹ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ 4 Ќесяца МазаЎ
እዊይይ እንአካ ፈተና ክመርር ግና ተመስገን እዚ ኩሉ ፈተና ሓሊፍኪ ናብዚ ዘብጞሐኪ እግዝኣቢሔር ንጜቡቁኪ ኮይኑ😢😢😢
@ተሰፍእዚሰንቀይተሰፍአይቅ
እፍፍፍፍ ግን ኩሉ ሓለፍ ተመስገን አምላክ ተሓሞዚይ😊
@rgathaylemnkael605
@rgathaylemnkael605 4 Ќесяца МазаЎ
ትሐሜዋይ ማዓሹይ ግን ብጣዕሚ ሓዚነ ኣነ ማማይ ተመርዕያ ወሊዳ ካብ ኣቊይ ቊክሪን ምንኣስቊክርን ምስ ወለደት ናብካሊእ ሰበይቲ ምካድ ጀሚሩ ካቡኡ ዉን ማማይናፀገማ እያ ኣዕብያትና ቆልዓ ሓዚላ ኣብርእሳ ሕሩጭ ተሞኪማ እያ ኣዕብያትና ካቡኡባባ ናወለደላ ናሃሎ ጠቅሊሉ ናብታካልአይቲሰበይቲ ይወልድ ነይሩ ማማዶሞ ኣሕዋታ ተፋትሒ ተበልዋ ኖኖትብልነይራ ካብ ሓደኣቊኊም እዚ ክወልዶም ኢላ ክብርን ምስጋናን ይኩን ንመድሃኒኣለም ንዓይ ቊክሪ ሓፍተይ ዕንጚይቲ ትሞይጥ ላምባ ገለ ናሞቀጠት ናቆነነት ናተምሃሚት ትሕግዛ ነይራ ሐዚ ግን እግዚአብሔር ይመስገን ስደትኮይነ ንማማይ ብዝተክኣለኒ ይሕግዛ ኣለኩ ❀ሓንቲ ነገር ግን ኣፍታ ናይ ኣቊይትብልያ ነበርኪ ንስኪ ዉን ኣነ ምዕባዚይ ሓወይ ሓሚሙኒ ነይሩ ንሰለስተ ዓመት ዝኣክል እዚ ሓሚሙ ማማይኹዓ ፍቃዶ ማንጚለት ሕክምና ኣኮታተይ ሓትነታተይ ኣሕዋተይ ደቅነይ ካርተት ኢሎም ካብኡ ሓደ ማዓልቲ ኣብ ቎ንቀን ማንጚለት ማማይ ጠፊኢዋ ካቡኡ ናብ ኣሕዋተይ ጠፊኡኒ ወደይ ኢላ መሬት ቀዉጢ ገይራታ ካቡኡ ኩሉ ሰብ ኣልሜ ተባሂሉ ኣነ ተምሃሪት 9ይወይ8ይ 2008ዓ/ም ይምሃርኣለኩ ካቡኡ ምዕባይ ሓወይ ንባባ ደዊሉ ሓወይ ጠፊኡ ንኪድ ንኣልሟ ኢሊዎ ባባግን ኣይኚደን መንደቅ ናይቶም ደቂቩይ ገዛ ንድቅ ዉዒሉ ካቡኡ ናይ እግዚአብሔር ፍቃድተገንዩ እቲ ዝሓመመሓወይ ሰብ ሚኪቡ ስልኪ ደዊሉ ናብዓባይ ሓፍተይ ሓዉኪ ኣብዙይ እንዮ ኢሊዋ ተመስገን ካብኡ 2010ዓ/ም ሐሺዎ ኣነ ዉን ትምህርቲ ወዳእኩ ስደት ኣምሪሐ ምስ ማማይገዲፈዮ ካቡኡ ክሳብ 2012ዓ/ም ደሓን እዩ ነይሩ ካቡኡ ንደሓር ተመሊሲዎ ሕማሙ ኢሎም ኣላማጣ መፅዮም ደዊሎምለይ2014መሲሉ ኒ ካቡኡ ንደሓር ሓደ ሓወይ ምግዳል ሓወይኹዓ ሓሚሙ እዚ ብጣዕሚ ጭንቀት ክትኮስ ኢለ ካቡኡ ቅርሺ ይሰድድ ነይሹ ብዓፋር ገይሹ ፍርቂ ናቆሹፁ ካቡኡ ደበዳቀ ሰዲደ ካቡኡዉን በቪድዮ ሰዲደሎም ጠይቀዮም ሓወይኹ ኢለ ማማይ ኣንሺዒቱ ደንጊፃ ጓለይ ወደይ ሞቱ ዚፈለጠትይ ኢላ ቪድዮ ሰዲዳትለይ ነፅላ ኚይትፈልጠኒ ኢላ ቃይራቶ ካቡኡ ሰብ ሰዲዳ ሓወይ ሓሚሙ ተባሂለ ነይሹ ሐሜዎ ተይሰማዕኩ ሞቱ 2015ዕለት 7ወርሒ ሕዳር ነጊሮምኒ😢 ኩሉ ግዜ ዝመላለሰኒ ተኮይኑ ግን ሓወይ ሓሚሙኩሎ ባባይ ብኡ ናብጎሚቀት ናሓለፈ ዘይምርኣዩ እዩ ሓወይኹ እህህ ይብል ነይሩ ኣቡኡ ይጥዓሞ እተን ኣብጎሬቀት ዝኹደን ዘሎባባሰበይቲ ኹዓ ንሓወይ ሓንቲ መዓልቲ ተፃሪፈንኡ ሓሚምካ ኚለካ እኮ ንፈልጠካ ኢለንኡ ንሱስ ናብ ኣምላኩ ኚይዱ ኣነ ግን መጀመርያ ስለ ዝነግሹኒ ዝነበሹ ይቅርታ እኳ ዘይተብሃሃልኩ እናበልኩ ሕርቅ ሕርቅ ይብል ሐዚ ኣሕዋተይ ማዓሹይ ዝኮነሰብ ሕማቅ ክንገብር ይኩን ሕማቅ ክንዛሚብዚብልናን ምክንያቱ ፅባሕ ኣበይ ምኳንና ኣይንፈልጥን 😢 ኣሕዋተይ ማዓሹይ ስደት እንዚኩ ሓፍትኩም እዚ ብሰላም ዚራክብኪ ንማማኪ በሉ ኒ ይቅርታ ግበሩለይ ተወፀለይ ኢለ እዚ😢😢
@kidantube11
@kidantube11 4 Ќесяца МазаЎ
ውይይይይ መዓርዋይ ኣጀኺ❀❀❀
@makdatube8713
@makdatube8713 4 Ќесяца МазаЎ
ምዓሹይ ኣጆኪ ኩሉ ነናይ ባዕሉ ሂወታሪኜ ኣለዎ ። ንማማኪ ትሕግዝሉ ዕድመን ጥዕናንን ይሀብኪ ❀❀❀
@ssll7812
@ssll7812 4 Ќесяца МазаЎ
ተሐሾይ ብሓቂ ጠንካራ ኢኪ ፓርት3 ብሃንቀውታ ንፅበ😢 ኩሉ ግዜ ኣብ እግዚአብሔር ዝተሞርኹሰ ስብ ዘይሩ ዘይሩ ዕውት እዪ እግዚአብሔር ብደቅኪ ተሓጎሲ
@promisefreedom6423
@promisefreedom6423 4 Ќесяца МазаЎ
ትሕሞይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ብቡሩኻት ደቅኺ ትሓጎሲ ኣጆኺ እዝግኣበሄር ኹሉ ግዜ ኣብ ጎድንኺ እዩ 🙏
@GggYy-vx4ie
@GggYy-vx4ie 4 Ќесяца МазаЎ
ጅግና እኪ ተሐሾይ 😢😢😢 🥰🥰🥰🥰🥰🥰😘😘😘😘😘
@tittit4121
@tittit4121 4 Ќесяца МазаЎ
እፉ ትሕሜይ ብንጉሁኡ እንቢዕኺኒ ግን ዙኩሉ ፈተናታት ፈጣንን ንቅሕቲን ጌሩኺ 🙏እነስ ፖሬድ ክመፀኒ ኹሎ ቀዲመ እዚ ዝጎይ ባንዎራ ኚወሚደት ብጉያ
@khkhh7727
@khkhh7727 4 Ќесяца МазаЎ
ትሕሞይ ብዙሕ ታሪክ ኣለኪ ተነጊሩ ዘይውዳእ ኣጆኺ ናትኪ ታሪክ ዘዕለለኒ ሰብ ኣሎ ደም ነቢዐ ብስራሕኺ ግን ንፍዕቲ ሕጉስቲ ነይርኪ ኢልኒ።
@samirha5358
@samirha5358 4 Ќесяца МазаЎ
ትሕሞይ ምዓሹይ ብጥዓሚ ኣስሕቅክኒ ለ እሕዝንክኒ🎉🎉🎉🎉🎉🎉❀🎉❀
@youtubyoutub5709
@youtubyoutub5709 4 Ќесяца МазаЎ
ብፈተና ዝሓለፈት ሂወት መጚሚሻ ሰናይእዩ ተመሰገን ተሐሾይ ብደቅኪ ተካሓሲ
@ዉዉዋ
@ዉዉዋ 4 Ќесяца МазаЎ
ናዹይ ጀግና ኢኪ በኡነት
@BhaftaKiros-s2b
@BhaftaKiros-s2b 4 Ќесяца МазаЎ
ተሐሜይ እንኳዕ ልፅቡቅ ገበሚልኪ🥰🙏🥰
@meseretabreha7539
@meseretabreha7539 4 Ќесяца МазаЎ
Betami eyu ahezununiy tarki bebkiyat eye semeyo ajoki kulu halfu eyu hezi tehaguskin tedastekin nebari
@najesthalu2883
@najesthalu2883 4 Ќесяца МазаЎ
እፍፍ ኣጆኪ ጠንካራ ኢኪ ኣብኩሉ ህዝቢ ልብ ዝነኪ ብጣዕሚ ተፈታዊት ኢኪ ብምክንያት እዩ ካብ ዝኩሉ መኚራ ወፂኪ እንካዕ ናብ ምንጋር ኣብፀሐኪ ገና ኣብዓብዩ ደሹጃ ምስ ደቅኪ ክትበፅሒ ኢኪ
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 4 Ќесяца МазаЎ
ትሕሞይ ኹመይ ቅንያት ዓመት ባዓል እቱ ዘሕለፍክዮ ታሪክ አባይ እውን ዝሓለፈ እዩ ኹሉ ሓሊፉ ናብዚ አብቂዑና አምላክ ተመስገን ንስኺ ትሕሺ ካባይ 💔💔💔💔
@mashomashosara8047
@mashomashosara8047 4 Ќесяца МазаЎ
ትሕሞይ በልፅቲ ❀3ይ ክፈል ቀፅሊ
@gamilahgamilah3329
@gamilahgamilah3329 4 Ќесяца МазаЎ
ተሐሾይ ጠንኚራ እክይ ብሓቅይ ወለድክይ ግን ጚካና እዮም በእ ቅርሜይ ኚብሉ ናበይ ኹይደ ተይበሉ ኚሓድሩ ኹመይ እሎም ድቃስ ወሶደም ኣሚሜናት 😢😢
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 4 Ќесяца МазаЎ
ኣይ ተሐሜይ ኣነስ. ኣይኚኣሉክን 😢😢😢😢😢 ግን ጠንኚራ ኢክይ. ብሓቂ😢 እግዚአብሔር ዚሓግዝኪ❀
@ሰላምንዓደይ-ተ4ጰ
@ሰላምንዓደይ-ተ4ጰ 4 Ќесяца МазаЎ
ዊ ተሖሾይ ደቅኪ ክክሕሱኪ እዩም ፅጋበይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ ምስ ደቅኪ 🙏❀
@goodplaza795
@goodplaza795 4 Ќесяца МазаЎ
wowwwwwwww ተሐሾይ ጅግና ቁዱስ ሜካኀል ዝኣመነኮ❀❀❀❀💘
@ሃዉልቲጓልትግራይ
@ሃዉልቲጓልትግራይ 4 Ќесяца МазаЎ
ዋይ ብስማአም ዹሕዝን ዝገርመኒ ማዕሹ ክንዲዝ ማህሚምቲስ ስለምንታ አቊኪ ወላዲክ ዱዩ አንሕና ተክሪናካ ክንደይ ኩሩፍ ኩሩፍ ናብልና ወላዲ ክንዲዝ ይጭኪን ዱዩ ምእማኒ ስእኒ ሪእ ስሚዕ ስለ ዘይፍልጥ ክምዚኹ አሎ ዱዩ😢😢😢😢 ግን ባሓቂ ተሕሾይ አዲንቀኪ ንበናኪ እዛኩላ አሕሊፍኪ ይቅር እሉክዮ ምሰእም ስላም ዝለኪ ተሕሜይ
@laylaal7008
@laylaal7008 Месяц МазаЎ
😢😢 ኹም ዝ አብ ዓድና አለዎ ስበአይ ወዶም ናስሚቀ ምስ አበዮም ናትኪ ማ ሓዊ ማዓፂድ ፣ ካራ፣ ናርስኑ አሕርር አቢለምዎ 😢😢ሓማቅ ማዓልቲ ዉዕሎም ንሱ እዉን አሎ ብ ሂወት ክምዝይ ናትኪ ሓሊፍዎ
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 4 Ќесяца МазаЎ
ኣዚ ተሐሾይ ብንብዓት ዎዲኊዪ😢😢😢 ኩሉ ሓሊፍኪ ላብዚ ዘብቀዐኪ እግዚአብሔር ኣጆኪ❀. ምስ ደቅኪ አደ መን ጥዕናን ዚሃብኪ❀❀❀ ኣጆኪ
@Teamt-nn4iq
@Teamt-nn4iq 4 Ќесяца МазаЎ
ወይ ኣቲ ኪዳነይ ኣብ ምንታይ ውዒልኪ ዝኹላይ ስቃይ😭😢ሳብስክራይብ ብስም ተሕሜ❀
@WeWe-iz2eh
@WeWe-iz2eh 4 Ќесяца МазаЎ
ፈተና ዘይሐልፍ ሰብ አብ ዝደለዮ ደሹጃ ክበፅሕ አይክእልን። እንኳዕ ቢሂወትኪ ተሪፍኪ ናብዚ አብቀዓኪ ተወዲእኒ ቃላት ተገሪመ
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 4 Ќесяца МазаЎ
አጀኪ ተሐሾይ ብጣዕሚ ጠንካራ እኪ ኩሉ ደሞ ንፅቡቅኪ እዩ ኮይኑ ክሳብ ማዓልቲ እዝኣ እግዚአብሔር አምላኜ አይትፈለዚክን ፈተና ዘዚብሉ ሂወት መቀሚት ዚብሉን ❀❀❀ ብሓቂ እቲ ዝዓበዹ እምነት እዩ ሰብ ዘዚብሉስ እዝጊ አለዎ ዝብሃ ሓቂ እዩ❀❀❀
@sarhsa8406
@sarhsa8406 4 Ќесяца МазаЎ
ትሐሞይ ጠንካራ ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምሰ ደቅኺ❀❀😍🥰😘👏
@selamburuk
@selamburuk 4 Ќесяца МазаЎ
ዉይ ኣነ ኹማን አብ ዝኮነ ክርስትና ነይርና ትንምለስ ጠፊኡዋ ድዩ ኣይጠፈኣን ምሳና ጓል በይኑ ንንኡሜተን ሓዉ ንኣያዋይ ነይራ እማ ታን቎ል ሰሪቅኪ ኢላትኒ ሻቡ ይዝክሮ ኣደይ ብጣእሚ ሓዚና በእዉነት ክሳብ ሐዚ ናይ ኣዎዋይ ጓሂ እዩ ዝሚኣዚኒ ኣደዋይ ቆርጢጣ ስለ ዘእበዚትና ዋላ ደቃ ኹምዚ ኹም ዘይንገብር እናፈለጠት እናሃለወት እተን ወላዲታ ነታ ጓል ሓዉ አቩይ ናይ ኣደዊተይ ንጜህናን ባህሪኣን እናፈለጣ ኹለዋ ብኚምዚ ምግማተን ኹርና እያ ሓዚና ነይራ😢ካብኡ ኣደዊተይ ድማ ጓለይ ታን቎ል ዝበሃል ናብ ገዛይ ኣዚምጞአትለይን ኣይተምጞአለይን ዉን ንስክን ወሲዳትኒ እያ ትብላ ተኮይንክን ግን እቲ ኣነ ዉሜጠይ ዝኣምኖ ናይ እግዚአብሔር አምላክ መጾሓፍ ቅዱስ እዩ መጜሓፍ ቅዱስ ሒዘን ይምሓላ ምስ በለተን ኣደዋኣ ነታ ጓል አቩአንሰይ አብዚን ግን ክሳብ ሐዚ ሰላምታ ናይ እግዚአብሔር ስለ ዝኮነ እዩ እምበር ኣነ ብዘይ ገበርኩዎ ሰራቂት ኢላ ስለ ዘጞለመትኒ ማራ እዚ ተቀይመያ ዘለኹ ብድሕሪኡ ኹማን አብ ኣይኒ ሰብ ኣትዚ ኣይጣኣመንን በሰላ እያ ገዲፋትለይ😢🖀አጆኪ ተሐሜይ ጠንካራ ኢኪ ብሓቂ እግዚአብሔር ዝኣመነ ሰብ ሓፊሩ ኣይሓፍርን እዩ ሳላ ፈጣሪ ክንደይ ነገር ሓሊፈ ተመስገን❀🎉🙏
@Ksuhabeshawit-q7k
@Ksuhabeshawit-q7k 4 Ќесяца МазаЎ
ብሓቂ ዝገርም እዩ ሓሊፉ ክተዋግዖ ክቀልል እግዚአብሔር እንኳዕ ታሪኪ ቀዚሚልኪ ትሐሜይ መዓሹይ ♥🥰❀‍🩹🫶🏌
@FgRr-yc1wg
@FgRr-yc1wg 4 Ќесяца МазаЎ
ብዘሕ ፅገመ እኮ ርእክ ተሐሞይ😢😢
@hiwihiwihiwi
@hiwihiwihiwi 4 Ќесяца МазаЎ
እዊይ ትሐሟይ መአሹይ 😢😢😢😢 ፈተና ትፍተን ተኮይንካ ልፅቡቁ እዩ።
@sas7080
@sas7080 4 Ќесяца МазаЎ
ተሓሾይ ዛንታ ወላዲተይ ኮይኑ ተሰሚዑኒ ግን ተገፊዑ ዘዓበይ ኩሉ ግዘ ጀግና እዩ 😢❀❀❀❀
@ኣደጎይታይምስበልኩእንድዚ
ናይ ብሓቂ
@jeirejeire8992
@jeirejeire8992 4 Ќесяца МазаЎ
ዋይ ኪዳነይ ክደይ ኚርተት አሕሊፍኪ በስምአም 😢
@HlnaTube27
@HlnaTube27 4 Ќесяца МазаЎ
ጠንካራ ኢኪ ተሐሾይ ሂወት ጉራሙራ እያ 🙏❀ ንኩሉ ክትሓልፎ ሓይሊን ምስትውዓልን ዝህበካ ድማ እግዚአብሔር እዩ ክብሪ ምስገና ይኩኖ🙏❀ ዕድመን ጥዕናን ምስ ስድራኪ🙏❀
@maki-f6l
@maki-f6l 4 Ќесяца МазаЎ
ተሐሾይ ማዓሹይ ብጣዕሚ ኣሕዚናትኒ
@abrehatgebrhansgebrhans9400
@abrehatgebrhansgebrhans9400 4 Ќесяца МазаЎ
ዋውውውውውውውው እንካዕ ሓለፈልኪ ትሑሜ ሓመድ ነጊፍካ ምትስእ ፅቡቅ እዩ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏😭😭😭😭😭😭
@LamlmLamlm-hn4cf
@LamlmLamlm-hn4cf 4 Ќесяца МазаЎ
ኪደተዚይ ምቅርቲ ፍጥሚት አነስ ክፈትወኪ❀❀❀❀🎉🎉
@sd-kv7pg
@sd-kv7pg 4 Ќесяца МазаЎ
ግሉጜነትኪ ደስ ክብል ትሒሞይ❀❀❀
@ጋልትግራይ-አ6ቐ
@ጋልትግራይ-አ6ቐ 4 Ќесяца МазаЎ
ብጣዓሚ ጠንካራ ኢኪ ❀ኪዱዋይ❀❀
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 4 Ќесяца МазаЎ
ማሪያምን ደሰ ክትብል ትሕሞይ ምሰ ጋልኪ ዕልል🎉🎉🎉🎉
@helenberekt3774
@helenberekt3774 4 Ќесяца МазаЎ
Bnbat wedeyo 😢😢😢 eigizabher ymsegen zkulu sile zhalfki eyu tnkara konki 🙏😍😍😍
@hgggg7143
@hgggg7143 4 Ќесяца МазаЎ
ስለ ትምህርቲ ብለልዓልኪ ኹም ገለ እዩ ተሰሚዑኒ ኣደታትናኮ ኣብ ኚምኡ ብዝግባእ ኣሚዲአን ዚዕበያናይ ናነታትካ ምምፃእ ማለትስ ኹምዚ ሓጥያት ገለ ኣክብድ እዚን ዘብለኊ 😢😢 ናዹሹ ሐዚ ወለዶ እንዚና ግን ኣብ ዉልድ ዝበፃሕናን ዘይበፃሕናን ንደቅና ብዝግባኣ ነፃን ግልፅን ኮይንና ነዕቢ ልክዕ ኹም መሓዙትና ገይርና ክነዕብዚን ተስፋ ይገብር
@ብዓልቲተስፋ
@ብዓልቲተስፋ 4 Ќесяца МазаЎ
ውይ በስምኣብ ኣቲ ቶሕሟይ ታኣዩ ማዓቱ😭😭 ኣይካኣልኹይ😥
@malataregawe8730
@malataregawe8730 4 Ќесяца МазаЎ
ትሐሞይ ዛንታ ናይ ኣደዋይ መሲሉ ተሰሚዕኒ 😢❀❀
@ትግራይዓለመይእያናዓይ
እፍፍፍ ተሐሾይ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን 😢😢😢😢😢
@richochewa1640
@richochewa1640 4 Ќесяца МазаЎ
ጀግና ኢኺ ትሕሞይ ❀🙏❀👍👍👍
@binyam1578
@binyam1578 4 Ќесяца МазаЎ
ኪዳነይ 😢አነ ብበርበሚ ተዓጢኖም ይሰምዕ ግን ብዓይነይ አይርኣኩን ነዚ ናትኪ መቅጻዕቲ ዶብ ሐሊፉ ግን አቊኪ እዚ ኩሉ ኹተሕልፊ ንምንታይ ጎኒ ዘይኮኑኪ????እሞ ዘክታም ኚለኪ😢 እዚ ኩሉ ዚሕልፊኪስ አብኡ እንዳቊኪ ኚድኪ ኚተዘናግዕዮም😮😢💔😭💔😭💔😭💔😭🕊🧞🕊🧞🌻☔👏😇💒🌿✌🏻
@arebtaemieyetenadidenrechr3813
@arebtaemieyetenadidenrechr3813 4 Ќесяца МазаЎ
ኣይሂወት ታርክ ናይ ደቅሰባት ኩሉ ተዝንገር 😭😭💔
@hghgh3701
@hghgh3701 4 Ќесяца МазаЎ
እፍፍፍፍ እዋይይይ እንኣካ ፈተና ግን ተመሰገን እዚ ኩሉ ሓሉፉኪ ናብዚ ዘብፀሐኪ እግዚአብሔር ይመሰገን😢😢😢😢❀❀❀❀
@GdgGddg-uj8rt
@GdgGddg-uj8rt 4 Ќесяца МазаЎ
ተሐሾይ ኚማኪ ዚብዘሐይ ኣምላክ❀❀🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏
@rehan222-l1h
@rehan222-l1h 4 Ќесяца МазаЎ
ናነባ ዕኩ ወድእያ እፍ❀❀❀
@yacobtesfai2586
@yacobtesfai2586 4 Ќесяца МазаЎ
Hard times are sometimes blessings in disguise. We do have to suffer but in the end it makes us strong, better and wise, ብኞምዚ ታሪክ ዝለ ዝሓለፍኪ ኢኪ ንፍዕትን ሓያልን ኮይንኪ ትኞዲ ዘለኪ ኩሉ ንጜቡቅኺ ኮይኑ Kidu haftey👏👏👏
@Fufyf-q2g
@Fufyf-q2g 4 Ќесяца МазаЎ
ተሐሾይ ጅግና ብጣዕሚ እዚ ዝፈትዚኪ❀❀❀❀❀
@SelamHaftu-qz3qc
@SelamHaftu-qz3qc 4 Ќесяца МазаЎ
ትሓሞዋይ ማዓሹይ ዝኹሉ ሓሊፍኺ ኣብዚ ደርጃ እንዃዕ ኣብፀሐኺ❀
@maryamtsionhizbeyhadera9233
@maryamtsionhizbeyhadera9233 4 Ќесяца МазаЎ
Way haftey natey ❀❀❀😢😢😢
@salamas7518
@salamas7518 4 Ќесяца МазаЎ
ዹኔ ማርርርርር❀❀❀❀ማሚተይ ዓለመይ
@ethiopiaislovelove9620
@ethiopiaislovelove9620 4 Ќесяца МазаЎ
Amlak Ymesgen Kulu Halifu Abzuy Zebtsehaki Zhaftey
@መብሪጓልትግራይ
@መብሪጓልትግራይ 4 Ќесяца МазаЎ
መጚሚሜኡ እንዃዕ ጣዓመኪ
@ቅዱስሚካኀልኣቊይ
@ቅዱስሚካኀልኣቊይ 4 Ќесяца МазаЎ
ኡፍፍፍፍፍ ኣባይኺ ጎተይተዋይ ኣይይ ምሰበይቲ ኣቊ ምቕማጥ ክኻፍእ😢😢
@ggcf1371
@ggcf1371 4 Ќесяца МазаЎ
ኣበኊም ልዞም ደቅኺ ኣምፅኢልና ትሖሞይ😢❀❀❀
@Natihailay
@Natihailay 4 Ќесяца МазаЎ
ክሐልፍ ኹሎ ኩሉ ፅቡቅ ። ትሐሞይ ፅሪቲ😊❀
@ፍቅሪእዚንዘፍቀሚኒ
@ፍቅሪእዚንዘፍቀሚኒ 4 Ќесяца МазаЎ
እፍፍ ኣዘኪርክኒ ተሖሾዹይ ኣነ ዘጋጠመኒ ክነግሚኪ ሓንቲ ማሓዛይ ነራ ኣብ ገጠር ኢና ንነብር ነይርና እና ገዛ ኣታሓብፅኒ ትብለኒ እሞ እሺ ኢለያ ይኚይድ ዛም ገዛ ሃፋትም እዚም ገዛና ኣደና ኢያ ተዕብያና ምንም ነገር ዚብልናን ሚኒዋሎ ገለ እናዋዓለት እያ ተዕብያ እሞ ዳሓር 110ቅርሺ ይጠፍእ ዝቅርሺ ንእሜተይ ሓፍታ ልታሃድሳ ኢላ ትሰርቆ ካብኡ መን መፂኡ ነይሩ ገዛ ተባሂሉ ንኣዚይ መፂኣ ነራ ተባሂሉ ካብኡ ኣዲኣ ንዛቆልዓ ትሚክበኒ እሞ ትልወሰድክዮ ቅርሺ ኣምፅእዮ ትብለኒ ኣይ ወሰድኩይ ኢለ 😢ካብኡ ልኣደኪ ኚትነግርያ ኢላትኒ ኣደይ ኚትሰርቁ ኢላ እያ ተጠንቅቀና ነይራ ኚትወቅዐኒ እያ ኹሙ ኚትነገርያ ኢላትኒ ዛሰበይቲ ካብኡ ኣደይ ብካሊእ ሰብ ሰሚዓ ናዛ ቆልዓ መምህር ልኣባኣ ንዛ ቆልዓ ሂባቶ ማዘሹይ ሰሚዓ ካብኡ ታዳነኪ ዘይ ነገርክኒ ትብል ማዘሹይ ካብ ገዛ ሃዲመ ኣብ ድርቃ ሓዲሚ ይብለኩም😂😂😂
@tsege531
@tsege531 4 Ќесяца МазаЎ
ዹንዹ ማር ኡፍፍፍ
@slamh2481
@slamh2481 4 Ќесяца МазаЎ
ጠንካራ ሄዋን ኢኪ ተሐሞይ❀😢
@Samri16
@Samri16 4 Ќесяца МазаЎ
ዉይ ተሐሾይ ማዓሹይ ኣብኪክኒ😢
@BihanHayelom-lz5fx
@BihanHayelom-lz5fx 4 Ќесяца МазаЎ
ተሐሾይ ኣዘኺ ፈተና መጠንኹር እዩ😢😢❀❀
@tsegakiflemariam
@tsegakiflemariam 4 Ќесяца МазаЎ
ትሕሞይ ብጣዕሚ ኣሕዚንክኒ ኩላትና ክንደይ ሜግር ኣሕሊፍና ኢና ግና ኣምላክ ንጜብቅና ኢዩ ዝገብሮ ወደይ ኩሉ ጊዜ ግፍዒ መብሊዒ እንጀራኪ ኢዩ ዝብለኒ ኣብ ዓለም ክትገፋዕ ኣለካ ምክንያቱ ንጜብቅካ ኢዩ ኩሉ ካኣ ንጜብቅኪ ኮይኑ ❀❀
@slamr0r054
@slamr0r054 4 Ќесяца МазаЎ
ማዓርይ ኚብደይ በልዒክን💔💔💔
@ZxcvZxcvm-r3w
@ZxcvZxcvm-r3w Месяц МазаЎ
ትሕሜይ ዓባይ ሰብ ❀🎉❀🎉❀🎉
@Sara-em8sv
@Sara-em8sv 4 Ќесяца МазаЎ
ዋይይይ ብጣዕሚ ሓዚነ😢😢😢😢
@maryamtsionhizbeyhadera9233
@maryamtsionhizbeyhadera9233 4 Ќесяца МазаЎ
Ewiy tihishey ewiy chikane tesahakis higusti wishtki timeliness 😭😭😭 ayoki bi dekkki tekahiski eki tsritey❀❀❀
@azebweldu7852
@azebweldu7852 4 Ќесяца МазаЎ
ማራ ኢያ ንጜህቲ ኣጆኺ ኹም ቀርቂ ኢኺ ተፈቲንኪ ናአ ግን ነዛ ምቅርቲ ጋልኪ እዚ ፈተያያ ክመውት እንታይ ድበለ ትሕትና ኢዩ ሰይ ኣንበሲት ሰቕ ኢላ ትሰምዕ ዋው ❀❀❀
@ዉዉዋ
@ዉዉዋ 4 Ќесяца МазаЎ
ጠንካራ ኢኪአኮ ተሖሾይ 🥺
@lilikabastgalaestbi1322
@lilikabastgalaestbi1322 4 Ќесяца МазаЎ
Tahshay ezgbihar aemleka bdhki ykaski 🥰🙏🙏
@alganeshbahre8598
@alganeshbahre8598 4 Ќесяца МазаЎ
Wow it’s good to speak up I am very sorry you have been through a lot but thank God you become strong and beautiful women. Your father has no heart so sad. We love you so much from USA
@ጋልትግራይ-አ6ቐ
@ጋልትግራይ-አ6ቐ 4 Ќесяца МазаЎ
3 ክፋል ብሃንቀውታ ይፀበ❀
@emebetabeto2269
@emebetabeto2269 4 Ќесяца МазаЎ
ኣዮኪ ትሕሞይ እኳእ ሓለፈ
@merrytsigab5505
@merrytsigab5505 4 Ќесяца МазаЎ
🥺🥺wy kidaney tenkara ❀
@Brhanarega
@Brhanarega 4 Ќесяца МазаЎ
❀❀❀❀❀😘😘😘😘😘
@berhanalami806
@berhanalami806 4 Ќесяца МазаЎ
ኣጆኪ ኣደዋይ❀❀❀❀😢😢😢
@ove6164
@ove6164 4 Ќесяца МазаЎ
ሰላም ትሐሞይ ቅድሚ ሕጂ ኣብዚ ገዛ ቀተሰብ ኣይጞናሕኩን እና ኹምዚ ናትኪ ምሃሪ ታሪክ ሌር እንገባበር ምሓዛይ እያ ቅድሚ ክንደይ ምዓልቲ ይኹውን ልኢካትለይ ኣነ ኚኣ ምስማዕ ክጅምር ተኮይነ ናይ ግድን መጀመርያ ሙሉእ ክፋላት ክወርድ ኣለዎ፡ ትማሊ ግን ካብ ምሒር ንዓኪ ምድናቃ ሙሉእ ክፋል ኹይወሹደ ክሰምዖ ተገዲደ😊 ታሪኪ ኣሕዚኑኒ'ዩ እንተኮነ እዚ ኩሉ ተዘይትሓልፊ እዛ ሕጂ ዘለክያ ብልጜቲ ኪዳንን ኣዶን ኣይምኮንክን ነይርኪ እሞ እንካዕ ኩሉ ሓሊፉ ኣብዚ በጻሕኪ🙏 ቡዙሕ ተማሂሹን ተጾናኒዐን ኣድኒቀክን ፈትዚክን 'ውን ዕድመን ጥዕና ይሃብኪ💖ሓደ ነገር ክብለኪ እዚ ኩሉ ዝሓለፍክዮ ኣዶ ስለ ዘይብልኪ ኣይኮነን ኚምቲ ዝበልኩኪ እታ ናይ ሕጂ ኪዳን ክትኮኒ ናይ ግድን ብኡ ትሓልፊ ስለ ዝነበሚኪ እንበር። ኩለን ኣዎታት ሓደ ኣይኮናን ምክንያት ኩሉ ሕመቅካን ቜግርካን ዝኮና ኣዎታት 'ውን ስለ ዝፈልጥ'ዹ ኹምዚ ዝብለኪ ዘለኩ😊 ታሪኪ ስለ ዘካፈልክና ምስገናይ ኣብ ቊትኡ 'ዩ🀩
@melakeamintsegaytedla4523
@melakeamintsegaytedla4523 4 Ќесяца МазаЎ
እዋይ ሓፍተይ! ዘሕዝን ታሪኜ ኢኺ ዚሕሊፍኪ፡ ዝኟነ ኮይኑ ስቓይኪ፡ ንደቕኺ ንበሚኚትን ንጾጋን ይግበሹሎም!
@ሂለንሓጎስ
@ሂለንሓጎስ 4 Ќесяца МазаЎ
ማዓሹይ 😢🙏(3)
Далее
Kenji's Sushi Shop Showdown - Brawl Stars Animation
01:55
ПрПсЌПтрПв 6 ЌлМ
My adopted family Creeper Minecraft in real life! #minecraft #memes #funny
00:13
ПрПсЌПтрПв 2,4 ЌлМ
Kenji's Sushi Shop Showdown - Brawl Stars Animation
01:55
ПрПсЌПтрПв 6 ЌлМ