Тёмный

ካብ ጨፍጫፍ ፋኖ ተከዘ ብተኣምር ዝተረፈ ምስክር ፡ ኣብ ሬሳታት ተፀቂጠ ተሪፈ ፡ ብደም ስለዝተኣለኩ ዝሞትኩ መሲልዎም ገዲፎምኒ👉 ተጋ. ከሰተ 0919036565 

Desta ደስታ Show
Подписаться 73 тыс.
Просмотров 4,2 тыс.
50% 1

subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
ካብ ጨፍጫፍ ፋኖ ተከዘ ብተኣምር ዝተረፈ ምስክር ፡ ኣብ ውሽጢ ሬሳታት ተፀቂጠ ተሪፈ ፡ ብደም ስለዝተኣለኩ ዝሞትኩ መሲልዎም ገዲፎምኒ 👉 ተጋ. ከሰተ 0919036565
Desta show 👉 (0940985113)
Copyright ©2024: Desta show. 🔔 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted

Опубликовано:

 

9 май 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 42   
@asefagerie8506
@asefagerie8506 28 дней назад
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ ❤️❤️❤️👍
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 29 дней назад
ብጣዕሚ ዘሐዝን እዩ ❤❤❤❤ አጆዃ
@user-lg1ij5zo6d
@user-lg1ij5zo6d 29 дней назад
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጂግና ወዲ ሕዝቤ ትግራይ❤❤❤
@gebrutesfay9272
@gebrutesfay9272 28 дней назад
ጀጋኑ አህዋተይ እንኳእ ደሀን መፃሁም❤❤🎉🎉🎉🎉
@user-le8mk5sb1r
@user-le8mk5sb1r 29 дней назад
ንዘልኣለም ኣይንርስዖን ነዚ ግፍዒዙይ
@TesfamicaelBahre
@TesfamicaelBahre 28 дней назад
ደስታ ሸው ብጣዕሚ ኢካ ጎበዝ ትሕዝቶካ ይካታተሎ እየ ብጣሚ እዩ ደስ ዝብል ኩሉ ግዜ እየ ሓድሽ ዝፅበየካ ንተጋዳላይና ታሪኩን ጅግንነቱን ተደፊኑ ከይቀሪ ብዝካኣለካ እናተንቀሳቀስካ ፅቡቅ ስራሕ ትሰርሕ ኣለካ እሞ ቀፅለሉ በርትዕ
@bettyboo7783
@bettyboo7783 29 дней назад
እንካእ ቸሩ መድሀኒኣለም ብሰላም ኣውፀኣካ ዝሀወይ
@STAMA123
@STAMA123 29 дней назад
እንኳዕስቲ ንምስክርነት ተረፍካ ዝሓወይ አይይይይይይይይይይይይይይይ
@user-tk2hr7vt4w
@user-tk2hr7vt4w 20 дней назад
ደስ ዘብል አገላልፃ ቀደሙም ትግረይ እዩ ዝሐወይ❤❤❤
@user-ju6lp5nc1s
@user-ju6lp5nc1s 28 дней назад
እንኳዕነዚኣብቀዐካሓወይጅግና
@user-ts2mk2rq9c
@user-ts2mk2rq9c 29 дней назад
ደስታ ሾው እንግዶት ተጋደልቲ ሂዝካ ክተቅርቦም ተለኻ ዝስመኣኒ ደስታ ፍልይ ዝበለ እዩ ሞ ቀፅለሉ ካሊእ አብ tik tok ኣላ ኽራር ሂዛ አነ ትግራዋይ እየ ኢላ ትፃዎት በጃኻ ክትህሉ ፆሎተይ ኮይኑ ክተቅርባ ኻኣ ተትኽእል ኽብለካ ይደሊ ብዝኾነ ፅቡቅ እዩ ቀፅለሉ
@musieasefa9159
@musieasefa9159 28 дней назад
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ሓወይ
@JgfffghgvvFgytg
@JgfffghgvvFgytg 24 дня назад
ጀጋኑወዲ❤❤❤❤❤❤❤❤❤💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊
@rahwamebrahtu1475
@rahwamebrahtu1475 29 дней назад
🙏🙏🙏❤❤
@emirufisseha6811
@emirufisseha6811 28 дней назад
😢😢 gize dagna eyu fetari kferdom eyu
@mussiemehari5482
@mussiemehari5482 28 дней назад
መደባትካ ጽቡቕ ነይሩ።ትመርጾ ቦታ ግን ደስ ዝብል ኣይኮነን።ድምጺ ረባሺ እዩ።ንጹርነት ድምጺ የለን።ኣዝዩ ረባሺ እዩ።ኣገዳሲ ሰነድ እንዳ ኣከብካ ከለኻ፡ድምጺ ግን pls ኣቐዲምካ ብኻልእ ፈቲንካ ስምዓዮ ቅድሚ ቃለመሕትት ምጅማርካ።
@user-le8mk5sb1r
@user-le8mk5sb1r 29 дней назад
2013ን መስከረም ዝብል ይስተኻኸል
@FhRy-tz7mu
@FhRy-tz7mu 29 дней назад
❤❤❤
@Fafa-us6cj
@Fafa-us6cj 29 дней назад
Anka terefka ❤❤
@birhaneniguse1068
@birhaneniguse1068 29 дней назад
🙏🙏🙏🌿💚🌿✅✅
@YemanGrmay
@YemanGrmay 15 дней назад
Ajoka zhaweyyy
@tsegabrhanhafte4449
@tsegabrhanhafte4449 27 дней назад
#ደሰታሾው ንተጋዳይ ሳሙኤል ተስፉ "ንሕርን" ደራፋይ በህይወት እንተልዩ ኣሊሽኩም ቃለመጠይቕ ግበርሉ?
@mass-media6445
@mass-media6445 29 дней назад
ሸለልትነት ናይ ህወሓት ከቢድ ዋጋ ንህዝብና አኽፊሉና እዩ ፣ ስለ ዝኾነ ድማ መራሕቲ ህወሓት ካብ ተሓታትነት ከምልጡ የብሎምን ።
@genetkebede3379
@genetkebede3379 28 дней назад
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
@gjch7639
@gjch7639 29 дней назад
😢😢😢
@HaftomMekonen-vw5sy
@HaftomMekonen-vw5sy 26 дней назад
Enkae bhiwet terefka
@Wellaitay
@Wellaitay 29 дней назад
Shabia new yegedelachu
@WeyniTshaye
@WeyniTshaye 29 дней назад
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔
@BetelhemMelaku-hr8xm
@BetelhemMelaku-hr8xm 19 дней назад
ኡፍፍፍፍፍፍ😂😂😂😂😂😂
@gedlitigray
@gedlitigray 29 дней назад
ደስታ ግን ክልተሻብ ቆሪጽካዮ መከላከያ እተዉ ሰላም እዩ ኢሉ ኣንደገና እዩ ኣጨፍጪፍዎም ንምንታይ ክገልጾ ዘይትገብር
@MihretNegash
@MihretNegash 29 дней назад
🥲🥲😭😭💔💔💔
@abrahamasmelash5135
@abrahamasmelash5135 27 дней назад
አነ ዝገረመኒ ኢንተሪቪው ዝገበረ መንእሰይ ሞይቱ ኢሎም ገዲፎምኒ ከይዶም ሞይቱ ኢሎም ገዲፎሙኒ ከይዱ ይብሉ ኩሎም እቲ ጋዜጠኛ ከምኡ በሉ ድዩ ዝብሎም ሐንቲ ዓይነት ዘረባ ዘይትእመን እያሙ ሲስተም ቀይሩ በዚሐ።
@user-id6cy5cm3q
@user-id6cy5cm3q 29 дней назад
ያሳዝናል ከነዝህ ሰዋች ጋረ በመኖራችን ምን ግዜም ትግራዋይ ገና ይጠፋሉ ተሎ ብለን ከነዝህ ነቀረሳዋች ጋር ካልተላቀቅን ‏‪አሁን ሞት ነገም ሞት አማራጩ የትግራይ መሪ ትግራይ ሀገረ መመሰረት ነው ግን የትግራይ መሪዋች ትግራይን በነዝህ ሰዋች ትኑሿ ትግራይ ነው የመሰረቱት
@mathewostsegay4868
@mathewostsegay4868 29 дней назад
ሓሳዊ
@user-lg1ij5zo6d
@user-lg1ij5zo6d 29 дней назад
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጂግና ወዲ ሕዝቤ ትግራይ❤❤❤
@rahwamebrahtu1475
@rahwamebrahtu1475 29 дней назад
💔💔🥲🥲
@user-lg1ij5zo6d
@user-lg1ij5zo6d 29 дней назад
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጂግና ወዲ ሕዝቤ ትግራይ❤❤❤
@user-lg1ij5zo6d
@user-lg1ij5zo6d 29 дней назад
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጂግና ወዲ ሕዝቤ ትግራይ❤❤❤
@user-lg1ij5zo6d
@user-lg1ij5zo6d 29 дней назад
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጂግና ወዲ ሕዝቤ ትግራይ❤❤❤
Далее
Watermelon Cat?! 🙀 #cat #cute #kitten
00:56
Просмотров 11 млн
Watermelon Cat?! 🙀 #cat #cute #kitten
00:56
Просмотров 11 млн