ካብ 6 ብሉጻት ናይ ዓለምና ሰባት ክንመሃሮ ንኽእል ብሉጽ ትምህርቲ!!
ካብዞም ንብሎም ዘለና ብሉጻት ሰባት፣ ሕሉፍ ታሪኽካ ክደፍኣካ እምበር ክገልጸልካ ክድርተካ ወይ ውን ክጎተካ ከተፍቀደሉ የብልካን።
ንነብስኻ በቲ ንስኻ ትገልጻ’ምበር፣ ናይ ካልኦት ሰባት መግለጺ ንዓኻ ከምዘይውክለካ ሓያል እምነት ክህልወካ ይግባእ። ሰባት ዛንታኻ ክጽሕፉልካ ከተፍቅድ የብልካን። ንነብስኻ ባዕልኻ በቲ ንስኻ ትፈልጣን ክትኮኖ እትደልን መስመር ዛንታኻን መጻኢኻን ጸሓፍ።
እቲ ጉዕዞ ኣዝዩ ዘሰክፍን ኣድካምን ክመስል ይኽእል እዩ፡ ግን ሓደ ክትፈልጥዎ ዘለኩም ነገር፣ ነፍሲ ወከፍ ዓቢ ጉዕዞ ብንእሽቶ ስጉምቲ እዩ ዝጅምር። ስለዚ፡ ቀዳማይ ስጕምቲ ክትወስድ ድሉው ኩን።
@dreambigmeharichannel @BAHGNATV @ellarecords @shigeyentertainment9517 @YonasMaynas @ATAMedia @HDMONANEBARIT @BurukTv @neshnesh_show @zomaychannel @zarafltet @gereemunentertainment @gDrar
15 сен 2024