Тёмный

ካናዳ ኣብ ከቢድ ቅልውላው 👉 (ምፍላጥ ፍታሕ የምጽእ ዩ) 

meru tsbkti
Подписаться 61 тыс.
Просмотров 84 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

13 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 432   
@geralegas47
@geralegas47 14 дней назад
ሰላም ሐፍትና ጽቡቅ ኣለኺ ስደት ኣብዝኾነ ጥዑም ኣይኮነን ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ኩሉ እዩ ጸንኪሩ ዘሎ እቲ ዝዐበየ ድማ ተመስገን ምባል ናብ ኣምላኽ ድማ እዩ ሕጂ ኣነ ኣብ ኣዉሮፓ ኣለኹ 8 ዐመት ጌሩ ሽዑ ዝነበረን ሕጅን ሰማይን ምድርን እዩ ዘሎ ስለዚ ኣምላኽ ጥዕና እንተሂብካ ዘይ ስገር ነገር የለን ድሐር ካኣ ካናዳ ኣብዝመጽእ ዐመታት መበሪ ኣባይቲ ባኣሽሐት ክትሰርሕ ዉጥን ኣዉጺኣ ኣላ ኣጆኹም ዐቅሊ ግበሩ ኣይቲጨነቁ ኣምላኽ ጥራሕ እመኑ ተስፋ ድማ ልዕሊ ኩሉ እያ ።
@rahwamengisteab7753
@rahwamengisteab7753 14 дней назад
እንካዕ ድሓን መጻእኪ ከምዚኣ እናበሊ ጸገም ኣሕዋትኪ ፈሊጥኪ ንምኽሪ ምቅራብኪ ጽቡቕ ስራሕ ክሳብ ኣብ ሃገርና ሰላም ዝርከብ ቃልሲኺ ኣይተቃርጺ
@samarahalie9125
@samarahalie9125 14 дней назад
መን እሞ ይፈልጦ'እዚ ህውኽ መንፈስ ኣለና ኣምላክ ይርዳና ጥራይ
@user-cw9lz7bn1p
@user-cw9lz7bn1p 14 дней назад
አየ ኤርትራዊ ካናዳ እንተአትዩ ጨርቅን ወርቅን ዝኸውን ዝመስሎ ዓለም ሙሉእ ሓርጎጽጎጽ ዩ
@user-qo2rh7of3h
@user-qo2rh7of3h 12 дней назад
Thank you. ብጣዕሚ ኣገዳሲ ትምህርቲ እዩ። ኣብ ኢትዮጵያ ከለና 4 - 5 ዓመት ጸኒሕና ኣብ ክንዲ ንመሃርን ሞያ ንቀስምን ልክዕ ዩኒቨርሲቲ ዝኣተና ክንመስል ዝኾነ ሰብ እንታይ ትገብር ኣለኻ እንተ ኢሉና ናብ ካናዳ ፕሮሰስ ይጽበ ኣለኹ ንብል።ልክዕ ሞያ ንሓስቦ ንምጽባይ!!!
@iknowwhatislove8974
@iknowwhatislove8974 12 дней назад
very true
@user-xv6ed7mz4o
@user-xv6ed7mz4o 14 дней назад
🌻🌻🌻ፅቡቕ ዕድል🌻🌻🌻 ዕላማኻ ብሰላም ምንባር እንተኾይኑ። ስድራቤታት ካብ ካናዳ ናብ ኣፍሪቃ ክመጹ ርኢኹም ዶ? ስድርኦም ኣብ ካናዳ ገዲፎም እዮም ዝመጹ። ነቶም ኣብ ሱዳን፡ ኡጋንዳ፡ ኢትዮጵያ፡ ኬንያ፡ ሊብያ፡ ግብጺ፡ ማእከላይ ምብራቕ፡ ... ናብ ካናዳ ምስ መጻእኩም ትዕገሱ ቀሊል ህይወት ኣይትጸበዩ፡ ንኣምላኽ ኣመስግኑ። 1ይ ዓመት ስፖንሰርካ ንመግብን መጽለልን ሓላፍነት ይወስድ። ነዚ ኣብ መጀመርታ ፈሪሙ ኣሎ ግን ዶክተር ክትሪኢ ትኽእል ኢኻ፣ ቋንቋ እንግሊዝ ብነጻ ተማሃር። ዓበይቲ ከተማታት ክቡራት እየን ንኣሽቱ ከተማታት ክትከይድ ፈትን። መጽናዕትን ናይ መራሕቲ መካይን ክፍሊ ፈተና ምውሳድን። ሽዑ ምስ ካልኦት ተዓጂብካ ክትዝውር ትኽእል ኢኻ። ንኣሽቱ ከተማታት እንተኾይነን ድሕሪ ሓደ ዓመት መኪና ከድልየካ ይኽእል እዩ። ንቐሊል ህይወት ናብዚ ኣይትምጽኡ። ንኽትነብር ኣብዚ ክትሰርሕ ኣለካ። ክረምቲ በረድ እዩ። ብኣወንታዊ ኣእምሮ ናብዚ ምጹ። ንኣምላኽ ድማ ኣመስግን። ካብቶም ካልኦት ናብዚ ክመጹ ዝሓልሙ ትበልጽ። ስራሕ፡ ንነብስኻ ምምሃር፡ መጽናዕቲ ኮርስ ውሰድ። ካናዳ ጸጋ ዝመልኣን ሓንቲ ካብተን ዝበለጻን እያ። ፅቡቕ ዕድል🌻🌻🌻 ነቶም ኣንጻር ርእይቶይ ሕጉሳት ዘይኮኑ ።☹☹☹ ካልእ ሃገር ንስደተኛታት ክኽፈት ርኢኻ? ንገሩና ። እቲ ንርእዮ ባሕሪ ማእከላይ ባሕሪ ኮይኑ፡ ብዙሕ ህይወት ዝወስድ እዩ።😭😭😭 ዝኾነ ሰብ ካብ ሃገሩ ክፍለ ኣይምዕድን እየ። ነቶም ኣብ ሳልሳይ ዓለም ኣብ ስደት ዘለዉ ግን ካናዳ ዕድለኛ እንተኾንካ ካብተን ውሑዳት ኣማራጺታት ሓንቲ እያ። ገሊኦም ዋላ ኣብ ካናዳ ምስ በጻሕካ ተስፋ ኣይህቡኻን እዮም። ቀዳማይ ዕላማኻ ብሰላም ምንባር ምዃኑ ዘክር፣ ንነብስኻ ካብ ጽግዕተኛነት ካልኦት ነጻ ክትከውን ብህይወት ምጽናሕ: ሕሉፍ ታሪኽካ ኣይትረስዕ። ነዛ 🌻ሓፍትና ድማ ስለቲ ተወፋይነታ የመስግና ፡፡ ንዓኻ ዝበለጸ ምኽሪ ውሰድ። 🤔ተወሳኺ፣ ቅድሚ ምምጻእካ ምምርዓው፡ እዚ ኣብ ተመሳሳሊ እዋን ኣብ ካናዳ ስድራቤትካ ክትሃንጽ ክሕግዘካ እዩ። ክልተ ምስ ኮንካ ዕንቅፋታት ክትሰግሮ ትኽእል ኢኻ። ብውሑድ ክትዓግብ: ኣዝዩ ኣድላዪ ዝኾነካ ነገራት ጥራይ ግዛእ። ኣብቲ ትሰርሓሉ ዘለኻ እዋን ትምህርትኻ ክትቅጽል ኣለካ።ዲፕሎማ ወይ ናይ ሞያ ምስክር ወረቐት ምርካብ። እቲ ዝዓበየ ዕንቅፋት ደቅኻ ምዕባይ እዩ። ኣይትፋታሕ። ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ቆልዓ በይኑ ምዕባይ ኣዝዩ ከቢድ እዩ። ንመጻኢ ደቅኻ ሕሰብ። ደቅኻ እንተ ኣስተምህርካዮም። ኩሉ ዝደለይዎ ናይ ምዃን ዕድል ኣለዎም።
@hiwetalmedom4943
@hiwetalmedom4943 14 дней назад
Tebareki
@dubdub8927
@dubdub8927 14 дней назад
ሓሳዊ ኢካ
@dubdub8927
@dubdub8927 14 дней назад
ሓሳዊ
@mihretyemane7301
@mihretyemane7301 14 дней назад
ኣይተደናግር እቶም ካብ እስራኤል ዝኸዱ ከማን ካብ እስራኤል ዝከፍእ ዘየለ ብኻ ኣቡኡ ጸንሓና ይብሉ ኣለዉ ካብ ቀረባ ዘመደይ ዝረኸብክዎ እዩ ።
@user-xv6ed7mz4o
@user-xv6ed7mz4o 14 дней назад
@@mihretyemane7301 ንምንታይ ዘይምለሱ። እስራኤል ብህይወት እንተሃሊኻ ሞይትካ ኣይግድሳን እዩ። ኣብ እስራኤል እንታይ መጻኢ ኣለካ። ሓደ መዓልቲ ክጥረዙኻ ይኽእሉ እዮም።
@russombana3378
@russombana3378 13 дней назад
ኣንበሲት ሓቂ ዘረባ ኢዩ ምግናን ዝበሃል የብሉን ንሱ ኢዩ እቲ ሓቂ❤
@zayedegebreynas1517
@zayedegebreynas1517 11 дней назад
ጽቡቕ ኣለኺ ኣብ ካናዳ ካብዚ ሕጂ ዘለናዮ ግዝየ ንኽትቅጽል ማዕረ ክንደይ ከቢድ ምኻኑ ንማንም ኣብ ካናዳ ዝነብር ሰብ ብሩህ እዩ” ኣጀ ኺ ግን ቀጽልዮ ምኽሪ ነቶም ኣጋይሽ ህይወት ከናዳ ተላልየሞ መታን ክመጽኡ
@MesmerBAylay-sl1pf
@MesmerBAylay-sl1pf 14 дней назад
I really admire you great advice, Because Back home in Africa people have very high Expectations in North America, I live in the State my self the last couple years cost of living is skyrocketing,
@teweldenegusse1345
@teweldenegusse1345 14 дней назад
You need to work one full-time and second job part-time.
@Aynalem-bf9rl
@Aynalem-bf9rl 11 дней назад
ንፍዕቲ ብሓቂ እቲ ኩንነት ሓቂ ምዝራብኪ ኣነ ዓመት ገረ ኣለኹ ስራሕ የብለይን
@መረብመስሓልEntertainment
እቲ ጸገምና ካብ ዓቀኑ ዝሓለፎ ትጽቢታትን ዓቀኑ ዝሓለፎ ኣጉል ዕላማታትን ሕዝና ብፍላይ ናብ ምዓራባውያን ሃገራት ስለ ንስደድእዩ ግን እቲ ሓቂ ግን ኮሙ ኣይኮነን ኣብዚ ዓልም እዚ ገነት ዝብሃል ነገር የለን ገነት ኣብ ውሽጥኻ ኣብ ተመስገን ኣብ ዓቅሊ ኣብ ተስፋ እያ ዘላ ንኩሉ ከከም ኩነታቱ ክትቅበሎን ክትብድሆን ጥራይ እዩ ዘለካ ወላ ንጽጋብ ይኩን ። ብዝረከብካዮ ዕድል ድማ ዘይምጽዋት ዕድላት ናይ ስራሕ ይኩን ናይትምህርቲ ኣጠቃቅማ ግዜን ገንዘብን ብሓፈሻ ዕላማ ምህላው።
@KidunHabte
@KidunHabte 14 дней назад
Good advice sister ..thank you for your time.
@lemlemluulay6843
@lemlemluulay6843 14 дней назад
ሜሪ ለባም ሰብ እቲ ትብልዮ ደለኪ ቅኑዕ ምክሪ'ዩ እቶም ነዊሕ ዓመት ጌሮም ገዛ ገዚኦም ትብልዮም ደለኪ ድማ ናይ ባንክ ገዛ ከምዝኮነ ዘይምርሳዕ ሞርገጅ ከፊልካ ከይወዳእካ ንብረትካ ኣይኮነን ምክፋል ንባንክ ኢካ ወለድ ሂብካ ትቅልቦም ደለካ ንኩሉ ርግእ ኢልካ ምርኣየ ኣገዳሲ እዩ ስራሕ ናይ ምርካብ ከም ቀደም ኣይኮነ ንዝተወሰነ ግዜ እቶም ስፓንሰር ዝገበሩካ እዮም ኩሉ ዝክእሉካ ስለዚ ምትሕልላይ ጽቡቅ እቶም ዓዲ ሰብ ዘብጽሑካ ኣመስጊንካ ተረዳዲእካ እታ እዋን ክትሓልፋ ፈትን❤
@TimktueGebremskel
@TimktueGebremskel 14 дней назад
,ሰለ እዚ ኩሉ ሓቤረታ ምሃብኪ ብጣዕሚ እየ ዘመስግን ሜሪ ሃብትና አምላክ አአብዘለናዮ ጥዕና ይሃበና ፈጣሪ
@mussietewelde3546
@mussietewelde3546 14 дней назад
ንፍዕቲ ኣብ ኩሉ ሓደ ዓይነት ኩነታት አዩ ዘሎ።ስደት ኣብቂዑ አዩ ።
@warrihabesha
@warrihabesha 14 дней назад
ኣብ ሕማቅ ጽቡቅ ኣሎ። ኣብዚ ቅልውላው ጽቡቅ ዕድል ክርከብ ኢዩ።
@I-condem-Isreal-killer
@I-condem-Isreal-killer 14 дней назад
ሱቅ በል ሓሳዊ ጹቡቅ ዝባሃል እንተዝህሉ ዳኣ ኣብ ከምዚ ዓይነት ቅልውላው እንከለኹ ዳኣ ብሽክለታይ ሰሪቆምኒ ዘለዉ ኣበይ እዩ እቲ ጽቡቅ ሄሄይ ኣይትጋገ ኣንታ ገጽ ዘይበሰለ በለስ
@selemunhaddas161
@selemunhaddas161 14 дней назад
እታ ሐቂ እዚአ እያ ተባረኺ
@em7770
@em7770 14 дней назад
👌🙏ንፍዕቲ እቲ ሓቂ ዘሎ ምግላጽኪ💃🌹
@solomonimesghen5959
@solomonimesghen5959 14 дней назад
ክብርቲ መሩ እቲ ሐበረታ ምሀብኪ ጽቡቅ ኢዩ :: ግን አብ ግምት ከተእቱ ዉዮ ዘለኪ :: 1) ቅልዉላዉ ናይ ኤኮኖሚ አብ ኩሉ ኢዩ :: 2) አብዚ ግዜዚ ብዘይካ ካናዳ ካልእ ስደተኛ ዝቅበላ የለዋን : ስለዚ ካል እ አማራጺ እንታይ አሎ ? አነ ከምዝርድአኒ መንግስቲ ካናዳ ከየጽንዔ ስደተኛታት ዝቅበል አይመ ስለንን:: 3) ሰላም ዝዐበየ ናይ ህይወትና ምዕ ራፍ ኢዩ : ካብቲ ሸለብ ገለብ ዝብ ልዎ ዝነበሩ ወጹኦም ብሰላም ይነ ብሩ :እቲ ካልእ መጋየጺ መነባብሮ ግዜ ሐሊኻ ዝመጽእ ኢዩ :: 4) ነጻ ትምህርቲ ይረክብ ወ.ዘ.ተ. ከምዚ ካብ ሐደ ክሳብ አርባዕተ ተገሊጹ ዘሎ አዎንታ ይበልጽ ይብል :: 11:40
@Yacob-bn1jw
@Yacob-bn1jw 14 дней назад
UR RIGHT! KULOM RU-vidRAT ERITRAWYAN? ZERO! AKNDI MORAL...POSITIVE...ZEKHONE ZEKIREBU? KULU BANTZAREU EYU. HANTI MEALTI KOKUA (LANGUAGE) TEMEHARU ZBIL AYSEMAEKUN.
@RHT395
@RHT395 14 дней назад
ጽቡቅ መልእኽቲ ክውንነት ዘለዎ፥ ኣነ እኮ ተቀማጢ ካናዳ ኣይኮንኩን ግን ዝበልክዮ ሓቂ እዩ። ንፍዕቲ ጅግና ሕልናዊት ጽቡቅ መልእኽቲ።
@hakibrhan
@hakibrhan 12 дней назад
Brkti haftey,,,, eti zelo hakegna hiwet eta hager abrihkyo aleki, bezi mentsr bzuhat yehwat kab chnketn hmamn adhinki malet eyu emo yekenyelna,,, tebareki brkti haftey🙏
@lasksegid8926
@lasksegid8926 14 дней назад
ከናዳ ጥራይ ኣይኮነን ኩሉ ስደት ብዶሆታት እንጻዓቐ ክሳድካ ኣድንካ ውን ከምዘይካኣል ኮይኑ ኣሎ
@TT-ky6rz
@TT-ky6rz 14 дней назад
All you said is very true thank you!!
@zidik313
@zidik313 14 дней назад
ካናዳ ዓዲ ሰላም ዓዲ ሰራሕ ኔራ ትፍለጥ ካብ ኣለም ድሕሪ ኾፒድን ዘይ ሕጋውያን ስደተኛን ንትምህርቲ ስኾላርን ብስራሕ ኩንትራት ኢሎም ድመጽኡ ብሰንኾም ኢዩ ዛሕቲሉ ሕጂ ግና ኣብ ድሓጸረ ክዕረይ እዩ ኣጆኩም
@mehretnegusse8569
@mehretnegusse8569 14 дней назад
I impressed 👏 Bravo 👏 tell them every day 👏.
@saeedsaad7481
@saeedsaad7481 11 дней назад
Thank you sister for advice and reminder our people ❤️ 💕
@Robelsoimon
@Robelsoimon 13 дней назад
ትክክል 100% ናይ ትማሊ ካናዳ ሎሚ የላን ምክንያቱ ኩናት ተሎ ባኒ የላን ሰላም ተሎ ባኒ ኣላ፡ኩናት ኣብ ዓለም ደው ይበል እንጀራ ሰሪሕና ክንበልዕ!!!!!!
@SidonYonas-wl9dh
@SidonYonas-wl9dh 11 дней назад
10q agedasi haberieta kthbna nmftanki sister..hanti hto gn khateki ddeleku b'qeyh mesqel wey wn red Cross ente wexika ke eti kunetat maere kndey u dxelweka ba aredeni plz
@meharittesfom9930
@meharittesfom9930 14 дней назад
Zelenayo gelixkyo, thanks
@kahsaytesfay3115
@kahsaytesfay3115 14 дней назад
ናይ ብሓቂ ሜሪ ሓብተይ ብፍላይ ኣብዚ ግዜ እዚ ካናዳ ኣዝዩ ዝኸፍአ ኮይኑ ኣሎ ናብ ክልተ ዓመት ዝቀረቡ ክሳብ ሕጂ ስራሕ ዘይረኸቡ ኣለዉ ።
@Love7..
@Love7.. 5 дней назад
ጽቡቅ ሓበረታ ኢዩ ግን ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ብ UNHCR ዛትዉ ከ እንታይ ሓለፋታት ይግበረሎም ወይ ምስ ኣተዉ እንታይ ክገብሩ ኣለዉ ትብል/ትብሊ
@user-wk7cr6mw7m
@user-wk7cr6mw7m 13 дней назад
Hakiy, Mzrab Aeyfetwun Eyom.
@tirhasaraya1895
@tirhasaraya1895 14 дней назад
ለባም ምኽሪ ሜሪ ሓፍትና ምኽንያቱ እዚ ተፈሊጦም ድልዋት ክኾኑ ይኽእሉዮም ኣብ ዘይተደለየ ስትረስ ክኣትዉ ኣይኪእልንዮም❤
@frtunaaman6534
@frtunaaman6534 11 дней назад
She is talking honest most of people's leaving in Africa is no need to come to Canada
@mhrettesfazgi7124
@mhrettesfazgi7124 14 дней назад
Tebareki brkti, this is true
@TsigeYigzaw
@TsigeYigzaw 14 дней назад
Haqki meru haftey ab toronto alena 2 ametina kab nmexei nabra kebidu geza kray laeli bexihu srah yelen asbeza kebiru amlak selam yewrdelna adna knmles ❤❤❤❤
@hallowiegehts477
@hallowiegehts477 14 дней назад
Amennn GBU more and more Eritrea
@jeremiah5707
@jeremiah5707 14 дней назад
😅😅 ajoka mekto enber ewe shewaya guday xenkira eya temsel zela
@andebrhanteklemariam9739
@andebrhanteklemariam9739 14 дней назад
ንፍዕቲ ጽቡቕ ምኽሪ እቶም ስደት ንግደቶም ነዚ ዘረባኺ ክንሰየናይ ከይሰምዑዎ ሂወት ኤውሮጳ ብሓፈሻ ከም ቀደም የለን ወርሓዊ ኣታዊኻን ንኽራይ ገዛን ኣስቤዛን ካብ ሓቂ ሓሊፉ ከቢሩ ብፍላይ ድሕሪ ኲናት ዩክሬን ዘሎ ብድሆታት ንኩሉ ርዱእዩ የግዳስ እቲ ኣብ ኣፍሪቃ ዘሎ ኣማራጺ የብሉን እቲ ካብ እስራኤልን ካልእ ኣብ ስራሕ ዘለዎ ሃገር ዘሎ ግን ካልእ ኣማራጺ ከናዲ መሓሾ ።
@michealghetachew
@michealghetachew 14 дней назад
እወ ቲ ዘሎ ሓቂ ክሕበር ጽቡቅ እዩ ነቲ ዝመጽእ ጋሻ ቁሩብ ናይ የእምሮ ምድላው ይገብር ።ካብ ኣብዚ ምስ ተበጽሕ ምጭናቅ ተስፋ ምቁራጽ ።ብሓይሊ ፈጣሪ ድማ ዘይ ስገር የለን ።
@liyamekonen6352
@liyamekonen6352 14 дней назад
Goyta ybarki Maru brekti ezi da entay knenahseyelu comment kngeber ena enber eti zelo hlwe kunetat endeyu. Keep shining God bless you ❤️ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@muluweldemariam8091
@muluweldemariam8091 14 дней назад
Good advice 👍
@merhawiyohannes9263
@merhawiyohannes9263 14 дней назад
ሂወት ብሙሉኣ ሃልኪ : ዘለው ሙኻኑ መጀመርያ ክንርዳኣ ኣለና. ክንስደት ከለና ግን ተማሂርካ language መልኽካ : ሞያ ተምህርካ : አንተትስደት ዘቀለለ ሙኻነ : ኣብ አዲስ : ክስምፓላ ካሌኦት ደክስኹም 4, 5,.. ዘሕለፍኩሞ ሕጂ ካናዳ ከድካ ምምረር ትርጉም የብሉን. ካልኣይ ካናዳ ከማን english language ዩ ዘለዎም : ከም ካልኦት ናይ europa language ኣይኮነን. ስልዚ ተማህሩ ኣብ ዓለም ገነት የለን : በቃ ትህርት ትምህርት ትምህርት.........
@wediasmera7074
@wediasmera7074 12 дней назад
Selam hawey aderashakA mhabkani do melelna nerna
@mhretabarayasemere6687
@mhretabarayasemere6687 14 дней назад
Special at this time most of eritreans are homeless pleas be aware onthis situations
@muluyeaslawi7999
@muluyeaslawi7999 14 дней назад
ጽቡቕ ምኽሪ ቀጽልዮ ሓፍትና
@biniambahram5549
@biniambahram5549 11 дней назад
This is real and factual .Canada is not what it use to be and what you think .
@asratmebrahtu
@asratmebrahtu 3 дня назад
Sebuk hasab eyu❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@habenkibreab2393
@habenkibreab2393 7 дней назад
Right 😭 ✅️ dear sister I come to Canada 🇨🇦 2017 Ontario I t was good 👍 😊😊
@hudaabdelklalik9701
@hudaabdelklalik9701 10 дней назад
You are right 2005 mesiaa. Everything changed in Canada.
@michaeltito3438
@michaeltito3438 14 дней назад
Ganda is always the best
@teshomewehazit1416
@teshomewehazit1416 14 дней назад
Meru shikorrr Kemey selam dyu Ewe entay emo kengber sedet hesum eu ab kulu hager eu zelo Habibti ana Bravo qtslyo tsbqi medeb eu zyday 👌
@selineceline3596
@selineceline3596 10 дней назад
I agree 100%.
@hagosmichael5798
@hagosmichael5798 14 дней назад
Medebki xbuk eyu Kab kulu neti hadsh zmexe seb ab Canada ms atewe zeytexebeyo metan keykono. Sne amrawi mdlawat geru ymexe kab adeda xnketn srah siene elu aklu zexbb entehameke srah sgab zrekb b tiegsti kixbe ykielo. God job.
@berhaneberaki1565
@berhaneberaki1565 14 дней назад
ትምህርቲ. ናይ ቋንቋ እንግሊዝ አገዳሲ እዩ ሓደራ ሓደራ ህልው ኩነታት , ስራሕ የለን ብዝያዳ ነቶም ክእለት ወይ ሙያ ዘይብሎም
@timnitmehari1247
@timnitmehari1247 13 дней назад
Hakiki eki mera haftey wala Abe Europe keman nabra kebidu eu zelo
@user-ns7ic2sq6q
@user-ns7ic2sq6q 14 дней назад
መሩ ሽኮር ኣነ ካብ እስራኤል መጺአ ብዘይ ስራሕ ንዓመት ዝኸዉን ስራሕ ኣይረኸብኩን እተን ሒዘየን ዝመጻእኩ ጥራሕ እየ ዝናበር ዘለኹ ሙሽ ዶ ገንዘብ ከፊልካ ብጥርሑ ካናዳ ኪትመጽእ ኣይትምነዮን 🤭🤭🤭
@biniamokbe8238
@biniamokbe8238 12 дней назад
Kidmi amet negirkina entetikoni nabxi getsna aymishenan.
@azmeraberhe1417
@azmeraberhe1417 7 дней назад
ሰላም ዛሓፍተይ አነስ ካብ አፍሪካ ናብ እስራኤል ክከይድ ደልየ እንታይ ትመክርኒ እስራኤል ወይሲ ካናዳ አበይ እዩ ዘሎ እታ ሰሪሕካ ተትርፎ በጃኪ ተገዲስኪ መልስለይ
@tsegazeabzemichael3784
@tsegazeabzemichael3784 13 дней назад
ሰላም ኣነ ኣብ ቶሮንቶ እየ ዝነብር ፡ እወ ናብራ ከቢድ እዩ እዚ ከኣ ብደረጃ ዓለ እምበር ኣብ ካናዳ ጥረይ ኣይኰነን፡ ናትና ናይ ኤርትራውያን ሽግር ግን 1.ቋንቋ እዩ ኢንግልሽ 2. ንሓድሕድና ሓበሬታ ኣንለዋወጥን 4.ሞያ ወይ ናይዝዀነ ተሞክሮ ይብልናን አጸሚምናውን ሞያ ክንምሃር ኣይንደልን ኢና ንኣብነት ፎርክ ሊፍት ምዝዋር ናይ 2 መዓልቲ ክላስ እያ ዋጋ ካብ ቦታ ናብ ቦታይፋላለይኸውን ግን 250 - 300 ካናዳዶላር እዩ 4. ቻለንጅ ኣይንፈቱን ኢና 5. ስራሕ ንደሊ ግን ብካሽ ኢና ክንሰርሕ ንፍትን 6 ብጣዕሚ ብጣዕሚ ኢና ብችን ፓርክን ንፈቱ ... ስራሕ መሊኡ ኣሎ ኣነ ኣብ ሰሙን ክሳብ 60 ስዓታት ይሰርሕ ኣብ ጎጉል ከም ብዓል ኢንደድ ስራይ ኣየምጽእልኩምን እዮም ኣለዉ ግን አጀንስታት ከም ብዓል staff plus, Kelly ኢንፐርሰን ከድኩም ብዛዕባ ሴፍትይ ፈተና ኣሎ ካብ መጽሕፍ ዋላ ሰርች ገይርካ ትምልሶ። ምጹ ስርሓ ፈቐዶ ባራትን ቤት መግብን ከለል ኣይትበሉ። ኣነ ኣብ ዳውንፎርስን ፋርማስን ትነብሩ ከመይ ስራሕ ትረኽቡ ክተሓባበረኩም ደልው እየ።
@meseretaregawi-qz2fb
@meseretaregawi-qz2fb 12 дней назад
ሰላም ስልክካ እባ ልአከለይ ብጣዕሚ ከዎግዐካ ደልየ አለኩ
@wediasmera7074
@wediasmera7074 12 дней назад
Selam hawey aderashaka sdedely eba hasab knlewawet nay Instagram
@user-tj7qw8sj3c
@user-tj7qw8sj3c 12 дней назад
ቢችን ፓርክን 😂😂😂😂😂
@bisratokbitbisrat287
@bisratokbitbisrat287 12 дней назад
Thanks hawey natey hji tesfa rekibna ane 3kolu alewuni gn bhji eye ncanada katu hawey gn canada alo srah ayrekeben kdmi 1 werhi eyu atyu fkadegna ente konka
@SelamTV.
@SelamTV. 5 дней назад
❤❤❤❤❤
@mulugetamuler464
@mulugetamuler464 11 дней назад
4:49 4:49
@solomnmahray7253
@solomnmahray7253 12 дней назад
Thanks enkae haberkelena ne alem zelo seb haki haki eyu
@Amanuel2000
@Amanuel2000 9 дней назад
You're right everything is out of control.canada the worst ever rightnow .unemployment rate dramatically increased and cost of living extremely high. We don't what's going fir the future.finally I highly recommend for people who have process to came to Canada particular from Africa must have communication skills by english other ways it to challenging to settle here.
@aronhaile5251
@aronhaile5251 11 дней назад
💯 right life is extremely hard in canada
@redseaeritrea3722
@redseaeritrea3722 13 дней назад
ጽቡቅ አለኺ ተዛረቢ ድአ ዝሰምዕ እንተተረኪቡ
@helenormike8338
@helenormike8338 10 дней назад
You are right good job.
@MussieAndehaimanot
@MussieAndehaimanot 11 дней назад
Absolutely 💯
@medhaniegebreab1347
@medhaniegebreab1347 4 часа назад
Canada not developed country It’s not industrialized country Most people thinking Canada is industrialization but it’s wrong Canada it’s farming & warehouse land , It’s better to go Europe or us, Thx
@ahmedani6931
@ahmedani6931 14 дней назад
Good description my sister
@habtemariamtesfay5354
@habtemariamtesfay5354 14 дней назад
እንጀራ ዓለም ብልዒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ . እቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ንሱ እዩ.
@lueldebase1653
@lueldebase1653 14 дней назад
Aysemun eyom Gin haki Mizrabki thank so much.Bhji nab Canada zimetsie bhaki kidanu kikedid eyu. 3:12
@elsatesfamichael258
@elsatesfamichael258 14 дней назад
ኣምላክ ዓድና ሰላም ይግበረልና እምበር ሰበትስ ጸንኪሩ ሎምስ ኣምላክ ትዕግስቲ ይሃበና ❤❤❤
@yonastesfom3564
@yonastesfom3564 14 дней назад
ኣብ ኩሉ ዓለም እዩ ❤️💙
@yohannesmedhane635
@yohannesmedhane635 14 дней назад
እንታይ ገራትኪም እዛ ካናዳ? ሰብ ይምጻእ ዕድሉ ይርኢ።ሽግር ጥራይ ኣተውርዩ።ዓለም ድማ ጻዕሪ ኢዩ።ካናዳ ድማ ጥዑም ሃገር ኢዩ።
@BlesssedDay
@BlesssedDay 13 дней назад
ኣይግርመካንዲ ጭንቂ ዕላለን ስደት ደኣ ክሳብ ገለ እዋን ኪክብድ ግዲን እዩ ግን፡ምስ፡ክብደቱ ኣይንብርን እዩ ኣብ ኤርትራ እኾ ሰብ መዋኣሉ ኣገልግሎት ኮይኑ እና ነበረስ ስቕ ኢለን እየን
@yohannesmedhane635
@yohannesmedhane635 13 дней назад
ኩሉ ዕደል ተዋሂብካ ኣሎ ኣብ ካናዳ ተጠቀመሉ።Do what ever you like to do in Canada by respecting the rule of law.Canada is not only Toronto or the big cities please move on.All day you sit and complain.መጀመርታ ኩሉ ከቢድ ኢዩ ፡እንታይ ኣለኩም ነብሰኩም ሕተቱ ከም ካናዳ ንስደተኛ ድጥዕም ዓዲ ኣብ ዓለም የለን።
@biniamokbe8238
@biniamokbe8238 12 дней назад
Nisika hade kabtom sirah sienom zitecheneku enadelelka timin,eom zeleka eka timesil anta ebud.
@yohannesmedhane635
@yohannesmedhane635 11 дней назад
ከምዚ ከ ኣሎ ድዩ?ስሪሕኩም ብልዑ ኣብዚ ምኒን ኣይትበሉ።ካናዳ ዓዲ ስራሕ ኢዩ።
@hallowiegehts477
@hallowiegehts477 14 дней назад
GBU more and more Eritrea ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Sharon.91
@Sharon.91 14 дней назад
ሚሩ ሓፍተይ ኣነስ ኣይትምጽኡ ምበልኩ ፡ ስራሕ ኣብቲ ኣፍሪቃ እንተኣለዎም ኣብኡ እንተዝጸንሑ ምሓሾም ኣነስ ካብ ካናዳ ዝኸፍእ ዓዲ የለን ኣዝዮ ዝሞተ ሃገር'ዩ !!
@Bri-i4r
@Bri-i4r 14 дней назад
ኣፍሪቃኺ ዘይትምለሲ ባዕልኺ?
@KisanetAlemseged-js5by
@KisanetAlemseged-js5by 14 дней назад
Ewey mare kndewu diyu afrihkni
@Mile.nm4dz
@Mile.nm4dz 14 дней назад
ንዒ ድሓን ፈትንዮ ኣፍሪቃ፡ንዓል ከም ገለ
@Sharon.91
@Sharon.91 14 дней назад
ብሩኻት ኣነ ኣብ ካናዳ 6 ዓመት'የ ገይረ " ዝሰሓተን ይምከርካ ዝወዓለን ይንገርካ እንድዩ ካብ ተመኩሮይ ድማ ካናዳ መክሰብ ዝበሃል የብሉን፡ ስራሕ ዝኾነ ቢዝነስ ዘለዎም ሰባት ትካላቶም ሸይጦም ገለ ክመጹ ከለው ስለ ዝገርመኒ'የ ፡ ነቶም ብ ሓዋላ ዝናበሩ ኣይኮንኩን፡ ካናዳ ከም ናይ መወዳእታ ኣማራጺ ክርአ ዘለዎ ሃገር'ዩ ፍተውዋ ጽልእዋ ።
@edenseyoum2096
@edenseyoum2096 12 дней назад
​@@Sharon.91Canada leli kulu Selamawit Hager eya Kab arena selam Siena Ena tesedidena ezi derived Covid zemetse nay serah mesean sheger dema kemeles eyu nab nebur kemeles eyu neseki 6amet Tera selezegebereki enber kedemi 10 amet kemezi nearu temelisu nab nebur
@user-cf4my7pt7d
@user-cf4my7pt7d 14 дней назад
Canada eya zeqmat Edmonton eti zeqalal nemebar etibalku meginan aykonan hiji gen kilu hade koinu kabze zebalkio zeqier selzeiblay amilakh yerhwalna eya Zabel ❤❤❤
@SamsomAbate
@SamsomAbate 14 дней назад
ሐሳብኪ ጽቡቅ ሰለ ዝመሰለኒ ላይክ ገይረልኪ አለኩ ሳብሰክራይብ ግን መሰ ተረአኪ❤❤❤❤❤❤❤❤
@shishaymichaelgaym1111
@shishaymichaelgaym1111 14 дней назад
ብሓቂ ፅቡቅ ኣለኪ ኣነ ኣብ canada 5 ወርሒ ገረ ኣለኹ ምንባር ከብዱኒ ናይ ብሓቀይ እየ እመኑ ኣይትእመኑ ኒ ውርሒ 1200 ዶላር እንዳከፍለኹ ይነብር ኣለኩ 🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🫣🫣🫣
@awetabrham4438
@awetabrham4438 14 дней назад
Entay dyu eti srah whidu
@shishaymichaelgaym1111
@shishaymichaelgaym1111 13 дней назад
@@awetabrham4438 እወ ስራሕ ብዙሕ የለን ከምኡ እውን ተዳሊኻ ዘይምምጻእ እውን ናቱ ተወሳኺ ዩ ዘይምምሃር ወይ ሞያ ዘይምሓዝ
@fioriselihom6506
@fioriselihom6506 14 дней назад
Nay behaqi Goyta yebarekiki haftey sel Senayki ❤
@Saron3
@Saron3 12 дней назад
Thank you for your information dear
@berekettekle5057
@berekettekle5057 12 дней назад
you are right sister 🇨🇦🇨🇦
@wedibalila2130
@wedibalila2130 14 дней назад
ኣንታ ኣበይ ዳኣሉ ጹቡቁ ዘሎ ኣብ ማርስ ጡዑም ስደት የለን ምምካት
@bereketgebre4685
@bereketgebre4685 14 дней назад
😂😂
@WediAbrham-sv3gq
@WediAbrham-sv3gq 14 дней назад
እታ ጽብቅቲ ዘላ ኣብ ኤርትራ ኢያ ስራሕ ዘላ
@sarilove7988
@sarilove7988 13 дней назад
Adekia eyio eti zihashe at least sobukin himakin mis sdrakea kolu timekiteo
@semhartekleab1106
@semhartekleab1106 13 дней назад
Kid eritrea guhaf​@@sarilove7988
@berhanemeskeltewelde4301
@berhanemeskeltewelde4301 13 дней назад
Habesha- avoid that word for Eritreans as possible. Better to use Eritreans. Thanks. BRAVO for your advice.
@peacefullife7520
@peacefullife7520 14 дней назад
ክብርቲ ሓፍቲ ዝኾነ ሓድሽ ትሕዝቶ የብላን እዛ video :ዳርጋ ኩሎም ዩቱበራት ቅድሚ ሕጂ ዝሰርሕዎ video ኢኺ ትደግምዮ ዘሎኪ :መደባትኪ ላዛ ክህልዎን ሰማዕኪ ክዓብን ሓድሽ ትሕዝቶ ዘለዎ እዋናዊ ዛዕባ እንተትሰርሒ ጽቡቅ ምኾነ ::
@dubdub8927
@dubdub8927 14 дней назад
ሓሳዊ
@anenogead6807
@anenogead6807 14 дней назад
ናይ ግልኻ ጽሊኢ እንተሊካ ደዊልካ ኣዛራርባ እንተዘይኮነ ትብሎን ትዛረቦን ዘላ ኣዝዩ ኣገዳስን ሓቅን እዩ
@peacefullife7520
@peacefullife7520 12 дней назад
@@dubdub8927 ክቡር ሓው ወይ ሓፍቲ :ጸርፊ ሓሳብ ናይ ዝዉሕዶም ሰባት መመላእታ እዩ :ኣነ ኣይተጻረፍኩን ሓሳበይ እየ ገሊጸ ::ንስኻ ድማ ሓሳብ ክትህብ እዩ ዝግብኣካ እምበር :ንዓይ ምጽራፍ እንታይ ትርጉም ኣሎዎ ::ምስ ብዙሕ ኣኽብሮት
@dubdub8927
@dubdub8927 12 дней назад
@@peacefullife7520 ሰላም ሓወይ ኣብ ካናዳ ዘሎ ሂወት ኣዝዩ ከቢድዩ ምባሎም ዓሰርተ ግዝየ ጽቡቅዩ ስለዚ እንታይ ኣይትድገምዮ ዘብል ኣለካ ሰብ ሂወቱ ደይኮነ ከፊሉ ዝመጾ ካናዳ ስለዚ እስካ ውብ ደጋግሞ ማለትዩ።
@eliltatesfe1427
@eliltatesfe1427 14 дней назад
You are right sister & thank ❤
@JY-pz7ju
@JY-pz7ju 11 дней назад
Well said, ilaborated!
@nebiatmehari9838
@nebiatmehari9838 14 дней назад
ante haftey nabra ab kulu eu ,kem tom Indian ayntehabern ena ember mesgarnayo ,fetah kea hezke mexea nabra kabedna ena waxena ember adna zaynkawen Eritreawen netahababer do nhadesh nay sega yhzena,do balea dake kalea zbazhu bhabar eyom zsarhu
@SelamawitDubus
@SelamawitDubus 14 дней назад
You are very true
@awetberaki5910
@awetberaki5910 14 дней назад
Antay dea ati gexki hmak zeleki zytmesli??
@dasnaextrab2034
@dasnaextrab2034 13 дней назад
😂😂😂😂 እንተከፊኡኪ ኒዓድኺ ተመለሲ ፡ ግን ገጽኪ ከምኡ ዘይመስል ደኣ ! ሰብ ሰላም ደልዩ እዩ ዝስደድ ፡ ሰላም ተደኣ ረኪቡ ኣኸለ ፡ ስራሕ ከኣ መሊኡ ኣሎ ክሳብ 18 ሰዓት ክትሰርሒ ትኽእሊ ።
@user-ti3ip8mf5o
@user-ti3ip8mf5o 12 дней назад
Kemaki ybzihu thak you eza haftey
@fotobrzaf
@fotobrzaf 14 дней назад
Ati haftey kab africa zeyhaysh yelen kalayka gebreley elkayo men habesha eyu process zgebr bjeka hade klte tmali tmali mesana neyrom telephone keman aydwllunan metavitna ykunu mesana ab africa zbeberu hmaq aymxae msziom
@heirtedros1870
@heirtedros1870 11 дней назад
Thank you sis❤
@WediKeshi-sf6hr
@WediKeshi-sf6hr 14 дней назад
Neshnesh .aeb selam zelewo aedi tekemitki.s grum eba nsiki
@laveleable
@laveleable 14 дней назад
Thank you for sharing 🙏God is in control ✝️🙏
@astertesfamariam89
@astertesfamariam89 13 дней назад
Amen amen amen
@akberetafom7234
@akberetafom7234 14 дней назад
Behaki xbuk aleki Meri haftey ab kulu xbuk yelen beabiu gn kab Africa ktmexu kelekum kale ytref eta qanqa entehizka nay srah edlat ykfetelka eu mo yehwat tmhrti bteami eu agedasi mhurun zeytemahren bzuh flly eu zelewo
@AlmazTekel
@AlmazTekel 14 дней назад
ትክክል አለኪ ፅብቅቲ
@HiriytiHiriyti
@HiriytiHiriyti 9 дней назад
🎉🙏🙏🙏👌
@raheltekle4302
@raheltekle4302 14 дней назад
ሐቂ እዩ ።ተባረኺ።❤
@fiyoriyemane298
@fiyoriyemane298 14 дней назад
Nay bhaqi qnuie zerebaq eu Maru habibti ❤❤❤ anes kulu negerki ftuw eye zebleki Edmen tienan yhabki fetari❤❤❤❤
@HiwetAberh
@HiwetAberh 14 дней назад
Hiwet bizey ❤ sirahi Entay ❤ mekeret ❤ Alewa ❤ fetari ❤ zibareko ❤ U ❤ zilezi❤ Tiserihi ❤
@Tomas-komita
@Tomas-komita 14 дней назад
ካናዳ ንሙኻኑ ብካናዳ ዋላ ትጸዋእ ብኣመሪካ ትማሓደር ሃገር ምኻና ርኢናያ ካብ ረብሓ ህዝቢ ካናዳ ረብሓ መንግስቲ ኣመርካ ዝሕሉ መንግስቲ እዩ ዘለዋ :: ሕጂ ጥራይ ዘይኮነ ዓመታት ዋላ ሓደ ኣይራኣናን 15 ዶላር ንሳዓት እንታይ ጽቡቕ ይባሃል እቲ ቀንዲ ሕመቕና ሰለማዊ ሰልፊ ኣይንወጽእ ኣይንጠርዕ ሱቕ ኢልካ ብምንታይ ክፍታሕ ትደልዩ
@ZemeronEyasu
@ZemeronEyasu 14 дней назад
ኣይገርመካን ንእራኤል ክኣ ዘይተኣደነ ሚልዮንት ዶላርት ትሕግዝ ካናዳ ዕደ
@redseaeritrea3722
@redseaeritrea3722 13 дней назад
This is very True
@missfreedom2143
@missfreedom2143 14 дней назад
Thank you ❤❤❤
@biniamtsegay4350
@biniamtsegay4350 13 дней назад
Bsenki ezom btmhrti elom zmexu hndawuyan eu srah tesanu zelo
@emanuel650
@emanuel650 14 дней назад
thanks for your information meru haftey
Далее
УДОЧКА ЗА 1$ VS 10$ VS 100$!
22:41
Просмотров 410 тыс.