Тёмный

ኬንያ እንታይ’ያ ትኸውን ዘላ? 

Aklilu H.michael
Подписаться 72 тыс.
Просмотров 10 тыс.
50% 1

ብ ኬንያ ከቢድ ዕግርግር ተፈጢሩ ብሰንኪመንግስቲ ዝገብሮ ወሰኽ ግብሪ ኢዩ። እቲ ምንቅስቓስ ግን ናብ ዝገፍሐ ናዕቢ’ዩ ኣምሪሑ። እዚ ናዕቢ ኣብ ኬንያ ብ ጂን ዚ ተቃውሞ ኣንጻር መንግስቲ የቕርቡ ኣለዉ። እዛ ቪዲኦ ከምዶቹመንታርይ ነት ኩሉ ዘጋጥም ዘሎ ተቕርብ።
00:00 መእተዊ
02:47 ናይዚ ዕግርግር መበገሲ ግን እንታይ’ዩ?
03:59 እዞም ዝቃወሙ ዘለዉ ግን መን’ዮም፧
07:44 እታ ነዚ ናዕቢ ብልጭ ዘበለት ክፍሊት 2024 እንታይ ኢያ ኔራ፧
12:43 እዚ ተቓውሞ እንታይ ተራ ኢዩ ተጻዊቱ?
15:18 መንግስቲ ኬንያ ነዚ ተቃውሞ እንታይ ግብረ መልሲ ኣቕሪቡ?
17:03 እዚ ተቓውሞ ኣብ ርክብ ኬንያን ኣሜሪካን እንታይ ጽልዋ ኣለዎ፧
18:22 ውጽኢት እዚ ተቃውሞ ኸ እንታይ’ዩ ክኸውን፧
Join this channel to get access to perks:
/ @aklilu.hmichael

Развлечения

Опубликовано:

 

26 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 73   
@user-gv5me8ml7s
@user-gv5me8ml7s 18 дней назад
Akile certificatena zeytbena😢
@kefaliberhe3352
@kefaliberhe3352 18 дней назад
ኤርትራ ታይ ትኸውን ኣላ ቅድም በል ሕማም ገዲፍካ እንዳማትካ፣
@Sham-lr3wt
@Sham-lr3wt 18 дней назад
ኣንታ ቡሩከይ ፡ ሪቶ ታክሲ ቀረጽ ኣብዚሕሎም ኬንያውያን ክንድዚ ክቃወሙ ከለዉ ፡ ካብ ዕግርግር ዝርከብ መኽሰብ እኳ እንተዘየለ ፡ ንመሰሎም ኣብ ውሽጢ ዓዶም ከምቲ ባዕሉ ሪቶ ዝበሎም ካብ ዓሌት ወጽዮም ሽንጦም ገቲሮም ምሕታቶም ዘቕንእ እዩ ። ደም ሰብ ዝቀርጽ ኢሰያስ' ከ እንታይ ንግበሮ እንዶ ሓውሰላ ? ሙሁርኪ ይጥለምኪ ዝተባህለት ኤርትራ ። ኤፐ 😢
@Ninotes17
@Ninotes17 19 дней назад
ንቑሓት መንሰያት ንመሰሎም ደው ኢሎም መንግስቲ ፈጥፈት ዘበሉ. ሕሰብዎ ብሕጂ ዝመጽእ መንግስቲ ከመይ ኢሉ መሰሎም ከምዘክብረሎም. ኣባና ካ ትረፍ ዋጋ ከብርና ኢልና ሰልፊ ክንወጽ. ን 30 ዓመት ብዘይ መረጻ ተመሪሕና ከማን ሱቅ ኢልና ንርገጽ ኣለና. ዝገርም እዩ ብኻ ኬንያዊ ኮይነ
@Hmars2018
@Hmars2018 19 дней назад
ኣኪለ ብዛዓባ መንግስትና ብጩቅ ኢሊካ ኣይትዛረብን ኢኻ ብዛዓባ ረብሓ ናትካ ጥራይ ኢኻ ትሓሰብ
@user-pu6bo3es2u
@user-pu6bo3es2u 18 дней назад
Gorah ayu arki neshnesh andyu. Deqi erey nqdmti
@weldensetekle5700
@weldensetekle5700 19 дней назад
ኢሪትሪን ከ እንታይ ትምሃሩ ካብዚ ናይ ከንያ
@TV-qc2lu
@TV-qc2lu 18 дней назад
ኢሪትሪን ዕደ ድኣ እንታይ ክምሃሩ :: ኣጣቅዑ : ሳስዑ ጥራይ በሎም ::
@mussietesfatsion3757
@mussietesfatsion3757 18 дней назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣኪለ
@zeraytsegay7511
@zeraytsegay7511 18 дней назад
ሰላም ኣኽሊሉ ዘቅረብካዮ መደብ ብጣዕሚ ጽቡቅን መሃርን ኔሩ!👌 ሓደ ነገር ዝገርመኒ ግን እቶም ምሁራት ናይ ኤርትራ፥ ሓደ ካብቶም ምሁራት ስለ ዝኾንካ'የ፡ ካብ ናይ ኤርትራ ኩነታትን፥ ጸገማትን፥ መፍትሕን ምትንታንን፥ ንሰባት ምንቃሕን ናይ ካሊእ ሃገራት ኩነታት ምንጋር ዩ ዝቀለልኩም! ኣብ ዓለም ምንባር ዝተኸልአን ምሁራቱ ዝጠለምዎን ግን ኤርትራዊ'ዩ!😢 please be voice to the voiceless people of Eritrea 🇪🇷!! Thank you 🙏🏿
@tesfitberhane9933
@tesfitberhane9933 18 дней назад
ኣብ ናይ ኤርትራ ኣፍ ከምዘይብልካ ጥርቅም ትብል ኣብናይካልእ ከኣ ኣፍካ ተግፍሕ ኣይ ኤርትሪን ኣበይ ክሓልፈልና ከምዚ ኢልና
@awethayelom1762
@awethayelom1762 19 дней назад
Thank you so much Akile hawey for your support and sharing and advice ❤️ 🙏.
@Michialemebrahtu-dc3ol
@Michialemebrahtu-dc3ol 17 дней назад
Thanks
@dasnaextrab2034
@dasnaextrab2034 17 дней назад
Kenyaa kemaakaa ayhademuun , netsanetoom bqltsmom yemtseiwoo alewwuu . halewlewaa
@First-love-1991
@First-love-1991 19 дней назад
መምህር ኣኪለ ካብዚኦም እንታይ ክንምሃር ንኽእል ? ብዛዕባ ናትና ካብ 2ሽሕ ንላዕሊ ዘሎ መንእሰይ ወይ ወለዶ ኤርትራዊ ቅሩብ ትንተና የድልየና ኣሎ
@beletsemaharezghi8935
@beletsemaharezghi8935 18 дней назад
Kubur haw aklilu bsul seb eka gin nay kenya n kenya n gdefo hagernan nebsinan entay nkon alena trah n gerena
@TV-qc2lu
@TV-qc2lu 18 дней назад
So, akile what’s your point ? You just provided this topic ?
@wediasmara8462
@wediasmara8462 18 дней назад
Aklilu tibuku medeb eka tekirib bizaba Eritrea zelo nayzi dictator tezaribika ayitifelin slemintay bizuh ena nitibeyeka geza ka eka mejemerita tetiri bidihiru kea nay dege bizikone teketatilika eye bizuh tibuk aloka
@filips9899
@filips9899 19 дней назад
ጽቡቕ ትንታነ ❤❤❤❤❤❤❤
@SirajZaki-qm3hr
@SirajZaki-qm3hr 18 дней назад
Ustaz Akila well come bitame xibuk keep it up ♥️🇪🇷♥️♥️🥰🥰🇪🇷 Ezi Dankoro silfesh zikona Walado Natina ka Bi Awraj do Tigray Tiwat do kibel bizay walhanti Yitafeh Alo Ab kinde Eritrea 🇪🇷 kamay Timbel Hibrata sab Kamay Alo ab kinde mibal xarfe wirdat kihdat Tilmat kalas
@blessedRB
@blessedRB 18 дней назад
Do you think it will influence Uganda? Because I think Ugandans are going to protest on 20th...
@robelmehari6009
@robelmehari6009 18 дней назад
hzbi Kenya ab 2 amet felitwo hzbi Eritrea kea lili 30 amet zeyfeleto mengsti alena epe
@halezgigebremedhin4781
@halezgigebremedhin4781 18 дней назад
ብዛዓበ ኤርትራዊን ከ እንታይ ትብል ?
@mengsnguse2576
@mengsnguse2576 17 дней назад
It was last months topics, where have you been bro
@abrahamgebrekidan9547
@abrahamgebrekidan9547 18 дней назад
Ab keynyas xbq tntinka ab nay artra gn ane poloticna aykonkun eaka tbl
@er-uq6we
@er-uq6we 18 дней назад
ትም በል ደንቆሮ ስም ሃገርካ መጀመርያ ጽቡቅ ጌርካ ጸሓፎ
@bahtaalemhabte1708
@bahtaalemhabte1708 19 дней назад
Amlak mirggai yifterelom
@Veronica-cx7hl
@Veronica-cx7hl 16 дней назад
@MeriLove-id8uz
@MeriLove-id8uz 18 дней назад
ኣኪለ ብዛዕባ እሙን ዓርኪ ኤርትራዊ ግፋ ዝበሃል ሳዕቤኑ ከይበዝሐ ገለ በለና
@habtomfrezghi5617
@habtomfrezghi5617 18 дней назад
Problem in sound system, please fix in next program Mr. Akile
@user-hs5jl6pn4g
@user-hs5jl6pn4g 18 дней назад
Good
@unuminregnodei
@unuminregnodei 18 дней назад
ዘይሕማምካስ ረስኒ!
@EbrahimAhmed-wn8vz
@EbrahimAhmed-wn8vz 18 дней назад
I have respect for your information but we don't need like this topic anymore. Please don't be like G Drar.
@AhmedMohammedadem-qu5pq
@AhmedMohammedadem-qu5pq 19 дней назад
❤❤❤❤❤
@efyabrha9839
@efyabrha9839 18 дней назад
ኣነ ዝገርመኒ ኮ ን ከብዶም ክመልኡ ዝተለቅሕዎ ልቃሕ ካብቲ ድኻ ህዝቢ ኣሕዲጎም ልኸፍልዎ ምድላኣዮም ብጣዕሚ ኢዩ ዘሕዝነካ ❤❤❤❤❤
@ZemariRobelHagosOfficialTube
@ZemariRobelHagosOfficialTube 18 дней назад
Tsbuq nay hwet lewtin tmhrtin eka tewrid aklilu hawey thanks ab process zeyekore ke ente tewrdelna ka xbuq neru
@user-mr1is1on9h
@user-mr1is1on9h 18 дней назад
Beti habereta mihabika keyedenekuka ayhalifi mikiniyatu hizibina Ab kulu kurnat alem selezeo Ente Nay mirabawiya hagerat mittitaw Ab hagerat African Ab zeywexi azekiti yitiwen zelo cab kemizaten hagerat yitrefena Wedi 🤠 haweboy kakkkkkkkk 🤩
@aman0611a
@aman0611a 18 дней назад
"ካብ ኬንያ እንታይ ንመሃር" ግዳ ዘይትብል። ናይ ሚድያ ሰብ ኮይንካን ፖለቲካ ፈሪሕካ ጥራይ ዘይኮነ፧ "ከይብሉኒ" ፈሪሕካን ከመይ ንመጻኢ "ከምትኸውን" We'll see
@desalemezgebe7843
@desalemezgebe7843 19 дней назад
Akile hawey xbuq tntena ግን ድምጺ ኣይድን ሽሽ ወይ ንፋስ ኣቲዎ ድምጺ ጽቡቅ የለን።
@mebrahtomsahle8112
@mebrahtomsahle8112 16 дней назад
Eritrea entay tikewin ala gin ab yet nay gorebet gin moftotkum
@user-ku7dn4ji5m
@user-ku7dn4ji5m 19 дней назад
Selam yewrdlom kab kelu interview ena nexbe zelna ab us embassy kenya
@user-bx7qz3qo1m
@user-bx7qz3qo1m 18 дней назад
ዘኬዎስ እወ ሓቆም ናይ ሃገር ዕዳ ብምስኪን ህዝቢ ክኸፍሎ ደልዩ😢 ኣብ ሃገርና ውን ከምዚ ዓይነት በዳሂ መንእሰይ የድልየና ኣሎ! ንጥፍኣት ህግደፍ። ምኽንያቱ ሃገር ናይ ህዝብን ቁዋምን እንበር ናይ ዓመጽትን ቀረጻውያንን ኣይኮነትን።
@user-pn7sj1hp6w
@user-pn7sj1hp6w 19 дней назад
ዓጋመ እዮም 😂😂😂😂 ሓቀይ ዶ ሓሰማታትት
@unuminregnodei
@unuminregnodei 18 дней назад
Lol
@bicherzere6312
@bicherzere6312 18 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@user-pf1ls8fh3y
@user-pf1ls8fh3y 18 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@leibevater7928
@leibevater7928 18 дней назад
Mensyat kenya jgeanu srah america felitomo alwo 🎉🎉
@NahomGoitom-ck9il
@NahomGoitom-ck9il 19 дней назад
ab uganda ግፋ ስለ ዝተጀመረ ነዞም የሕዋትና ገለ አባ በለልና ተገዲስካ
@eriflix3999
@eriflix3999 18 дней назад
ኣኪለ እቲ ግብሪ ዝቅበል ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዳኣ ማቲዎስ እንዲዩ ዝባሃል😊
@efyabrha9839
@efyabrha9839 18 дней назад
የቀነልና ኩቡር ሓው ይገርም ኢዩ ብጣዕሚ ግን ሓደ ግዜ ኣብ ኮመነት ጺሒፈልካ ነይረ ስለምብታይ ኢየን ኣውሮጳውያን ጥራይ ንኣፍሪቃ ዘለቅሓ ስለታይ ኣውሮጳ ወረቀት ኣሕቲመን ኢየን ንኣፍሪቃ ገንዘብ ዝህብአን ዘልዋ ኣፍሪቃ ኸ ከምተን ኣውሮጳውያን ገንዘብ ኣሕቲመን ዘየለቅሓ እታይ ኢዩ ትፍልሊ 2ይ መንግስቲ ከንያ ን ህዝቢ ቐረጽ ወጺኹ ዕዳ ክኸፍልን ካብ ዝሓሳብ ናይታ ሃገር ገንዘብ እተወዲቁ ብኸመይን መኣስ ኢዩ ክኸፍሎ ዝሓስብ ዘሎ ማለት ናብ ደገ ሰድድ ገይሩ ዶላኣር ረኺቡ ዕድኡ ዶ ምኻፋል ኣይምሓሸን ንድኻታት ምስቃይ ?❤❤❤❤❤
@user-pn7sj1hp6w
@user-pn7sj1hp6w 19 дней назад
ጽቡቅ ውሳኔ መንእሰያት ኬንያ
@er-uq6we
@er-uq6we 18 дней назад
ጹቡቅ ትንታነ ኣኪለ ቀጽሎ ኬንያ ድማ ምርግጋእ ይፍጠረሎም ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ከምዚ ዝበለ ህዝባዊ ናዕብታት ክትኣቱን ሃገርና ኣብ መስመር ምርግጋእ ክትህሉን ግና እንታይ'ዪ እቲ ምስጢር ድማ ሓደ መዓልቲ ተንትነልና
@tsige3324
@tsige3324 19 дней назад
Today your voice not clear but every thing we heared
@efyabrha9839
@efyabrha9839 18 дней назад
ኣብ እኮኖሚ ኣድሂብካ ሰፊሕ መብርሂ እተትህበና ጽቡቅ ነይሩ ከንያ ብ እኮኖሚ ኣብ 3ይ ደረጃ እተኾይና እታይ ኮይኑ ገንዘባ ውዱቕ ኮይኑ እስኪ ኣብዚ ብሰፊሑ እኮኖሚ እታይ ሙኻኑ ኣረዳኣና
@KiebronKidane
@KiebronKidane 19 дней назад
Bro plis ab Kampala gfa hmaq alo plis tegediska habrelna thanks 🎉🎉🎉🎉
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 19 дней назад
Nimen eyu kihiberelkum aye eritrawiyan ahwatna ab adikum zeyneberkum biselam nab kslie adi kedkum kitrebiwo mifatankum gerimuna sidet tium ayikonen wala ab awropan American zeywediadi waga yebilun barya eyu bitaemi gerimuni kibri ab adika eyu kalie amaratsi niwsed adina atina eti ziaserenamenjisti niftehayo silezi nihsebelu entezeyole kemia elka minbar eya.
@user-sz4lg3nx2e
@user-sz4lg3nx2e 18 дней назад
ኣኪለ ፖለቲካ መደብ ትሰርሕ ትኮይንካ ብ ኬንያ ካብ ጀመርካ ብዛዕባ ኤርትራ ዘሎ ሽግር መደብ ስራሕ። ንኩሉ ኣብ ዮትዮብ ተቅርቦ ኣርዕስትታት ትንክፍ ትንክፍ ከየበልካ ኣብ ውሑዳት ኣርዕስቲ ጽፉፍ መደብ ተትሰርሕ ጽቡቅ ኮይኑ ይስማዓኒ።
@user-gv5me8ml7s
@user-gv5me8ml7s 18 дней назад
Nay bhaki
@mandelaman776
@mandelaman776 18 дней назад
Ata kille bezeiba aby seidet zelo eritrewi zelo kunit zeytezrib ☹️
@emaagostino
@emaagostino 19 дней назад
The quality of the voice wasn’t good
@abrshzemen7663
@abrshzemen7663 19 дней назад
May be it's the quality of your ear.
@emaagostino
@emaagostino 19 дней назад
@@abrshzemen7663 what you talking about ? Was that clear while you were hear 👂 the sound
@abrshzemen7663
@abrshzemen7663 17 дней назад
@@emaagostino you're the only dude in here complaining about the quality of the sound so that's why i said it may be the quality of your ear. Go see doc for your ears before you come to conclusion my boy
@samuelhagos9798
@samuelhagos9798 19 дней назад
ዘከዮስ፣
@mikekidane2907
@mikekidane2907 18 дней назад
ኣይትብከ እንድዩ ዘብክየኒ እዚኦም ታክስ ወስኹ ኢሎሞሞ ኣብዚ በጺሖም መንእሰያት ኤርትራኸ ድሕሪ ሳዋ ሙሉእ ዘመንኩም ንዓና ንህግደፍ ኢሎምሞ ጥርቅም 😮😮😮
@samsomzerom4988
@samsomzerom4988 13 дней назад
ጉዳይ ሃገርካ ዘይትዛረብ ካብ እዳማትካ ጥኒን ትብል ንሶም ንክነብሩ ይዛረቡ ኣለው ስለዚ ካብ ምስሉይነት ውጻእ በጃካ ናይ ዓድና ነገርሲ ይድንጽወካ ኬናውያን ግብሪ ከቢሩና ኢሎም ይቃለሱ ኣለው ኤርትራውያን ከኣ ምንባር ኣብ ዓድና ሲኢና ስለዚ ናይ መንና ኢዩ ዝገርም
@ha800
@ha800 18 дней назад
ንስኻ እምበር እንታይ ትኸውን ኣለኻ ጠፊእና ከምዛ ጻዕዳ ሽጉርቲ ኣብ ኩላ ኣርእስቲ ትኣቱ፡ ኩሉ ክትክውን ኣይክኣልን እዩ፡ እታ ዝነበረት ቢዝነስካ ጠፊሽካ ዲኻ ጽቡቕ ኔርካ ስራሕካ እንዶ ስራሕ
@aronbrhane374
@aronbrhane374 18 дней назад
ኬንያ ካብ ናጄርያን ደቡብ አፍሪካ 3 ደረጃ ብቁጠባ ዳሓን እንተኮይና ብከመይ ክንድዚ ዘአክል ልቃህ ተለቂሃ ብሕዝቢ ታክስ እዳ ክትከፍል ብዝብል እግርግር ተፈጢሩ አክሌ አብዚአ መብሪሂ ተትሕበና
@mkinay843
@mkinay843 18 дней назад
መገዲ ባቡር ፣ መዕርፎ ነፈርቲ ጆሞ ኬንያታ ፣ ናይ ሮቢ ሞምባሳ ሃይ ወይ ካልእን ሰሪሕሙሉ ። ይኹን እምን ዓዲ ዲሞክራስን ፣ ፍትሕን ሰለ ዘለዎም ንመሰሎም ይጣበቑ እለዉ ።
@midnightmoon1318
@midnightmoon1318 18 дней назад
እዞም ብዛዕባ ኤርትራ ትብሉ እንታይ ሓድሽ ስሎ ,ዩ ክዛረብ ኣኪለ ፀላዊ (influencer)እንበር ተቓዋሚ ወይ political activist ኣይኮነን ንዘቕርቦ መደባት ብርዲኢት እምበር ብስሚዒት ኣይኮነን ፡ዳሓር ክኣ ምዝራብ ውፂኢት ዘምፂእ እንተኾይኑ ናትኩም መምፀኣ እንሄ እንዶ ትዛረቡ ዶስ ካብቶም ፈሊጣት ኢኹም please ካብ ብሀውሪ ቅድመ ፍርዲ ምሃብ ምውፅእ ሕራይ ዶ ደቂ ዐደይ ቡሩኻት ምስ ሙሉእ ኣኽብሮት ❤
Далее
ስለምንታይ ከይትዛረብ ተኣጊዳ ?
19:10
Угадай МОБА 1 🥵 | WICSUR #shorts
01:00
Просмотров 614 тыс.
Spot The Fake Animal For $10,000
0:40
Просмотров 157 млн
ийу 😅
0:14
Просмотров 9 млн
Пранк над Махачевым🥶
0:19
Просмотров 10 млн