Тёмный

ክልተ ገፅ - ሓፂር ትግርኛ ድራማ | Klite Gets - New Tigrigna Drama 2023 

Lele Entertainment
Подписаться 186 тыс.
Просмотров 81 тыс.
50% 1

ክልተ ገፅ - ሓፂር ናይ ትግርኛ ድራማ | Klite Gets - New Tigrigna Drama 2023
© Lele Entertainment. Unauthorized Copy, Distribution of Video Content is Strictly Prohibited!!
Follow us on:
Website: www.LeleMusika.com/video
Facebook: / lelemusika
Google Plus: plus.google.com/u/0/106009089...
Instagram: / lelemusika
#KliteGets #TigrignaDrama #LeleEntertainment
#TigrignaMusic #EthiopianMusic #TigrignaMusic #EritreanMusic #TigrignaMusic2019 #NewTigrignaMusic
More Awesome Videos On Our Channel:
Birtukuan Mebrahtu - Gerewani : • Birtukuan Mebrahtu - G...
Solomon Yikunoamlak - Barchu : • Solomon Yikunoamlak - ...
Filmon Bekele ft Lominat Hayelom - Selam Beluley : • Filimon Bekele ft Lomi...
Fikremariam Gebru - Zew New : • Fikremariam Gebru - Ze...
Wedi Tedros - Number One Girl : • Wedi Tedros (Dawitay) ...
Dj Moris ft Raza Raya - Hie : • Dj Moris ft Raza Raya ...
Tsegay Haregot - NiEiwala - • Tsegay Haregot - NiEiw...
Gere Maetebey - Wedding Video : • New Tigrigna Wedding M...
Girmay Belay - Kolia Tigray : • Girmay Belay (ግርማይ ራያ)...
Kiros Girmay - Kem Sebey : • Kiros Girmay - Kem Seb...
Tesfaldet Zeru - Kef kef : • Tesfaldet Zeru - Kef K...
Wedi Tedros - Selam Selamye : • Wedi Tedros - Selam Se...
Desalegn Zeru - Ethiopia : • Desalegn Zeru - Ethiop...

Видеоклипы

Опубликовано:

 

23 июн 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 648   
@user-ds1bt1of4g
@user-ds1bt1of4g Год назад
ኣሰይ ብሓቂ ደስ ክብል ስራሕ ቀፅልዎ ኣነ ኮ ብክልተ ኣካዉን እየ ዝሪአኩም ደቂ ሪመይ መታን ቪው ክበዝሐለይ 😀❤️💘
@MaryamTsion
@MaryamTsion Год назад
ፅርይተይ ፈታይት ኣሕዋታ❤
@user-bf3rq1cd6u
@user-bf3rq1cd6u 11 месяцев назад
​@@MaryamTsionهن ج❤
@eiyorsalemhaylemaryam5038
@eiyorsalemhaylemaryam5038 11 месяцев назад
ኣሰይ ደስ ክትብሊ 😘❤
@user-ds1bt1of4g
@user-ds1bt1of4g 11 месяцев назад
@@MaryamTsion ኣይከማክን ምቅርተይ ❤️
@user-ds1bt1of4g
@user-ds1bt1of4g 11 месяцев назад
@@user-bf3rq1cd6u ❤️❤️
@goodboyeshabasi1662
@goodboyeshabasi1662 Год назад
ኣሰይ እዛ ፍልም ደስ ባሃልት እያ እትብሉ ላይክ እስክይ ግበሩ ደቅይ ትግራይ ዓደይ ሓላላት❤❤❤❤❤❤
@samirha5358
@samirha5358 11 месяцев назад
ኣስይ ምቅርቲ ዝከነት ፍልሚ ኣነስ ዓደይ ናፍቍት ኣላዕልክምለይ ❤❤❤❤
@romanabrha5998
@romanabrha5998 11 месяцев назад
ገጠር ዝዓበኩም ሃገረ ሰብ ትፈትዉ ላይክ ሃቡኒ 😻♥️
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 Год назад
መን ከም ገጠር ሃገረሰብ እንኳዕ ጓል ገጠር ኾንኩ ተመስገን🥰🥰 ቐጽልዎ ምቁራተይ ብሓቅ ስነ ጥበበኛታት እኹም❤️💛
@user-mp5kc3ux4j
@user-mp5kc3ux4j Год назад
ኣሰይ ደስ ክብል ኣብ ሃገረሰብ ኩሉ ኣሎ ክብሪ ሓልዮት ልውሃት እንቋዕኳ ካብዙ ሓላልን ለዋህን ህዝቢ ተፈጠርና ሽሻይ ብሓቂ ለባም ደራስን ተዋሳኣይን ኢኻ ናትካ ዘበለ ኩሉ መሃራይን መዘናጋዓይን እዩ ደቂ ሃገረ ሰብ ኣለኩምዶ ❤❤❤💛💛💛😍😍😍
@user-hk9mo4vm7j
@user-hk9mo4vm7j Год назад
ኣየ ከተማ😂 ፆሞም ኣሕድርሞም ዝኩላ ሕንብሻእን ተሰኪሞም ከይደን❤😂
@kiyalove9605
@kiyalove9605 Год назад
ገጠረይ ፍቅሪ❤❤❤❤❤ ደቂ ገጠር ኣለና ዶ ኣብየት ልውህና❤
@user-mo3fv2md2q
@user-mo3fv2md2q Год назад
ኣለና ናፍቖት ኣይከኣልናን ኡፍ ስደት ሕሱም😢
@user-so3mw1lc4d
@user-so3mw1lc4d 11 месяцев назад
ኣለና🥺🥺🥺💕💕💕
@razwali4987
@razwali4987 11 месяцев назад
ኣለና አብታ ነሽተ ተለቨዥን ትመስል ተሰክቲትና ንውዕል😂😂😂😂
@danitekeste7277
@danitekeste7277 Год назад
ትግራይ ትግራይ ትኸውን አላ ብሓቂ ትንሳኤ ትግራይ ህጉድጉድ ይብሎ
@Kebi-kq2du3zu6d
@Kebi-kq2du3zu6d Год назад
ከም ሎምዓንቲ እሉ ተሓዋዊሱኒ ኣይፈልጥን ስሓቅን ብኽያትን ዋይ ናፍቆት😢😢😍😍😍😍😍😍
@user-wp5qk6bm4e
@user-wp5qk6bm4e 11 месяцев назад
ማዓሾዋይ ፅሩይ ማዓሾ ዝፈትው👍ግበሩ
@Tigraweyti231
@Tigraweyti231 Год назад
ባዕለይ ድሕሪ ኹሉ 😢 እንቋዕ ዳሕና መጻእኹም ዞም ደቂ ዓደይ በርትዑ ኣብ ጎንኹም ኣለና ሼር ሳዝክራይ ኮሞንት ላይክ ካብና😊
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 Год назад
ሞይተ ስሓቅ ድሕሪ ኩሉስ ኣብዚ እባ እኒአኩ😂
@user-zn5zh3bc2i
@user-zn5zh3bc2i Год назад
ኣነከኣ ኣለኩ ናየይ ከ ታይ ይብሃል 😁
@user-hk9mo4vm7j
@user-hk9mo4vm7j Год назад
😂😂😂
@user-pm2ul5pg1r
@user-pm2ul5pg1r Год назад
ንስኪ ድሕሪ ኩሉ ኣነ ከ ደኣ እንታይ ክበሃል እየ😂
@tdfhoney9161
@tdfhoney9161 11 месяцев назад
#ሳዝክራይ kkkkkk ሳብስክራይብ እያ
@amlesetmuruts470
@amlesetmuruts470 Год назад
ዋው ብጣዕሚ ፅብቅቲ ድራማ እዛ ሰበይቲ ሲስኮ ጓል ገጠር ኾይና ትሰርሕ ዘላ ብጣዕሚ ንፍዕቲ ተዋሳኢት እያ ብፍላይ ናይ ገጠር ክትኽእለሉ ንሳ ዘላቶ ድራማ ኩሉ እየ ዝሪኦ አደታትና ትመስል ብፍላይ ተትድርመሚ ❤❤❤
@user-js9nf4uf9y
@user-js9nf4uf9y Год назад
ብጣዕሚ❤❤❤❤❤
@user-xj3jv6iv6b
@user-xj3jv6iv6b Год назад
ብጣዕሚ ፅሪቲ ኣደ እያ❤❤❤❤❤
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu 6 месяцев назад
ብትክክል❤
@user-uh7pf4vq3e
@user-uh7pf4vq3e Год назад
ብሓቂ ኣዝያ መሃሪት ፍልሚ እያ ንፍዓት ኢኩም ብሓቂ ንቀፃሊ ድማ ዝበለፀ ስራሕ ሒዝቡምልና ከምትመፅኡ ጥርጥር የብለይን ብሃንቀውታ እንዳተፀበና ቀፅልሉ ደቂታ ብርክቲ ዓደይ ♥💛
@user-ut3tc8js4q
@user-ut3tc8js4q Год назад
ሽሻይ ክታባባዕ ዘለው ደራሲይን ተዋሳኣይን ሓውና እዩ ተጋርዋይ ነተባባዓዮም❤
@Mazu-oz7vv
@Mazu-oz7vv Год назад
ገጠርካ ጡዑም ባህሊ ከተማ ካብ ዝበሃልከ ማዓዝ ጢዒምና😥❤❤❤❤
@zoozzaaz4468
@zoozzaaz4468 Год назад
ገጣር ጥዑም Like ተጋሩዋይ❤❤❤
@jdgejeeosuez5619
@jdgejeeosuez5619 Год назад
ናይ ማዓሾ ኣቃምጣ ዘስሓቆ😅😅 ይመቸኩም
@keleabtsehaye4480
@keleabtsehaye4480 11 месяцев назад
💝💝💝 መርዓት ሃገረሰብ ወዜሪት የዋህ ገርሂ ነበረት ከም ሎሚ ሊባ ከይተረረት ቆንጆ ምልጭ ቁንጂና 🇪🇷👍👍👍
@azebtigray6298
@azebtigray6298 11 месяцев назад
ኣቤት ናይ ገጠር ልውህነትን ሕያውነትን እረ ግዜ ተመለስ 😢♥️💛🥰
@user-wi6er8cg3u
@user-wi6er8cg3u Год назад
እንካዕ ብስላም መፅእኩም ደቂ ሃገር ትግራይ❤❤❤😢🎉😢
@user-sd8fw7ll9r
@user-sd8fw7ll9r 11 месяцев назад
ብሓቂ ማሃሪት ፊልሚ እያ ቀጺሉሉ ተጋሩዋይ ♥ኣይ ዝገጠርካ ክንደይ ይጥዕም እንኳዕ ጓል ገጠር ኮነኩ 🤗😍
@user-bo4yr7ms2d
@user-bo4yr7ms2d Год назад
ብጣዕሚይ ደስ በሃሊት ድራማ ተጋርዎኒ ❤ትዝታ ገጠር 😢 ኣነስ ከብደይ ሓፍሓፍ ኢሉኒ💔😢
@user-kl1rc5ep8v
@user-kl1rc5ep8v Год назад
ኣይከማይን😢
@user-bo4yr7ms2d
@user-bo4yr7ms2d Год назад
@@user-kl1rc5ep8v ኣጀና💙🙏
@blean1214
@blean1214 Год назад
ብጣዕሚ ናይ ሕሉፍ ዝነበረ ሽግርን መከራን ናይ ገጠርን ከተማን ዝነበረ ኩነታት እትገልፅ ድራማ ብጣዕሚ ገጠር ክንደይ ቤተሰብ ዝሓገዙ ምሉእ ሰላም ይምፅኣልና እንካሓሓሰሉ ብጣዕሚ ደስ ትብል ቀፅልሉ ተጋርዋይ ጀጋኑ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Hareg675
@Hareg675 Год назад
እንቋዕ ዳሓን መፃእኹም🎉🎉🎉 እዛ ፅርሃ ኮይና ትሰርሕስ ክፈትዋ ኩሉ ጊዜ ምቅርቲ ሕምሽክክ ዝበለ ምስ ተቆነነት እሞ ከጥዕመላ🎉🎉🎉
@user-gd5vr1hm3h
@user-gd5vr1hm3h 11 месяцев назад
እሰይ ተጋሩ ሽኮራት ኣጆኹም ቀፅሉሉ ብሓቂ ምሃራይን ነዚ ናይ ሕዚ ግዜ ብጣዕሚ ገላፂ እዩ ብሓቂ ጎቦዛት እዛብሄር ሙሉእ ስላም የውርደልና 🙏🙏🙏💛❤💛❤💛❤💛❤💛
@user-nc4us9ft7b
@user-nc4us9ft7b Год назад
ብሓቂ ደስ ዝብል ድራማ ደቂ ትግራይ ሓላላት ኣየወ ገጠርካ ጥዑም 😘♥️💋
@user-uh6ky7oe3x
@user-uh6ky7oe3x Год назад
እዋይ እዛ ድራማ ክንደይ ደስስስ ትብል ኣየ ከተማ ክብረት ሰብ ዘይብሎም እዋይ ገጠርካ ዘሎ ሰብ ኣኽብሮት ትግራይ ዓደይ ናይ ቀደም ሰላምኪ ይመለስ 🤲🥰🥰
@fggh9309
@fggh9309 11 месяцев назад
ሰላም እግዚአብሔር አምላክ ምሰኩም ይኩን ህዝቢና❤❤❤❤❤
@darectnome
@darectnome Год назад
ደስ ትብል ፍሊም ምሃሪት እያ 👌👌👌👌❤️👍🇪🇷
@Mazu-oz7vv
@Mazu-oz7vv Год назад
❤❤❤❤❤ደቂ ትግራይ ሓላለት ከምኡ ገይር ኩም ቀፅልሉ❤❤❤❤
@emmaq1588
@emmaq1588 Год назад
ሃገረሰብ ማለት ኩሉ ኣሎ ቅንዕነት ልውህነት ሓልየት ምትሕልለይ ኣሎ ሸር ላይክ ነግበረለሞ ናይ ባዕልና ሚድያ ነዐቢ
@ufh4391
@ufh4391 11 месяцев назад
ውይ ደስ ዝብል ድራማ ቀፁሉሉ ክሳብ ከዚ ዘይረአክዎ ፀኒሐ😢 ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤
@dwdfdwrf7117
@dwdfdwrf7117 Год назад
ናይ ብሓቂ ገጠር እዩ ጡዑም❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ተጋርዋይ
@uuyfyuuy4719
@uuyfyuuy4719 Год назад
ናይ ገጠር ህዝቢ ማለትኮ የዋህ ለጋስ መክበሪ ሰብ ናይ ገጠር ሰብ ገሊፅካ አይውዳእን❤❤❤❤
@selam801
@selam801 Год назад
ባዕሉ ደራሲ ባዕሉ ተዋሳኢ ሹሻይ ገ/ሂወት more እየ ዘድንቐኻ ብሉጽ መርአያ ብዙሓት ኢኻ ቀጽለሉ ጋይሰ ከአ like shaer ምግባር አይንሕመቕ❤
@galwukro
@galwukro Год назад
ተመስገን ጋል ሃገረሰብ ዝገበርካኒ🙏🥰❤️💛
@user-mg8hs6im9g
@user-mg8hs6im9g Год назад
ኣሰይይይ ሳሓቅና ይብዛሕ ኣይትጥፍእና መልሲ ከልጥፍኩም ልቆቅልና በጃኩም😢🎉❤
@salojj2828
@salojj2828 11 месяцев назад
ደስ ክትብሉ እግዝኣብሄር ኣምላክ ሰላምና ይመልሰልና🙏💒
@user-rx7lv4wm9m
@user-rx7lv4wm9m Год назад
ኣዮወአይ ትሩእይን ልግስ ጋሽ ምኽባራ በእነት ታፈቀዐካ😢😢 ❤❤❤❤❤❤ በልዕካ ዝፅገብ ደይመስሎ ስብ ቃደም 🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
@slmslm7388
@slmslm7388 11 месяцев назад
ኣሰይይ ፀላእዓይንኩም ይፍሰስ ተጋርዋ ደስ ዝብል ሰራሕ እዩ ቀፅልሉ ናይ ብሓቂ ገጠር ጥዑም እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ተጋርዋይ❤❤❤❤❤
@tdfhoney9161
@tdfhoney9161 11 месяцев назад
መን ከም ገጠር። ቀፅልሉ ተጋሩዋይ ምሩጻት♥♥♥♥
@selamlekmu9726
@selamlekmu9726 Год назад
ደራሲ ክቡር ሓውና ሽሻይ እምበር ሽሻይ ዕድመ ምስጥዒናይሃብካ ፈጣሪዝሓወይንኹሌኹም
@lileyguql.tigray6425
@lileyguql.tigray6425 Год назад
ብሓቂ መምሀሪት ደስ ክትብሉ ብጣዕሚ መሲጣትኒ ቀፅልሉ ተጋርዋይ♥♥ ብሓቂ ናፊቀ ናይ ገጠር ሰብ ሓላዪ የዋህ ኣፉ ሓዲጉ ዝህብ ትሓልዮትማ ብዘርእና እዩ ተጋሩ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም 😘😘😘😘😍😍😍🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@azfarabrha8735
@azfarabrha8735 11 месяцев назад
ትክክል ገሊፅኩምዋ እህ ከተማ ከምዚአ አይንገብርን ከይትብሉ ጋሻ ተመፅይኩም ኩርፍፍ
@user-ro6qz5tk3x
@user-ro6qz5tk3x 11 месяцев назад
ኣየ ዙዓድና ደሰ ክብል ኩሉ ነገሩ😢የቀንየልና በርቱዑልና❤
@user-nb2wi8pp7q
@user-nb2wi8pp7q 11 месяцев назад
ኣይይይይ ገጠርኻ ጥዑም 😢😢😢 ማኣዝ እና ባ እንኸዶ ካቢዚ ስደት 😢😢😢😢
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 11 месяцев назад
ሹሻይ ገብረሂወትን መሳርሕቱን ክናአዱ ይግባእ ተዋሶኦ ትግራይ አብ ምብራኽ ዓብዪ ግደ የበርክቱ ስለ ዘለዉ
@asaw6750
@asaw6750 Год назад
በጃኹም ተጋሩ ኣሕዋተይ ናይ ባዕልና ሚድያ ነዐቢ ናይ እንዳማትና ሚድያ ኮለል ኣይንበል ብጣዕሚ መሳጥን መሃርን እዩ ኩሉኹም ተዋሳእቲ ብሉፃት ኢኹም ኣጆኹም ብፍላይ ሽሻይ ደራስን ዳይርክተርን ብሉፅ ተዋሳኣይን ኣነ ቃላት የብለይን ቀፅሉሉ🌹❤
@rahealraheal1881
@rahealraheal1881 Год назад
ደስ ይብል ኩለኩም ብጣዕሚ ጎበዛት ኢኩም እዛ ፅርሃ ኮይና ትሰርሕላስ ክፈትዋ መዓት ደሞ ኣዶ ኮይና ምስራሕ ብጣዕሚ እያ ትክእለሉ ትፈትወኪ እያ በሉለይ ❤❤❤❤❤❤
@user-km3qr7ni4q
@user-km3qr7ni4q Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ አነሰ መጅሙዕን ሸላን ዘለውዋ ድራማ ክምችወኒ ❤❤❤❤❤
@user-pb3hg1cm7q
@user-pb3hg1cm7q 11 месяцев назад
እንኳዕ ገጠር በፃሕኩ ተመሠገን መን ከም ደቂ ገጠር ኣልኩም ዶ ከምዚ ከማይ ገጠር ዝባፃሓኩም እግዚአብሔር ሰደትና የሕፀረልና የሕፅረልና❤ ዕድመ ይሃብኩም ተዋሳኢቲ ኣሕዋትና
@azkn9224
@azkn9224 11 месяцев назад
ኣሰይ ፅቡቃተይ ቀፅልሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ናይ ገጠር ናብራ ፅቡቅ❤❤❤❤❤❤❤💊💊💊💊💊💊
@ghgh2357
@ghgh2357 Год назад
ብጣዓሚ ፅብቅቲ ደራማ ደቂ ሪመይ ዕዱመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ቀፅልሉ❤
@brhanebb1960
@brhanebb1960 11 месяцев назад
ኣስይይይይ ምቅራት ፍጥረት ኣዱ ትግራይ ባህልና ደስስስ ክብል መን ሃመ ሃገረ ስብ😢❤😢
@hgghcghhfn1786
@hgghcghhfn1786 11 месяцев назад
ፅቡቕ ስራሕ እዩ ቐፅልሉ ደቅ ዓደይ❤
@lamlamberhe3098
@lamlamberhe3098 Год назад
ኦኖት ሸገ ዲዃነት ፊልም ያአ ትክክል ነይ ባህልና ትገልፅ ቀፅሉሉ ደቂ ትግሪይ ማዓሮ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y Год назад
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ተጋሩዋኒ መጅሙዕን ሽላን ዘለውዋ ደሰስስ ብሃሊ ቀጽሉሉ ጀጋኑና❤❤❤❤
@user-dn7uo2by4q
@user-dn7uo2by4q 11 месяцев назад
ሰላምኩም ይብዛሕ ደቅ ትግራይን ተጋሩን ዓይኒ ፀላእትኩም ይደፈን ❤💛👏👏👏 ንሪኦን ንከታተሎን ነገር ሃይማኖታዊ ይኩንድራማ ይኩን ሙዚቃ ካብ ናይ ተጋሩ ሚድያታት ወፃኢ ከይንከታተል ሓደራ ተጋሩዋይ💛❤🥰🥰
@askalreda3914
@askalreda3914 11 месяцев назад
ብሓቂ ብጣዕሚ ደስ ብሃሊት ቀፅልሉ❤❤❤❤
@user-ys3rw9mg1j
@user-ys3rw9mg1j 11 месяцев назад
ተጋሩዋኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ሪመይ❤❤❤
@user-kl1rc5ep8v
@user-kl1rc5ep8v Год назад
ናይ ብሓቂ ማሃሪ ሰራሕ ዩ ፅቡቅ ገርኩም ገሊፅክምዎ ❤
@samriguggalmekele1270
@samriguggalmekele1270 Год назад
ናይ ገጠር መስራሕ ቀጽሉሉ ኣጆኹም በጣዕሚ ደስ በሃሊትን መሃሪት ድራማ 😢🥰🥰🥰
@user-fd3db4jv4m
@user-fd3db4jv4m 11 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ብጣዓሚ ደስ እትብል ፍልሚ እያ ቀፅልሉ እስቲ ደቂ ገጠር ኣለኩም ዶ ዝናፈቅኩም ኢድኩም ንላዕሊ 👆❤️❤️❤️💛💛💛🌹🌹🌹
@eiyorsalemhaylemaryam5038
@eiyorsalemhaylemaryam5038 11 месяцев назад
ኣሰይ ዓድና ኣናፊቅኩምና እግዚአብሔር ዕድመን ጥዒናን ይሃብኩም ደቂ ሪመይ ቀፅሉሉ ❤😘
@user-gg8uc2ck5m
@user-gg8uc2ck5m 11 месяцев назад
ተመስገን እንኳዕ ጓል ገጠር ኮንኹ ደቂ ገጠር አበይ አለኩም😍😍😏
@ksanetmom
@ksanetmom Год назад
ኣታዮ እዚ ማዓሾ ዝባሃል ማሪኩኒ😂😂😂😂
@user-oz9cl7mg9u
@user-oz9cl7mg9u Год назад
ብሓቂ ደስ ክብል ናይ ሃገርስብ ናብራ ክብሪ ሓልየትን አለው ሓለፈ
@user-td9yc9dn5l
@user-td9yc9dn5l Год назад
ዋይ ገጠር ዘለዎ ግርማ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉
@user-xx8iv1cy5e
@user-xx8iv1cy5e Год назад
ኣዝያ መሃሪትን ምቅርርር ዝበለትን ድራማ ብሓቂ❤
@tesgategrewyti6347
@tesgategrewyti6347 Год назад
ብጣዕሚ ፅብቅቲ ስራሕ ሰሪሕኩም ከምዙይ ዓይነትስራሕ ቀፅልሉ ባህልና ምጣዓሙ
@promisefreedom6423
@promisefreedom6423 Год назад
🥰ንቕሓት ዝዓሰላ ሓቦ ሕውነት እተስንቕ መምሃሪት ናይ እነታትናን ኣቦታትናን ቕኑዕ ሙቁሩን ባህሊ ኣዘኻኺራ እተምህር መዳሓኒት ናፍቖት🥰 thank you🙏
@brhanbrhan7225
@brhanbrhan7225 11 месяцев назад
ኣይ ሽሻይ መዓረይ ኩሉ ስራሕኻ ክጽብቅ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ!!🙏🙏ዓይኒ ትግራይና ኢኻ 🌹👏👏👏
@newuaq1125
@newuaq1125 Год назад
ፅቡቅ ስራሕ ጀጋኑና መጀመርያ አብታ ናከተማ ትጋኒና ኢለ ሓሲበ ነይረ ግና መወዳእታአ ፅቡቅ መምህሪት እያ ሙሉእ ሰላም ልሀገርና ትግራይ የውርደልና🙏🙏🙏💛❤💔💔🕊🕊🕊
@allbaad6689
@allbaad6689 Год назад
ምንም አይተጋነነን ትክክል እያ😢
@vxnn4818
@vxnn4818 Год назад
ደስ ትብሉ ቀፅሉ ክብር ህዝበይ እዚዶ ምተገበአካ ሰለምካ ይመልሰልካ አምላክ
@bmtbmt9103
@bmtbmt9103 11 месяцев назад
ኣዝዩ መሳጢት ድራማ ኣብ ገጠር ግዲ ዓብየስ ብጣሚ ስሒባትኒ ክኢልኩምሉ ንፉዓት ቐፅልሉ የቐንየልና ከም መጠን ወዲ ሃገረሰብ ምኳነይ
@swswiy9610
@swswiy9610 11 месяцев назад
ናይ ገጠር ሰብ ፍቅሪ እዩ ዝምህረካ ብሓቂ❤❤❤
@salmasalm8448
@salmasalm8448 Год назад
አሰይይ ፀላእዓይንኩም ይፍሰስ ተጋርዋ ደስ ዝብል ስራሕ ቀፅልሉ❤❤❤❤❤
@user-tw2wv3ei7l
@user-tw2wv3ei7l 11 месяцев назад
ብሓቂ ብጣዕሚ ደስስ ዝብል ፍልሚ ኢዩ ኩቡር ሽሻይ ኹሉ ኢትደርሶም ድርሰታት ብጣዕሚ ማረኽትን ጡዑማትን ኢዮም ቀፅለሉ አምላኽ ኻዓ ሙሉእ ሰላም ይልአኸልና 💟💟💟💟
@kdjnnrr6390
@kdjnnrr6390 Год назад
ዋውውውው ገለ ዓይነት ፊልም ተጋሩዋኒ ቀፅልሉ ደቅ ሪመይ💊💊💊💊💖💖💖💖😘😘😘🙏🙏🙏
@tigraweyti7855
@tigraweyti7855 11 месяцев назад
መን ከም ሃገረ ሰብ miss You ሃገረ ሰበይ።❤
@mamibabi6805
@mamibabi6805 Год назад
ዋው ይበል ገፀ ባህሪ እዩ ዞምናትና😍😍ፅቡቅ ስራሕ እዩ🤗
@samerahsamerah329
@samerahsamerah329 11 месяцев назад
ተጋሩዋይ ማዓረይ ብጣዓሚ እየ ዝፈትወኩም❤❤❤ ሶ ቀፅልሉ
@user-ep7pk2uq9d
@user-ep7pk2uq9d 11 месяцев назад
ቀፃልባ ፍቱዋተይ ናይኩም ድራማ ምጥዓሙ
@galltigray4548
@galltigray4548 Год назад
ሃገረሰብ ሓላልል❤❤❤❤❤ ከተማ ዛጥውይዋይ እኮ ኢለምዎ ዛፓስታ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@gideygebreslasse6169
@gideygebreslasse6169 11 месяцев назад
ብጣዕሚ ኑፉዓት ኣብ ገጠር ኩሉ ኣሎ ❤️💛❤️
@user-dn7uo2by4q
@user-dn7uo2by4q 11 месяцев назад
ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ ስራሕ እዩ ቀፅልሉ ደቅ ትግራይ ሓላላት❤💛🥰🥰🥰
@user-lf6zn1mr7o
@user-lf6zn1mr7o 11 месяцев назад
በሓቂ ደስ በሃልቲ ደቂ ትግራይ ሓላላት💊
@denkeneshame1816
@denkeneshame1816 11 месяцев назад
መን ከም ገጠር እንኳዓ እኳ ኣብ ገጠር ዓበኩ ገጠረይ ማዓረይ ናፌቆዮ ክብረት ናይ ገጠረ ዘሎ እኮ ብጣዕሚ ገሊፂኩም ቀፅልሎ
@user-hg4ci4wi3x
@user-hg4ci4wi3x Год назад
ተጋሩዋይ ብሉፃት ኩሉ ዘጥዕመልኩም ❤❤
@maryamawitchannel6962
@maryamawitchannel6962 Год назад
መን ከምሰብ ሃገረ ሰብ ንባዕሉ በሊዕዎ ዘይፈልጥ ጋሻ ክመፅእ ከሎ ዝእንግዶ ባዕሉ አብ መሬት ክህርስ ንጋሻ መደቀሲኡ ዝገድፍ 😌 ቀፅልሉ ደቂ ትግራይ ኩሕሎ💙
@user-js9nf4uf9y
@user-js9nf4uf9y Год назад
ብጣዕሚ❤❤❤
@user-sm1gd3oj4h
@user-sm1gd3oj4h 8 месяцев назад
ሃገረ ሰብ የዋህ በሊዑ ዝፀግብ ዘይመስሎ❤
@fanigaltigray1628
@fanigaltigray1628 Год назад
ኣሰይ ደስ ክትብሉ ሙቁራት🥰 ባህልና ጥዕም ፅቡቅ ስራሕ ቀፅሉሉ ተጋሩዋኒ ፅቡቃት❤❤❤❤
@aiemyrga2511
@aiemyrga2511 Год назад
ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ካብዚ ዝበለፀን ዝዓበየን ሕዝኩም ከም ትመፅኡ አይንጠራጠርን ንወሎዶ ትግራይ ፁቡቅ መርአያ እዩ ❤❤
@MeryMm-lk6iw
@MeryMm-lk6iw 11 месяцев назад
እንኳዕ ድሓን መጸኣኩም ተጋሩዋይ❤❤❤
@__-wj7zq
@__-wj7zq Год назад
_ገጠር ጡዕም ባህሊ🥺❤️ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ቀፅልሉ🥰🥰🥰🥰🥰🔥_
@brhanhaylay2526
@brhanhaylay2526 Год назад
አሰይ እንኻዕ ብሰላም መፃእኩምልና ብሓቂ አዝያ መሃሪት ድራማ እያ ብጣዕሚ ኢኩም ጎበዞት ንቀፃሊ ከዓ ዝበለፀ ስራሕ ሒዝኩምልና ከም ትመፁ አይንጠራጠርን ብሃንቀውታ ክንፅበ ኢና❤❤❤❤❤❤❤
@user-ep4gn4hw7q
@user-ep4gn4hw7q 10 месяцев назад
ኣየ ዓድና ጥዕም ኣናፊቅኩምና እስቲ ስደትና ይሕፅሮ ተጋሩዋይ 😢😢❤❤❤❤❤❤
@user-xz1bd4uu9x
@user-xz1bd4uu9x 7 месяцев назад
ኣይ ገጥር ደስ ክብል❤❤❤
@zelasiekidani7021
@zelasiekidani7021 Год назад
እንኳዕ ብስላም መፃኩም ደቂ ሃገረ ትግራይ ደቂ ሓላሊ💛💛💛❤❤❤
@slamahslamah1321
@slamahslamah1321 11 месяцев назад
ተጋሩዋይ ሰሱኑልና ሰላምኩም ይብዘሐልና😢❤❤❤
@Asa121-bj7ho
@Asa121-bj7ho Год назад
እስይ መን ከም ደቂ ገጠር እስከ ገጠር ዝዓባኹም ከሙዙ ከማይ👍
@wezi112
@wezi112 Год назад
ዋው ገራሚ ድራማ ዩ ቀፅሉሉ ብቁዓት ሰባት ብሓቂ❤❤❤❤❤
Далее
OMG🤪 #tiktok #shorts #potapova_blog
00:50
Просмотров 11 млн
The right decision came to mind #comedy
00:12
Просмотров 510 тыс.
I Built a SECRET Tree House in My Backyard!
26:09
Просмотров 7 млн
Как твои дела
2:55
Просмотров 365 тыс.
MAYOT - Пох
1:50
Просмотров 151 тыс.