Тёмный

ክልቲኦም ደቀይ ወሲዶሙለይ josias denden 

JOSIAS DENDEN TUBE
Подписаться 121 тыс.
Просмотров 63 тыс.
50% 1

ክልቲኦም ደቀይ ወሲዶሙለይ josias denden
VISIT AT JOSIAS DENDEN
- linktr.ee/josiasdenden
- FACEBOOK PERSONAL Josias Denden
/ josiassdenden
- FACEBOOK PAGE 1 Josias Denden TV / josiassdendentube
- FACEBOOK PAGE 2 Josias Denden
/ josiassdendentechno
- INSTAGRAM Josias Denden
/ josiassdenden
- TWITTER Josias Denden
/ josiassdenden
- TIKTOK Josias Denden
/ josiasdenden
#eritrean#yordanos#yordanosmainz

Опубликовано:

 

7 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 399   
@JosiasDenden
@JosiasDenden 14 дней назад
ንዮርዳኖስ ክትታሓባበርዋ ምስ እትደልዩ በዚኣ ተወከስዋ ቴለ - 004915219601830
@user-ve7tf1pb9i
@user-ve7tf1pb9i 13 дней назад
ቴሌፎና ኣይሰርሕን ጆሲ ሓወይ
@maharigrmay8753
@maharigrmay8753 13 дней назад
ሰላም ጆሲ ። መጀርያ ክድሚ ንዚ ምዝርጋህካ ነቶም ኣቦ ደከይ ትብሎም ዘላ ረኪብካ ከተዛራርቦም ነርካ ብልከዕ ክትህገዝ ተደሊካያ ተዘይ ኮይኑ ኣብዚ ባንካ ዘርጊህካ መሊስካ ጸገም ከይተምጻላ ።ካለኣይ ኣቲ ኣቦ ጋለይ ናታ ኣባይ ትብሎ ዘላ ክሳብ ተበካ በጺሁ ኢዩ ጋለይ ባለይ ከዕቢ ኢሉ ኣቡ ኣብ መስርህ ኣንዳ ሃለ ከኣ ደካ ሂዛ ሃገር ከይራ ህጂ ከኣ ተመሊሳ ነሀለት ።ኣዛ ኮለኣ ገንዘብ ዘይኮነ ጸገማ ምስ ሰባት ናይ ምርድዳኣአ ጸገም ኣለዋ ። ከሙ ውን ከም ኣደ መተን ወይ ከም ጋል ኩተባ ዘይኮነ ጸገም ኣመራርሃ ሃዳር ኣይበጸሀቶን ኣላ ።ኣቱም ክንህግዛ ኢና ትብሉ ኣነ ብ ሃሳብ ክትህግዝዋ ይመርካ ካብ ገንዘብ
@sawatube
@sawatube 13 дней назад
Tel.Ayserhin gega eyu zelo
@Asli-boyyyyyyy
@Asli-boyyyyyyy 13 дней назад
you are funny man 😂😂😂lol ገዲፉዋ ገዲፋቶ የሕጊግዋ የሕዲጋቶ ክትብል በቃ ኣኺሉካ ንሱ ኮይኑ ቢዝነስካ ብኸመዚኣ ትብላዕ ገንዘብ'ሲ ምተረፈትካ 😅😅😅
@user-wo9sy7ou4k
@user-wo9sy7ou4k 13 дней назад
Telefon whidu alo josi hawey
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 13 дней назад
መጀመርያ ነብስኽን ደቅኽን ገዲፍኪ ኣይትሓውሊ ካላኣይ ደድሕሪ ሰብኣይ ኣይትኺዲ ተመሃሪ ሕጂ ከማን ከየጥንሱኺ ነብስኺ ሓልዊ ከይትደናገሪ ተወሊድካ ኣብርአሲ ደቅኻ ሓዳር ዝገብረልካ ሓበሻ የለን ።አቦታት ደቃ ኸኣ ሓግዝዋ ንደቅኹም ክትብሉ።
@tirhasmogos9273
@tirhasmogos9273 13 дней назад
Smart
@tsihaaraya8036
@tsihaaraya8036 13 дней назад
Yeah abzi enhele zereba​@@tirhasmogos9273
@mbraql427
@mbraql427 13 дней назад
ጸሎት ግበሪ እግዚኣቢሄር ጥበብ ክህበኪ እዩ :: ኣጆኺ ንሓያል ካብኡ ናብ ዝሕይል ተጸጊዕካ ኢኻ ትስዕሮ ተስፋኺ ኣብ ኣምላኽ ግበሪ መጽሓፍ ቁዱስ ኣንብቢ :: ጠንካራ ሓላፍነታዊት ኣደ ኴንኪ ኣርእይዬም ክመልሱልኪ እዬም ኣጆኺ
@mizanteklab1718
@mizanteklab1718 13 дней назад
Haki ❤
@semereandebrehan1836
@semereandebrehan1836 13 дней назад
Nesekie wen shkoreni
@asmeretteweldebrhan
@asmeretteweldebrhan 13 дней назад
ኣጆኪ ዝሓፍተይ ጾሎት ግበሪ እግዝኣቢሄር ምሳኪ ይኩን ደቅኪ ናብ ኢድኪ ይምለሰልኪ❤❤❤
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 13 дней назад
ኣጆኺ መዓረይ ከተዕርዬ ዝግበኣኪ የዕርዬ በላሕ ኩኒ።
@zebibtesfay7954
@zebibtesfay7954 13 дней назад
Ane zehzneni bzey mrchom zteweledu kolut gday ykonu mhlawom uffff 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭kulu gedifna ndekna nnber please 😭😭😭😭
@tirhasmogos9273
@tirhasmogos9273 13 дней назад
Nay behaki 😢😢😢😢
@mikeasse5200
@mikeasse5200 13 дней назад
Yes my I feel sad for most Eritrean kids 😢 they are going through so much trauma in their life 😢😢😢
@hizbawit
@hizbawit 13 дней назад
Nay behaki. Gin abotat Eritreawyan selemtay iyom halafnet dekom. Zeywesdu. Ade hamima tela eti kola kemewet alwo?
@user-zz9wk4yc2x
@user-zz9wk4yc2x 13 дней назад
Naybhaqi😢
@maekelekahsay3238
@maekelekahsay3238 11 дней назад
ኣብ ጀርመን ዳርጋ ኩሉ ሰብ መሰል ዑቅባ ረኺቡ ካብ ካምፕ ድዩ ወይስ ካብ ሃይም ናቱ ገዛ ረኺቡ ክወጽእ እንከሎ እግሪ መትከሊ ን ኣቁሑት ገዛ ዝኸውን ዝተወሰነ ገንዘብ ይውሃብ ኢዩ። ብዝሒ ትውሃቦ ገንዘብ ካብ ዞባ ናብ ዞባ ይፈላለ ይኸውን እምበር ነተን መሰረታውያን ኣቁሑት ገዛ ከግዝኣካ ዝኽእል ገንዘብ ትውሃብ ኢኻ። ሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ ጥንሲ ሃልይዋ ቅድሚ ምሕራሳ እኹል ኣታዊ እንተ ዘይብላ ካብ ጆብ ሰንተርን ( Jobcenter ) ብተወሳኺ ክኣ ካብ ድያኮኒ (Diakonie ) ወይ ካብ ካሪታስ ( Caritas ) ንመቀበል ቆልዓ ዝኸውን፡ ንኽዳኑ፡ ን ዓራት ቆልዓ፡ ን ጅሮሎ ቆልዓ፡ ንመግቢ ሓራስ ዝኸውን ሓገዝ ኣመልኪታ ክትረክብ ትኽእል ኢያ። ድሕሪ እዚ ድሕሪ ምሕራሳ እታ ጓል ኣንስተይቲ ትሰርሕ እንተ ነይራ ካብ ኣገንቱር ፎር (Agentur für Arbeit) ናይ ግዜ ሕርሲ ክፍሊት ( Elterngeld )ዘይትሰርሕ እንተ ነይራ ክኣ ካብ ጆብሰንተር ( Jobcenter ) ናይ ኣደ ክፍሊት ( Muttergeld )ን ከባቢ 14 ኣዋርሕ ትኽፈል ኢያ። እቶም ቆልዑ ውን ምስ ተወለዱ ካብታ ዝተወለዱላ ወርሒ ክሳዕ መበል 18 ዓመቶም፡ ትምህርቲ እንተ ዘይወዲኦም ክኣ ክሳዕ 25 ዓመቶም ነተን ናይ ወርሒ መሰረታውያን ንመዕበይኦም ዘድልይኦም ጠለባት ዝሽፍን ወጻኢታት ወርሓዊ ኩሉ ወላዲ ሃብታም ይኹን ድኻ፡ ስራሕ ይሃልዎ ኣይሃልዎ፡ ስደተኛ ይኹን ወዲ ዓዲ ናይ ቆልዑ ገንዘብ ( Kindergeld ) ይቅበል ኢዪ። ኣብ ርእሲ እዚ ናይ ቆልዓ ምሉእ ናይ መውኣለ ህጻናት ወጻኢታቱ ብ መንግስቲ ይሽፈን። ወላዲ ደሞዙ ትሑት ምስ ዝኸውን ተወሳኺ ናይ ቆልዓ ሓገዝ (Kinderzuschlag )ወርሓዊ ንሓደ ቆልዓ ብሕሳብ 240 ኤውሮ ክቅበል ይኽእል። ኣብ ርእሲ እዚ ቆልዑ ኣብ እኹል ስፍሓትን መደቀስን ዘለዎ መንበሪ ክዓብዩ ስለ ዘለዎም ንገዛ ክራይ መንግስቲ ተወሳኺ ሓገዝ ( Wohngeld ) ይገብር ኢዩ። ኣብዚ ናይዛ ሓፍትና ክንምለስ መንግስቲ ድሕሩ እዚ ኩሉ ሓገዝ ምግባሩ ኣብ ጀርመን ሓደ ቆልዓ ዘለዎ ገዛ፡ ግድን ናይ ቆልዓ መደቀሲ ዓራት፡ ኮፍ ኢሉ ዝምገበሉ ሴዳን ጣውላን፡ ( ሳሎንን ሶፋን ግድን ኣይኮነን ) መግቢ ዝስርሓሉ ኦቨን ምስ ድስቲን ካልእ መሳርሕን፡ መግቢ ዝዕቀበሉ ፍርጅ፡ ኣርማድዮ፡ እኹል ናይ ዊንተር ናይ ቆሪን ናይ ሳመር ሙቀትን ክዳውንቲ፡ ናይ ለይቲ ክዳን፡ እኹል መንጸፍ ለይቲ ክህልዎ ኣለዎ። መንግስቲ ፍርጅካ ዓብዩን ንኢሱን ኣይብልን ኢዩ። ከም ሓቂ ከማን ጀርመናውያን ኣዝዩ ንእሽቶ ፍርጅ ኢዮም ዝጥቀሙ። ከም ካልኦት ሃገራት ዓቢ ፍርጅ ኣብ ጀርመን ልሙድ ኣይኮነን። መንግስቲ ወርሓዊ ክንድዚ ገንዘብ ሓጊዝካ ብዘይ ፍርጅ ክትጸንሖ ከለኻ፡ መጠንቀቅታ ሂብካ ውን ከይትዓረኻ ክትጸንሕ ከለኻ ደቅኻ ምሕዳግ ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ክዳጉነካ ኢዩ ዝግባእ። ካልእ እንድሕር ወሊድካ እሞ ትሰርሕ እንተ ኾንካ ደቅኻ ክውሰዱ መጠንቀቅታ ተዋሂቦን ዋላ ምስታ ኣዲኦም ተፈላለ ንሓደ ዝሰርሕ ሰብኣይ እዘን ንዛረበለን ዘለና ምሉእ ኣቅሑት ገዛ ንምግዛእ በቲ ዝትሓተ ዶሞዝ ናይ ጀርመን እንተ ሓሲብናዮ ከማን ንሓደ ዝሰርሕ ሰብኣይ እንተ በዝሐ ናይ ሓደ ወርሒ ደሞዙ ኢየን።
@asmeraroyalcafe
@asmeraroyalcafe 10 дней назад
ጸቡቅ ኣለካ አዚ ዘገለስኻዮ ኣብ ኹሉ eroupe ዳርጋ ተመሳስሊ አዩ... አዛ ጋል ግን አቲ ተቐበሎ ገንዘብ ወይ ብሓዋላ ጠፊኡ ኣሎ ወይ ውን ወልፍታት ይሑሉዋ ይኸወን አምበር ብዘይ ዘኾነ ነገር ደቃ ኣይመንጥልዋን አዮም.
@aronunited
@aronunited 13 дней назад
tiktok ክትርኢ ኢያ ደቃ ወሲደሙላ ርግጸኛ የ ኣዋልድ ካብዚ ተመሃራ ኣነ ናይ ሓፍትና ዘረባ ኣይኣመንክዎን
@BlesssedDay
@BlesssedDay 13 дней назад
ኣነኾ እዚ ናይ ኤሮፖ ኣገባባት ናይ ቆልዓ ምዉሳድ ይኹን ካልእ ኣይፍልጦ የብለይን ኣብ ዘረብኣ ገን ገለ ዘየእምን ነገር ኣሎ ኣበስ በጃ ካናዳ ይብል ኣለኹ ኣብዚ ደቂኻ ብጽፍርኻ ኢካ ትዕቢ ዝሕደግ ዉላድ ከኣ የለን maybe 3 times ናይ ሓዊ ምንዳድ ሓደጋ ተተጊሩ እዬም ዝወስድዎ
@salamawitdaniel3006
@salamawitdaniel3006 13 дней назад
Ab Kunat zeyweale belih ...Seb shegiruni teeilu tkeel wey tfelt tekonqa mhgaz aykonenn Ab zeywealkalu ayfredin. fetena nay zealem bzkone mengedi kegatim ykeel eyu 😕...Haftey wludki ab edki yekubelki fetena bwlad kebid ti zkefee fetena eyu . Egzeabher yhagzki kalee atin awald nebskin akba. atum halafnet zeysmeakum awedat kea gunufat foee. 😔 lbka nwedi tebaetay mkflat malet ab mdry Alem keleqa gehanebsat metaw malet u. Zkonet Eritrawit gual nebsna thalu, résa tekbir sdet waza aykonen temahira b economi ykun bklumlu nnebsikin ngsty gberea aykonenn nezom denakur sqq eilkin tkfeta tkonkin abeaa trekbea😕☝️.
@eru5343
@eru5343 13 дней назад
@@salamawitdaniel3006 የስ ናይ ብሓቂ እሞ ናይ ሓበሻ ቖልዑ ቅሩብ ውዕይ ዝበሉ ኢዪም ዝበዝሑ ዓቅልን ሓይልን የድልየካ ኢዩ ዝበዝሓ ብዘይ ኣቦ ኢየን ዘዕብይኦም ስለዚ ናይ ግድን ዝኮነ ሽግር ከጋጥም ኩሉ ሓላፍነት ናብኣ ኮይኑ ኣወዳትና ክኣ ወሊዱ እንዲዩ ኣልዎ ቆልዑ ክብሃሉ ጥራይ ኢዮም ዝወልዱ ከዕብይዎም ግን ኣይደልዩን ኢዮም ስለዚ ንሕና እተን ኣዋልድ ንጠንቀቅ ተቀዳዲምና ብዙሓት ቆልዑ ኣይንውለድ ኣብ 1ይ ቆልዓ ክንለልዮ ንክእል ኢና ሓላፍነታዊ ዲዩ ኣይኮነን ወይ ውን ካብ መን ንወልድ ንፍለጥ ቆልዑ ግዳይ ይኮኑ ኣለው
@asmeretdaniel9911
@asmeretdaniel9911 12 дней назад
Eway ab kinat zeywale belh
@kidanetesfalem4062
@kidanetesfalem4062 13 дней назад
አምላኽ ጽላሉ የምብረልኪ አጆኺ ጆሲ ነዓኻ ኸአ በቲ ነህዝብኻ እትገብሮ አበርክቶ አምላኽ ዓስቢ ይሃብካ በረከት ይውሓዞ ንቤትካ 🙏🙏🙏
@user-xu5jl6yq8m
@user-xu5jl6yq8m 13 дней назад
ጓል ትረኽቦ ንአሽተያ ዘይምፍላጥ ንአስነት ካልአውን ኣታዓባብያና ገለ ኣብ ሩኹብ ስድራቤት ገለ ብድኽነት ምስ ምቅይያር ሂወት ሕማቅ ኣይትዛረቡ ተኺኢልኩም ካብ ብገንዘብ ብኣካል ሓፍዝዋ ስደት ረሳሕዩ ❤🙏🇪🇷💪 ደቂ ኤረይ ብፍላይ ብቀረባ ትረኽብዋ ጆሲ ሕግዛ🙏
@anmeb6220
@anmeb6220 13 дней назад
እዞም ትጸርፍዋ ዘለኹም፣ ኩነታታ ናይ ምርዳእ ዓቅምን፣ ፍልጠትን፣ ክእለትን ስለዘይብልኩም ኣይተሓዘኩምን እዩ። መጀመርያ እዛ ጓልና ድያ ሓብትና ፣ ብዘይ ዝኾነ ጸገም ቆላዓ ከሕድግዋ ኣይክእሉን እንድዮም መቸም። ኮይኑ ግን እዛ ሓብትና፣ ብኸመይ ዓብያ፣ እንታይ ዓይነት ሰብኣይ እዩ ኔርዋ፣ ክትጽሎ ግድን እዩ። ክትህብ እንተኾይንካ ክትወሃብ ኣለካ። ኣብ ሓዳር ግን ጎዲምን በሊሕን ተዋሲብካ፣ ኣጋጭው ኣጋጭው ኣቢልካ ኩልኻ ክትበልሕ ይከኣል ነይሩ። እዚ ኣብ መብዛሕትኦም ደቂ ዓድና እንርእዮን ንሰምዖን ዘለና ግን፣ ሽግር ምስ ዘጋጥም፣ ኣብ ክንዲ ምስ ፍልልያትካ ተኸባቢርካ ሃጓፍ ቆልዓ ምምላእ፣ ኣርሒቅካ ብምህዳም እቲ ጸገም ንኣደ ጠንጢንካ፣ ትኸይድ እሞ፣ እታ ኣደ ኣብ ከምዚ ዓይነት ጸገም ምስ እትኣቱ ድማ ኩልኻ እምኒ ብምድርባይ፣ ድንቁርናኻ ጎሊሑ ክርአ ትገብር ፍጡር ኢኻ። ኣብ ስደት ኮይንካ፣ ኣይኮነንዶ በይንኻ፣ ክልቴኻ ኮይንካ ከማን ዝከኣል ኣይኮነ። ሰብኣይ ክገብሮ ዝግባእ፣ ብሓንሳብ ምንባር ግድን ኣይኮነን። ኣብ ግዜ ፍትሕ፣ ህልኽ ገዲፉ፣ ኣብ ከባቢ ደቁ ኮይኑ ሃጓፍ ምምላእ፣ ንነገራት ተጋፊጡ ፣ ጥዕና ዘለዎም ውላድ ኣብ ምህናጽ ኣበርክቶ ክገብር ግቡኡ እዩ። እዞም ቆልዑ ብሓላፍነት እዩ ናብዛ መሬት ኣምጺእዎም። ሰብኣይ ደቁ ብመንዮም ዘይፍለጡ ሰባት፣ ክዓብዩ ከፍቅድ ከመይ ጌሩ ይገብረሉ። እዚ እኮ ሕንከት እዩ። በጃኹም ሃደምቲ ኣይትኹኑ። ንነገራት ምግፋጥ ልመዱ። ንውላድኩም ዋጋ ክፈሉ። ኣይትተሃላለኹ። ካብ ከባቢ ደቅኹም ኣይትርሓቁ። ተፈላሊኻ እውን ብምሕዝነት፣ ብፍቅሪ፣ ብምክብባር ብዛዕባ ደቅኻ ሓቢርካ ክትሰርሕ ከምዝከኣል ተመሃሩ። በዓልቲ ቤትካ ዓቅሚ እንድሕር ሓጺርዋ እውን፣ ኣለኹ ብምባል ንደቅኻ 100% ባዕልኻ ክትኣልዮም ይከኣል እዩ። ነቶም ደቅኻ እውን ጥዕና ዘለዋ ኣደ ስለ እተድልዮም፣ ክትሕግዛ ኣምላክ ዝፈትዎ ስራሕ እዩ። ዓስብኻ ድማ ብደቅኻ ክትፍደ ኢኻ።
@tsegalove8178
@tsegalove8178 13 дней назад
ኣብ ከባቢኣ ዘለኹም ቛንቛ ትኽእሉ ሓግዝዋ ጠበቛ ትግበር ኣቦታት ደቃ ናይ ደቆም ወጻኢታት የሓግዝዋ።
@samrawittesfamichael8134
@samrawittesfamichael8134 13 дней назад
Nsu enteda srah alewom koynu eti genzeb gdn eyom kkeflwa mnalbat srah entda zeyblom konom ka ketema gdn eya thgza naa kulu hade eyu gn ab godna koynom eti zedlya meseretawi negerat kgebrula gn xbuq mnalbat nsa Sean zemakra wn zterfa bzuh khlu sle zkel
@sabasabina5346
@sabasabina5346 13 дней назад
@@tsegalove8178 ካብ ክልተ ውለድ ከይ ትሕጎስ ዝብልምስላ ሓቒ ኢዩ።እግዚኣቢሄር ብተኣምር ይሓግዛ።
@taflawedigash6831
@taflawedigash6831 13 дней назад
ኣነ እዚ ትብሎ ዘላ ዘረባ ዋላ ደስ ኣይበለን ።
@MerhawitIsaak
@MerhawitIsaak 13 дней назад
Nay bhaqi ttelmon ako eya nera werhawi
@zebibbeyene
@zebibbeyene 13 дней назад
Nikulatna aytewahtelnan.
@Desertflower-k6z
@Desertflower-k6z 12 дней назад
ምሳኻ ኣለኹ
@elsaberhe3671
@elsaberhe3671 13 дней назад
ኣብ ባንካ ሞ ሓገዝ ክኣትዋ የብሉን ሽግር ከይመጻ
@user-nd3yl8wy7l
@user-nd3yl8wy7l 13 дней назад
Ajoki Haftey marey Amlak xlalu yenbrelki ❤❤❤
@abrahamkidane-th6oi
@abrahamkidane-th6oi 13 дней назад
Good job Josiais our brother in Eritreans people keep it up
@aberahaile3167
@aberahaile3167 13 дней назад
Ajoki amlaki misaki alo habitey halaley ❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@Spatolina
@Spatolina 3 дня назад
Ajoki hafte natey zghabher allo khmhshwom Lyon ajoki 🙏🏻🙏🏻❤
@tesfa4514
@tesfa4514 13 дней назад
Something is not right, they don't take children away just because you don't have a fridge
@ta-sy6up
@ta-sy6up 13 дней назад
እቶም አቦታተን ንደቃ ዘይሕግዝዋ ስለምንታይ ?ናይ ንብረት ዝገዘአኣቶ ለሚንካ ክኽፈል ወይ ጉዳም😮😮
@adriana3856
@adriana3856 13 дней назад
@@ta-sy6up we most Avoid lying to ourselfs You can lie to anyone else, but not too yourself. Our lives improve only when we are true to ourselves. Why are this women having baby they cant be a mother for?? Mehferat temlisen ka yelemna.🤕
@bisratmeharihagos7432
@bisratmeharihagos7432 13 дней назад
Ajoki zhaftey meareyy amlak alo 🙏🙏🙏
@brhinchige3752
@brhinchige3752 13 дней назад
ኣጆኺ ኩሉ ናይ ገዛኺ ጹሩይ ክኸዉን ኣለዎ ገዛ ገዛ ከይደን የን ዝካታተላ ሕጂ ዉን ይካታተላኽይ ኣለዋ ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን 🙏
@user-ve7tf1pb9i
@user-ve7tf1pb9i 13 дней назад
ሻሎም ጆሲ ናይብሃቂ ዘህዝን በጃኹም ንሓግዛ ኣብ ጀርመን ኣለኹ ብሓቂ ዓቅመይ ክህግዘኪ እየ ነዚያ እንተማሊእናያ ደቃ ክትእክብ ትኽእል ኣብ ቀረባ እያ ዘላ በጃኹም ❤❤
@gaulmokieerey263
@gaulmokieerey263 13 дней назад
Eway tebarek bejaka hagiza zhawey kebdey beliatni beka uffff ade trekibo
@hizbawit
@hizbawit 13 дней назад
@@user-ve7tf1pb9i genzeb hagezeni iya teblka zela ember dekey aybeltin. Deka tetedeli eti bet ferdi zehaba wereket abzi temsayo mo kenhegeza. Nesa gin tehsu iya zela.
@million1661
@million1661 12 дней назад
​@@hizbawit 💯
@Desertflower-k6z
@Desertflower-k6z 12 дней назад
@@hizbawitብሓቂ
@rhstishmangus804
@rhstishmangus804 2 дня назад
ኣጆኺ ዝሓፍተይ እግዝኣብሔር ደቅኺ ይምለሰልኪ + ጾሎት ግበሪ +ቋንቋ ተማሃሪ
@user-qx3ku6gz5n
@user-qx3ku6gz5n 13 дней назад
መለበም ኣይትኹን መለበም ኣይኽላእካ😢😢🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤💙💙💙💙⛪⛪⛪⛪ካብዛ ሓብትና ተማሂርና ክትሕግዝዋ ትኽእሉ ከኣ ሓግዝዋ ብሩኻት ሓላፍነት ደቕኻ ቅድሚ ሓወላ ምስራዕ is the best
@DejenTesfazgi-f6m
@DejenTesfazgi-f6m 13 дней назад
Selam josi bmejemerta kexlo xbuk Stah kexile Ane memakerkwa Sle zegatmeni kola thadige aleku
@kuduskibreab9099
@kuduskibreab9099 13 дней назад
ኣነ ዝገርመኒ ኣቦታት ደቃ ኣብ ጀርመን ኣለዉ እሞ ከኣ 3000 ሽሕ ምናልባት ሓሚማ ልዕሊ ኣቂማ ተዝከውንን ኩሉ ክሕግዛ ጽብቅ ግን ነዚ ሓገዚ ገንዘብ ዝብል ፈጺመ ኣይቅበሎንን እየ ኣነ ኣቦ ጋላ ዋላ ኣይስራሕ ተለቂሑ ክከፍሎ ይካል እዩ በጃኩም እዚ ህዝቢ ካልእ ጸገም የኣክሎ እንተ ኣቲ ናይ ደቃምምላስንን ካልእኒ ግን ከምዙ ዘጋጠመኩም ወይ ኣፍልጦ ዘለኩም ሰባት ክትሕግዝዎ ለቦዋይ የብጽሒ
@MM-py1pm
@MM-py1pm 13 дней назад
Entay amsilu eyu nsa zeteadyto abu gule zekfelala
@zebibbeyene
@zebibbeyene 13 дней назад
absoluut xibuk zereba
@Desertflower-k6z
@Desertflower-k6z 12 дней назад
ገሪሙና እኮ 🤔 ኮፍ በል ክብለጸልካ ድዮም ዝብሉ 😅
@meleyhailemeley2964
@meleyhailemeley2964 13 дней назад
Seb konkav gega alo yegatem eyu . Entekone bejaki temhari Sarah wn jemri keamnulki zekone lawti hesabi . Neski Ada sele zekonki bejaki kedamenet newladki enberi hayati bejaki .egzabher amlk mesaki yekun.❤😢
@AsmeretWeldigabrielAndom
@AsmeretWeldigabrielAndom 13 дней назад
Eway hafteyyy Ajoki zhaftey
@asmeretdaniel9911
@asmeretdaniel9911 12 дней назад
ኣጆኪ ዮርዳ ሃፍተይ ኣምላክ ምሳኪ የኩን
@zetamful
@zetamful 13 дней назад
Language is serious issue you have to learn hard . You are yong if you want to live in Germany. You are responsible for you kids. If you don’t speak German you can’t not get any job even cleaning. Life is not a joke.
@user-yz3rw2xx8t
@user-yz3rw2xx8t 13 дней назад
Ajoki haftey Amlak xlalu yenbrelki
@luwamisak9168
@luwamisak9168 13 дней назад
Ajoki haftey egzabher yhagziki ja eza nay mframiea kea tetenkeki haftey 🙏🙏🙏🥰
@gaulmokieerey263
@gaulmokieerey263 13 дней назад
Eway haftey ajoki mearey Egziabher alo
@ER-gx5pl
@ER-gx5pl 13 дней назад
ኣካይዳኪ ኣጸብቂ ኣይትሃፍሪ ኣብ ጀርመን ኮንኪ እሞ ከኣኣቦኢን ኣብ ጀርመን ኣቦታተን ኣብ ጀርመን ዘሎዉ ሃገዝ ትሓቲ
@adiamyemane9585
@adiamyemane9585 13 дней назад
Logobedie ❤❤❤
@Mussie5
@Mussie5 13 дней назад
Amlak yehagzki haftey 😢😢😢
@yoditlamek4887
@yoditlamek4887 13 дней назад
Betami zehizen u ajoke haftey behaki higez yedlya alwo hilfnat dekom keskmu kedfmon yekdu nedkom elom zenbru😢
@zebibselemon5972
@zebibselemon5972 13 дней назад
ajoki zhafety Mearey Amelak meski yakuean 🙏🙏🙏 qaeki yamesaleki Fetari
@zemkielokubey2492
@zemkielokubey2492 13 дней назад
Kemzi tebelo zela tewetsia eya eza habetena. Gen Josi hawey befelay abeza nay lekah zebeleta gen ayagebekulan zeleku malet kendezi zeakel lekah gen eta chebeti tebelo zela do ketreyo josi mo temelesena akemena kenhegeza ❤
@sammiku5970
@sammiku5970 6 дней назад
Atawi deyblka bkemey yelekhuka?
@titibrhane7796
@titibrhane7796 13 дней назад
Amlak yhabki haftey wlad hsum
@FthawiHaileZewde-qe3zp
@FthawiHaileZewde-qe3zp 13 дней назад
Ajoke haftey marey
@salamawitdaniel3006
@salamawitdaniel3006 13 дней назад
Haftey Egzeabher yewghalki🙏🙏🙏❤️😔.
@eritrealemlem7872
@eritrealemlem7872 13 дней назад
ፈጺሙ ተቐባልነት ዘለዎ ዘረባ ኣይኮነን ዘረባኣ ወልደፍደፍ ትብል ቛንቛ ኣይክአልን ትብል ኣቑሑት ከመይ ገዚአክዮ አንተበልካያ ብዙሕ ኮለል ኣቢላትካ ጸኒሓ መብርሒታት ምስ ሃብካያ ኦንሊን ኢላትካ ከም ዝርዳኣኒ ከምኡ ኢለ አንተወጺአ ሓገዝ ክረክን ብምባል ኢያ
@awetabrham4438
@awetabrham4438 13 дней назад
Felitkaya aleka kk
@user-lz9og7fo3o
@user-lz9og7fo3o 13 дней назад
አቱም ሰባት ኩሉ ለማናይ ኮይኑ ዝሕገዛስ አብ ዉሽጢ ሀገር አሐዋ
@user-lz9og7fo3o
@user-lz9og7fo3o 13 дней назад
ረዳኢ ዘይብለን ብዘይካ ደቅኽን አምጽአ ዘየእበኻዮ ስርአት መንደፍ
@rahwa7401
@rahwa7401 13 дней назад
Yes 100%
@rahwa7401
@rahwa7401 13 дней назад
Yes 100%
@ShewitGebrhiwet
@ShewitGebrhiwet 13 дней назад
Eway haftey Ajoki shafted Amlak alo zyaday❤❤❤❤
@asmeraroyalcafe
@asmeraroyalcafe 13 дней назад
ግን አንታይ አዩ አቲ ጸገም ንሓበሻ ኣዋልድ ጥራይ ደቀን ዘሕድጉወን ወይ ንኹሉ ኣብ eroupe ዘነበር ሰብ አዮም ዘሕድጉዎ ከመይ አዩ? ድሓር መጀመርታ ዘይተመሃራ ቃንቃ ሞያ ግለ ዘይትግበራ ካብ ኣብ ርእሲ ርእሲ ትወልዳ ኣበይ ከይከድክን አዩ ቖልዓ ምውላድ ደድሕሪ ሰበኣይ ካብ ምኻድ ሸጥ አልክን ደቕኽን አንዳ ኣዕብኽን ዘይተምሓራ 😢😢😢
@user-so5li9yd1w
@user-so5li9yd1w 13 дней назад
ቋንቋ ስራሕ ትምህርቲ ምስ ቆልዑት ምሕዳግ ዘራኽብ የብሉን።ኣብ ጀርመን ከኣሞ ከይ ኣረጋገጹ ከምተን ካልኦት ሃገራት ብቤላቤሎ ቆልዓ ኣየሕድጉኻን።ዋላ ጎዶሎ ተለካ ይመኽሩኻ ዕድል ይህቡኻ ክሕግዙኻ ድማ ይፍትኑ ምስማዕ ተኣቢኻ ግን ብዕድሉ ይዓቢ ዝበሃል ምስላ ምስኦም ኣይሰርሕን።ዝበዝሓ ሓበሻ ድማ ለይቲ ምስ ቲክቶክ ይሓድራ ቐትሪ ቆልዑት ካብ ትምህርቲ ካብ መግቢ ኮታስ ካብ ብዙሕ ነገር ኣብኪርርን ደቂሰን ይውዕላሞ ሽዑ የሕዲጎምና ኢልካ ኛርርርርርር😅
@eritreatibarekx4013
@eritreatibarekx4013 13 дней назад
​@@user-so5li9yd1wሰብ አብ ሽወደን ከማን ቆልዐ የዕቢ አሎ። ነቲ ቆልዐ ኩሉ እንዳገበርካሉ፡ ሐደ ምዐልቲ ኮርዮ ማማ ሃሪማትኒ ተይልዎም፡ ነቲ ቆልዐ ኢዮም ዝሰምዑ።ገነ ኪንደርጋርደን ክጅምሩ ከለዊ ከመይ ገሮም ፖሊስ ይድውሉ ኢዮም ዝምህርዎም። እዛ ዘረባአ ሱሳስ አላታ።
@user-so5li9yd1w
@user-so5li9yd1w 12 дней назад
​@@eritreatibarekx4013ሽወደን ደኣ ኣይኮነን ሃሪምካዮም ዋላ ተደጋጋሚ መደቀሲ መድሓኒት ትወስድ እንተኾይንካ እኳ እዮም ዘሕድጉኻ።ጀርመን ግን ገዛኻ ከይረኣዩ ኩነታትካ ከይተዓዘቡ ፍጹም ቆልዑት ኣየሕድጉኻን ደሓር ድማ ዝገረመንስ ጓል 26 ዓመትስ ንእሽተይ ኢየያ😅
@sidetkertet6545
@sidetkertet6545 13 дней назад
Ajoki bertie kitserhi win fetni, meniesey ayliminin eyu ewae , deqiki xierki amlisiyen , be strong
@Nebyat-dp2fi
@Nebyat-dp2fi 12 дней назад
Eway ahiwatey miarey Egziabiher misiom yikun Egziabiher zsiano yelen emo dekiki nab hukufuki yimileseliki fetari kulu alem
@mossaf8811
@mossaf8811 13 дней назад
Tserah alo netom aweu delewu eritrawian heteti
@delina3421
@delina3421 13 дней назад
Jossi btami eye zednikeka ❤
@user-vr4gq2dk7m
@user-vr4gq2dk7m 13 дней назад
ብሕጸረት ቃንቃ ኢየም ወስደሙላ ዘለው
@user-op2hw2md4x
@user-op2hw2md4x 13 дней назад
ኪዲ ዋእ፡ ናይ ፍርጅ ስለ ዘይብልክን ኣይኮነን፡ ዓበድበድ ክትብላ ኢኽን ደቅኽን ትሕደጋ ዘለኽን፡ ሕማቕ😢
@temesgengebreiesus1461
@temesgengebreiesus1461 13 дней назад
yegrmka iyu deken seb ab germen demoz alwo itom klwu demoz alwom genzebom ab klu ytfo gebom ay mlalomen iyun dekne abo ka yesrh ite knu weldu ykul bhge wala
@mlateymlatey7059
@mlateymlatey7059 11 дней назад
Xbuk aleka genzeb nay deka buzh eyom zhbiwa nbrt zey tgezo
@samrikidane1312
@samrikidane1312 13 дней назад
Selame josias ety hagez nab nata Bank endeher ateyu kabey ametekeyu elum melesum kegadudula eyum
@SinitChemlaq-uz4jh
@SinitChemlaq-uz4jh 13 дней назад
Salsay qolea kytmxei hji kab salsay sebeay kdim hiwetki astakli😢wey melakeli tnsi teqemi hwket
@FortunaNegash
@FortunaNegash 13 дней назад
Amlaky aboy deqae nabza beta behaylka melesela
@tesfaalemyemane4538
@tesfaalemyemane4538 13 дней назад
Josy hawey selam kemey kenika ane tesfalem kab turky eye zxhfelka zeleku ab turky buzuhat eritreaian ab asrbet yesakywom alewu pasportkum amxoa anatebahale nhna eritrawian kab africa bfek pasporti ena nmexaa slezy dport nkgebrwom pasportkum amxa yblwom alewu bejakum amakuruna antay kemangebr harbitna dewleley bejaka
@user-wr2sm1ce2b
@user-wr2sm1ce2b 5 дней назад
Ajoki haftey natey ❤
@adiamge2803
@adiamge2803 13 дней назад
Agoki amlak misaki yukun bless you
@user-wo9sy7ou4k
@user-wo9sy7ou4k 13 дней назад
Amlak yhagzki hafteyyyyyy
@luwamfishaye4467
@luwamfishaye4467 13 дней назад
Thank heway sela hebertka ! Nay zau heftina gena qinqa iey kalni elatnai kemau gera dau online nabret gezau ? Gega zelwa koni tasimena , hiji gena farmi elomi kauti frimlomi , heway bamentau kirkbaku uakiali ? Heto narini zay heway!!!
@busy_boy2
@busy_boy2 8 дней назад
Nice job jossy
@foziamehamud6504
@foziamehamud6504 13 дней назад
Ajoki rebi aleki
@yo-yo2556
@yo-yo2556 13 дней назад
Ajoki za haftey dekiki yhkufki fetari Tmrti gn kitmahari aleki ajoki kihalf u kulu
@user-uc7nn8ky6y
@user-uc7nn8ky6y 13 дней назад
Ewayyy habtey Amlak dekki ymleselki weladi kab wladu kfle kebid u😢
@Idferi525
@Idferi525 13 дней назад
ሰብ ኩና ተኣረማ። ካብ ባህልኻ ምህዳም ምዕባለ ኣይኮነን። ኩሉ ባህሉ ምስሉ ኢዩ። ንስኽን ግን ኣይ ምስ ሰራሕተኛታት፡ ኣይ ምስ ምሁራት፡ ክትስዕስዓ ኣብ ቲክቶክ ትውዕላ፡ ፈቐዶ ናይ ሓበሻ ጸጉሪ፡ ሽፎን፡ ጥልፊ ገንዘቦም ክተባኽንኦ ትውዕላ ምሽ ኣለኽን። ኣብ ከባቢኽን ዝነብር ሰብ ዝገብሮ ግበራሎም። ናይ መን ቆልዓ ተወሲዱ እስከ? ንሶም ውላድ ምስ ስድርኡ ክዓቢ ኢዮም ዝመርጽዎ። ኣብ መወዳእታ ምስ በጽሐ ግን ንዝኽእሉ ይህብዎም። ኣንቲ ክንደይ ኢዩ እኮ ትገብራ ንስኽን። ሳግላ ብላዕ ኣይትቕላዕ ኢዩ። መሰልክንን ግዴታኽንን እቲ ትነብርኦ ሃገራት ፍለጣ/ ተምሃራ።
@seblemehari2817
@seblemehari2817 12 дней назад
ፅቡቅ አለክን ምማሀር ፅቡቅ እንዲው ንነብስና ተማሂርና ምስመፃና አባይ እያ ትብሉና ኤርትራዊት ጋል አብዚ ስደት ዘይትረክቦ የብላን አብዚ ስደት
@Idferi525
@Idferi525 12 дней назад
@@seblemehari2817 ሰብለ ዓባይ ገለ ኣይኮነን ማዕረ ማዕረ ትርፊ ግዜኻ ክትገብሮ ትኽእል ጉዳያትን ትምህርትን ኣሎ።
@Lamekchannel22
@Lamekchannel22 13 дней назад
Ajokhi Zyaday ❤❤❤❤❤ khalf eyu
@sewitghabremichael3132
@sewitghabremichael3132 12 дней назад
Amlak yihagezki❤
@tsegajesusismylord124
@tsegajesusismylord124 13 дней назад
ብዘይ ጉድለት እዉን ይወስዱ እዬም ምናልባት ቀናእ ሐሳዊ ከጋንፈ ይኽል ወይ ድማ አፍቲ መዉዓሊ ምስ ዝጻብኡኻ ድሐር ድማ ብሐሶት ጠቂኖም ናይ ሐሶት ማስረጂ ክገብሩ እዬም ብዝኾነ እግዚአቢሔር ይሐግዛ እምበር ኩፋአት እዬም
@shewitkahsay7351
@shewitkahsay7351 12 дней назад
Amlak yhagzki haftey
@suadibrahim7957
@suadibrahim7957 13 дней назад
Selam Josi heway ezia heftina meskineyti bizuh aflito yebilkan eye timesli eti ney koluot zibelato Therapie kia agedesi eye ab bizuhat eritrawyan eye gin zitehabebara sab yedliya ajoki zihaftay
@lamlamrouasom3990
@lamlamrouasom3990 13 дней назад
❤❤❤🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
@abrishsolomon8770
@abrishsolomon8770 13 дней назад
Josi hawey mejemerya neti tgebro zeleka gemesgneka yfeto. Ab Germeny tebeka wesani eu tebeka kthz kemzelewa amakra eba
@henokbereket7154
@henokbereket7154 13 дней назад
Selam Josi, ane se qurub Kab zitemaharkwo kurub be telefon tezekafl des mibeleni.
@bisrathaile9980
@bisrathaile9980 13 дней назад
Kab sebaay nab sebaay kitzeli abey keterkiblu timhrtin sirahn Eritrawi ni kemey aynet seb kem zihgiz yefelit eyu hiji wn nayten koleut hasibki aykonkin mefeleli genzeb eki deliki kab gegaki temahrki hiwetki astekakili
@TagstiHadsh
@TagstiHadsh 13 дней назад
🙏🙏🙏🙏
@samsomtekle8270
@samsomtekle8270 13 дней назад
Josi hawey be mejemerya selam kebleka yefetu be mekxal ezi nehzbna tegebro metebeban medegafen kemsegeneka yefetu eti zebleteka ab Deutschland buzuhe aynet therapie eu zelo nay kolut hagez nesu dema ezan eyen eten therapie, (Ergotherapie)(Heilpädagok)(Physiotherapie)(Logopidie)yebhal abzi Termin ezi shelel kenbel yeblenan kem weledi halafenetna ken sekem yegba eu bezkone ajoki zehaftey,
@eru5343
@eru5343 13 дней назад
@@samsomtekle8270 ያ ጽቡቅ ኣለካ ሎጎቤዲ ቃንቃ ብጣዓሚ ኢዩ ዝሕግዞም
@AbadiMilite
@AbadiMilite 13 дней назад
Otto bgbue entezeykefilka Inkasso yetwka mo bhade ktgeflo thded eka
@afewerkiwerkineh3523
@afewerkiwerkineh3523 13 дней назад
ይህዋት እዘን ብከምዚ ዝሽቅጣ ንደቀን ገዲፈን ፎቆዶ እብዳን ደድሕሪ ኣወዳት ክዘላ ደቀን ዝረስዓ መንግስቲ እንተወሰዶም ይሓይሽ ገንዘብኩም ኣብዘይከውን ኣይትዝረው
@rahwa7401
@rahwa7401 13 дней назад
❤❤❤
@user-mx4kx6su8x
@user-mx4kx6su8x 13 дней назад
ajoki Natay
@user-bv7tg9te9m
@user-bv7tg9te9m 13 дней назад
Amlak msaki ykun haftey
@selam7555
@selam7555 10 дней назад
Bisim yesus egziabiher yifredelki.
@yodithailehagos1326
@yodithailehagos1326 13 дней назад
Ajoki zihaftey.
@lamlamrouasom3990
@lamlamrouasom3990 13 дней назад
✋✋✋✋✋🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@user-qn2xf5cr9p
@user-qn2xf5cr9p День назад
Fooioo resaht kab 2 3 sebay yewelda wala hade qola zeykalken
@asefawabreha2369
@asefawabreha2369 13 дней назад
🌿 Logopädie ( speech therapy) 🌿 heißt das
@yordimogos4012
@yordimogos4012 13 дней назад
Ajoki zhabtey,
@wedikeren6264
@wedikeren6264 13 дней назад
Sarah zeybla kemey geraka ab Bank Account seb ksedela? Dehar Jobcenter nieu belie kebewa eyom
@selameyasu4256
@selameyasu4256 13 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉
@NomorehgdefEzgharya
@NomorehgdefEzgharya 13 дней назад
ሰላም ጆሲ ኣብዚኣ ዩቱብካ ዘርግሓላ ዓዓቅምና ክንሕግዛ ኣብ ጀርመን ዘለኹም ኣብ ጥቕኣ ዘለኹም ሓግዝዋ በጃኹም ብጣዕሚ ዘሕዝን😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@lukasweldu6781
@lukasweldu6781 13 дней назад
ደስ ትብልን ሓጋዚትን ጠቓሚትን ቻነል ኣጆኻ ቀጽሎ
@selamkiflemariam3706
@selamkiflemariam3706 12 дней назад
Aamlak mis deqkiy yeaakakbekiy amebrhan Ada tenbrerkiy
@user-yk4wu3hv7b
@user-yk4wu3hv7b 7 дней назад
Wulad nede tray dyu zmlket koynu bejakum eba dekkum aebyu deki tebaetyo ahwatey amlak yahagzki haftey natey 😮😮😮😮😮😮
@fiorymengstab
@fiorymengstab 13 дней назад
Ajoka natey 😢😢😢😢
@merhawitpetros355
@merhawitpetros355 12 дней назад
እዋይ ሓበሻስ ኣቅሑት ገዛ ብዕዳ ዘይንገድፎ በጃኩም ንለብም እግዚኣብሄር ውልድኪ የራክብኪ.
@mlateymlatey7059
@mlateymlatey7059 11 дней назад
Frij zey bila entay tgebro eza hmak eya butami
@mlateymlatey7059
@mlateymlatey7059 11 дней назад
Nay deka genzebi buzh eya twahab
@selemawithabte705
@selemawithabte705 13 дней назад
Dyakon ayteatweyen
@selam7555
@selam7555 10 дней назад
Eta freezers minalbat resiha keytikewin enber freezer gizie kemey yibluka?
@goitomgere
@goitomgere 13 дней назад
ኣነ ደስ ኣይበለንን ዘረብኣ ማለት ንጹር ኣይኮነን ።ካልኣይ ኣቦ ሶጊክን ውሽማ ትመርጻ ክብረት ገዲፍክን ሕስረት ትመርጻ ነውራማት ሰረት ሕብረተሰብ ክንስኽን ሕብረተሰብ ተበላሽዋ ደናቁር።ግዝያዊ ርውየት ክትብላ ርውየት ፋሚሊ ትኮልፋ ንኩልኽን ኣይኮንኩን ብሉጻትን ኣደ ትኾና መሓዛ ትኾና ኣለኽን ክብሪ ንዓኽን። እተን ቆልዑ ወሲዶምለይ ተሓዲገ ትብላ ብዘይ ምኽንያ ኣይኮነን ከማን ላስት ውሳነ 'ዩ. መሳኪን ቆልዑ ግን ተበዲሎም።
@letebrhanaregawi3149
@letebrhanaregawi3149 13 дней назад
👍
@selemawitbrhane1121
@selemawitbrhane1121 12 дней назад
Abotat 😢😢😢😢 amlak msaki ykun
@helenberekt3774
@helenberekt3774 13 дней назад
Haftey dekiki eigizabher amlak yhagzki biselam ymelsiu 🙏ab Europa zelkin yhwatin bitamiy tebalshkin eikn kibleki zedlku qoleu gedfkin foqodo eindgelemel tizera dekikin gize haboeom diletom amlalom balgezakin (sebayikn akibra)
@meramati4547
@meramati4547 13 дней назад
Izia. Seb iyu zedlya zelo wela second hand iko ktgezie tkiel iya neyra iti nay koliee zhbwa ke abey tgebro neyra mmhdar iya zeytkiel nfieti gal ab tkiea ktrekb tesfa ygebr i wish ab zelato adi khulu
Далее
ኣምላኽ ነዚ ምተቐበሎ ዶ
9:26
Просмотров 5 тыс.
ሕዝበይ ስማዕ!
26:36
Просмотров 24 тыс.