Тёмный

ክርአ ዝግብኦ ባህሊ ኣብ ናይ ኣያ ተኸስተ መርዓን ሳዕስዒት ተዋሳእቲ ገሬ እሙንን gere emun 

Mashona Media
Подписаться 32 тыс.
Просмотров 56 тыс.
50% 1

ክርአ ዝግብኦ ባህሊ ኣብ ናይ ኣያ ተኸስተ መርዓን ሳዕስዒት ተዋሳእቲ ገሬ እሙንን gere emun
Welcome back to mashona Gere emun Entertainment RU-vid Channel in Tigrinya Language. We Recommend you to SUBSCRIBE us to get the most updated videos. Thank you!

Опубликовано:

 

29 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 331   
@emmaq1588
@emmaq1588 Год назад
ደቂ ሃገረሰብ ኣለኩሞዶ ላይክ ኣይትሕሞቁ ዝባህልና ደስ ክብል ዘመናዊ እናበልና ናይ ወለድና ኣየንጥፍእ መርዓ አብርሃም ሳራ ይገበረልኩሞ
@azakmashoiiir3413
@azakmashoiiir3413 Год назад
ኣለና❤
@selemawittadele3572
@selemawittadele3572 Год назад
❤❤❤❤❤
@galqadi-qalaseraye6561
@galqadi-qalaseraye6561 Год назад
Alena wegeney 💚🙏 hagere seb kulu zrkebo💚
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 Год назад
ኣለና
@ኩሉሓላፊ
@ኩሉሓላፊ Год назад
በስሩ ተዋሳእቲ ዳግሬ እሙን ኩሎኩም የድንቀኩም ከምዚ ናበልኹም ንክምለስ ትኑውር ቀፅለሉ❤👏
@ትግራይመቦቆልስልጣነእያ
ዋውውውው ብጣዕሚ ደስ ይብል ኩላትና ባህልና ክነክብር ኣለና
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Год назад
ኣስይይይይይይይ ተጋርዋ ❤❤❤
@ffff8192
@ffff8192 Год назад
❤❤❤❤❤❤❤
@banogebrematios9679
@banogebrematios9679 Год назад
Rhus gama ygberlkum aya tekeste ❤️
@yohannestesfay3128
@yohannestesfay3128 Год назад
Ertaway I'm, enka tigray tawet 10,10,,awet nafash enka tigray tawet 10,10 and 5000,10,10 adey tigray lowha tigranes tigray tegre Eritrea...fo fo fo fo fo fo fo fo ,,fo amharay, senfe sebe,,awet nafash, enka tigray tawet 10,10..
@Hareg675
@Hareg675 Год назад
ከመይ ድዩ ኣሐጊሱኒ ብትኽኽለኛ ባህሊ ዓድ ምምርዓው
@mimitekulu7296
@mimitekulu7296 Год назад
ሩሑስ ጋማ ይግብረልኩም 🎉ኣሰይ ዝባህልና ደስ ክብለካ ኣበይ ኣለኹም ደቂ ገጠር💋👈 💞
@mkm4736
@mkm4736 Год назад
ኣለና ኣብዙይ💛💛🙋‍♀️😂
@leakegebreyesus9412
@leakegebreyesus9412 Год назад
Alenaaaa❤😃✋✋✋✋✋
@mikaelhailu3384
@mikaelhailu3384 Год назад
ርሑስ ጋማ አያ ተኸስተ፣ ባህልኻ ትግርኛ ዓቂብካ ንዝጉበርካዮ መርዓ እናናአድኩ፣ አምላኽ ፈረይትን ፀገይትን ይግበርኩም።
@ዛይድየማርያምልጅማርያመይ
ኣሰይ ዛ ማሪዓት ኣድንቀያ ምዕርግቲ እዝውቲ ከም ወላዳ ❤👌 ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም 🌹
@ቃንዛአለኒቃንዛደቅነይMDT
እሰይይይይ ሩሑሰ ጋማ ይግበረልኩም ሓዳርኩም ይባረክ አያ ተከሰተ ፈረይትን ፀገይትን ይግበርኩም ናይ ገጠር መራዓ ደሰ ክብለካ እቲ ባህልናሰ ክንደይ ደሰ ይብል ❤❤❤🎉🎉🎉
@هويدا-ذ6ن
@هويدا-ذ6ن Год назад
ሓዳረኩም ይባረክ ርሑስ ጋማ ኣያ ተከስተ ጀግና ናይ ቀደም ባህልና ገረኩም በምምራዓዉኩም❤
@soliyanamearg5734
@soliyanamearg5734 Год назад
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ፈረይቲ ፀገይቲ ኩኑ ኣይፈላሊኩም ፈጣሪ🙏🙏🙌🙌 ተጋሩዋኒ ዕልልልል❤❤ ከብ ወፂእኻ ምትራፍ ይምሓረና
@abrehetselomon.1001
@abrehetselomon.1001 Год назад
❤️💛❤️💛❤️ ባህሊ ናይ ትግራይና ደስ ባሃላይ ሩሑስ ጋማ ይግብረልኩም
@lemlemwoldegerima3598
@lemlemwoldegerima3598 Год назад
❤❤❤❤
@almemu1214
@almemu1214 Год назад
መርዓ ሃገረ ሰብ እኮ ዳርጋ ገነት እዩ ተናፍቂ ክብረት❤❤❤
@galqadi-qalaseraye6561
@galqadi-qalaseraye6561 Год назад
Behaqi wegeney 💚🕊🙏
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Год назад
ኣብራሃም ታይ እዩ ዘየለ ዳሕንኡ ደዩ ኣዳ ጌርየ ኣያ ዘብርኣብርክ ዎደኩም ኣይትሕቡርን ዲኩም
@Tg-sy2yy
@Tg-sy2yy Год назад
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ❤❤❤❤❤❤ አያ ተከስተ ሰሊጥዎም 😂😂😂አረ ዳኒ ከይምርዖ ብጣዕሚ እየ ዘፈቅሮ በእዉነት ዳኒዋይ እንተጠይቀናካ ትሑዝ እየ በለን
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 Год назад
ኣሰይ መርዓ ከምዚ እዩ ናይ ሃገረሰብና ባህሊ ከይረሳዕኻ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ❤️🙏
@birhankidanu5493
@birhankidanu5493 Год назад
ሓዳር አብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም ፈረይትን ጸገይትን ይግበርኩም ጽሩያተይ ርሑስ ጋማ ይብግበረልኩም ብባህሊ ገጠር ብምምርዓውኩም ከአ ብጣዕሚ ኢና አድንቅና አመስጊና እውን ናብራኩም ሕጉስን ዕንቡብን ይኩን 😍😍😍🌹🌹🌹🌹🌹🌹 ብህልና ክጥዕም ተመስገን እንካዕ ናትና ኮንኩም❤❤❤❤❤
@Hiwigaltigray2
@Hiwigaltigray2 Год назад
ኣሰይ ቱባሃልና ክንደይ ክጥዕም እዩ እግዚአብሔር ኣምላክ ናፍቲ ቀደም ነበረ ግዜ ተዝምለስ እሞ ኣበይ ሶ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም መርዓ ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ፈረይትን ፀገይትን ይግበርኩም ሓዳርኩም ይባረክ መፃኢኩም ብሩህ ይኩን ደሞ ኩላትኩም ፍትው ትው እኮ ዘብለኩሜ🙏💖💖💖💖💖💖
@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
ግን ግን ቤተ ክርስቲያን ዘይትፈልጦ መርዓ ዝሙት እበር መርዓ ኣይበሃልን ይብሉ ቅዱሳን ኣቦታትና ግን ንምንታይ እዩ ብቅዱስ ቅርባን ዘይትምርዐው ቆልዑ ዲና ነርክበሉ ኣብ ክርስት ንቆሩብ እዩ ዝብለካ መብዛሕቲኡ ሰብ ወላ ካብ ስድራይ ጀሚርኻ ኣሕዋት ልብባ ንበል ባሕሪ ድጄ ባንዲ ገይርና ናንተመርዐና ክሳራ እበር ክስቢ የብሉን ብቅዱስ ቁሩባን ዝተመርዐወ ሰብ ግን ህይወቱ ይባረክ ኣብ ሓዳርካ ትጸንዕ ዝተባረኹ ቆልዑ ትወልድ ስለዚ መርዓኹም/ክን ብቅዱስ ቁርባን ይኹን መልሲ ስደት ንስሃ ኣትየ ብቅዱስ ቅሩባን ክምዖ እየ መሬት ዓደይ ብሰላም ክመልሰኒ ከአ ፈጣርየይ ይልምኖ
@Nardos-k6f
@Nardos-k6f Год назад
ተመስገን ባህልና ተመሊሱ ሓዳርኩም ፅኑዕ ይኩን❤❤
@jge7tye640
@jge7tye640 Год назад
ሓዳርኩም ይባረኽ ርሑስ ጋማ ይኹነልኩም ፈረይቲ ፀገይቲ ኹኑ❤❤❤❤❤❤❤💞💞💞💞💞👏🙏
@salama6013
@salama6013 Год назад
ርሑስ ጋማ🎉❤ግን ማዓዝ ተመርዕዮም ኣያ ተከስተ ናሐዚ ድዩ?
@debesegaltewahdo456
@debesegaltewahdo456 Год назад
አታ እዛ ምርዓት ህንደይ ትምልክዕ ምዕርግት ሃም አደታት❤❤❤❤❤❤❤
@ኣዶዳዊት
@ኣዶዳዊት Год назад
ኣሰሮም ንካተል ተጋርዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም
@azakmashoiiir3413
@azakmashoiiir3413 Год назад
ኣብርሃም ዝረአየ ዓይኑ ይብራህ😢😢😢😢
@lemlemfsahaye3215
@lemlemfsahaye3215 Год назад
አሰሰሰሰይይይይይይይ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mmn7636
@mmn7636 Год назад
ርሕሰጋማይግረልክምኣያተኸሰተ❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰
@habu207
@habu207 Год назад
ኣሰይ እንካዕ ብርሃን ረአኩም ኣያ ተከስተ❤️💛🥰
@tsehayzerumitiku8210
@tsehayzerumitiku8210 Год назад
Ruhus gama bitami dessssss behali bahilina bahli Tegray 🎉🎉🎉 🎉🎉
@tgraweyti-g2r
@tgraweyti-g2r Год назад
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ፈረይትን ጸገይትን ኩኑ ቃል ኪዳን አብርሃምን ሳራን ዝባረካ አምላክ ሓዳርኩም ይባርክ 👏💖💖❤
@sarasuliman3935
@sarasuliman3935 Год назад
እልልልልልልልልልልልልልልል💐💐💐💐💐💐💐💐💐👏👏👏👏👏👏እልልልልልልልልልልልልልልልልል👏👏👏👏👏👏👏💐☔☔☔☔☔☔☔☔☔☔☔እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
@galaxygalaxy2879
@galaxygalaxy2879 Год назад
እግዚአብሄር ዝተሓወሶ ርሑስ ጋማ ይኩነልኩም ፈረይትን ፀገይትን ኩኑ 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹🥰🥰🥰🌹🌹🌹🌹🌹❤❤❤❤❤❤❤
@azebsyuom2479
@azebsyuom2479 Год назад
መርዓ ብመርዓ ገይርኩማ እንዳ ገሬ እሙን ❤ ደስ ይብል
@azakmashoiiir3413
@azakmashoiiir3413 Год назад
ኣየ ተከስተ ሩሑስ ጋማ ❤❤❤እንዳ ገሬ ኡሙን የተካኣልኩምን
@eyobtewelde7651
@eyobtewelde7651 Год назад
እዚ ናይ ቀደም ባህልና እንተዝምለስ ፅቡቅ❤❤❤❤
@helenhelentgar1017
@helenhelentgar1017 Год назад
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም❤ባህልና ደስ ክብል❤ግን ኣብርሃም ከ🤔
@sjqsooaoq0862
@sjqsooaoq0862 Год назад
አብረሃም ዝረአየ ዓይኑ ይረኣ😢😢😢
@edon7537
@edon7537 Год назад
ደገ ይፁወት አሎ ምሱ ቆልዑ😮😅😅😅
@ሃዊየኣርሴማእናትhiwiyearse
@@edon7537 😁😁😁😁
@yohni283
@yohni283 Год назад
​@@edon7537 😂😂😂😂😂😂😂
@helenhelentgar1017
@helenhelentgar1017 Год назад
@@edon7537 😂😂😂😂
@jge7tye640
@jge7tye640 Год назад
ኣሰይይይይይ ባህልና ድሙቕ ተሃራፊ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ፈረይቲ ፀገይቲ ኹኑ ብሩኻተይይይ❤❤❤❤❤💞💞💞💞👏🙏
@herutigraweyti5269
@herutigraweyti5269 Год назад
ኣሰይ ደስ ክብሉኻ ባህልና እወ ጥዑም ❤❤❤❤😊😊😊😊
@Hieru
@Hieru Год назад
መርዓ ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም ኣያ ተከስተ♥️♥️♥️ ሓዳርኩም ይባረክ እግዚአብሔር ኣምላክ ❤️💞💞 ርሑስ ጋማ ተጋሩዋኒ💞💞💞 ♥️♥️♥️
@mulutesema5496
@mulutesema5496 Год назад
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ሙቁራት
@user-xg5bz9qz3f
@user-xg5bz9qz3f Год назад
Asyyyy 😁❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😏💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞⛱️💕⛱️💕⛱️💕⛱️💕
@lemigaultigray505
@lemigaultigray505 Год назад
ኣሰይ❤❤❤ርሑሰ ጋማ ደቂ ዓደይ ካብ ሰደት ተመሊሰና ናብዚ ክብሪ የብቀዐና❤
@wedasabayana7817
@wedasabayana7817 Год назад
ርሑስ ጋማ 🌹🌹ፈረትን ፀገትን ኩኑ ሓዳርኩም ይባረክ ኩቡራት ስድራ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ያአብስራሙሩፅ
@ያአብስራሙሩፅ Год назад
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ብጣዕሚ ደስ ባህሊ ኦርጅናል ትግራይ መርዓ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@jhjhd6922
@jhjhd6922 Год назад
ርሑሰ ጋማ ይግበረልኩም🎉❤❤
@amlesetmuruts470
@amlesetmuruts470 Год назад
አብርሃም ግን እንታይ እዩ ኮይኑ አብ ናይ ዘብራአብሩኽለ ዘይነበረ አብ ናአያ ተከስተለ ዘየለ ምክንያቱዶ ትነግሩና ርሑስ ጋማ አያ ተከስተ 💜🙏
@MashonaMedia
@MashonaMedia Год назад
nay arku meria axum sle zgeshe eyu
@noranoor8158
@noranoor8158 Год назад
እስይ ደስ ክብሉኻ ባህልና እወ ጥዑም ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ተጋሩዋይ ❤️💛😍😍💞💞
@HiwiTube-r7d
@HiwiTube-r7d Год назад
ኣስይ እዚ ባህልና ክጥዕም ርሑስ ጋማ ይገበረለኩም ኣሕዋተይ👏♥💚💚💚💐💐💐💐💊💊💊💊
@አግዚአብሔርፍቅሪአዩንፍቀ
ሓፍር መርዓት ለሚ ራአ ተባረኺ ምቅርቲ ❤
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Год назад
_እሰይ እሰይ ድቅ ትግራይ ባህልኹም አኽብሩ ድስስስ ክትብሉ ዕድሜን ጥዕናን ያሃብኩም ሩሑስ ጋማ ይግበረልኹም አያ ተከስተ_
@fhyytt7050
@fhyytt7050 Год назад
አሰይይይይ ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ሓዳርኩም ይባረኽ
@አምላኬሆይያንተእንጂየሰው
አሰይ ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ሓዳር አብርሃም ሳራ ይግበርልኩም ባህልና ❤
@eyobdesta3850
@eyobdesta3850 Год назад
ተጋሩ ሕበሩ ስመሩ ኣደቦኩም ኣናብሩ❤❤❤
@MdAkib-zp7kc
@MdAkib-zp7kc Год назад
አታ ክንደይ ደስ ይብል እቲ ባህልናስ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Lwam.21
@Lwam.21 Год назад
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ደቂ ሪመይ❤❤❤❤🎉❤
@ruthhaile7030
@ruthhaile7030 Год назад
ብጣዓሚ ደስ ዝብል መርዓ ዳገሬ እሙን አሕጉስኩምና በቱ ባህልና ስለዝገበርኩምዎ ምሒር ፎቲናኩም ተባረኹ አሕዋትና ፈረይትን ፀገይትን ኩኑልና ሰስኑልና።
@ጋልራያ-ጸ9አ
@ጋልራያ-ጸ9አ Год назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tsguatesfay6334
@tsguatesfay6334 Год назад
ተመስገን ባህልና ተመልሱ❤❤❤ እንኳዕ ደስ በለኹም❤❤❤❤
@እልሻዳይእካአምላከይ
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም❤❤❤❤
@Merimarr-w9k
@Merimarr-w9k Год назад
ርሑስ ጋማ❤❤❤😂 ኣያ ተኸስተ
@ትግራይዓደይ-ኰ6ዐ
ርሑስ ጋማ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
@ሜሪጋልሃገረትግራይ-ጐ5ደ
ሩሑስ ጋማ ኩብራተይ❤❤❤❤
@saratube8618
@saratube8618 Год назад
ተጋሩ ሕበሩ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@freweyenimehari5460
@freweyenimehari5460 Год назад
😂😂😂😂😂😂😂🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@AluFkr
@AluFkr Год назад
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ኣያ ተከስተ❤❤
@ሄርመላጋልተዋህዶ
ዘመና ክምለስ ኢሉ መርዓ ቅዱሳን ይግበረልኩም ❤❤
@mulurom3315
@mulurom3315 Год назад
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩ ዞም ናተይ ጀጋኑ💛❤️💛❤️💋💋💋🙏🙏🙏
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 Год назад
The ceremony looks like witchcraft things. I rebuke witchcraft things to be destroyed, in Jesus precious name, l pray. May the Lord God bless your marriage.
@rozrooza1511
@rozrooza1511 Год назад
ደቒ መዳም ፁሩያት ዓለም ቤቲ ዓርኪ ወዲ ቐሺ ሳፕስክራይቭ ግበራላ ኩሉ ግዜ ስለ ተስሕቐክን😘
@axsmawyan
@axsmawyan Год назад
ርሑስጋማ ይግበረልኩ ❤ ኣዕርክቲ ደቂ ከተማ መያዘይብልኩም ኣስሒቅኩምኒ😁ዓርከይ ኩናና ምውፃእ ኣብያትኩም
@meazarezene06
@meazarezene06 Год назад
Wawwwww egziabiher yekbrku. Qal kidankum qalkidan abrhamn saran yigbero betaemi des zibl
@حزامحزامحزام
@حزامحزامحزام Год назад
😢ከምዚ ዝበለ መርዓ ናፊቀ ትዕድልቲ እዩ እዙይስ ሩሑስ ጋማ ኣያ ተከስተ💖💖💖💖💘💘💖💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘🌹🌷💐🍁🍀🌹🌷🌹🍃🍃🌻🌻🍀🍀🌷🌷🍀🌹💐💐🌷
@munatube2861
@munatube2861 Год назад
wwawawwawwwawwwwawwwwww❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@ሰሉፍቅር-ዘ6የ
@ሰሉፍቅር-ዘ6የ Год назад
ሩሑስ ጋማ አያ ተኸስተ ተጋሩዋይ ሳብስክራይብ ናገበርና ነበራተዓዮም
@ssrr969
@ssrr969 Год назад
❤❤❤❤❤ደስ ባሃሊ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ፅብቃት ውላድኩም የርእየና ❤❤❤❤❤❤❤❤
@tittit4121
@tittit4121 Год назад
ሩሑስ ጋማ ፈረይቲን ፀገይትን ይግበሩኩም ደቂ ሓላል መሬት
@selamawit6916
@selamawit6916 Год назад
ሩሑስ ጋማ ፈረይትን ፀገይትን ይግበርኩም መርዓ ኣብርሃ ምሳራ🎉❤
@freweyenimehari5460
@freweyenimehari5460 Год назад
Beti haylay
@sarhsareh2304
@sarhsareh2304 Год назад
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ኣያ ተከስተ ❤❤❤
@ወይኩንፈቃዲከ
@ወይኩንፈቃዲከ Год назад
ሩሑስ ጋማ ፈረይትን ጸገይትን ይግበርኩም ተጋሩ ብዝሑ አይትዉሓዱ ሰስኑ ምልእዋ ዛመሬት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤አያ ተኸስተ❤❤❤
@سلامهمجرشي
@سلامهمجرشي Год назад
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@eyadwehbe1238
@eyadwehbe1238 Год назад
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ተጋሩዋኒ ♥️🙏🏾🎉🥰
@abigaltigray-ur2ih
@abigaltigray-ur2ih Год назад
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ዞምናተይ💛❤💛❤💋💋💋💋✊
@JgD-fr4ny
@JgD-fr4ny 3 месяца назад
❤❤❤❤❤
@makdatube8713
@makdatube8713 Год назад
❤❤❤❤💛💛💛🤴🤴🤴ኣያ ተከስተ ❤❤
@zg6746
@zg6746 Год назад
Great job ME
@naynat3868
@naynat3868 Год назад
Shekorat❤
@SaraSara-zu2vl
@SaraSara-zu2vl Год назад
ወኔ ደስስስስሰ ክብል ዓድና ኣስታዊስኩሙኒ❤❤❤❤ ሩሑስ ጋመ ይግበረልኹም ፈረይትን ፀገይትን ኩኑ
@meareythegay1548
@meareythegay1548 Год назад
ኣሰደይይይይይ ❤❤❤❤❤❤❤
@FtsumGher
@FtsumGher Год назад
Aya jekor dyu bekruy ariy merat atum ela eya trswa badna narkiy kidan endhr tekebilu ata zbahal neger yelen mzntal
@yute2286
@yute2286 Год назад
አብራሃም እንታይ ኮይኑ እዩ ዘየለ
@madinamd7228
@madinamd7228 Год назад
እንዴ እንታይ ዓይነት ዩ ሽምዓ ልዘር አብ ርእሲ እዚ ጥቁልና ወይ የበእድ አምልኮ
@haahaa8114
@haahaa8114 Год назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yosiefokbamichael9209
@yosiefokbamichael9209 Год назад
Rhus gama aya tekeste ❤😮
@anananns5804
@anananns5804 Год назад
ይቺ የምዞሪዋ ምድነት እሲኪ አሰረዱኝ
@galmdreyoutube2584
@galmdreyoutube2584 Год назад
የሚዜ ቃል ኪዳን
@pjsksnphalanx1563
@pjsksnphalanx1563 Год назад
Enke nbzaay abkekm❤❤❤❤❤❤
@galtsadikjgna7787
@galtsadikjgna7787 Год назад
አሰይ ተጋርዋይ ፅሩያት ፈ ረይቲ ፀገይቲ ኩኑ🇻🇳😘🥰
Далее
Barno
00:22
Просмотров 749 тыс.
ኣያ ተኸስቲ ብቕንኢ ናብ ሓዳር
12:42