Тёмный

ክሳብ መዓስ ኢና! 

Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Подписаться 31 тыс.
Просмотров 18 тыс.
50% 1

Join this channel to get access to perks:
/ @hbri-vodcast

Опубликовано:

 

28 май 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 196   
@FtsumTeweldebrhan-un2kz
@FtsumTeweldebrhan-un2kz Месяц назад
ይገርም እዩ ካብ ምሳና ብኣካል ዘሎ ምስ ኣብ ካልእ ሃገር ዝነብር ዘሎ ንራኸቦ ይበዝሕ ነብስና ንከናኸና ከምዚ ዓይነት ምኽርታት ከኣ ንጠቀመሎን❤❤❤❤ታንክስ ፍሩቲ ሓፍትና
@Haben.Habtetseion
@Haben.Habtetseion Месяц назад
ናይ ብሓቂ ጽልዋ ማሕበራዊ ሜድያ ብጣሚ ነዓና ከም ሕብረተሰብ ኣጣቃቅሙኡ ብዘይ ምፍላጥ ብጣሚ ከቢድ ዝኾነ መስዋእቲ የክፍለና ኣሎ። ብጣሚ ኣገዳሲ እዋይዊ ኣርእስቲ እዩ ፍርተይ መምህር ሂወት። ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦ ኣብ ሙሉእ ሂወትኩም ከኣ ሙሉእ ጥዕናን ሰላምን ፍቅርን ይምነየልኩም!!! ናብ ሕቶኪ ክኣቱ ትርጕም ህይወት እንታይ እዩ ንዓኻ እትብል ሕቶኪ? ከምቲ ዝበልክዮ ኩሉ ሰብ ነናቱ መግለጺተት ኣለዎ። ኣነ ከም ሓበን ህይወት ንዓይ ዓባይ ህያብ እግዚኣብሔር ኣምላኽ እያ። ህይወት እንታይ እዩ ትርጉማ ህይወት ኩሉ ግዜ ክልተ ሕብሪ ሒዛ'ያ ትጓዓዝ። ጸሊም ወይ ድማ ጻዕዳ።ጻዕዳ ሕብሪ ሒዛ ክትጓዓዝ ከላ፡ምፍጣርካ ተመስግን፡ብምህላውካ ሓበን ይስምዓካ።ንስካ ብምፍጣርካ ዳግማይ ከማኻ ዝተደግመ ከምዘየለ ኣሚንካ ንጉስ ናይ ነብስኻ ትኸውን። ኣምላክ ንዓኻ ጥራይ ዝፈጠረ ጌርካ ትርእዮ፡ ብጀካኻ ማንም ፍጡር ከምዘይብሉ ጌርካ ትወስዶ'ሞ፥ ብጣዕሚ ከኣ ትሕንቅቐሉ።ነቲ ብስጋ ዘይርአ ብመንፈስ ግን ምስ ኩሉ ዘሎ ፈጣሪ ኣብ ቅድሚ ስእሉን ቤቱን ኮንካ፡"በቃ በዓልካ ትፈልጥ"እንዳበልካ ከምቲ ውሉድ ኣብ ወላዲኡ ዝሕንቅቆ ትሕንቅቅ። ከምቲ ለዋህ ኣቦ ንውላዱ ዘሐንቅቆን ዘጻውቶን ቀሪጽካ ምሳኻ ዝጻወትን ዝስሕቅን ዘሎ ጌርካ ትወስዶ።ገጽካ ብርሃን ወሊዑ ጸሓይ ኣብ ልዕሌካ ትዝንቢ ዘላ ኮይኑ ይስመዓካ።ኣብዚ ግዜ'ዚ ልብካ ካብ ሓጎስ ዝተለዓለ ልብካ ትርግትኣ ወሲኻ ተኹድድ ዘላ ሰበይቲ ኮይኑ እዩ ዝስመዓካ። ትርጉም ምንባር ብሰናይ ቃላትን ተግባራትን ክትንትና ትጅምር። በቃ ህይወት ንሰናይካ እምበር፥ንሕማቅ ተግባር ኢላ ከምዘይተፈጥረት ጌርካ ትወስዳ። "ጥዑም ከይተበሃለ ጥዑም ይሓልፍ" ድዩ ዝበሃል።ኩሉ ግዜ ማንታ መጻርርቲ ዘይብሉ ዝተፈጥረ ፍጡር የለን።ነቲ ብርሃን ጸልማት ኣለዎ፡ነቲ ጽቡቅ ሕማቅ ኣለዎ፡ነቲ ሰናይ ክፉእ ኣለዎ፡ነቲ ሓጎስ ሓዘን ኣለዎ፡ነቲ ሰሓቅ ብክያት ኣለዎ፡ከምኡ ከኣ ነቲ ጻዕዳ ጸሊም ኣለዎ።ምንባርካ ዘጽልእ ትርጉም ዘይብልካ ኮይኑ ዝስመዓካ ተካል እዋን። ኣብዚ ግዜ'ዚ ፈጣሪ ፈጢሩ ዝረሰዓካ ጌርካ ኢኻ ትወስዶ።ንስካን ኣምላክን ልክዕ ከም ሰማይን ምድርን ፍልልይ ከምዘለኹም ጌርካ ትሓስበሉ እዋን።ፈጣሪ ብዛዕባ መነባብሮኻ ዘይግደስ ጨካን ኣምላክ ጌርካ ትወስደሉ ዘመነ ርሕቀት።ኣብዚ እዋን'ዚ ኣብ ቅድሜኻ ሕማቅ ተግባራት፡እከይ ሓሳባት እምቀር፥ሰናይ ዝበሃሉ ኣይረኣዩኻን።ሓጺር ዕምሪ እምበር፥ነዊሕ ዕድመ ዘለኻ ኮይኑ ኣይስመዓካን። ባዶነት፡ብሕትውነት፡ጭንቀት ዝብሉ መዓጺድ ምንባር እየም ዝቅልቀሉኻ።ኣሞራ ሞት ጫቁት ስለ ዝርእየካ ኣብ ዘይመዓልትካ ክቆልበኻ'ዩ ዝዝንቢ።ምፍጣር ዕላማኻ ዘይትዝክረሉ ተካል እዋን። ሓደ ወዲ ሰብ ህይወት እንታይ እዩ ትርጉማ ኢልካዮ እንተዘይመሊስልካ፡ምንባሩ ክሳብ ክንደይ ይቅጽል፡መጻኢ መንነቱ እንታይ ይመሰል፡ንሕማቅን ጽቡቅን ክፋላት ህይወት ብኸመይ ይሓልፎ ዘይተረደአ ፍጡር ምዃኑ እዩ ዝበርሃልካ። ድያርየይ ሓድ ሓደ ግዜ ብስምዒት ስለ ዝዛረብ ካብ ዛዕባይ ይወጽእ ከምዘለኹ ይርደኣኒ።ሓድ ሓደ ንህይወት ብብዙሕ ክትንትና ይፍትን'ሞ፥እቲ ትንተና ናቱ ኣርእስቲ ሒዙ ይጸንሓኒ። ድሓር ካብቲ ዘልዓልክዎ ኣርእስቲ ወጺአ ነቲ ሓድሽ ኣርእስቲ ሒዘ ብርዐይ የጓዕዝ።ህይወት እንታይ'ዩ ትርጉማ ንዝብል ሕቶ ብሕጽር ዝበለ ክምልሰልኪ። "ህይወት ማለት ንፈተነ እንዳገጠምካ ኣብ ናይ ኩናት ዓለም ምንባር ማለት እዩ። Mental Health ወይ ድማ ምኽሪ ስነኣእምሮኣዊ ኣኻላውን ስነልቦና (ሳይኮተሪስ) እየ ተማሂረ ኣነ ሓበን ከኣ ንሰባት ብዓቅመ ንሰባት ይሕግዝ ኣለኩ። ኣብ ሕብረተሰብና እኮ ቡዙ ኣይፈልጥን እዩ። ንኣብነት በዚ ዝተማሃርኩዎ ኣብስራሕና ይሕግዝ እየ። ካብ ትዕዝብተይ ግን ሕብረተሰብና ናይ ኣንነት ጠባይ ኣሎ ንስኻ መንኾካ ኢኻ ንስኻ ድኣ መን ፍለጥ ኢልካ እዩ ብሓጺሩ እንታይ ክብል ከም ዝደለኩ ተረዲእኹም ይህልዉ። ሓደ ሓደ ግዜ ሕማቕ ከም ዘሎ ፈሊጥካ ክትሕግዞም እልካ ምሽ ብትሕትናን ኣክብሮትን ተገዲስካ ቅርብ እልካ ትሓቶም ናጻ ኮይኖም ግን ሽግሮም ኣይነግርካን እዮም። ንኣብነት ናብ ሓደ ሓሚካ ሓኪም ምስ ትከይድ። እቲ ሓኪም ከኣ እንታይ ኢካ ኮንካ መጺካ ከመይ ይገረካን ይስማዓካን ኣሎ ኢሉ እዩ ኣቀዲሙ ሕቶታት ዘቅርበልኻ ሽዑ ካቡኡ ተበጊሱ ከኣ ዘድሊ መድሃኒት ዝእዝዘልካ። ስለዚ እንተ ደኣ ብትኽክል እንታይ ከም ዝስማዓኻን ከም ዝሓመምካን ብግልጺ እንተ ነጊርካ ትክክል ዝኾነ መድሃት ወሲድካ ኣብ ትሕቲ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ክትሓዊ እካ። እንተ ደኣ ከምዚ ኣቦታትናን ዝብሎዎ ሓባኢ ቁስሉ ሓባኢ ፈውሱ ክትከውን እኮ። ኣብ ስነኣእምሮኣዊ ኣኻላውን ስነልቦና (ሳይኮታሪስ) ከምኡ ማለት እዩ። ብዙሕ ግዜ ኣሎ፡ በይንኻ ሙዃን እቲ ዝበለጸ ቦታ ኮይኑ ዝስምዓካ። ኣብ ሂወትካ ሰባት ከይብሉኒ እናበልካ ካብቲ ንስኻ ትኣምነሉ መንገዲ ኣይተላግስ።ምኽንያቱ ናትካ መሰረት እንበር ናይ ማንም ሰብ ከም ዘይ ምኻኑ ዘክር።ግን ንሰናይ ነገር ክኸውን ኣለዎመታን ዕውት ክትኸውን። ምኽንያቱ፦ ውሽጥኻ ዘንብብ፣ ሕማምካ ዘሕምሞ፣ ቃንዛኻ ዘቐንዝዎ፣ ስቕታኻ ዝርደኦ፣ ከም'ቲ ክኾነልካ ትደልዮ፡ ዝኾነልካ ሰብ ትስእን'ሞ፡ ንጥዕናኻ ክትብል በይንኻ ሙዃን ትመርጽ። በይንኻ ሙዃን፡ ምርጫኻ ስለ ዝኾነ ድማ፦ ብዛዕባ ጽቡቕ ነገራት ትሓስብ፤ ነቲ ዘለኻዮ ህሞት ትቛደሶ ኢኻ። ብዛዕባ ዘሕለፍካዮም ፍጻሜታት ክትሓስብ፣ ጌጋኻ ክትእርም፣ ከምኡ'ውን ሓድሽ ነገር ንኽትፈጥር፡ ዓብዪ ዕድል ኣለካ። ንኣብነት ህዝብና ኣብዚ ግዜ እዚ ሽግርካ ነግርካዮም ዘይ ምሕጋዞም ዘይኮነስ ኣፎም ዘይ ምሓዞም እዩ ዝገርመካ።
@wedibchlo635
@wedibchlo635 Месяц назад
Anta .anta engera ezgi blae sem yemerh tuwaf yebrh sey zi wedey
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast Месяц назад
ከም ኩሉ ግዜ ኣዚና ነመስግን ስለቲ ብሱል ሓሳብካ ሓቡ።ብሓንሳብ ኮንና ንሃንጾን ንኽዶን ድማ ፍረ ከም ዘለዎ ኣየጠራጥርን።
@Haben.Habtetseion
@Haben.Habtetseion Месяц назад
@@Hbri-vodcast ኣነ ውን በቲ ዘይሕለል ጻዕርኩም ደኪምና ከይ በልኩም ካብቲ ወርቃዊ ዝኾነ ግዜኩም ንሕብረተሰብና እትምህሩን ንህይወትና ብንቅሓት እንበር ብስሚዕት ክንመርሓ ከምዘይ የብልና ብእትህቡና ትምህርቲ ኣነ ከም ሓበን ምስጋናይ ወሰን የብሉን!!! I'm proud of you!!!✌️✍️👍
@kesetebrhanbahre1374
@kesetebrhanbahre1374 Месяц назад
​ኩቡር @@Haben.Habtetseion ሓወይ ጽሑፍካ ብምልኡ ብጽሞና ኣንቢበዮ ፡ብሓቂ ተሓቢነልካ ። ስም የምርሕ ፡ጥዋፍ የብርህ'ዩ ዝተባህለ ምስላ ወለድና ዘኪረ። ስለዚ ብርዕኻ ይሰስን ሰላምን ጥዕናን ድማ ይሃብካ። ነዚ ኩሉ ዝፈጠረትን ዝዳህሰሰትን ፍርቱና ሓፍትና ድማ ልዑል ክብርን ምስጋናን ይሃባ ኢለ ሓሳበይ ብዘይ ምድጋም ክዛዝሞ እቲ ኩሉ ክጽሕፎ ዝሓሰብክዎ ኣብዚሕኻን ኣብሊጽካን ብዝርዝር ስለ ዝገለጽካዮ። ሰሰናዩ ንዓኹም ።
@mahariadhanom614
@mahariadhanom614 Месяц назад
ጽቡቅ ትምህርቲ፡ ግና እዝኒ ህዝብና ንዘይጠቅም ክሰምዕ ኢዩ ድሉዉ
@adiamabraha
@adiamabraha Месяц назад
ብዛዕባ እዚ ዘጋጠመ ክስተት ምስ ፈለጥኩ ጓሂ ተሰሚዑኒ። እቲ መበገሲኡ እንታይ ክኸውን ይኽእል ኢለ ክሓስብ ጀሚረ።መንእሰያትና ንብዙሕ ሓንጎል ክጸሮን ከስተንትኖ ብቕዓት ዘይብሉ ሓደጋን ተመኩሮን ተቓሊዕም እዮም። እዚ ቀውሲ ኣብ ህይወቶም ከቢድ ኣሉታዊ ጽልዋ ፈጢሩ ኣሎ። ግዜና ነሕልፈሉን ኣእሙሮና ነዘናግዓሉን ንጥፈታት ካብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ወይ social media ወጻኢ ክህልወና ሓጋዚ እዩ። ታሪኻዊ ቦታታት ምብጻሕ፡ ቤተ መዘክር ምብጻሕ፡ ጎቦ ምሕኳር፡ ስፖርት ምዝውታር፡ ሓድሽ ልምድን ክእለትን ከም መሳርሒ ሙዚቓ፡ ስእሊ ወይ ቅብኣ ምምሃር፡ ምሕንባስ፡ ብሽክለታ ምዝዋር፡ ኣብ ገዛ ኮንካ ዝጽወት ጸወታ ክአም ቸዝን ካልእን ምምላኽ፡ ኣትክልቲ ምክንኻን ኮነ ኣብ ወለንታዊ ስራሕ ምስታፍ ዝኣመስለ ከነዘውትር ጽቡቕ እዩ። ነብስና ከነማዕብልን ሓገዝቲ ነብስና ውን ከምዚ ዝጠቐስክዮ ባዕልና ኢና። ነዚ ክንርዳእ ምኽኣል ኣገዳሲ እዩ።
@annetkidane6232
@annetkidane6232 Месяц назад
Thanks adiam, kemu u zedlyena zelo
@SamuelGuush
@SamuelGuush Месяц назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ምክሪ ፍርቱና ሓብተይ ምክርክን ዘለኪ ኣፍልጦን ንምክፋል ትገብርዮ ኣበርክቶ እንዳመስገንኩ ቀጽልዮ ዝሓብተይ
@wedibchlo635
@wedibchlo635 Месяц назад
Esey za gualey mem Adiam memhir sidrabet mem.hibreteseb medebatki yeheguseny eyu abet...abet temesgen goutay ADIAMN FORTUNAN ENQUA NAYNA NAYBAALTNA KONKN ZA ADEY ELETRIA ENQUAA KEMAKIN ZIBELA WELEDET .
@user-ts1rj8ty5u
@user-ts1rj8ty5u Месяц назад
thanks adu
@bereketkidane7802
@bereketkidane7802 Месяц назад
እዋናውን ኣገዳስን ትምህርቲን ምኽርን። ብጣዕሚ ነመስግን ዕድመ ይሃብኪ ፍርቲ ሓፍትና። ንኩቡር ኣቦናን መምህርናን ሳንዲያጎ ሳላምታ ኣመሓላልፍለይ።
@user-om4xg4sg2i
@user-om4xg4sg2i 7 дней назад
Thanks teacher furutuye memhrey❤❤❤❤❤❤❤
@selam801
@selam801 Месяц назад
ፉርቱናየ ሓሳባትኺ ኽፎትዎም መዓት'የ❤😊
@kesetebrhanbahre1374
@kesetebrhanbahre1374 Месяц назад
ክብርቲ ፍርቱና ሓፍትና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና እዝይ እትይ እንተበልና ሓደ ይተርፈና እቲ ሓደ ድማ ክተርፈና ዘይንደሊ ኮይና ስለዚ ልሳንክን ብርዕኽን ይሰስነልና እዚኣ ኢለ ንሕጂ ክዛዝማ ግድስቲ ሰብ ኢኺ ከምኡ ድማ ማማ።
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast Месяц назад
🙏🙏🙏🙏❤❤❤
@Mera.wedi.Redie.62
@Mera.wedi.Redie.62 Месяц назад
ኣነ ሲ ኪፈትወኪ ብልቢ❤🙏
@danieldttesfaye
@danieldttesfaye Месяц назад
ብጣዕሚ ልብኻ ዝትንክፍ፡ ትምህርቲ የቐንየልና። Well said, thank you.
@sabiti-werede6519
@sabiti-werede6519 Месяц назад
Btami xbuq medeb alekum ajokum bertiulna ezom neashtu ahwatkum ewun kabakum temahirna ina natkum aser nhz tmrtkum ayfeleyena ❤
@user-ey2bu7ut1f
@user-ey2bu7ut1f Месяц назад
በጣዒሚ ፅብቅ ትምህርቲ ክብርቲ ሓፍትና ይቀንይለና አብ ሂወትና ዘሎ ገልፀክልና አዚና ተጉዲእና በዘይ ጀዋል❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@Eruyehawiyoni27
@Eruyehawiyoni27 Месяц назад
ፍርቲ ብጣዕሚ ንሰብ እቲ ዝዓበየ ነገር ናብቲ ክነብሮ ዝክእል ርዲኢት ምምላስ ዝዓቢ የለን ብጣዕሚ እዚ ትምህርዎ ዘለኩም ጻዕሪ ውጺኢት ኣለዎ ኣጆኩም ቀጽልዎ ክብለኩ እፈቱ ኣነ ከምቲ ዝምነዮ ትምርቲ ስለ ዝረከብኩ ካብዚ ዘለክዎ መይምነት በዚ ተምህርዎ ጻዕሪ ለውጢ ክገብርየ ኣምላክ ኣብ ልሳንኩም ሓዲሩ ነዓና ዝጠቅም ትምርህቲ ከዛርበኩም ናይ ወትሩ ጸሎትና ዩ ❤❤❤❤❤❤
@robeltesfamariam1142
@robeltesfamariam1142 Месяц назад
Keep it up, thank you for your program!
@helenSahle
@helenSahle Месяц назад
ሂወት ከም ድላይኩም ከም ዝመቻኣኩም ከም ዝፈተኩሞ ጌርኩም ክትነብርዎ ዝተዋሃበትኩም ጸጋ ናይ ኣምላክ እያ ❤ ኣምላክ ይባርኪ ብርክቲ ሓፍተይ
@teklumahari5129
@teklumahari5129 Месяц назад
ብሓቂ ለባም ሰብ ኢኺ ቀጽልዮ ኣድኒቐኪ ኣሎኹ
@tseggaiisaac5025
@tseggaiisaac5025 Месяц назад
ብቐዳማይ አሉታ ዘሎዎ መልሲ ጽሒፈ ነቒፈኪ። ተጋግየ! አቢ ጌጋ ኸአዩ ተጋግየ! አይትሓዝለይ ይቕረ በልለይ ውርዝይቲ ወዘር። ቀጽሊ! ድምብርጽ አይበልኪ። አምላኸ ይሕግዝኪ፣ ይህነጽኪ፣ የበርትዕኪ፣ የማዕብልኪ! ንዓይ ከአ ካብ ልቢ ይቕሬታ ግበርለይ።
@user-ht2sl2lb9s
@user-ht2sl2lb9s Месяц назад
ናይ ብሓቂ ሃናጺ ትምህርቲ ሓፍተይ ሓላለይ ኣነ ሓደ ካብቶም ብቴለረፎን ተታሒዘ ዘለኩ እየ ስዓት 5:30 ይትስእ ንስራሕ ከኣ 10፡00 ይወፍር ኣብ ቴለ የርፍድ ካብ ጽባሕ ግን እዛ ትብልያ ዘለኪ ንግሆ ተሲኤ ቴለፎን ምትሓዝ ከቃርጽ እየ ውጺኢት ኣብ ዝመጽእ ክጽሕፍ እዩ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@Fache.
@Fache. 25 дней назад
Thanks sister good job ❤❤❤❤❤❤❤❤👏👏👏👏👏👏💪
@TemesgenAmlakey-jk1ji
@TemesgenAmlakey-jk1ji Месяц назад
ብጣዓሚ ጠቃምን ለዋጥን ሓሳባት ነዚ ዘስተውዕል ልቢ ይሃበና ። ፍልጠትኪ የስፍሓዮ 🙏Thank you my sister❤👍👍👍
@user-wm9th3ew4r
@user-wm9th3ew4r Месяц назад
👍 ሂወት ንዓኻ /ኺ /ና እንታይ እያ ንእትብል ሑቶ ? ሰባት ንሂወት ብድሕሪ ዝተወሰነ ግዜታት ወይ ሂወታት እዮም ገሊኦም ሂወት እንታይ ሙኻና ብግቡእ ክፈልጥዋ ዝጅምሩ ገሊኦም እውን ዋላ ብዙሐት ዓመታት 100 ዓመታት እንተፀንሑ አብ ሂወት ብፍጹም ከይፈለጥዋ ናብ ቦታና (መሬት ) ዝምለሱ ኸአ እቶም ዝበዝሑ እዮም ስለዚ ሰባት ንሂወት ብመጠኑ ክፈልጥዋ ዝጅምሩ ከምሰባት ኮይኖም ክሐስቡን ክርድኡን ክውስኑን ክመራመሩን ክሐቱን ምስከአሉ እዮም ኢለ ይሐስብ አነ OTHERWISE ሂወት ንዓና ንሰባት እንታይ እያ ? ነዛ ሑቶ ነዚአ ዝፈልጥ ዝኾነ ፍጡር የለን ብጀካ አብ ሀለውለው አብ እምነት አብ ግምት አብ ባዕላዊ ስምዒትን ሐሶት ፍልጠን እንተዘይኮይኑ ካልእ ብዛዕባ 😎ሞት ሞት አመና ተፍርሕን ዘይትድለይን ስለዝኾነት ሰብ ዋላ አብ ዘይሰምዕን ዘይርእን ብግቡእ ዘይንቃሳቐስን ዘይዛረብን ደረጃ ዋላ እንተበፀሔ 👌 STILL አብ ሂወት ክፀንሕ እዩ ዝደሊ እምበር ክመውት አይደልን እዩ ስለዝኾነ እውን ሰብ 👍ደላያይ እዩ እምበር አማናይ አይኮነን ክንብል ዝግባእ ብዝተረፈ መምህር ፍርቱና በቶም እስኺ እተቕርብዮም መደባት ብዙሕ ኢና ንምሃርን ንፈልጥን ዘለና የቐንየልና ሐፍትና መምህር አነ ሐንቲ ሑቶ ግን አላትኒ ብዛዕባ MEDITATION ሜዲተሽን እንታይ ማለት እዩ ብኸመይ ከ ይትግበር ወይ ይሰርሕ ንምንታይ ከ ይጠቅም ብሐቂ ጥቕሚ አለዎ ድዩ ምስ እምነት ርክብ አለዎ ድዩ ወዘተን ንዝብል መደብ አቕሪብኪ ተትምህርና ብዙሕ ምስፈለጥና ኔርና ክብሪ ንባህልን ስርዓትን ንናይ ትግርኛ ግእዛዊ
@dahlakdahlak8740
@dahlakdahlak8740 Месяц назад
ሂወት ብዙሕ እዩ አንፈቱ ምስ ብዙሕ ዕድላትን ተስፋታትን ዓወታትን ብድሆታትን። ውልቃዊ ማሕበራዊ ፖለቲካዊ ወዘ ተረፈ... ጽቡቕ አገላልጻ ኸአ ፤ ግን አብነታት አስማትን ምጥቃስ /ምውካስ ነቲ እልይ ኢልካ ካብኡ ዝበዝሕ ክበሀል ዝከአል የውሕዶን ንሰማዒ እውን ካብቲ በሀሊ አብቲ በሀሊ ምናልባት ትዕዝብትታት ክፈጥረሉ እኽእል እዩ። ብርግጽ ከምቲ ዘንበብክዮን ዝተዓዘብክዮን ዝቐሰምክዮን ባዕልኺ አስፍሕ አቢልኪ ምገለጽክዮ ፤ አንብብ ገለ ተወከስ ግለጽ እዩ መስለኒ ። መብዛሕትኡ ፍልጠትን ሞያን ቡዙሓት እዮም ዋናታቱ ንቡዙሕ ትፈልጦ ኸአ አኻዕቢትካ አዛሚድካ ምግላጽ እሓይሽ መስለኒ እምበር ፦ ሰቁራጦስ ከም ዝበሎ ፣ ኒውተን ከም ዝበሎ አዳም ስሚዝ ፣ ለኒን አነስታይን ከም ዝበልዎ ። ኤልቪስ ፣ ጃክሰንስ ኦፕራ ከም ዝበልዎ ባይደን ፑቲን አብ ..ኪም ጆን ኡን ዘለዎ..ወይ መምህረይ ከምዝበሎ ፈስ ቡክ ጉጉል ..ስናፕ ቻት ..ኢልካ ዝውዳእ አይኮነን መስለኒ ። ምንባብ ምምሀር ምቕሳም ፤ ምድግጋም ወይ ምውካስ ጥራይ አይኮነን። Flourish your knowledge Miss. it is yours ones you knows and accumulated it Explain tell with out reference or quoting many Professors, philosophers ,giant tech interests or gimmick individuals . Well done you Keep up the affirmative presentations.
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast Месяц назад
Thank you so much dear Dahlak. Well......I qoute people or books becouse there are people who wants to depend thier understanding.Nothing is mine nor yours,if you are awaken enough you will see it everywhere but its good to give a credit...Dont you think so? And i do share thoughts that passed and proccessed through my lenses as well not as a raw or soild information that can only be heared. I would love to assure you i live and walk by what i say and believe which worked out for me,hence its more like personalized and expirenced unsights. Thank you again.
@user-yi8cc8gy1g
@user-yi8cc8gy1g Месяц назад
ኣዝዩ ደስ ዝብል ሓሳብ ብጃኩም እዞም ነዛኣ ቪድዮ ንካልኡት ኣሕዋትናኣ ሽር ንግበረሎም
@taamemahari7442
@taamemahari7442 Месяц назад
ክሕተክ ዶ ኣነ ተለፎን እይፎቱን የ ከመዝ ከማክ፡ ናይ ሰነ----ሉቦና፡ ይፎቱ የ ግን ናይ ስራሓና ጎሩበ ፡ፍስቡክ ኣለና ስራሓ ሰለ ዝኮነ ግድን ኣየ ዝከፊታ። ይቀነለይይይ ሰለ መክሪክ❤
@mulegere5909
@mulegere5909 Месяц назад
ያኣ ጽቡቅ ሓሳብ ሓብተይ ካብኩሉ መጽንዓት ጌርኪ ብምምሃርኪ ደስ ይብል ብዝዓባ እዚ ቅትለት ዝምጻኦ ዞሎ ሓደ ሰብ ክጭነቅ ክሓምቅን ይክእል ኢዩ ተጨኒቁ ኣሎ ኢልካ ክዲ ምሕጋዝ ነብሱ ነከጥፍእ ዝደፍፍእ በዚሑ ኣምላክ ምሕረት የውርደልና እበር ከም ሕብረተሰ ሕማቅ ኣለና እዚ ዘሪኣካ ክኣ ውድቀት ናይ ሓደ ሕብረተሰብ ኢዩ))
@eavenyohannes5176
@eavenyohannes5176 Месяц назад
Fruti shikor komkne belahte muhrane yehwte egzbhere zehbna nemsgno gbu sis
@eyobweldemichael1814
@eyobweldemichael1814 Месяц назад
Egziabher yibariki Furtuna haftey. Kemzi aynet nihibretesebina hanaxi zikone hasab bimkrabiki bitaemi kemesgineki yifetu.God bless your family, I wish all the best for you. Thank you 🙏.
@limatmulubrhan8007
@limatmulubrhan8007 Месяц назад
Btami xbuq hasab furti haftey adnaqitki eye
@user-wm9th3ew4r
@user-wm9th3ew4r Месяц назад
😁 ሰብ ሰብ ንኽኸውን ብዙሕ ፃዕሪ ብዙሕ መስርሕ ብዙሕ ሽግር ብዙሐት ፀገማትን ድኻማትን ተሐሊፉ እዩ እኹል ሰብ ዝኸውን እዚ ኹሉ ተሐሊፉ ኸአ ሐደ ሰብ ነብሰ ቅትለት ፈጺሙ/ማ ክብሃል እንከሎ ንዑኡ ንኽትገልጾ እኹል ቃላት ዘሎ ኮይኑ አይስማዓንን አነ ውሑዳት ቃላት ክብለን ዝደሊ ግን ከምዚ ኸማና ብዙሐት ሰባት ወይ ዕሸላት ድቅታት ገና አብ ውሽጢ ማሕፀን አዲኦም ኮይኖም ንደገ ማለት ነዚ ዘለናዮ ሂወት ንኽነብሩ ንኽፍትኑ ከማና ንኽኾኑ ሰባት ኮይኖም ንኽነብሩ ዝፅበዩ ስለዘለዉ እሳቶም ከማን ገና ደጋዊ እንታይ እዩ ዝመስል ብኸመይ እዩ ኸ ዝንበር ከይፈለጡ ክነሶም ነዚ ዘለናዮ ሂወታት ናትና ምሳና ኮይኖም ክነብሩ ዝደልዩ ብዙሐት ብዙሐት ድቅታት ዕሸላት ሰባት አብ ማሕፀን አዲኦም ኮይኖም ዝፅበዩ ስለዘለዉ 😎 እስኻኺ እውን ነዛ ምሳኻ ዘላ ሂወት ህድእ ኢልካ ፍለጣ ንዘይእትፈልጦ ንኹሉ አይፈልጦን እየ በል ብእምነት ንዘይእትፈልጦ እወ እፈልጦ እየ አይትበል ንኽትፈልጦ ብጭብጢ ብግብሪ ኸአ ድለ ምኽንያቱ ሐደ ካብቲ ሰባት ነብሰቕትለት ዘፈፅሞም ምኽንያት እምነት እዩ ንእምነት ከም ሐቂ ከም SURE ከም እንኮ ጭብጥን አፍልጦን ተረዲኦም ብእምነት ጌጋ ውሳኔ ጌጋ ሂወት ስለዝውስኑ አብ መጨረሽትኡ ኸአ እምነት ካብዝኾነ ሽግር መዓት ጌጋ ውሳኔ ከድሕኖም ክሕግዞም ከምዘይእኽእል ምስፈለጡ ዘለዎም ፀገም ሽግር ፀቕቲ ወጥሪ ጠጠው ከብልዎ ስለዘይክእሉ እንኮ ውሳኔ ዝውስንዎ ነብሰቕትለት ይኸውን ማለት እዩ ብዝተረፈ ሂወት ድግማ የብላን ንሐንሳብ ኢና እንነብር አንሕና እውን አብዚዘለናዮ ቦታ ኢና ክነብር መጺና ንነብር ከአ አለና ካልእ እንኸዶ ቦታ የለን ደሐን እዚ ዘለኽዎ ምድራዊ ሂወት ስለዘይሕሰብ ከምድላየይ ገበን ፅልኢ ቅትለት እንተፈፀምኩ አምላኽ አላህ ይቕረ ክብለኒ ስለዝኾነ ከምኡዉን 👍ናብ ገነት ጀና ክኸይድ ስለዝኾንኩ አብኡ ከይደ እውን ዝበለፀ ሂወት ክህልወኒ ስለዝኾነ ኢልካ ምሕሳብ STOP IT ጠጠው አብሎ ቦታኻ አብዚ ዘለኻዮ ቦታ እዩ ካልእ ቦታ የብልካን ከምኡ ኢልካ ምስእትሐስብ 👌 ህድእ ዝበለ ዕረፍቲ ዘለዎ ፀቕቲ ዘይብሉ ባህታ ዝበዝሖ ሂወት ክህልወካ እዩ COMMENTS ይቕፅል
@LuwamTekie-qj1fb
@LuwamTekie-qj1fb Месяц назад
Sle eti thibna hasabat tekafilina temokrotat btaemi eye zemesgneki 🙏 keep it up. good work it is Riley helpful ❤
@yonasamine9109
@yonasamine9109 10 дней назад
❤❤❤❤❤
@user-nw4ng8kn5k
@user-nw4ng8kn5k Месяц назад
ፍርቲ ሓብተይ ናይ ብሓቂ መግለጺ አየ ዝስእን ንዞም ኣብ ልብያ ዘለና ከኣ ተግስኪ አቲ ሂወት ስለ ዝገለጽክልና ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@yumunzemenay
@yumunzemenay Месяц назад
ሰበይቲ ህያብ ፈጣሪ እያ ከበሃል ሓቂ ዩ፡ኣምላክ ባሪኩ እንተዘሂቡካ ውዒሉ ሓዲሩ ምፍልላይካ ደይተርፍ ዩ። ንስኪ ከኣ፡ጽብቅቲ ፍጥረት ኣምላክ፡ትዛረብዮ ብዘይ ማይ ዝወርድ፡ሓዳርኪ ውን ምክብባርን ብልሕን ዝመልኦ ፈጣሪ ምሳኩም ይኩን
@user-pb1nl5tq3s
@user-pb1nl5tq3s Месяц назад
@wedigomida-je4ol
@wedigomida-je4ol Месяц назад
Thanks habibti
@mashomashosara8047
@mashomashosara8047 Месяц назад
ንቺናልኪ ሓዳሽ እየ ግን ብጣዓሚ ፅበቅ መደብ 👍
@teklukidane7243
@teklukidane7243 Месяц назад
Thanks more keberti haftna❤
@AbrhamGezae
@AbrhamGezae Месяц назад
ብጣዕሚ ፅቡቅ ሓሳብ ኩላትና ክንገዝኦ አለና
@wegahtahabtom154
@wegahtahabtom154 Месяц назад
You nailed it Furti , can’t agree more always on point . I love how you see things from different point of view. Humble and respectful as usual . The fact that i can still see and feel the little 12 year old calm , smart and naturally beautiful Furti being authentic as usual , takes me back to my childhood . So proud of you 🥰keep shining .
@abrahamtesfagaber3728
@abrahamtesfagaber3728 Месяц назад
መደብኪ ጽቡቅ ነይሩ ሓፍተይ,ግን የሕጽር ኣብልዮ
@yodetdejene6440
@yodetdejene6440 Месяц назад
Thank you Dear❤
@Haimanot2024
@Haimanot2024 Месяц назад
Thanks dear great lesson
@eseyastekie4807
@eseyastekie4807 Месяц назад
Fascinating lesson!!!.keep on making more videos dear. Thanks a bunch.
@habtabakberom4677
@habtabakberom4677 Месяц назад
Thanks sister good job❤❤❤❤❤❤❤
@GraceY194
@GraceY194 Месяц назад
Well said Furti haftna. Keep going to support.
@user-hy6px3bw9s
@user-hy6px3bw9s Месяц назад
❤❤❤😢
@user-lp3vn9ge4z
@user-lp3vn9ge4z Месяц назад
Amazing description!&Really Smart keep it up ❤❤❤❤
@Loveseptemeber14
@Loveseptemeber14 Месяц назад
Thank you.I really appreciate u
@user-cn3rc9cl9p
@user-cn3rc9cl9p Месяц назад
Thank you for good advice fruti have a good one everybody
@Mikalegri
@Mikalegri Месяц назад
You’re such a smart girl we’re really appreciate you for sharing this message 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@dawittesfai6673
@dawittesfai6673 Месяц назад
God bless you!
@HermonKibrom
@HermonKibrom Месяц назад
Thanks sister ❤❤❤❤❤
@kibrahabtexion8697
@kibrahabtexion8697 Месяц назад
❤❤👌
@winta5724
@winta5724 Месяц назад
Thank you for sharing your thoughts 🙏
@efremokubu5870
@efremokubu5870 Месяц назад
🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ናይ ሂወተይ ኮይና ረኺበያ thanks God place 🙏
@truth6746
@truth6746 Месяц назад
God bless you and your family Furtuna haftina 🙏
@banakesete2932
@banakesete2932 Месяц назад
Tebareki zhaftey xbuk hasabat u bravo ❤❤❤❤❤
@Abraha-zr4bl
@Abraha-zr4bl Месяц назад
Kendi tselaetna aretrawyan eyom sgatimuni alo
@numaelyonas3532
@numaelyonas3532 Месяц назад
Thank you furti you are inspiration ❤
@shewitestifanos7655
@shewitestifanos7655 Месяц назад
Thank u for everything furti smart girl 🙏🥰🥰🥰
@zewadmeles6943
@zewadmeles6943 Месяц назад
ንኡድ መግለጺ ክብሪ ያሃብኪ
@user-cs2bx1wk5s
@user-cs2bx1wk5s Месяц назад
tanks ❤❤❤❤❤❤❤❤
@asmaytkidane754
@asmaytkidane754 Месяц назад
Great explain 💯✅ thank you very much.
@ykialogere5608
@ykialogere5608 Месяц назад
Thanks furti agedasi tmrti❤
@TesfaldetBerheAraya-ru3zs
@TesfaldetBerheAraya-ru3zs Месяц назад
Furuti haftey thanks senay hasab 👍👌🎉
@M21love1
@M21love1 Месяц назад
15:53 waw 100% right so thanks 😊
@filmonsirak3159
@filmonsirak3159 Месяц назад
ስለ ተቅርብልና ሃናጽን: መሃርን ዛዕባታት ኣብዚሐ የመስግነኪ! እንዳ ወሰክኪ ንበሪ!
@marybrhane-px6mq
@marybrhane-px6mq Месяц назад
Thanks 🙏 for sharing
@DimaYelebkel
@DimaYelebkel Месяц назад
ኩሉ ሓሳብኪ ጹቡቕ አዪ ሓፍተይ ኣዝና አና ነፍትውኪ ❤የቀንልና
@user-uz1ei6vj5u
@user-uz1ei6vj5u Месяц назад
Btaemi xbuq meglexi...... please gele community khlu alewo ....phsically zkayed malet u....
@tesfutekie3252
@tesfutekie3252 Месяц назад
btaemi des zebl u kexlyo kabti ab kalie nehlfo gize nabaki jemirna alena mejemeryana sle zkone bzuh reayin, teketataln ayhlun u , meknyatu kemti akedim abilki zbelkyo eti himak ab riesna sle zelo , goyta yihagzena beti qnue menexer knrie❤❤❤
@luelgeber6806
@luelgeber6806 Месяц назад
Thank you so much. I like your idea.
@user-gj5bz3bs2c
@user-gj5bz3bs2c Месяц назад
Very good 🎉 my 🙏 during ❤❤
@tekiefish9704
@tekiefish9704 Месяц назад
ሰላም ፍረቱና ሓፍተና... " ጉይ ካብባል ክሳድ ምሓዝ " ህግደፍ ኮነ ኢዮም ንሕብረተሰብና ኣድንቁሮም ንመንእሰያትና ትምህርቲ ካይማሓር ናቱም ባራያ ክከውን ጌሮሞም ከም ሕብረተሰብ ወዲቀና ተሰዲደና ብሰንኪ ህግደፍ " ፍረቱና ሓፍተና ሕልናኪ እቲ ሓቂ ይፍልጦ ኢዩ ግና ቢዝነስ ምግባር ቀሊል ኢዩ ሓቂ ምዝራብ ግና ከቢድ ኢዩ። " ኣምላኽ ምሳና ኢዩ እሞ ዝቃወመና የለን"
@habenamanuel4407
@habenamanuel4407 Месяц назад
Hgdef diyom serihomo social media tzarebo zela kdm astewalelu 😢😢😢
@tekiefish9704
@tekiefish9704 Месяц назад
@@habenamanuel4407 ብዛዕባ ክብር ዝኮነ ወዲ ሰብ ኢና ንዛረብ ዘለና ወላ ፎረቱና ተዛረቦ ዘላ ብዛዕባ ሰብ ኢዩ social medie ዘፍጠሩዎ መንስይ ቻይና ኣሜሪካ ኢዩ "ህግደፍ በየናይ እድሎም social medie ከፍጥሩ ንከተፍጥር እኮ ፍልጠት ትምህርቲ ምርመር ቅሳነት ሰላም ፍትሒ ሕግ ...ዘድልዮ : "ህግደፍ ዝፍጥሮ ጽልኢ ጸርፊ ከላሽን ምትኮስ ተኣኪብካ ጓይላ ምግባረ ድንቁርና ኢዩ ዘፍጥር " ኩሉ ግና ክሓልፍ ኢዩ ሰናይ መዓልቲ ይግበረልካ።
@First-love-1991
@First-love-1991 Месяц назад
25:44 ህቡብ ሙኻን ኣይድልየካን እዩ ኣቦኻን ኣዴኻን ከም ዝኾርዕልካ ተጌርካ እኹል እዩ ። ጽሓፊ ጥቕሲ መሪል ስትሪፕ 🤴 👑 100% ተሰማሚዐ
@AbedomWeldab-fi1jv
@AbedomWeldab-fi1jv Месяц назад
Btaem enamesgenkuye jgna gal kab bulxat blxt kab libyahawki ❤❤❤
@zerezgiybrah6708
@zerezgiybrah6708 Месяц назад
Btaemi xbuk tmrti
@rora7297
@rora7297 Месяц назад
am ao proud of u,keep it up❤
@seluweldat6655
@seluweldat6655 Месяц назад
Thanks nay bhaqi amlak yhagzena zelenayo u
@amanuelhaile3809
@amanuelhaile3809 Месяц назад
Thanks, ዝሓፍተይ!! ብጣዕሚ ዝናእድ፡ ልቦና ዝመልኦ አስተምህሮ። አብዚ ፈታኒ እዋን ከምዚ ከማኺ ዝአመስሉ ቀለም ጸገብ አሕዋትን/አሓትን ዓዲምክ ኣብዚ ናትኪ platform ነቲ ሓገዝ ዘድልዮ፡ ገና ህይወት ብጌጋ ርድኢት፡ ኣብ ኣሸጋሪ ኩነታት ዘሎ ክፋል ሕብረተሰብ your expertise ክተካፍልዮ፡ ብትሕትና እላወበኪ! ብተወስኪ ድማ ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ካብ ዘንበብክዎ፡ ገለ ሰባት ካብ social media ንምርሓቅ። They are switching their smart phones for dumb phone. ቀስ ብቀስ ካብ ናይ social media ወልፊ ንምርሓቅ ሓጋዚ ይመስለኒ።
@user-zg2dy5hh4s
@user-zg2dy5hh4s Месяц назад
Ajjokhi
@SurprisedCupcakes-gq6ly
@SurprisedCupcakes-gq6ly Месяц назад
Furti my besti techer
@AbrahamAshebr
@AbrahamAshebr Месяц назад
ሰላም ፉርቲ ሓፍተይ እዛ ብሉ ስካይ ናይ ቀዳም ቀዳም ትምህርቲ ብሊንክ እባ ስደድለይ።
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast Месяц назад
ሰላም፡ብዚኣ ዋሳፕ ጽሓፈልና 00256707870242።ነመስግነካ።
@Msgana7
@Msgana7 20 дней назад
❤❤❤
@maryesu5947
@maryesu5947 Месяц назад
Amlak ybarki
@Fabrigasfache
@Fabrigasfache Месяц назад
bitaami xibuq tmhrti furtu
@siemtesfay412
@siemtesfay412 Месяц назад
Bela btami xbuk❤❤❤
@mulugetabrhane6205
@mulugetabrhane6205 Месяц назад
Nice thought
@WNRMedia
@WNRMedia Месяц назад
Welcome Sis your idea and the way you speak is really amzing In addition to that making plan is the best thing in life and And having a vision. "Rome wasn't built by one day". One of my best proverbs.
@user-ch3od1re1n
@user-ch3od1re1n Месяц назад
Nay bhaqi ewanawi guday u, Amlak tbebki ybark Furti
@girmayabraha5682
@girmayabraha5682 Месяц назад
Inqi natna konki xeqki ybzh aimroki ybarek
@user-hf6ep6xs9e
@user-hf6ep6xs9e Месяц назад
❤❤❤❤❤❤
@user-mm3zy3rl2i
@user-mm3zy3rl2i Месяц назад
Thank you so much furti ማፕ ክትጥቀም እንተዘይ ደሊኻ ከም ካልአይቲ ተለፎን ኖኪያ ክትህልወካ ሓጋዚት ኮይና ረኪበያ ኣነ እታ ኩሉ ሰብ ዝፈልጣ ናምበር ተለፎነይ ኣብታ ኖኪያ እየ ዝገብራ።
@brhanabrhane7630
@brhanabrhane7630 Месяц назад
Furti ❤❤❤ Bkemey Nifiti anbabit kikewn ykil kemza kemaki
@Natsitex
@Natsitex Месяц назад
Furti smart as always 🙌🏽
@furtunahabtom3754
@furtunahabtom3754 Месяц назад
Furtey Amlak ybarki kbur qal kab kbur seb ywexe ❤❤❤🎉
@user-eh7sj6lj4p
@user-eh7sj6lj4p Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤❤
@betuabraha6543
@betuabraha6543 Месяц назад
Btaemi endye zftweki mara tqneni gal ya ka kulu tblon thbon hasab smart beqa mara ye zdnqeki ab serahki asalton fqren snitin zaselo hadar ymnylki .gn bmntay krkbki ykell ❤❤❤
@yumunzemenay
@yumunzemenay Месяц назад
ክብርቲ ሂወት ግን ሓደ ዓይነት ወይ ዝተፈላልየ ትርጉም ወይ ደፍንሽን ተዝህልዋ ሰብ ከኣ ንዕኡ ሪኡ ምተቃለሰ
@hanaekhaled9590
@hanaekhaled9590 Месяц назад
Hi Furtuna btami iye zfetwon zketatelon medebatki, qexlyo btami xbuq yeqenyelna . Abza nay blue sky zbelkya group bkhemey katu ykhiel ? Thanks again!
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast Месяц назад
ነመስግን መጀመርያ።ብዚኣ ዋሳፕ ጽሓፍልና 00256707870242።
Далее
Personal Growth 17 | ነብሰ ፍወሳ (CBT)
20:58
Просмотров 18 тыс.
Personal Growth 25 | 5 ሜላታት ለውጢ
19:57
Просмотров 10 тыс.
Personal Growth 14 | IQ or EQ
17:14
Просмотров 42 тыс.
Personal Growth | ንዝሓተትኩም መልሲ
17:58
Personal Growth | ዘይርጉጽነት!
12:11
Просмотров 18 тыс.