እዚ ቪዲዮ'ዚ፣ ዕላማኻ ከተነጽርን፣ ኣብ ዕላማኻ ጸኒዕካ ንኽትነብርን ዝሕግዝ'ዩ።ብተመሳሳሊ ንኣእምሮ ዘነቓቕሑ፡ ሓዲሽ መደብ ንኽትጅምርን፣ ዕዉትን ሕጉስን ሂወት ድማ ንምውናንን ሓገዝቲ ዝኾኑ ምኽርታት ዝቐርበሉ ቻነል ስለዝኾነ፣ ሳብስክራይብ ብምግባር ብቐጻሊ ንንዝርግሖም ቪዲዮታት ብቐጥታ ክትከታተልዎ ትኽእሉ ኢኹም።
Хобби
20 ноя 2020